Debrezion has to step down willingly, in peace. The displaced Tigreans have to be back to their homes, possessed illegally by the intruders. Why doe Debrezion ignored about this.. Word is not enough but action is a must!
Challenge unsubscribe this show . This channel has 123k subscribers and yet it is only one sided show. Please please unsubscribe this show. We need to show them that people has power. If you notice this show always bring one side of the story never been open to all so we have to stop watching this show until they fix it. Again unsubscribe this show! Thank you!
Exactly ! Your speech is right.
ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ንደመቀ ኣስታዊስኒ ተላኣኣኪ ነይረ እትብል ቃል።
You are working and doing what Aby Ahmad ask you to do
ምንም ክግበር ዝኽእል ነገር የለን :: ስልጣን ኣብቂዓ እያ ።
ፀርፊ አየድልን በጃኩም
መድህን ካድረ ናይ ጌታቸው ረዳን ኣብይ ኣሕመድን።
ኪድ ዓንዛር ደንቆሮ:: አንጀቴ ፈላጥ አንጀቴ ሚዛን
ደጋፍ ወዲቶም ምርኮኛታት ኣብ ሞጎጎ ዝሕቡኡ ዲኻ😂
@@ወዲዓጋመትግራይደመይ ምሩኽ ደኣ ተሓንጋሪ ምልሻ ኤርትራ ኣለካ ብኣማኢት ዝተማረኸ በጥራቕ ፃሕፃሒ ምልሻ።
@@ወዲዓጋመትግራይደመይ ብኣማኢት ዝተማረኸ ተሓንጋሪ ምልሻ ኤርትራ እምበር ካብ TDF ዋላሓደ ኢዱ ዝሃበ ኣይትረክብን። እንተተረኺቡ ከዓ ውነኡ ስሒቱ ተረኺቡ እምበር ከም ምልሻ ኤርትራ ኢዱ ንላዕሊ ክሰቅል ድዩ ኣብ ስርኡ ሸይኑ ክሃድም ዝተማረኸ ዋላሓደ TDF የለን።
@@yohannesiv4300 ኢሞ ሕጂ ካኣ ትግብሕ ኣለኹም ናብ ሻዓብያ ግጅለ ደብረጽንተት መንጀርኖ ካብ ኣድስ ኣባባ ሃድምኩም መቀለ መጽእኹም ኣለክምኩምና ሕጂ ካኣ ካብ መቀለ ሃድምኩም ናብ ከባብ ትሓብእኹም ኣለኹም ግጅለ ምርኮኛታት እቶም ምስ ግጅለ ደብረጽንተት ዘለዊ 6 ኣባላት ተማርኾም ዝነበሩ ኢዮም ኣማንኤል ኣስፋ ካኣ ኣብ ሞጎጎ ትሓብእ ዝነበረ ኣብቲ ሽግር ግዜ ኢዩ ሎሚ ጎርሕናልኩም ኢና ደቂ ምርኮኛታት ጠላማት ካሓዳማት ሎሚ ከም ናይ 1993 መስልኩም ብሓሶት ብጸለመ ክትመርሕ ትሓስብ
ምምራኽ መዕቀኒ ኣራኣእያን ኣይኮነን ፣ሔደ ውልቀሰብ ኣብቲ ሓደ ጉጅለ ኣለዉ ስለ ዝበለዩ ።እወ ትሽግር ምሳኹምኣለኹ እናበለ ረብሓ ህዝብን ሉኣላውነት መሬት ኣሕሊፍካ ምሃብ ዩ ዝገደደ ጥልመት ።
PP ድኣ እወ ተሓዋዊስኩም መን ድዩ ናይ ፕሮፕጋንዳ ዝሰርሕልኩም ዘሎ
ውዕል አዩ ። ሀጊ አይኮነን።
ዝገርም ጎል ህወሓት ናይ ዝተማረኹ ኣይኮነን
ናይ ትግራይ ፖለቲካ ናይ ስንክሳር ፖለቲካ ከምትኸውን ጌሮምዋ ዓሪፎም
ወይ ጉድ ሰማእታት ዘራኽሱ ህዝቢ ዘርዕዱ ጉዳማት መፅዮምና
Debrezion has to step down willingly, in peace. The displaced Tigreans have to be back to their homes, possessed illegally by the intruders. Why doe Debrezion ignored about this.. Word is not enough but action is a must!
መድህን ጌታቸው ሰለ ዝከፍላ ናይ ሓደ ወገን ጥራይ እያ ተቅርብ ! ትግራዋይ ንዛ ሰበይቲ ትመርሆ ትካል ሳብሰክራይብ ከይተገብሩላ!
ኣነ ዘይተረዳኣኒ ነገር እንተሃልዩ ኣብ ናይ ህወሓት ሕገ ደንቢ ኣብ ወሳኒ ጉባኤ ኣይንኣትውን ዝበለ ኣካል እንታይ ዓይነት ስጉምቲ ይውሰዶ ?
ለምን የሌላው ጉባኤቴኛ እንደዚህ አላሰተላለፍሸም ጠርጣራዉ ሲያንጓጥጥሸ አዝነን ነበር ለካ ልክ ነበር
ቅድምያ ተፍናቀልቲ ናብ መረበቶም መልስዎም ካብ ህዝብ ትግራይ ሙሉእ ደገፍ ትደልኹም ኻላአይ ግዝያዊ መንግሰቲ መሬት ትግራይ ሸጦም ዝቡሉኹም አካላት ብሕገ ክትሀትዋም ዘይትኽእሉ ታይ እዮ ችግሩ ካብ ሕግ ንላእል አሎ ድዮ ኾይኑ ወይስ ዘሸጥኽምዎ መሬት ህዝብ ዘይፈልጦ አሎ እዮ ኾይኑ እሳቶም ዝፈልጥዎ ህዝብ አብ ምጥሮጣር ይአትሎ እና ኹሉ ትሕቲ ሕግ ኾይኑ ክምራሕ አለዎ ምጽልላም አይጠቅመና ህዝብ ይስልችዮ አሎ ካብ መስመር ዝወጸ ክእሰር ከህነጽ ይግቤእ
ብራኸ ሸው
ሓቂ ክነትዕን ህዝቢ ሓቂ ፈሊጡ ቅዋም ክሕዝ እንተደሊኹም በይንትኹም በብሓደ እንካብ እናቅረብኩም ህዝቢ ክደናገር እትገብሩ ላዛ ትግርኛ ብራኸሸውን ደደቢትን ዛራ ሚድያታት ተወዲብኩም ካብ ክልቲኡ ደንበ ባዕልቶም ብዝውክልዎም ከክልተ ኣቅሪብኩም ነጥቢ ብነጥቢ ካብ መኸተ ጀሚርኩም ክሳብ ሕዚ ወጣሪ ሕቶታት እናቅረብኩም እሞ እናደምደምኩም እትኸድሉ መድረኽ እንትተዳልዉ ዝጠቅም ይመስለና:: ድሑር ናይ ፕሮፓጋንዳ ኣካይዳን ስም ውልቀ ሃርበኛታት ተጋሩ ብዘየጉድፍ ኣብ ክተሓዝ ዝግበኦ ኣረኣእያን ኣሰራርሓን ኣተኩርኩም ክካየድ እንተፀዓርኩም ዝረብሕ ይመስለና
ነመስግን
Tewkelty pp tigray ykalsu alewo ygrem eyu. 😅
ሁሉም ዜሮ ዜሮ እነዚ ተባብረዉ ህዝብ ከበሉ ካስበሉ በሗል ለስልጣናቸዉ ሰዉን ከፋፍፍሎ እያፋጁት ነዉ ሞትና ወርደት ለሁሉም ለስልጣን እየተናነቁ ያሉት ።አንድ ደህና ሰዉ ይጥፋ። ነዉረኞች።
መድህን ኣደዳኺ ዶ ረኺንኪ፡ህወሓት ክተውድቒ እንዲኺ ላሕ ትብሊ ኔርኪ ሓገዝቲ ረኺብኪ'ለኺ።
አብየት አዋድቃ ክሓምቅ እዚ ጉጅለ እዚ ኢንተዘይግሕፍዎ ህዝቢ ትግራይ ሓንሳብን ንሓዋሩን አብቅዑ ትግራዋይ
ተጋደለ ተሰውአ ጉሒፍኩም pp ሓቁፍኩም ሕዲሙ አ/አ ካራምቡላ ዝውዕል ነበረ የሕሽኪርኩም ዓዲ ትሕሙሱ አለኹም
This guys are pp .no more tplf
Ab kidmi alem tedaradirna Zemtsenayo wieli bikltuf hadnetawi gizat tigray enmilselun sikay hizbi nikebke bimulue akmna eniserhalun kikewn ygbae,,,
Challenge unsubscribe this show . This channel has 123k subscribers and yet it is only one sided show. Please please unsubscribe this show. We need to show them that people has power. If you notice this show always bring one side of the story never been open to all so we have to stop watching this show until they fix it. Again unsubscribe this show!
Thank you!