ናይ ካናዳ ፕሮሰስ ዘለኩም ብፕሮሰስኩም ንእትጠራጠሩ መፍትሒ ዝኸውን ካናዳ Canada

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 13 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 16

  • @yosinatey939
    @yosinatey939 Рік тому

    Thank you brother ezia zhabkaya information kndey mealti ydelya nere ayrekebkuwan.aziya agedasit eya hji inproces alo natey ✋

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  Рік тому

      የሳልጠልኪ እስኪ በሊ ዮሲ ሃፍተይ ገንዘብኪ ከኣ ኣነ ውን ብወገነይ thank you.

  • @Segenmerdu3132
    @Segenmerdu3132 8 місяців тому

    Selam hawey thanks sleti teqami haberitaka khateka fqadina tekonka nay family trnafe ke bkemey knrio nkel please hawey

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  8 місяців тому

      መጀመርያ የቐንየለይ ዝሃወይ እዛ ትብላ ዘለኻ እኳ ኣይፈልጣን እንድየ ግን ሰርች ጌይረ እተረኺበያ ሸር ክገብረልካ እየ ። ሳብስክራይብ ብምግባር ተጸበየኒ

  • @oneday7679
    @oneday7679 Рік тому +1

    Selam kbur haw thanks sle teqami habereta zhabkana fqadena tekonka hanti hito kihateka pls tegediska melseley gin kixbeyeka ye proses mis jemerka qidme fill number misdadom zikone process kemzjemerka zmexi xhuf alo diu tegediska melseley bro

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  Рік тому

      መጀመርያ ብጣዕሚ የቀንየለይ ብምቅጻል
      ኣነ ውን ከማኻ ሓድሽ እየ ግን መጀምረያ file number ይመጸካ እምበር ኣቀዲሙ ቅድሚ ፋይል ናምበር ኣይመጽእዩ ምናልባት እቶም ዝገብሩልካ ሰባት ዝኮነ ምቅይያራት እንተጌሮም ወይ ድማ ኣብቲ ፎርም ዘግደልዎ እንተሃልዩ ኣቀዲሙ ንዖኦም ኢዩ ዝመጾም ናባኻ ኣይመጽእን ኢዩ

    • @jeremiah5707
      @jeremiah5707 Рік тому +2

      Selam kubur haw ya yemxka eyu eti application ab edom kmztewe zenger email ysedulka eyom file number aykonen gn good luck everyone

    • @oneday7679
      @oneday7679 Рік тому +1

      Yeqenyeley zhawey ❤❤❤

    • @oneday7679
      @oneday7679 Рік тому

      ​@@jeremiah5707 haqika kemiu sle zsemaku ye hatite sle tegediska zmeleskaley thanks more

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  Рік тому

      @@oneday7679
      ገንዘብካ ዘዓርከይ መኣረይ የቀንየለይ ከኣ

  • @HagosMsgna
    @HagosMsgna Рік тому +2

    ❤❤❤🎉🎉

  • @DanielTekul
    @DanielTekul 8 місяців тому

    ሰላም ክወ

  • @naliru6096
    @naliru6096 Рік тому

    የእቲናዮ ኢሎም ብዘይ ፋይል ናምበር ዝጽበ ቤተሰበይ ኣሎ ብዛዕባዚኸ እንታይ ትብለና

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  Рік тому

      kbur ሓወይ ፋይል ናምበር ዘይሰድውዱልካ እንተኾይኖም ትገብሮ ነገር የለን ምጽባይ ኢዩ ብተስፋ

  • @fshiktaameley4779
    @fshiktaameley4779 Рік тому

    ክቡር ሓው ስለ እቲ ዝሃብካና ሓበሬታ ከመስግነካ ይፈቱ ብ ምቅጻል ክሓተካ ደልየ ዘለኩ ዕለት ክንድይ ክምዝሰደዱልካ።ፋይል ናምበር ድዩ ወላ ኣብደይት ክትሪኡ እንድሕር ደሊካ ኣበይ ኣቲካ ትርእዮ ።

    • @fltetmedia
      @fltetmedia  Рік тому +1

      ሰላም ከመይ ትከውን ፍሽሕታ ኣመለይ እዛ ቪደዮ ፕሮሰስካ ሓቂ ድዩ ሓሶት ንምፍጥት ኢለ ዝሰራሕኩዋ ኢያ ። ቅድሚ ህጂ በጺሕዎ ዘሎ ፕሮሰስካ ትሕብርካ ነይራ ኢያ ሕጂ ግን ኣብ ፕሮሰስ ኣሎ ትንለካ ነዛ ቪድዮ እንዳ ረኣኻ ኩሉ ነገር የእትዎ እሞ ሽዑ ክትነግረካ ኢያ