During the Eritrean revolution, many were victimized, but some collaborated with evil, and later, they put themselves at risk and paid the price. 💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
Anta kab gegak ka zay teamen meliska bemlhska akeb himanotna neaka aymlktkan u aby eya adeka negrtka ab mesged do mes ab cherch guday mehamed gebar lokmax baru
Don’t Forget To Like Subscribe & Share
መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
donorbox.org/tefetawi-talkshow
ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
ua-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin
Seltene hawey Awel said mother is Christian
💙💙❤❤💙💙💙💙❤❤❤❤💙💙💙
Tsubuk tebeguso e u
እንበር. ሰልጠነ. ሱልጡን. ሰብ❤❤❤❤❤❤❤
ንሶም ዝንዕዎ ቃልስና አበይ ከምዝበጽሕ አይፈለጡን ጊላታት 💙💙💙
Congra Tefetawi 150,000💙💙🌿🌿💙💙
ብዘይ እምነት ክንነብር ኣይንክእልን ኢና ፡ብዘይ ሃገር ግን ንነብር ኣሎና ፡ብእምነትና ዋጋ ዕዳጋ ብፍጹም የለን!
Ane wn meshe eye💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Selamn fqrn yhabkum deleyti fthi ekum emo Amlak msakum ykun🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ሰላም ሰልጠነ ድሕሪ ሕጂ ባዕሎም ስራሕ ካ ክሰርሕዎ ዮ እዞም ባራዩ ሞንኻ ሓቅ ይስርዓ ዩ ግን ቶልእኮ ተዋህብዋ ያ መጽአ ካብ አስመራ 💪💪💪🇺🇳🇺🇳🇺🇳
ሰላም ሰላም ሰልጠነ ሓውና 👏🥰🥰
እዚ ቀሺ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ይድውል እንተኮይኑ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ኣስጋኒ ስለዝኮነ ክካተተልዎ ክሕበሩ ይግባእ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጸትኡ ክሕሉ ኣለዎ ሂግደፍ ኣብ ውሽጡ ከም ዘለዉ ክንሕብሮም ይግብኣና።
ህግዲፍ አዩ ሓሶትሺም ኪጺዒም ህዚባዊጊንሳርኒ ዲሞኺራሲንፋቲሒን ።ህዚቢኸቢሩ ዲዩ ዲሞኪሪሲ አሎዲዩ ፊቲሒ አሎዲዩ ጂ15አበይ ዒራዒሮ አለዉ።።።❤❤❤።።።።።
aeye meaenita aedetat tigiray aedey welida timiken nufue selitene hewey meaeliti meaeliti aemitayo nimiherelu
ጅግና 💙❤️💙ስልጡን💙❤️💙thanks💙❤️💙
Abet mextalem keshi yhzu abet mewdata zemen eu mexotat eu!!!!!!!!
ተፌ 💙💙💙
So sad everything about Eritrea 😢God please help us we need justice 🩵🩵🩵🩵
Wawww gret voice AKAKA
ሞኒካ ሎሚ ሓቂ ተዛሪባ ይመልአልኪ ሓፍተይ
ጭሕሚ ዘለዋ ጓል ኣላ ድያ 😂😂😂😂
ተዋረድካ ቀሺ ተወልደ ኣብ ኢድ ሞኒካ ኣቲኻ😅
ማኖ😂
💙💦💙💦
ይበል መደብ ብሓቂ ወዲቓ እያ ዘላ ህግደፍ😅 ከምኣ ኢልኩም ኪዱ👌👍
ወይለይ ሞኒካ መድሓኒት መንደላይ😂 ኮይና ከተማን ሞኒካን ልቕድሚት👍
ገጽን ፈረቓን ያ😂😂😂😂ኡይ
ሰልጠነን ሞኒካን ትናበቡ ኣለኹም😂
💙💙💙💙💙💙💙💙❤
ብነብሰ ምትሓትዝሳቀ ዘሎ ሰብ ምስ አወል ስዕዲ በብሓጎኦም ይራከቡ ዮም ደቅ ሽረ ዮም ።
ሕነ ክፈድዩ ኣይኮኑን ንህዝብና ኩናት ንትግራይ ኣእትዮም ከህልቕዎ እምበር ንህዝብና ሓልዮም ሕነ ክፈድይሉ ሓስበሞ ኣግህዶም ነግሮምና እቶብያ ካይትብተኖም ብኣንድነት ክመርሓ ንሳ እያ እታ ዕላማ መውጽእቱ ካይተሓለለ ይሰርሓሉ ኣሎ ኣየይ ናህናስ
ካብዞም ጃጀውቲ ህዝቢ እዚኦም ምውላደይ ይሓዝን ሰልጠነ ሐወይ
Sltun❤....ti qeshi seldi atafafiu iyu wexiyu kab asmara....
Merhaba Seltene 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿
Monka hnti zefeleteta zela bhgdef kem ztlaku aytfeltin zelagin tzubuk geratom izom denakur agoka Seltene hwewna 👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙🌿💙
😭😭😭very sad
During the Eritrean revolution, many were victimized, but some collaborated with evil, and later, they put themselves at risk and paid the price.
💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙
ሰልጠነ በቃ ብዛዕባ ጻድቓን ይኹን ካልእ ናይ ተጋሩ ሓለፍቲ ሞጎስናዮም እና ሕጂ ናትና ንግበር ረሰዓዮም
ክክክክክክክ ተፈታዊ ማሌት ወርቂ ሰንሰለት መልሲ መጽሐ ኣበይ ትርከብ ኣብ ተፈታዊ ቶክ ሾው ኣቤት ብቁዕ መልሲ
ብሓቂ ከምኡ ዝበለ የብዝሓዮ ።
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵 I’m so proud of you my people I will pray God help us stay together❤❤❤❤❤
ብጣዕሚ ጽብቅ የቀንየልና ሰልጠነ 🙏 እዞም ብኢሰያስ ብዘይ ፍርድን ሕግን ዝተሓየሩን ዝሓቀቁን ክርስዑ የብሎምን
B,Mergietan Debteran Tzwer Ortodox Grm Gieru Gelalixwa Alo Neza Nay Gojam Ortodox. Namnen Aykonen Hji Azabiee.
❤❤❤👏🏽👏🏽👏🏽💯💯💯
ሰልጥን አኾ ንሓቂ ትሓቅላ ika
tefetawi Jegnaaaaaaa
ድሕሪ ደጊም ደቂ ተዋሕዶን
ዝኾነ ክርስትያን
ብበዓል ኣወለ
ዝተላሓሙ ስብኣዉነቶም ዝቐየሩ ይኹኑ ኣኽላባት ናይቲ
ስርዓት ብሃይማኖትና ክጻወቱ
ዘፍቅድ የለን
ማሕላና ብኣቦና ኣቡነ ኣንጦንዮስ ይኹን
💙💙💙 welcome bro
💙✅💙✅💙✅💙🌿🙏🌿💙🌿💙🌿💙🌿🖐💙🌿💙🖐🇮🇱🌿🖐💙🇮🇱🖐💙🖐🙏🇮🇱🌿
Anabs Jeganu deki adey
❤
💙🥰💙✅️
Awel Izi lekbat hasawi medanageri
Eta nay hjab b abi ahmed…ztemedebet nay hadnet tegaru nay mbttan eyu.
Nsa kea bzmetseta kihima kthalif eya.
Awel daka aray chika
ህግደፋ መንደፋ ማዕልቶም ቀሪባ እያ
😢😢😢😢😢
ነጋዶ!
ሓደ ሓውናስ ኣቶ ቴድሮስ ኩሊትን ተደመሮ ኣቶ ማዕበል ጎፋድሚን፡ ደናጉሉ ሓሲቦምና እምበር ብድሕሪ መጋረጃስ፡ ማይን ጸባን ኢዮም ክብል ተማሕጺኑ፡ ንሕናስ ዘይፍቅሪ ይሕዋት እንታይ ብሂግና፡ ሰኒ😃
🤝❤🕊
Good job Sultun.
But do you have any news about Neshnesh He didn't share any video over one week ??
💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💎👍🙏
ዞም ናሎሚ አቅሺሽቲ ክታምኖም አትክእልን ኢካ
😂😂😂😂😂😂miki kuesho texawatay dyom ezom qeshi Mano zblu😂😂😂
Ezi mafia hgdef kula Balusat Eritrean asnitwa eyu ksab hji yesntena alo hzbi Eritrea kabzi tsntet bkemey eyu kgelagel khasb mefthi krekb ygebae
ሓንቲ ሲም card ኣላ ን Eritrea ተደውሎም ሱልጡን
ናይ'ቲ ሎቆማጽ ቀሺ አብ አአ ዘሎ አድራሻ ሓብርና ፤ ዋግኡ ክረክብ'ዩ 🙄
Ygerm u tmrti kemey neru eluwa nmiriam 😢
ኣንታ እዛ ኤርትራ ካብ ዓይኒና መንጢሎምና
Monika hefitey nifieiti aekihisih kitibilom bitaeimi zihifuru nobona 16 aemet teaesirom yihlifom zihebu aeremenat eiyom mesita nay aebona yewiridelom
💙💙💙💙💙💙💙❤️
sélam selitene hewey selamtaka yitiaem nufue bitaeimi aenibesa tebae tekalasay hekega nikulu bimaeire
💙💙💙💙💙💪💪💪💪👍👍🙏
💙💙👍👍💙💙👍👍💙💙
💙💙💙
እቶም ኣቡን ኣንጦንዮስ ጓሳን መራሒ ክእሰሩ እንከለው ብጩቅ ዘይበሉ ለሓስቲ ህግደፍ ሕጂ ጫቅ ጫቅ ክብሉ ጀሚሮም ካልድ ዓብዱ ባዕሉ ሓሲቡ ዝበሎ ኣይኮነን ግበር ወይ ተዛረብ ዝብልዎ ኣፈኛ ኢዩ ትቋወሙ እንተኾንኩም ንፍትሒ ምስ የሕዋትኩም ሓቢርኩም ተቃለሱ ሽግር ክፍታሕ ሎቓምጽ
ሞኒካ እኮ ከመይ ኢለ ክምለስ ኢላ ሽዉያ ተሸጊራ ኣላ ዓዲ በጺሓ ካብ ትመጽእ ንህግደፍ ጸሊኣቶ እያ ንእሽቶይ ድፍእ ዘብላ ደልያ ኣላ ናብ ደለይቲይ ፍትሒ ክትመጽእ እያ
❤❤❤❤
እረ ፃድቅን ዓድ ናትወረረ ሰቅ የብልይ ሓው ወድነኡ ዝቃበረሉ ዓድ ሰለ ዝኾነ ድኣም ጀነራል ፃድቅን ምሰ ሃፍቱ ኣሜርካኡ ኮፍ ምባል የስኣነይ ምሰ ስድራኡ ሕማቅ ትዛረብ እልዎም እምበር ካብ ቃደሙ ድሓሩ ናወገአን ናትዋገእን ኣብዝ ዝበፀሐ ጅግና እዩ ግን ሃመይ ደኡ መስልካ ሰልጠነ ሓወይ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኸዝ ካብት ሓደ ወፅኡ ኣንፃሩ እንተኾይኑ ሸያጥ ዓድ ብልፅግና እዩ ዝብሃል በቃ እል ባዓል ፃድቃን ምሁራትይ ዓበይትን የኾነይ ንዞም መናእሰይ ተጋሩ ኣንፃር ሕዋሓት ሰለ ዝኾኑ ብልፅግና እዮም ይብሃሉ ኣለው ሰምዕለና ተጋሩ የኾነይ እሉ ኣማንአል ኣሰና እልዝ ኣማንአል ኮ ብልፅግና ኣብ መቀለ ሰልፍ ይካየድ ናብል ንሰምዕ ኣለና ያሕዝን
💙💙💙🎉🎉
Areadom
አለዋ ጋል ጭህሚ ዘለዋ ጋል ኢያ
1111
ኣወል ብኣዲኡ ትግራዋይእዩ::ኣብኡ ሓማሲን ዓዲ ንኣምን ኢዩ:ዓብይ ሓው ኣብ ዓዲ ኣበይቶ ካብ ዝእሰር 8 ዓመት ሓሊፉ: ኣብኡ ኣሎ: እዚ ክዝርጋሕ ኣለዎ::
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Indihiree mihuri bilutxi iu tetrnikeku tebahilomi itomi zeyitemahiru hisebo ayenayi yibezihi abi eritra zitemahire do zeyitemahire
አታ ሓደ ሰብ ስእንኹም ንኣወል ከልቢ ኣባሻውል ዝቕትል ተሳኢኑ እዋይ ሕልፈት ኤርትራ
Monica dander.
ሰልጠነ ሎቅማጽጽጽ በቃ ዘዐምረልካ ኢካ ትደሊ ደገፍቲ ህግደፍ ክነድንቆም ኣለና ሀ ምሳኩም ናይ መትከል ፍልልይ እዩ ዘልና ደመኛታትና ኢኩም እንዲካ ትብል ደኣ
ሀለዉለዉ፣ዳካ
,monika hefitey eitom getom kefitom zeyizarebu hesewiti eiyom aebiom 16 aemet teaesirom yihilifom zihebu kahidamat eiyom eritirawiyan mesita nay aebona gena buzuh meaet aelena
Ezom metshe zebhalus ab geze kunnat Eritrea Eithopan si awatsiom neritrawiyan mhermi 🤔
Tefetawi, there is an online call available
Wala etom deleyti fthi teakibom zelewu ab hade kebabi iyom kalea yeblomn
It is a very sad story I can't believe it you know they are devil we do something I hope she's alive this is very disappointed
❤❤❤❤😂
ምቅሉልን ምአዙዝን ዝተባሃልካዮ አምበር ገጋ ንምንታይ ከምዚ ይከውን ክትብል ዘይትክአል ሃውሲ ናይ ባርያን አሱቡነትን አንተዘይ ኮይኑ ፥ከም ወለንታዊ ተጋዳላይ ምአንቲ ነጻነትን ሃርነትን ፥አታ መታካአታ ዘይትርከባ ሂወትካ ክትብጆ ዝወጻካ ገሮም ኣይሪኡካን ፥ብፍላይ አቶም ምንም ንቅሃት ይኩን ክብሪ ተጋዳልይን ሙሁርን ዘይርድኡ ( ብ ጮጋር ዳንጋ) ዝፍለጡ ደቂ ሃረስቶት፥ኣብቲ ዉድብ ኣቢ ተራ ዝነበሮም፥ካብ መራህቲ ጋንታ ክሳብ በጦሎኒ ድሃር መራህቲ ብርገድን ዝነበሩ ናይ ህጂ ጀነራላት ኢሰያስ ፥አዚ ህጂ ሃገር ዝጽንት ዘሎ ሳዲስት ኢሰያስ ነቲ ዉድብ ፍጹም ተቆጻጺሩ ቃህ ከምዝበሎ መራህቲ ክመርጽን ከውርድን ፥ነታ ሰራም ህብአቲ ሰልፊ ከም ሃላዊት ስልጣኑ ተጋደልቲ ኣብ ክልተ ፈልዩ ነዞም ሃሱሳት ህብአቲ ሰልፊ ክሳብ ህጂ አውን ይጥቀመላ አዩ ፥ኢሰያስ ንህብአቲ ሰልፊ ካልአ ክብአቲ ሰልፊ አዩ ዘጠላ፥ስለዝኮነ አዚ ብሳዲስት ኢሰያስ አብለላ ዝምራህ ናይ ሺፍትነት ስርኣት ካብ ሃገርና መስሪቱ ሃንቲ ብኣለም ዝተወገደት ዝወደቀት ሃገር መስሪቱ ሃገርና ሃብቲ ሃገር አናዘመቱ ህዝብና ኣብ ኣዝዩ ዘሰቅቅ ናብራ ከምዘህልፍ ፈሪድዎ ኣሎ ፥
Indihiree mihuri bilutxi iu tetrnikeku tebahilomi itomi zeyitemahiru hisebo ayenayi yibezihi abi eritra zitemahire do zeyitemahirelilee zikone gini nayizitemahire zeyikones hilina iu wesanee
😂😂AB MERET ZALIENA DAFLIKUME SEE MELIAEKITY KEA AB SEMAI KITFALIALIYOU WEY NIHINA SEE 🙈 BEHAKI MEHIZENAT KONA TREFNA 😢 AMINA TEKIKIE HAZHAZ TBEIL SHITAN YHAZKA NIGDET GEZAWETY AB SEDET KOYNE KIMAN YXEKIRIO ALIKU HAZENE GENE BKA UMM
Anta kab gegak ka zay teamen meliska bemlhska akeb himanotna neaka aymlktkan u aby eya adeka negrtka ab mesged do mes ab cherch guday mehamed gebar lokmax baru
Eque kabakum konku
ሆምሌስ ዚኮኑ ሓሰውቲ
111
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵 I’m so proud of you my people I will pray God help us stay together❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🩵🩵🩵🩵🩵
111
🩵🩵🌿🌿