ኦ ጎይታ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን ኢዮም እሞ ይቕረ በለሎም።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 196

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 День тому +32

    አጆኻ ስልጣን ሓወይ እዚ ከም ዝመፅእ ፍሉጥ እዩ ኹሉ ሰብ ሓቂ ከይፈትን ንዝመፀካ ግብረ መልሲ ብርግዓት ክትሪኦ አለካ 🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️⛪️

    • @selihomjohannes
      @selihomjohannes День тому

      Bhaki

    • @mihretyemane7301
      @mihretyemane7301 День тому +1

      ናይ ትግራይኩም ዘይትገብሩ ከም ሃመማ ጥልቅ ጥልቕ ትብሉ ኣብ ደይ ፡ዓድኹም ።

    • @Maku2023
      @Maku2023 День тому

      @@mihretyemane7301ጉዳይ እምነት ተጋሩ ኣይብል ኤርትራውያን ጉዳይ ስጋዊ ሓሳባትካ ግዳ ዘይትገብር ጸረ ትውልዲ ዝኾንኩም ሰባት 😢😢😢😢

    • @ኤርትራሃገረይ
      @ኤርትራሃገረይ День тому +3

      @@mihretyemane7301 ናይ ኩልና ከ ዘይንገብር ሓደ ህዝቢ እንዲና ደናቁር ሕርር በሉ ጥራይ😂😂😂

    • @SenayGoytiom
      @SenayGoytiom День тому +2

      kab nay tegrayka geber tebel hasab telika hasabka geda zeyteheb dos goyta wen eritrawi gerkemo ikum

  • @SundiyanaSundu
    @SundiyanaSundu День тому +13

    ኣጆኻ ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን እዞም ሰባት ይትረፍ ምሳኻስ ምስ ነብሶም ከማን ኣይተሰማምዑን ሕልንኦም ካልእ ኣፎም ካልእ እዮም ካብ ንኣምላኽ ንኣወል ዝፈርሑ ጉድ ርኤ

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ

    ምክንያት ናይ ምተሰአይ ስልጣን ሓወይ እኳዓ ድሓን መፀካ

  • @ጋልክርስቶስ
    @ጋልክርስቶስ День тому +6

    ሰልጠነ ሐወይ እዝጋብሐር ይባርክካ በረከትቡጹእ አቦና አይፈለየና 🙏🏾❤️🙏🏾አምላክ ይቅረ ይበለሎም ነዞም ዝጻረፉ

    • @ጋልክርስቶስ
      @ጋልክርስቶስ День тому +2

      በተክርስትያን ናይ ክርስቶስ እያ ትምራሕ በአብርሃ ካሳ ትምራሕ አይትውክለናን እያ

    • @ጋልክርስቶስ
      @ጋልክርስቶስ День тому +1

      በተክርስትያን ብደም ክርስቶስ እያመጺአ ብደም የሕዋትካ አይኮነን ኩቡር ሐወይ

    • @yoditb5198
      @yoditb5198 День тому

      ​@@ጋልክርስቶስThanks gwaley hasabey sile zibelkyo yemsgin. Bete Christian Bidem kirstos ember bikalie aydehanetin. Chirstian kea nizideleyo kisad seb haridu ayemtsien eyu. Memhir eye kea ybil? 60 hitsawnti keifie eyu.

  • @timtemehri3533
    @timtemehri3533 День тому +5

    አምላክ ዓይነ ልቦናኦም ይክፈተሎም ምሳኪንናት አይዞካ ስልጣን ሓወይ

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf День тому +1

    አጆካ ስልጣነይ ሓቂያ ሓዝሞ አብ መንገዲ ሃርስ ንስካ ከም ወትሩካ መሃር ዓስብካ ካብ እግዚአብሄር እዩ እዞም ርኩሳት መዓልቶም ቀሪቡ እዩ ቀፅለሉ ስልጣነይ ዝሓወይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natsnetbereket3686
    @natsnetbereket3686 День тому +8

    ስልጣን ሓወይ ኣትመልስሎም መታን ከይከብሩ። ን ኣምላክ ግደፎ።🙏🙏🙏🙏

  • @elsajefter5596
    @elsajefter5596 День тому +5

    ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ዪኹን መምህረይ ስልጣን ንስኻ ጥራይ ጽናዕ እዞም ሰባት ናይ ብሓቂ ሓሚሞም ኣለዉ ምሕረት የዉርደሎም😢😢😢😢ብጣዕሚ የሕዝን

  • @ghirmayweldeyesus5293
    @ghirmayweldeyesus5293 День тому +12

    ኣንታ ስልጣን ሓወይ እንታይ እዮም ግን እዚኦም ኣነስ ክሰምዖም እዝነይን ልበይን ኣሳሕዩዎ፡ፎእ ንከብዶምን ኣብዛ ጨናዊት ዓለም ተመሳሲሎም ክነብሩን ክብሉ እምነቶም ሸይጦማ፡እንድዒ ኣነስ ብእምነተይ ቀናእ እየ፡ብእምነትካ ክትደራደር የብልካን፡ንምንታይ ዝመጸ ዘይመጽእ።ቅዱሳን ሰማእታት እኮ ክሳዶም ንስሕለት ሰይፊ ዝሃቡ ንሓቀኛ ሃይማኖት ክብሉ እዮም፡እዚኦም ግን ሃይማኖቶም ብደዎም ሸይጦማ፡ካብ በዓል ኣርዮስ መቅደንዮስ ብምንታይ ክንፈልዮም ንክእል?

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን

    አጀካ ሰልጣን ሓዉና ክቡር መ ምህርና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና✝️

  • @MusieKahsay-ei9ok
    @MusieKahsay-ei9ok День тому +7

    ኣምላክ ይቁረ ዩበለሉኩም ❤❤❤

  • @እዝራዩቱብ
    @እዝራዩቱብ День тому +4

    እግዝኣብሄር መስተዉዐሊ ልቦና ይሃቦም ሓባእያ ቁስሉስ ሓባእ መድሓንቱ ዶ በሉ 😢😢

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 День тому +2

    አቤት ምድንጋር አንቱም ሰባት ክሳብ ምአስ እዮም ተዓሚቶም ምሕረት የውርደልኩም ብጣዒሚ ዘሕዝኑ ።
    እግዚኣብሐር አምላክ የእምርኩም ይክፍተልኩም

  • @Nahomandu-g9v
    @Nahomandu-g9v 23 години тому

    በትሪ ሓቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን።
    ኣብ ልብታት ኩላትና ዝሎ ሓድ እግዝብሕር ኣምልእኪ ጥራይ ዩ ዝፍልጢ ኣይንፈርድን ኢና።ኣምላእክ ጸጉኦ የብዛሓልካ ዛሓወይ ኣጆኻ በርትዕ።እግዝብሕር ኣምልኪ ጽላሉ ይንብርልና።ሩሑስ ኣዉዳመት ይግብርልና ኣሜን።ዝበነ ጥዕና
    ሰላም
    ቅሳኔት
    ራህዎ
    ሓድነት ይፍጥርልና እግዝብሕ ኣምልክእኪ።❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ День тому +3

    🎉ኣይዞካ ስልጣን ሓወይ በርትዕ ጥራሕ ንስካ ኣምላክ ይሓግዘካእ ተባዕ ጅግና ሓወይ💗ግዚአብሔር ኣምላክ መስተውዓሊ ይሃቦም አቤት ድፍረት በስም ስላሴ🤔😏 😢🥺

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 День тому +1

    እዋይ እዞም ህግደፍ ሰብ ምጽላም ክክልዎ 😢😢😢 ኣነ ፔንጤ እንድየ ግን ሓቂ ክንዛረብ ተኮይንና ባዓል ሰልጣን ታሃድሶ ተትኮኑ እዚ ኩሉ ዓመታት ምሳና ክካራከር ይሕሊፍዎ 😢😢😢😢 ግን ህግደፍ ንዝቃወም ትግራዋይ ነቦና ኣንጠንዮስ ንዝድግፍ ታሃድሶ ኢልካ ምጥባቅ ስርሖም እዩ 😢😢😢

  • @freeomkesete1306
    @freeomkesete1306 17 годин тому

    መዓስ ዩ ዝሓልፈልና ከምዚ ንብል እንድሕር ዳ ኣለና። ናይ ኣቦና ኣቡነ እንጦንዮስ ቅትለት ዘየወገዙ ከመይ ኢሎም ዮም ምስ ሓቂ ኣለና ክብሉ። ፈጣሪ ምእንቲ እቶም ቅዱሳኑ ክብል ይምሃረና። እዚ ሶሎ ሚድያ ኣምላክ ይዕጸዎ

  • @ተመሰገን-ቐ4ሸ
    @ተመሰገን-ቐ4ሸ День тому +1

    አጀካ ሰልጣን ሓዉና ክብር መምህርና✝️✝️👏👏

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    አጀኻ ሰልጣነ ሓወይ 😍😍😍😍እግዚአብሔር አምላክ ይባሪከኻ ሰልጣነይዋ😘😘😘😘 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ 😘😘😘
    እግዚአብሔር አምላክ መሰተውዕሉ ዓይነ ልባና ይዓድሎም 😢😢😢

  • @edomtube5521
    @edomtube5521 День тому +3

    እንካዕ የብፀሐና ደቂ ተዋሕዶ .ኣጆካ ዝሐወይ እዚ ሪእሶም ፀቢብ ኣታሐሳስቦኦም ዝዛርእብዎ እዩ ::ካብ ሐሰውቲ ሐቂ ክርከብ ማለት ዘበት እዩስልጣን ሐወይ

  • @Gebremedhn12
    @Gebremedhn12 День тому +15

    ደቂ ተዋህዶ ንቅሑ እዞም መናፍቃን እዮም ሶሎ ጴንጠ እዩ እቲ ዝዛረብ ከኣ ብዛዕባ ሃገር ሕማም እንበር ናይ ሃይማኖት የብሎምን ጉድለት ጌጋ ዝተገብረ ኣይግድሾምን እዩ🙆☝

  • @GirmayEssak
    @GirmayEssak День тому +6

    ኣቱም ሰባት እዝጊዮ ንዑ እባ ተመለሱ ብእምነትኩም እውንትላገጹ ኣሎኹም ብዝጊኣብሄር ከይትፍረዱ

  • @ኤርትራሃገረይ
    @ኤርትራሃገረይ День тому +5

    ኩቡር ሓዉ ክብረት ይሃብካ ጅግና ሓዉና ተዋህዶ ሃይማኖቴ የጥንትናት የናት እና የአባቴ ማእቴቤ አልበጥስም ትኖራለች ለዘላለም☦️☦️☦️❤️❤️❤️❤️

    • @Deo-hv8oh
      @Deo-hv8oh День тому +1

      ትግርኛ ተጠቀሚ

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 День тому +2

    ንሞስሊም እስቲ ሕቶ አቅርቡሎም ሓደ ክርስትያን ተፈላጥን ሓደ መስሊምን አቱም አሕዋተይ ዓሻ ሰብ ከይፈጠረ አምላክ ዓያሹ ክንብል ተገዱዱና አለኩም😭እቲ አወል ዝበሃል ክፈላልየኩም'የ ደልየ ክብሎም ድዮም ዝፅበዩ ዘለው ሰይጣን ውን አነኮ ሰይጣን እየ ዝብለና ምኮነስ ሓደ እኳ አይሙመተን ክፉእ ውን አይምሰርሐን🤔 አቤቱ ማሓረና ይቅረ በለልና😢ቃሉ ዝብለና ነቶም ዘይአምኑ አይትሕበርዎም ንሕና ንገብር ዘለና አርዮስ ሓቂፍና ሓውካ ምግሓፍ😭 ሓውና ዝበሃል ብክርስቶስ ዝመስለና እንበር ብዓድን ሃገርን ብቋንቋን ዓሌትን😢 ካብኡ ካአ መምህርየ ይብል እቲ ሓውና🤔ከም ሓንቲ አማኒት ሞራልካ የፍስስ😭እቲ ፀርፍን ገለንስ ንፀጋካ እዩ መምህረይ🤲መድኃኒአለም ውን በዛ ዕለት ተፀሪፉን ተገሪፉን 'ዩ😢

  • @fiyoriyrgalem8157
    @fiyoriyrgalem8157 День тому +6

    Btami eyu zehzn amlak mhret yewrdelom ajoka memhrey btami eye zednkeka tekatatelika eye emo ab xelotka zekreni❤

  • @lenohhameru108
    @lenohhameru108 День тому +5

    ካብ ኩሉ ዘጉሃየኒ፥ እዚ ውጹእ ፖለቲከኛን ካድርን ዝኾነ ሰብ፥ "ኣብ ቤተ ክርስቲያና ከም መምህር ኮይነ የገልግል" ክብል ምስምዐይ'ዩ😢

  • @asefawasmeromtekli8017
    @asefawasmeromtekli8017 День тому +2

    ሓቂ ጉዕዞና ገና ክጅምር ኢሉ ኢዩ ሕኺት ዝብል ዘሎ። ሕጂ ተሓለቕትን ኣበሃህላ ኣወል ከመሓይሹ፡ ንዓና ከኣ ህግደፍ እምበር ንሃይማኖታዊ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ ዘይምልከተና ዝመስሎም እንተለዉ ገግዮም ኣለዉ። ጉዳይ ሃገርናን ህዝብናን ህግደፍ ኣብ ኩሉ ኣኦኑዱ ከምዘዕነዎ ንሕና ከኣ ክንሃንጾ ናይ ግድን ኢዩ።

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 День тому +7

    እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ
    እዚ ሰብ እዚ ንኣወል ሲዒድ ዓገብ ስለዝተባህለ ክንድዚ ምዕግርጋር
    እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 День тому +4

    ሕጂ ውን ሓውና ስልጣን? ከምቲ ጎይታ ዝበሎ? ቅልስኩምን ባእስኹምን? ምስ ስጋን ደምን ዘይኮነስ? ምስ ሕልቃናትን ገዛእቲ ጽልመትን ዝበሎ ቅዱስ ዮውኃንስ? ብልክዕ ሓውና ስልጣን ውን? ገጢሞምኻን ገጢምናዮም ዘለና? ልቡሳነ ስጋ ገዛእቲ መንፈስ ጽልመት ዝሓደርዎም እዮም እዚኦም። ስለ'ዚ ጽቡቕ ጌርካ ትፍውሶም ስለዘለኻ? ናብ መርገምን ጸርፍን ምጽላምን ኣትዮም። ክብርን ምስጋናን ንልዑል እግዚኣብኄር ኣምላኽና ይኹን: ኣሜን ኣሜን ኣሜን።

  • @MakiMaki-jj3kf
    @MakiMaki-jj3kf День тому

    አመሎም እዩ ብዚኦም ክስምዐካ የብሉን መምህርዋይእግዚአብሄር ምሳካ እዩ ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ስለ ትብል ንስቶም ግን ንሓቂ ሓሶት እዮም ዝብልዋ ዓርኪ አጋንንቲ እዮም መራሕተንያ ሓንካስስ ኩለን ጓዕማማት ድዩ ዝብሃል የሕዝኑ ብጣዕሚ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd День тому +11

    እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ብሓቂ ከማኻ ዝበለ ናይ ሓቂ ኣቦ የለን ከማኻ የብዘሓልና መምህረይ ፀግኡ የብዘሓልካ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ 🙏♥️

  • @MomehammedAhemed-rx9qx
    @MomehammedAhemed-rx9qx 17 годин тому

    በስመ ስላሴ ቃለ ህይወት ያስመዕልና መምህር ይ ግን ይቅርታ እዝ ሓዉና ድዛቦ ድሎ ግን ትክክል እዝ ትምህርት እዝ አርትራው በቻ አይኾነ ትግሪ ኛ ደስመዕ እትዘይኾኑ ድድሰምዕ ደማንኛዉ ክስትያን ዝጠቅም ትምህርት እዩ ዝናገሮ ንግግር ቅር ስለ ድበለን እዩ ብዝተረፈ ናገልገሎት ዝመንኻ አግዚአብሔር አምላክ ይባከልኻ መምህርይ ድኹላትና ላብልቦናና ይመልስለና ❤❤❤ትርእዮ የአኻ ብለ ተስፊ ይገብር

  • @helenahferom6925
    @helenahferom6925 День тому +1

    Besmeam yekre ybelelom seltan hawey ajoka berta resayom haymanot yebelomn eziwom

  • @elsafessahaye2083
    @elsafessahaye2083 День тому +2

    ሃው ስልጣን አጆኮ በርትዕ ሃቂ ክሳብ ክንደይ መሪራቶም ከምዘላ ዘረድእ ዋሃጥዋ ጥራይ

  • @ልእልቲ-ረ2ለ
    @ልእልቲ-ረ2ለ День тому +3

    ኣጀካ መምህረይ ሓቂ ዝዛረብ ከተዓንቀፍ ኣይሓልፍን እዩ ናይ ቅዱሳን ኣምላክ ምሳካ ይኩን ንኣቶም ለ መስተወዐሊ ይሃቦም 😢

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane6214 День тому +4

    ስዲ ስዲ ስዲ የ ስዲ😂😂😂🎉🎉❤❤ እዋይ ሎም ዘመን ከበቁስና እዮም

  • @edenteame9605
    @edenteame9605 День тому +1

    Awel side eko hji alo xbah zhazela yeblun. Wey hgdef n bxui aba mekaryos ktxaref si krub frhat yeblkan. Tenasah zhawey tefieka aleka mhret ywredelkum ortodoxawin ab thti hgdef tmehadaru i feel bad for there kids so sad 😞. Lord have mercy 🙏

  • @mikalhayelom3562
    @mikalhayelom3562 День тому +1

    ኣምላክ ምሕረት ይውርደልኩም 😢

  • @sy8015
    @sy8015 День тому +4

    ነዚ ጓሐፍ ሰለሎ ከም ሰብ አይትሕሰቦ. እቲ ጎናይ አብዚሕዎ አሎ ንሃይማኖትና ክዘናጥል ይውዕል አሎ::

  • @Xelyunselam92
    @Xelyunselam92 День тому +1

    ብዙሕ ክጸሕፍ ምደለኹ ግና እዞም ሰባ ስለምንታይ ኢዮም ስለ እምነትና ንስየፍ እናበሉ ዓው ኢሎም ይሰብኩ ሙሩጻት ካባን ነጸላን ይክደኑ ግን ኣካዳድንኦም ጸቡቅ ንእምነቶም ዝገልጽ ኢዩ እንተ ተግባሮም ግና ካብ ብርሃን ዋግዋግታ ዝፈትው ካብ ሓቂ ምዝራብ ላንጋ ላንጋ ዝፈትው : ኣምላኽ ይቅረ ይበለሎም ነዞም ኣካዳድንኦም ዘይ ከም ግብሮም : ኣምላኽና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሓቂ የንብረና ኣብዛ መንገዲ ሓቂ ኦርቶዶክስ እምነትና የጽነዓና

  • @DadaMama-x6v
    @DadaMama-x6v День тому +1

    ኣይይይይ ክርድኡካ ኣይከኣሉን ዋላዋላ ኣጆካጥራይ ዝሃወይ

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j День тому +1

    ስልጣነይ ወታደር ክርስቶሰ ኣቦ ሓቂ ንሰብ ዝይትፍርሕ ልእግዚኣብሄርካ እምበር ኣጀካ ኣይትገደሰሎሞ ስይጣን ታይ ስሩሑ ኣብኡሞ ኮይኑ ሃተፍተፍ ይብሎሞሎ😢 ግን ኹሉ ዝከእል ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦና ይርኢ ኣሎ ፍርዲ ካብኡ☝️

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 День тому +2

    ሰነፍ ሰብ ናብ ጸርፊ ኢዩ ዝከይድ!..
    ሰብ ዝዘርኦ’ዩ ዝዓጽድ ሰለዚ በርትዕ ስልጣንዬ👊🤩
    ኣንጎሶም መዓርግካ እንታይ ዩ እንተበሎስ ኮልል😅

  • @Jossi-mw2cr
    @Jossi-mw2cr День тому +12

    እዚ ዝዛረብ ዘሎ Angosom Masho Ortedex ዝበሃል ሰብ ኣብ ሽወደን ዘለኹም ደለይቲ ፍትሒ ምሉእ ስሙን ስእሉን ሒዝኩም ብ ሕጋዊ መስርሕ ከሲስኩም ናብታ ብ ደምና ብቅልጽምና ብ ደም የሕዋትና ዘምጻእናያ እምነት ኢያ ዘላትና ዝብላ ዘሎ ናብታ ዘፍቅራ ሃገረይ ዝብላን መንግስተይ ዝብሎን ኣብኡ ከይዱ ን ህዝቡን ሃገሩን ከገልግል ከምዘለዎ ክትገብሩ ኣለኩም።እቲ ንሱ ዘገልግለላ ዘሎ ቤተ ክርስትያን ድማ ብሕጋዊ መገዲ ከተዕጽውዋ ኣለኩም ፡ ብዛዕባ ወጽዓ ህዝቡን ሕሰምን መከራን ህዝቡን ብዓቢኡ ድማ ብዛዕባ ጉዳይ እምነቱ ሓቂ ዘይዛረብ ቀሺ ይኹን ድያቆን ከምኡ ሰባኺ ወንጌል ኪነው ገድል ይኺድ ነዓና ኣገዳስነት የብሉን።ሓው ስልጣን ድማ እቲ ጸርፊ ናይ በዓል ጾሎሎ ሜድያ ንሱ ኢዩ ዓቅሞም ኣመሎም ኢዩ ውን ብዙሕ ኣይትገደስሎም ኣብ ዘለኻዮ ጽናዕ ቀጥ በል ክብለካ ይፈቱ ሰላም።

    • @HadishHagos-h5z
      @HadishHagos-h5z День тому

      ኣንታ ኾርናፍ ዓጋመ መን ይብሉኻ፥ ሓድጊ ንሓማታ

  • @fitihikidane5238
    @fitihikidane5238 День тому +3

    Nezi zestewl ayne lbona ykfetelna fetari🎉🎉🎉

  • @timtemehri3533
    @timtemehri3533 День тому +1

    እዚአቶም ብልዖም ንካብዶም ካብዶም ንብልዖም እዩ ህዝብም እቲ ሓቂ ይፈልጥ እዩ ስልጣን ሓወይ ቀፀለሉ

  • @filimonghebreyohans5829
    @filimonghebreyohans5829 День тому +2

    እዚ ምዓርግካ ተዛረብ ተባሂሉ ክዛረብ ዘይክኣለ! ቅዱስ መሲሉ ቤተክርስቲያና ክበታቲን ምስ ጅመረ ብእዝኑ ወጢጥና ዝጉሓፍናዮ ጎሓፍ ኢዩ😂 ስሙን ኣድራሽኡን ምዓርጉን ክዛረብ ግን ኣይክእልን።

  • @WediAbatie
    @WediAbatie День тому +1

    ተው ብመምህርና ብዓል ጾሎሎ ሚዳ

  • @salamahbareu1700
    @salamahbareu1700 День тому +1

    ዋ ብመምህርና ከይትመፀና ፀሎሎ ሚዳ

  • @TesfagabrTesfamaryam-up1pb
    @TesfagabrTesfamaryam-up1pb День тому

    ስልጣን ሓወይ ኤግዝአብሄየር ምሳኻ, ዩ.ሞ በርተትዕ. ንሕና ውን ኣብ ጎድንኻ ኣለና ስኽፍ ኣይበልካ ኣቦ ኣቦ ሓቂ 🙏

  • @soligualagame
    @soligualagame День тому +2

    ኣይገርመንን ኣነስ ስልጣነይ ቆንጆ ሴት ያፈቀረና በመንገድ ላይ ብርትኳን የተከለ አንድ ነው ይብሉ ኣምሓሩ ኦሮቶዶክስ እምነተይ ስልጣነይ ኩሉ ጥዑም ፍረ ኣባኩም ኣሎ ኩሉ ክበልዓኩም ደልዩ ካምዝጓዝም ኣምበሳ ኣብዙርያኩም ይናወፁ ኣለው ኣይገርመንን አይሁዳውያን በሊዖም ሰትዮም ፀጊቦም ካብ ሕማሞሞ ተፈዊሶም ብዙሕ ታኣምራት ሪኦም ካብ መግዛእቲ ፍርኦን ባሕሪ ጨዲዱ ካብ ሰማይ መና ናመገበ ዘድሓኖም ፣ዘጠፈኡ መላእክቲ ከለው ነዐኦም ገዲፉ ንሓደ ኣዳም ወሪዱ ኣብ ቀራናዮ መስቀል ተሰቂሉ ደሙ ስጋኡ ዝሃበና ኣምላክ ስቀሎ ስቀሎ ስቀሎ ዝበሉ ኣይህዳውያን ክርኢ ከለኩ ሓቀኛ ፍረ ኣባካ ምህላው ፀላእቲ ካምዝበዝሑካ ስለዝፈልጥ ኣይገርመንን ስለዚ ኣይግረምካ ስልጣነይ

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta День тому +1

    ኣምላክ ይቁረ ዩበለለኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Deo-hv8oh
    @Deo-hv8oh День тому

    እዚ ከተምጽኦ'ዉን ኣይነበረካን እዚ መርገጺኡ ዘይፍለጥ ዘባል ንክጻረፍ እምበር ክላዘብ ክእለት ዘይብሉ፡ ትሕዝቶ ዘይብሉ ቃላት ክዛረብ ዝውዕል ሰብ ክትሰምዖ'ዉን ኣይግበኣካን።ስልጣን ሓውና ክብረት ይሃብካ በርትዕ

  • @slamhlkjjj930
    @slamhlkjjj930 День тому

    ስልጣን ሓወይ እግዛብሄር ኣምላክ ይባርካ ❤❤❤🙏🙏🙏🌹🌹

  • @MulueOkbit
    @MulueOkbit День тому +1

    እዋይ እንታይ ዓይነት ሰባት እዮም ምስ ብለቲካ አታሕዞሞ እዚ በዕል ካባ ክዳን ብሓቂ አገልጋሊ ማለት ድዩ ካብዚ ምስልነት እግዚአብሄር የድህነና እግዚአብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ስልጣን ሓውይ አጀካ በርትዐ እግዚአብሄር ምስካ ይኩን 😢😢😢😢😢

  • @minassieshibru266
    @minassieshibru266 День тому +2

    አብኢትዮጵያ,አብ ኤውሮፓአብ አሜረካ
    ክረስቲያን ምሰሊምተከባቢሮምይከዱ??

  • @atiqedem156
    @atiqedem156 День тому +1

    ክርስትያን ሽግርን መከራን ከምዝወርደና ተነጊርና ኔሩ ኢዩ ዝገርም ብ ደቂ ሃይማኖትናምካኑ ኢዩ ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ❤❤

  • @TeameBeromboras
    @TeameBeromboras День тому

    ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ❤❤❤

  • @Rahelgalkeshi
    @Rahelgalkeshi День тому +3

    ዋይ እዚ ህዝቢ እዚ ፍልጠት ርሕቅዎ ኣሎ መርገም

  • @asmaytkidane6214
    @asmaytkidane6214 День тому +3

    ገደደድድድድድ😂😂😂😂😂🎉❤ ዋይ ስልጠነ ትረክቦ

  • @selememehari7623
    @selememehari7623 День тому +4

    Sultan hawey aygrmka ezi solo zibehal menafqan kehadi eyu,silezi ab zegudayu yiatu alo

  • @Ostirch
    @Ostirch День тому +1

    እንታይ ኢና ንብሎ ወይ ምኣስ እዮም ዝልብሙ 😢😢😢

  • @GhebremedhnHabte
    @GhebremedhnHabte День тому

    ናይ ቤተ ክርስትያን ልብሲ ዝለበሱ ቶኻሉ ክምዚኣቶም ኢዮም ንህዝብና ኣሸጊሮሞ ዘለዉ።

  • @fikrteame6769
    @fikrteame6769 День тому +1

    Kab xelelo media xerfin xeyqin enber kale ayrkebn. Etom zsemewo eyom zehznu

  • @mlashMichael
    @mlashMichael День тому

    Memhir sultan hawey dhan gidefom esika tiray kexilo Egziabher amlak xegu yebzihelka ❤❤❤❤🎉🎉

  • @mertew4604
    @mertew4604 День тому +1

    Men eka ?entay u seltanka ab betekrestian? Melsi memher ye, kader ye u zesemea ...

  • @MebreMebre-c8g
    @MebreMebre-c8g День тому +6

    ጹሉላት እዮም ስልጣን ሓውና ኣይትገደሰሎም ዱሁላት

  • @sabasaba7207
    @sabasaba7207 День тому +1

    Mmhrey amlak mis haqnatt eyu emo misaka ykin 🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @እግዚኣብሄር
    @እግዚኣብሄር День тому

    ኣጆካ ዘሓወይ እግዚኣብሄር ኣሎ ❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z День тому +5

    በስም ኣብ ታዓይነት ሰብ ዩኡዝ እት ብዝዓባ ፊትሃ ነገስ ትናገረ ዱኡ ኣብ ማኣኸል ኣቁሹት ጠጠዉ ኡሎ ዘሉ😢 ኣምላ ኽ ኣቦይ ይቅር በለና ኣምላኸይ ንዞም ካብ ኣፎም ፅወፅእ ቃላት ዘይፈሉጡ ይቅር በለሎም ስልጣነይ መምህረይ ባዓለ ዝኦም ህራስ ዘይብሎም ኣሕዲሮም በመልስኻ ይሻቀሉ ይመስለን ኣነ

  • @FilimonZinabu
    @FilimonZinabu День тому

    መምህረይ❤❤❤❤

  • @samer-wh6rk
    @samer-wh6rk День тому +3

    ኣጆካ መምህርይ ብዝሕ ኣይትገደሰሎም ኣምላክ ይቅረ ይበለሎም ይብለልና

  • @werkelulwerka
    @werkelulwerka День тому +4

    አረ እምነት ሓንቲ ኢያ ካብ ንመድሃኒ ኣለም ዘድሓነካ ፈጣሪኻ ነሰላማይ ሂወት ዘይብሉ መሪጽካ መቸም ካብቶም ዝድሕኑ ይግበረና

  • @seareseare
    @seareseare День тому

    ስልጣን 🎉❤

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ День тому +1

    Eway bunet kem eziom zbelu sebat ktsemom keleka si tesfa tkorex😢 emo meliska ka Egziabher endu zfelet ilka ka tesfa tgeber❤

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael День тому

    Ay ab enda tselelo media dea beal eziatom ykerbu ember kab kemziom aynet sebat hilna albo zikonu titsibeyo ykewn zeyel yhwtitu eti ziglgelwo sirat albo neta hagern hizbin amtsitsu hizu ab zewdeka zetezarbu nezom hzbina hager ziblu abotat miwnjal nisu eyu eti akmom ebud kelbi zezbelo kidegmu zihawtetu hwtatya eyom Ezgabher mihret yewrdelom🙏🙏🙏kbur haw Sultan.

  • @AmineMehari-ky4fx
    @AmineMehari-ky4fx День тому +2

    ኣየ ናይ ሎሚ ውዱቅን ፈራሕን ወለዶ😢

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv День тому +1

    ፆሎሎ ማዳ ጰንጠ ወድ ዕብድት 😂 እታ መንእኻ ሃለሉያ ትብል መናፍቅ ሰበይቱኳ ተዘከረትን😂😂ናይ አወል እግር ይልሓስበር እታይ ኣፍልጥዎ ብዛዕባ ሃይማኖት። ንነብሶም የዐሽዉ ግደፎም ጉሓፋት ደቅ ጉሓፋት ጰንጠ እዮም ።

  • @fnanbrhane3074
    @fnanbrhane3074 День тому +1

    አንተ ጸረፍኩም እንተ ሰጎጉኩምን ምእንታይ ድማ ክፉእ ዘበለ ብሓሶት እንተ ተዛረብኩም :ብጽኣን ኢኩም
    . ማቲዎስ መዕራፍ 5, ፍቅዲ 11
    ከመኡ ከኣ ቅድሜኹም ንዝነበሩ ነብያት ሰጊጎምዎም እዮም እሞ :ኣብሰማያት ዓስብኩም ብዙሕ ስለ ዝኾነ ተሓጎሱ ባህውን ይበልኩም.
    . ማቲዎስ ምዕራፍ 5,ፍቅዲ 12
    ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ናይ ዘበና ሃወርያ ኢኻ አምላክ ይባርኻ.
    . ሓቂ ሒዝካ ምማቱ ዘበኑ. 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻.

  • @JffFdd-n4t
    @JffFdd-n4t День тому

    እንኮዕ ሰላም መጸካ❤❤❤❤❤ ወድነዋ

  • @fishagoitom5500
    @fishagoitom5500 День тому +1

    Entay emnet alekum enber ageb mbal entay eu xegem zelewo

  • @Tesfieguesh
    @Tesfieguesh День тому +3

    እንታይ፡ዓይነት ድፍረትን ሓሶትን ጸለመን፡እዩ፡እዚ ኣምላክ በዓይኒ ምሕረቱ፡ይጠምትኩም

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 Годину тому

    ንሓቂ ረጊጸማ 😢😢😢😢

  • @Salam-pn9fi
    @Salam-pn9fi День тому +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan День тому

    Egzabiher asbka asbi kudusan ygberelka sltan hawey ❤❤❤neto yeemrom ztedefne dma egzabiher ykfetelom rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 21 годину тому

    Besmam teuyat diyom saalilene kidsti😢😢😢

  • @LetushGeremariam
    @LetushGeremariam День тому +5

    🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🎉🎉 ከቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምሳካትኩሞ ምሰ ሃይማነትና ንቅድሚት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Temie_Gunners
    @Temie_Gunners День тому +2

    እዚ ናይ ፓለቲካ ዘይኮነ ኣንጻር እምነትና እዬም ተላዒሎም

  • @yonasgebreyohannes8805
    @yonasgebreyohannes8805 День тому +3

    Asha wedi ezi ka nhade orthodox seb orthodox aykonkan yibil aymliketekan eyu ka ysaeb nsu ka b orthodox zeyamin nay pente media keydu yterae wey gud bkemey da nezi tselelo media temelikitwo ajenda geru yzareb alo

  • @messeltsige7040
    @messeltsige7040 День тому +2

    እዋይ ህማም ኤርትራውያን፡

  • @medhaniekesete5588
    @medhaniekesete5588 День тому +6

    ብባርነት ኦሰያስን ኣወልን ዝተመሊኣ ርእሲ ጸርፊ ኢያ ዓቅመን

  • @freweinifessahaye8580
    @freweinifessahaye8580 День тому +1

    ኩፉእሲ አክንዲ ዝስተር ይግተር አብ ቤተክርስትያን አብ ቅዳሴ አቱ ከዔገርግር ከሎ ዘይተቃወምካስ ንአወል መን ይብሉኻ ተሰተር

  • @NebyatSemere-r2p
    @NebyatSemere-r2p День тому

    Egziabiher edmen tanan yhabka Sultan hawey ❤💒

  • @Teklebrhanabraha
    @Teklebrhanabraha День тому +1

    they don't care about Orthodox church they do care for their political party!😊

  • @GolWejerat
    @GolWejerat День тому +7

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @ShabiShabi-p1n
    @ShabiShabi-p1n День тому

    እቲ... ዝገርም... ናይ ምስሉይነት... ልብሲ... ቤተክህነት... ለቢስኩም.... ብዛዕባ... ፖለቲካ.... ክትዛረቡ.... ግቡእ... ኣይኮነን. ምኽንያቱ... ሃይማኖትን... ፖለቲካን... ዘይራኸቡ... 2 ጫፋት እዮም.

  • @Denbefethiapp0733
    @Denbefethiapp0733 День тому +2

    ወዲ ከሰተ ዓርከይ ጊደፎ ጥራይ ናባና ነዚ ነቃጽ ርእሲ

  • @love-sf4du
    @love-sf4du День тому +1

    Wkaru eseyas akabatira tray 😂😂😂😂😂😂

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም

    ወደይ ንሓደ ኣስላማይ ትብልዶ ንእምነትካ ኣውድቅካ ትርኢ ኣይይ ቦቶልካታት 😂😂

  • @MehariWeldihwet-x5n
    @MehariWeldihwet-x5n День тому +2

    እዋይ መራሕቲ ኣታ ከምዚ ደለ ፍርሂ ዶ ኣሎይ ምኻን እዚኦም ብዛዕባ መቃብር ድዛረቡ ዓድኻ ኣይትቅበርን ኢኻ ገለ ዝብሉ እዮም ስልጣን ሓውና ኣጆኻ ትባዕ እግዚኣብሄር ይደግፍካ