Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
አዝ ቀሽ ክዳኑ ዝባሃል ሕግ ቀርቡ ይፃር ትብሉ like ብምግባር
እታ ስቅ በሊ ላብ ዓዳም ይመልስዋም ግና እስቶም ለ ዓይኖም ካብ ህዝብና እይሩኤይና ዋይ ክንዳይ ስብ እካ እዩ ዝሞት ሕደጉ ፍልጡ ስይጣን እዩ ከምዝይ ዝገብር ዘሎ ልዓዳም ይመለሱ ስብ ተኳይኖም ከም ስብ ይንበሩ
ታይ ገይሮም ጠበብቲ የለዉን ማለትኪ ድዩ ኣለዉ እዮም ወይለይ ኣብ ማንም ማይፀሎት ከይድኪ ኩሉ ብጠቢብ እዩ ተታሒዙ እናተሳቀየ ዝርከብ ካብ ዓዶም ምዉፆኦም የሕዝን ግን ናብ ምላዛት ምካዶም ፅቡቅ እዩ
Tebib zbehal yelon
Yteaser
ጠንቖልቲ ኣብ ክንዲ ምጥፋእስ ሰሪሖም ዝነብሩ ሰባት ከጠፍኡ 😢
የሕዝን😭😭😭😭
😢😢ይገርም
😢😢😢😢😢😢
ብሓቂ የሕዝን እዩ 😢😢😢
አነ ዝገርመኒስ አዝም ሰባት ሰብ ዝበሉዑ እቱኮኑስ ንምታይ ዓዶም ሓዲጎም ወፂኦም ኑኩሉ በሊዖም አብ ዓዶም ዘይምነበሩ ብጣዕሚ የሐዝን
😢😢እወሞ ኣነለ ንሱ እኮእየ ልብለኹ ዋ እንድሕር ማዕረ ክንድዚ ግፍዒ ናበፀሖም ሱቕ ንምንታይ ይብሉ በሊዖሞም ክዓርፉ ነይሮም😢😢
Tkikl 👍👍👍
ብትክል
እፍፍፍፍፍፍ ኣነስ ኣይኻኣልኹይ ክሕግዝ ደልየ ነረ ንዘን ዓሰርተ ቆልዑ ድነሀወን ሰበቲ 🙏😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢እግዚኦ ማሓርነ ክርስቶስ 😢በእንተ ማርያም ማሓርነ ክርስቶስ😢
ኣቤት እዞም ሰባት ረኺቦሞ ዘልዉ ዓገብ ።እግዚኣብሄር ምስትውዓል ይዓድለና ኣዝዩ ዝፈንፈን ባህሊ እዩ ዘልና ክንጽየፎ ይግባኣና ወላ ኣብ ኤሪትራ ብክምዚ ድሑር ባህሊ ክንደይ ሰባት እዮም ግዳይ ኮይኖም ስለዚ ፡ብፋልይ እዞም ኣምንቲ ንብል ሰባት ክንእረመሉ ይግባኣና ።
ይገርመካ እዩ መከራና ዘይዉዳእ ህዝቢ😢
ብጣዕሚ ይሕዝን ሳኣን ሓቀኛ መራሒ አቦ ህዝበይ ይጠፍእ ይግረፍ አሎ 😢😢😢😢😢
እፍፍፍ ብጣዕሚ እየ ሓዝኑ 😢😢😢 ፍትሕ ይግበኦም ብስሩ ናይ ኹሉና ሓላፍነት ንግበሮ በስመአብ 💔💔💔
እኔ ደሞ ኣካራየ ውልጄ ልትጠይቀኝ የመጣች ጓደኛየ ለምን ኣስገባሻት እስዋኮ ቡዳ ናት ተብያለው😢
ኸምዚ ዝበለ መሕፈሪን ድሕረትን ሕዝካ እዩ "ከም ትግራዋይ ንቑሕ ለባም የለን" ዝበሃለለይ።😢😢😢😢
ተሸማቂቀ ኣነ እውን ምናልባት ንቀሺ ኪዳኑ ከቅትሎ ይክእል እየ ኣብ ቀረባ ግዜ።
ኣነ ተፃሪፈ ኣይፈልጥን ነይረ ግን ብጣዕሚ ድሑር ሕዝቢ ኣለና!
ሓቂ ድምዝራብ ቅድሚ ስደት ምምፀኤይ ከምኡ ዝብል ኣታሓሳስባ ነይሩኑ ይቅርታ ሐዝ ግን እግዛብሔር ይመስገን ክሉ ሰብ ባኣርኣያ ስላሴ ከምትፈጠር ኣሜን❤
ተባረክ፣ ጌጋ እዩሞ፣ፈጣሪው ንዓና ካብ ሓመድ ሸኽላ ዩ ሰርሑና፣ህዝቢ ዚ ውን ወዲ እግዚአብሔር ዝኾነ በ ዓል ርእስን ልብን ዩ። ከይብሉፁና ተበሂሉ ዝተፍሓሰ ሽርሒ ግብፅን ባንዳ ውሽጢ ዓዲን ዩ። ንካልኦት ውን ምኸር
EBta@@AlburhanDekel-hw4dbentay buda yelen ?
@@peintatonic5296yblu alewu
@@peintatonic5296yelen
ግን ከመይ ዝበሉ ዓዲ እዮም ማዓረ ክንድዚ ፀገም ዝፈጥረሎም ኣብ ዓደና ኣፅቢ ውን ኣለዉ እዮም ግን ከም ሰቦም ተካባቢርና ኢና ንከይዲ እዞም ዓዲ ግን ከማኣቶም ሰባትስ ማዓሮ ክንድዚ ግፊዒ ፀላኢስ ካብዚ ንዓቀብ ዶ እንታይ ገይርና እዩ 😢😢
Ephesians 6 ትግ - ኤፌሶን11-12: እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ።
እዋይይይይ በስመ ስላሴ ኣንታ እንታይ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ እቱ ህዝብና ናይ ብሓቂ ሓደሓደ ግዜ ክሓስቦ ከለኹሲ እቱ ዝወርደና ዘሎ መከራን ፀገምን ሲ ብሰንኪ በዝሒ ሓጥያትና እዩ😢😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብድሑር ኣባህላ ጥበብ ህዝና ኣጥፊኡ ዓድና ድሕሪት ኣትሪፍዋ😢😢
መጋቤ ጥበባት ይብራህ ሚድያካ ድምፂ ውፅዓት ህዝብታት ብምኳኑ ኣምላክ ዓሰበ ድካምካ ይሃብካ ፅግኡ እውን የብዝሕልካ ካብዚ ብላዕሊ ናይ ህዝቢ ኣጀንዳ የለይ ቀፅለሎ ኣብ ናይ ትግራይ ትንሳኤ ታሪክ ክምዝገብ እዩ ። ናይ ትግራይ ትንሳኤውን ቀረባ እዩ ጥበብ ኣክሱማውያን አቦታትና ናብ ቦትኡ ክምለስ እዩ የቀንየልና 100% ።
ብጣዕሚ የሕዝን ,ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣውሮፓ የ ዝነብር ስረሐይ ውን ደ ሓጽን መጽን ምቅጥቃጥ ዩ ,ዕብየት ሓንቲ ሃገር ጥበብ ዩ, ሕጂ ውን ,ዚ ደፍተራን ቀሺ ኪዳኑን ካሎኦትን ቀተልቲን ብ ቅልጡፍ ናብ ሕጊ ክቀርቡ ኣሎዎም ሎቃምጽ
ብሓቂ ዝሓወይ 😭🥺
ለቅማፅ ንለቅማፁ ከ ወደይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብሱሩስ ሲ ንካሊኢ ገዲፍካ ኮ ዞም ሰባት እዚአቶም ሰብ ዘጥፍኡ ተኮይኖም አይተ ቀሺ ኪዳኑ ታብታ መልሓሱ ቆሪስካ ብልዓያ ትብሎ አባ ብሹም ሰብ ዘፅልም ዘሎ ድብራይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አዚዩ ዘሕፍር ድሕረት እዩ። መንግስቲ ትግራይ ነዚ ጉዳይ ካብ ፅንተት ፈልዩ ክርእዮ የብሉን ። ፍትሒ ንፅበይ !!!!
ብሓቂ ፍትሒ ይግቦኦም😢😢😢😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ምድላው እዩ።ድንቁርና ካብ እምነት ክፍለ ኣለዎ።
*_ብጣዕሚ ልቢ ይሰብር 💔😢 ሰኣን ብመንፈሳዊ ሂወት ምጉዓዝን ሰኣን ናይ መናፍስቲ ውጊያ ኣዕሚቁካ ምፍላጥና ሕብረተሰብና ደንዚዙ ኣጆኩም እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩሉ ክፉእ ሓልኩም መዝሙር 118 ካብ ኣብ መሳፍንቲ ምእማንስ ኣብ እግዚአብሔር ምዕቋብ ይሓይሽ ይብለና😢😢💔_*
ብጣዕሚ ኢዩ ኮ ዘሕርርህዝቢ ትግራይ ሰአን ተሪር ሕጊዘይምህላዉ ሰብ ብኮንቱ ዝመውት
ኦይ እዚ እዩ ድሕረትና በተለይ አብገጠር ብደንቢ ክሰረሖ እንህዎ ጥበብ ይብራህ በርትዕ አብ መላእ ትግራይ እዚ ሽግር ኣሎ እዞም ኣሕዋትና ክባራተዑ እንሀዎም።
If you like to be free from such horrible situation, you have to fight against orthodox tradition.
ብጣዕሚ ልብካ ዝሰብር ኣብ ዓድካ አረ ድምፂንዘም ወለዲ ኣምላክ ኣበይ ምሓረና😭😭🙏
በኛ አካባቢም ነበር አሁን እየተስተካከለ ነው እባካችሁ ከልብ ይቅር እንባባልና ፀበሉንም፡ሰላሙንም ፡ግንኙነታችንም፡ራባችን፡ጥሜታችን፡ሁሉንም በጋራ እንጋፈጠው ይህን ኑሮ፡፡ሰላም ለህዝባችን❤❤❤❤
ናይዛ ሰበይቲ ተሌፎን እንተለኩም ኣደ ዓሰርተ ቆልዑ በጃኹም ተደንግጸካ
ሓወይ ውሽጢ ዘይትፈልጥ ኣሕዝናትካ ሓቀይ😢😢
@@gsgs2241እንታይ ዝፍለጥ ኣለዋ በጃኹም ብድንቁርና ፈጣሪ እናቆጣዕኹም ህዝብና ማዓት ኣይተውርድሉ
@@habesha132abnfet dmxi kunuwom
እግዚአብሔር አምላክ ብመንገድካ ምርሓና❤❤❤
ተባረክ ጥበብ ይብራህ ንዘልኣለም ሓርነት ኣውጅካሎም ብደናቁር ንዝብደሉ ህዝቢ❤🙏
መራሕቲ እምነት ፍርሃት እግዛቢሄር ዘለዎ ፍጡር ሰብ ነዚ ዝኣምን ዝድግፍ፡ ዓገብ ኣዝዩ ዘሕዝንዩ፡ ብሽፋን ሃይማኖታዊ እምነት ስራሕ ድያብሎስ ዝኾነ ተግባር ሰባት ነንሕድሕዶም እና ቃተልካ። ሰላም ከይንረክብ ንኸይ ንዓቢ ከይንልወጥ መጥፊና ነንሕድሕድና እና ተዋዳእና ብድያብሎሳት ዝተማህዘ እዚ ድሑር እምነት ብሰማይን መሬትን ሰላም ኣሲንና ኣብ መከራ ንርከብ ዓገብ። ሰላም የውርደልና መሕዘኒዩ ብሓቂ።ሓዉና ጥበብ ይብራህ ፅቡቅ ስራሕ፡ ስለ እቲ ፅቡቅ ስራሕካ ካብ እግዛቢሄር ርኸቦ !!!
በጣም ያሳዝናል ትግራይ ውስጥ እንዲህ አይነት ኋላቀር አስተሳሰብ ያለ አይመስለኝም ነበር በእውነት ያስለቅሳል መገደላቸው ብቻ ሳይሆን ሞራላቸው ውይ አምላክ ሆይ ተመልከታቸው ህዝብ ላይ መሰራት አለበት መምህር ይብርሃ ተባረክ
አድጊ
@@MuluGermay ካብቶም ድሑራት ሓንቲ ንስኺ ውን ሐዚ ታይ ስለ ዝበለ እዩ ትፃረፊ
ኻላ ቀር ከሆንከው አንተ እንካን ትግራይ ውስጥ አልኖርክ ተመስገን የሚያስብለው 😂😂 አህያ ሰው በል የሆክ ቡዳ
@@MuluGermayደደብ
ትግራይ ይብሳል 😢😢😢😢
ቀሺ ኺዳነ ተባህለ ዘርኢ ሳጥናኤል መምሃሪ ስጉምቲ ክውሰደሉ ይግባእ::
ዓሪፍኺ ትቃመጢ ደቃላ
@@wanachannlnski eki dkala kondaf
@@wanachannlezi zweredekum ygbakum eu rugumat foo neziom ndngx neyrna 2amet
ብጣእሚ የህዝን የህምም ከምዚ ዝበለ ድህረት አሎ ድዩ 😭😭😭 ብሱሩ እዚ ነገር መፍትሄ ክግበረሉ አሎ ክቡር ሓዉና በይዛኻ ናብዝምልከቶ አካል አብፃሃዮ ።እግዚአብሔር ይሃብካ ።
ዋይ ህዝበይ ቃደማኻ እግዚኣብሄር ኣምላክ እዞም ድሑር ኣታሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ኣዓይንቲ ልቦናኦም ይኽፈተሎም ልህብና ሰላም የውርደልና ኣይይይ መሕዘኒ ኣነ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ😢😢
እዝግዮ ክሳብ ክንድዚ ዱንቁርና😢😢 ኣብ ዓድና ኣለው ግን ምንም እኳ ከም ልምዲ ንፈርሖም እንተኮና ምንባር ዝከልኦም ግን የለን😢😢
ዓገብ🙏
ይሄ ኋላ ቀር እና አስቀያሚ ድርጊት ነው። በሰው ስው ብሰማው ኖሮ አፈ ታሪክ ይመስለኝ ነበር፣ ግን በቀጥታ ከባለ ታሪኩ እና ሰለባ ከሆኑት ወገኖች ስለሰማሁት እንዳምን ተገድጃለሁ። በእውነት ውስጤ አመመኝ😢 በዚህ ክ/ ዘመን ይሆናል ተብሎ የማይታሰብ አደገኛ እና ኋላ ቀር አስተሳሰብ ነውና ሁላችንም በተቻለ አቅም ልንዋጋው እና ህብረተሰቡን በቂ ትምህርት እና የግንዛቤ ማስጨበጫ ስልጠና በመስጠት እንደነዚህ አይነቱ እና የመሳሰሉትን ኋላቀር አስተሳሰቦች መወጋት አለብን። ይሄ ጉድ በሚድያ መቅረቡ ግን በጣም ደስ ብሎኛል ወንጀሎኞች ተገብውን ቅጣት መቅጣት እና ማስነወር አስፈላጊ ነው።
ናይ ብሓቂ የሕዝን። ከብድካ ይበልዑ።ተጋሩ ብካልእ ጆኖሳይድ ተፈጺሙና ትብሉ ካብዚ ዝከፍእ ጆኖሳይድ የለን ልቢ ግበሩ ።ብድሑር ባህሊ ካብ ትሳቀዩ።አቲ መንግስቲ ከይተረፈ ድሑር እዩ።እንተ አቶም ብዱላት ግን ኣምላኽ ይርኣየልኩም።
ከብደይ በሊዖምኒ ከደንግጹኻ፡ብፍላይ እዞም መርሓቲ እምነት ኮይንኩም ፡ ነዚ ነገራት ትድግፍዎ ኣዚዩ ዘሕዝን እዩ።ሓውና ጥበብ ይብራህ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ።
🙏ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ
ምፀታአለም ኡዩ ዘብል 😢😢😭
እዋይይይ መሕዘኒ ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ግና እቶም ቀሺ ኪዳኑ ብሕጊ ክተሓዙ እቲ ዝጎሓልዎ ንብረት ብሕሾት ዘጥረንዎ ንብረት ብመንግስቲ ክውሰድ አለዎ
ብጣዕሚ የሕዝን ኣጆኹም የሕዋትና እዋይ ግፍዕ ሀይንታ☝☝☝☝☝
ሓደራካ ተሎፎና ስደደለይ
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ዝገርም እዮ ዱሑር አተሐሳስባ ህዝብና ካብ እዙይ ነገረ ክወጵ አለዎ
Sorry Sorry Sorry
እዚኣቶም ቡዳታት እዮም ክንደይ ሰብ ዘጥፍኡ ክጠፍኡ እዩ ዘለዎም ወይ እታ ግበረ ክፍኣት ክገድፍዋን ንህዝቢ ይቅርታ ክሓቱን ኣለዎም።
@@musieasefa9159እንታይ ማለት እዩ ክንደይ ሰብ ዘጥፍኡ ? እስከ ክንደይ ዝጠፈኡ ሰባት ትፈልጥ ?
@@musieasefa9159 እግዚአብሔር ዝፈጠሮም መን ኢኺ ንስኺ ተጥፍእዮም ሰብኸ ከመይ ገይሩ ንሰብ ይበልዖ
@@Solyana12 ይበልዑ እወ ዝይትፈልጥ እንተከይንኪ ስቅ በሊ
አጆኹም እዞም ኣሕዋትና ንስኹም ብርቱዓት ለባማት ኢኹም ናይ ድሑራት ኣይትስምዑ ቀሺ ኩዳኑ ብሕጊ ክጥየቅ ኣለዎ😢
ከለ እስኽለ ሃሙኡ ግድ ኾይንኻ😂😂😂😂😂
@@JjsnWushእኮ😂😂😂
ኣቲ ቡዳ ንስኽዉን ማዓልትኺ ሓልይይ
ኣብዚ ብጣዕሚ ጠመተ ዘድልዮ ጉዳይ ጠመተ ብምግባርኩም ምስጋና ይብፃሕኩም
ለከ ትግራይ ሰለ ዝግበአና እዩ እዝኩል መቅፃዕቲ😢😢😢😢
Asha betami gega eyu ezi zereba. Hizbi Tigrai eko eziom eyom eti Kali ema bedwlgna eyu. Nay kalot atahasaba zesfafih hizbi Tigrai ema muruts hizbi eyu
እግዚአብሔር ከማና ከም ሰብ ኣይኮነን እምበር ተዝኮውንማ ነቶም ሰብ ብህይወቱ ሓዊ ዘቃፅሉን፣ዝጨፍጨፉን መጥፈኦም ነይሩ
ብሓቂ 😭
ወየ ጫካኔ 😢 በሰመአብግን ክጫክኑ ግን
ናይ ዓሻ ዘረባ
እዚ ረሳሕ ናይ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣምሓራ እምነት ካብ ህዝቢ ትግራይ, ከይትቀንጠበ,ሰላም የለን.እቲ ክርስቲያን ዝበሃል እምነት ከይጠፍአ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ኣይረክብን እዩ.
ታይ ኣራኺብዎ ዩ ምሰ ሃይማኖት ከመይ ዝበልካ ሰዲ ኢኻ ንሰኻኸ ክርሰትያን ተዋህዶ ንዘላእለም ይንበር🙏🙏🙏🙏 ከመይ ኢልካ ንሃይማኖት ክትፀርፍ ዓቕሚ የብልካን እሺ ሰዲ ባዓለገ ትዛረቦ ፍለጥ ከዛብ
ትግራዋይነተይ ክፀልእ ካብ ዝገብረኒ ሓደ ተግባር እዝይ ዓይነት ድሑር ኣታሓሳስባ ኣብ መብዛሕትኡ ትግራይ ምህላይ ክሓስብ ከለኹ ምጣዕሚ እዩ ዘፅልእኒ
ዓድና ናብዙ ድሕረትዙይ ምጥሓላ የሕዝን
ሓሪረ ብጣዕሚ መሕዘኒ ኩርኣት ደቆም ኽኾኑ ዝግበኦም ኣቦታት ብደቂ ዓዶም ተጨፍጪፎም 😭😭😭😭😭😭😭😭🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴
ብጣዕሚ የሕዝን ድሕር ኣታሓሳስባ እዩ😭
ክቡር ሓውና በጃኻ ንዚ መፍተሒ ክረክብ ፀዓር ብጣዕሚ ድሑር ባህሊን መሰከፍን እዩ ሰብ ንሰብ ኣይበልዕንዩ
ሰላም ኣምላኽ ጥበብ ይብራህ ከመይ ትከውንተለፎና ሃበኒ
_እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ 😢__ብእንተ ማርያም ማሓረና ክርሰቶሰ 😢__ኦ ጎይታና ብዓይን ምሕረትካ ጠምቶ ንምስክን ህዝብካ እንተይ እዩ እዘይከ ኣጀኩም ህዝበይ እመብርሃን ወላድተ ኣምላኽ ምሰኩም ትክን😢😢😢😢_
የቀንየልና ጥበብ ይብራህ ናይ በሐቂቂቂቂቂ ልቦነኻ ብሩህ ሐወይ መምረይ አምላኽ ሞገስ የሃብካ። ልበኻ ይሰብር 😭😭ብገዛ ዓዶም እዚ ኹሉ በደል ዓገብ እዞም ሩኽስ ቀሺን ሳዓብቶም ብሕጊ ክተሐዙ አለዎም እዋይይይይይይይ
እህህህህ ብጣዕሚ መሕዘኒ ፍትሒ ሓብዎም ንዞም ክብራት ስድራ ድሑር ኣታሓሳስባ ስነ ልቦናዊ በሰላ ገይረምሎም 😢😢😢😢
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፡ ክትኣምኖ የጸግመካ።በጃኻም ባ ፍትሒ ክረኽቡ ሓግዝዎም። በሕዋትካ ዶ ከምዚ ኣሎ ኢዩ።
ብጣዕሚ የሕፍር ረቢ ይሓግዝኹም😢😢
ሃምዚ ዝብሃል ኣሎ ድዩ😢😢😢ናተይ ዓደይ ውቅሮ ኾይኑ ኣብ ገጠር እዩ ግን ሃምዚ ዝብሃል የለን ኹላትና ማዓረ ኢና በስላሴ ስም😢😢😢ቡዳ ዝብሃል ቐደም ቐርዩ እፍ የሐዝኑ ያኣምላክ😢😢😢😢
ያሕዝን😭
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና የብርሀልና ኣሜንንንን🙏🙏🙏❤💛
ዓይንኪ ይደፈን ደንቆሮ።ቃለ ሂወት ቃለ ገብርሂወት ኣይትበሉ ጀዝባ። ሃይማኖት ህዝብና ዘደንቁር ጉሓፍ እዩ። ደነዝ ቃለ ሂወት ገለ ትብሊ ድማ?እየሱስ እውን ሓደ ፈረንጂ እስራኤል ዝነበረ እዩ ገና ደቂ ደቅኪ ኣይክነቅሁን ደነዝ
ሰይጣን እንታይ ገይሩ እቲ ፀራፋይ ሕብረተሰበኮ ናብ ሰይጣን ተቀይሩ እዩ።
@@kanyohayeygerm eyu
@@kanyohaye😅😅😅😅 ኣንታ ታይ ወሪዱካ ጌይ ሀይማኖት አልባ። ይርደአኒ እዩ ስምዒታዊ ኮይንካ ከምዝፀሓፍካዮ። ግን ማዕረ ክንድዚ ድፍረት ግን ከይትኹነን ጥንቅቅ በል። ኢ-ኣማኒ ተኾይንካለ አምላኽ ልቢ ይሃብካ። እዞም ኣሕዋትና ከኣ ልእንጀራ ክገብረሎም እዩ😢
ናዘን ሰበይቲ ስልኪ ስደዱለይ😭😭😭😭😭😭😭
ብጣዓሚ ዝሐዝን 😭🥺
እዚ ብጣዕሚ መሕዘኒ፣ግፍዒ እዩ ብሓቂ😥
ኣሕ ልብኻ ዝሰብር ፍጻመ፣ እዚ ኩሉ ጠንቂ -ድሕረት ካብቶም መራሕቲ ሃይማኖት ኢዩ 😭😭
ብጣዕሚ የሕዝን 😢
ብጣዒም ዝሓዝን ተጊባር እየ እሞ አምላክይፊሪድ እየ አይዝኻሙ አሕዋትና ነገረ ግና ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቃሪብ አለዉ ❤
አረ በጣም ያሳዝናል ከትግራይ ይሄንን አልጠብቅም የነቃ ህዝብ ይመስለኝ ነበር ከትግራይ ጎን ቆሜ በጦርነቱ ሳዝን ነበር አሁን ግን የጀመራቹ ድሮል ይጨርሳቹ 😢😢😢
እውይ በስመአብ ከብዙይ ሰውረና አረ አብ ህዝብና ከሙዚታት ነገር ክውገድ አለዋ😢😢😢😢😢
እዋእ እዚ ሰብ ቓሺ ክዳኑ ዝበሀል ሰብ ጠንቋሊ ደፍተራ ቤተ ክርስትያን ለይተባሪሮ ብስም ፀበል ንሱ ነጊሱ ማሕበራዊ እስስር አበላሽዉ ብሕጊ ክጥየቕ አለዎ እዚ ደፍተራ
መንግስቲ ዘይብላ ዓዲ ዓዲ ባንዳታት ዓዲ መደናገርቲ ዓዲ መድሐርሐርቲ ዓዲ ሽም መጥፋእቲ ነውረኛታት ባዓለገታት ኮይና ተሪፋ ዘሕዝን :: ሰሪሑ ንዝበልዕን ዘብልዕን አክንዲ ሽልማት አክንዲ ሞራል ምሃብ ንድንቁርና ዘምልኹ ንሊቅነትን ጥበብን ዘጥፍኡ ናይ ፀላእቲ ልኡኻት ከምድላዮም ይገብሩ:: አለዉ ::መንግስቲ እንተዝህሉ ሐንቲ ማዓልቲ እውን ትኹን እዚ ክፍጠር አይምተገበኦን::ትግራይ በላዕተኛ እምበር መማሐደሪ የብላን የብላን የብላን:: እንተልዩ እዚ ቀሺ እዙይ አብ ቅድሚ ህዝቢ ክናዘዝን ክንሳህን አለዎዎዎዎዎ
ህዝቢ ትግራይ 100 ዓመት ንድሕሪት ተሪፉ ኣሎ ናዓኩም ካኣ ጎይታ የሓልኩም
ባሓቂ እዙይ ወድዚ ግፍዒ ሰለዘሎ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ሰባት ፈጣሪ ደሞ ማዓት ኣዉሪድሉ ትህዝቢ ባሓቂ ህዝቢ ትግራይ ንሓዉ እዩ ዝገፍዖ እዚ ክብል ከለኹ ግን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮንኩን ካብ 100 እቶም 50 % ሓሳዳት ዮም።
ኣይ ዲያብሎስ በደቂ ሰብ ይፃወት ኣሎ😭😭😭 ሐዚ ከዓ ህዝቢ ብማይ ፀሎት ከይሓዊ ካሊእ ውዲት ይፍሕስ ኣሎ ። ሴጣን ባዕሉ ቁርጥም ኣቢሉ እገለ በሊዕካ ይብል ሰኣን መንፈሳዊ ህይወት እኮ እዩ።
እቲ ሕብረተሰብ ኣኪብካ ትምህርቲ ክወሃብ ኣለዎ፡ ብድሕሪኡ ነዞም ሕብረተሰብ ይቅረታ ክሓቱዎም ኣለዎም!! እዚ ኮመንት በቶም ኢንተርነት ዝጥቀሙ ደቆም እንተዝንበበሎም, ዝርደኣሎም ሰብ ከምዘሎ እንተ ዝግለጸሎምስ ንእሽቶ ሞራል ወይ ተስፋ እንተኮኖም፡ ሕብረተሰቦም ዝበደሎም ኣብ ዓዶም ከም ባዕዲ ጥራይዘይኮነን ከም ዘፍርሁ ጸላእቲ ተቆጺሮም፡ ኤህህህህ!!!
ናይዚኦም ንብዓት እዩ መዓት ኣፍሲሱ ኣብ ትግራይ 😭🏴🏴
ብሓቂ 😢😢😢😢
ብሓቂ አነ እውን ከምዛናትካ ፂሒፈ ድፀሓፍካዮ ከይረኣኹ
@@kante5318ሃልውለው ኣይትበሉ ትፈልጥዎ ዘይብልኩም
Yes
እግዚኣብሔር ብሰንኪ ናይ ሓደ ግፍዒ ንሃገር ንሃገር ምልእቲ ኽረግማ ይኽእል እዩ። ቓል ኣምላኽ ኣንቡቡ ❤እግዛቤሄር ክረድኣኹም እዩ።
መንበረ ሰላም ከምቶም ካልኦት ተፈናቀልቲ ዘለው ትኩረት ሂቡ ክሕግዞምን ከፅናዕንዖምን ይግባእ ብስም ሃይማኖት ሽፋን ዓሌታዊ ፅንተት ዝፈፀሙ ቐሺ ኪዳኑ ናብ ሕጊ ኣቅሪቡ ምምሕዳር ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ ።
ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ባዕሉ ምሕረት የውርደና እምበር
ካብዙይ ዝከፍአ እከይ ስራሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝፍንፍኖን ዝፀልኦን ስራሕ ዶ ኣሎ እዩ እዞም ሩጉማን ሰብ ንሰብ ዝበልዕ ኣበይ ተራእዩ ይሰምዕ ሰብ ንሰብ ዝበልዕ ተዝከውን ንቀሺ ኪዳኑ እዩ ዮም መጀመርታ ክብላዕ ነይሩ ዙጠንቃም ቀሺይ መንበር ኣውነሰላማ ካብዙይ ዝዓቢ ስራሕ የቡሉን ብዘይ ዋዓል ሕደር ብቅልጡፍ ከይዶም ፍታሕ ክህብዎም እቲ ህዝቢ ይቅሬታ ተጋጊና ኢና ኢሎም ህዝቢ ይቅረ ክብሎሎም ከም ክክእል ኣለዎ ስለዚ መንበር ኣውነሰላማ ቀልጢፍኩም ፍታሕ ሃብዎም
እንታይ እሞ ንሶም አይትሓዚይ ኢለሙኩም እምበር😬😬😬እንታይ ዘይገበሩ እዩ ዝኩሉ ሃለዉለው እንተኮነ ዉን ናይ ባዓልኩም እዩ ዉሓጥዎ
@@ጋልዓዲጉደም እንታይ እዩ ናይ ባዓልናከ
@@sooqusaabya3831 እዝ ትዛረብለክሞ ካሊእ ድኣ እንታይ😳
@@ጋልዓዲጉደም ሰብ ንሰብ ከመይ ጌሩ ይበልዖ ሓሰውቲ 😏 ኣምላኽ ማዕረ እዩ ፈጢሩና ቡዳ ካበይ ተፈጢሩ እስኪ መልሱለይ 🤔
ብጣዕሚ ይሐዝን 😢
ድንቁርና ዪ፡ህዝቢ ብሰኣን ኣፍልጦ ይጠፍእ ኣሎ፡ነዞም ቤተሰብ ሓይሊ ይሃቦም
እንታ ጎይታይ ምሕረትካ አውርደልና
እቲ ጸላእቲ መጽዮም ክወርኹም ኮሎዉስ ዓገብ ኢልና ህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይግቦኦን ኢልና ምሳኹም ደም ነቢዕና ሕጂ'ኸ እንታይ ኢና ክንብል?ዝሕዝን እዩ በቃ 😭😭😭
Ane da kulu zwerdom nayzom hzbi nbat eu ele 😢
ኣሕ ብጣዕሚ ይደንግጹካ ኣምላኽ ኣቦይ ጽላልካ ኣንብረሎም 😢
ብጥዓሚ ይሕዝን😢፡ ነዞም ሰባት ብኸመይ ክረኽቦም ይኽእል፡ ዓቅምና ዝኾነ ምገበርናሎም።
Darga ZHAGEZKA EYU.Nkhtrekhbom gin fetin.From ERITREA.
ብጣዕሚ ክንሕግዞም ይግባእ ዋይ ህዝበይ እንታይ ዓይነት ድንቁርእና እዩ
ብጣዕሚ የሕዝን ድንቁርና😢
ዋይይይ አቱም ሰባት ከምዚ ዓይነት አብትግራይ ምህላዉ ብጣዕሚ የሐዝን 😢መራሕቲ ሃይማኖት ክሰርሕሉ ይግባእ
Ezi qeqelilu xbuq tetegieru terah tgerem.this is normal day life in tigray sala tplf tesaene yelen
መሪር ሓቂ ሰብ ዝበልዕ ሰብ የለን!!! እቲ ዘሕዝን ዘሕፍርን ግን እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ፣ ወዲ ሰብ ብኣርኣራያ ስላሰ እዩ ዝተፈጠረ ኢላ እተምህር ናይ ክርስቶስ ቤተ ክርስትያን ዝኾኑ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ተኸተልታ ብኣብዝሓ ይኣምንሉን ይትግብርዎን። ስልዚ ኦርቶድክስ ተዋህዶ ትግራይ ላዕላዋይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ኣብ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ዘለው ኣፋላላይ ዝፈጥሩ ቃላት (ቡዳ) ደጊማ ክትርእዮምን ክትእርሞምን ብትሕትና ንሓትት። ኩሉ ወዲ ሰብ ብኣርኣያ ስላሰ ዝተፈጠረ ክቡር ሰብ እዩ።ስለዚ ዓገብ ንግበር!! ኣያም ንበል!!!
እዋይ ሕማቅ ሰማዕ እዚ ህዝቢ ዝረኽቦ መከራ እዚምምሕዳር ትግራይ መንግስቲ ትግራይ ክንደይ ይሰንፍ ተስፋ ዘይብሉ መንግስቲ መሳኪን ህዝቢ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏✝️
ንቀሺ ኪዳኑ ፍርዲ ካብ እግዚአብሔር ይውረዶ ም ካብመንግስቲ እውን ፍትሒክወርደሎም አለዎ😢😢😢😢😢😢
ብምንታይ ክረክቦም እኽእል ንዞም ሰባት አሕዋተይ ተሐባበሩኒ
በእዉነት ብጣዕሚ የሕዝን እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓገብ እዙይ ድሑር ጥራይ ዝድይኮነ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ እዩ ኣብ ኤርትራ ኮሙኡታት ይብድሃል እዩ ግን መን ክትንክፎም ዕድመ ንሻዕብያ
ብሓቂ ከም ሻዕብያ ዝበሎ የድልዮም ነይሩ ነዞም ቀተልቲ
ብጣዕሚ የሕዙን😢
ሃይማኖት እንታይ ድዩ ስራሑ ብስሩ ናይ ትግራይ ኦርቶዶክስ እዙይ ከስተካክልዎ አለዎ ንምሕፀነኩም ጥበብ ይብራህ ብጣዕሚ ነመስግን ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤
ህዝቢ ደደብ ምግባር ጥቅሚ ሃይማኖት። እየሱስ ምስቃሉ ክውሕዶ
እንታይ ዝገበሩ ሰባት እዮም ብጣዕሚ የሕዝን ብስንኪ ህዝቡ ትስደት ከሎ ❤️❤️❤️❤️
በሰመ ሰላሴ ብጣዕሚ ዘሕዝን
አብነት ምሕረት የውርደልኩም ጽቡቅ ፍርዲ የውርደልኩም ሕማቅ ስማዕ
ኣጆኩም ደቂ ነጋውስ ደቂ ጥበበኛታት ህዝቢ ኣግዝያን ህዝቢ ኦሪት እዛ ረሳሓ ሃይማኖት ኦርቶደክስ እያ ናብ ድኽነት ሸሚማ ናብ ድንቁርና ሸሚማትና
ኣታ ምስ ሃይማኖት ግዲ እዩ ፅሊኢ ዘለካ
ክላ ከሓዲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናየሰ ኩሉ መፀጊዒት መሳልል እያ
ጠበብቲ ቡዳታት ክንደይ አዴታት ህፃውንቲ ከም ዝሞቱ ብስንኩኩም እስይ ጎበዛት ማሕበረስብ እዮም እንኮዕ አጥፍእኩም አዛብእ
! ድሑር ሕብረተ-ሰብ!! ብድንቁርና ዝሞተ!!ብሳዕሚ ሓዚነ!!!ኣንታ ንኡስ ወሎዶ በጃኻ ሕሰብ!!ሰብ ንሰብ ብመንፈሳዊ ጥበብ ክቐትሎ ይኽእል እዩ ኢልካ ሓሳብ ኣሎ፧!ጉድድድድ!!!!መቸም እዚ ምውትን ጽውጽዋይን ሓሳብ ኣዚ ናትና ሕብረተ-ሰብ ጥራይ'ዩ ዘሎ።Please ኣሕዋት ሰብ ንኹን።ክቐትሉ ዝኽእሉ እንተ ዝኽኑ፡ ንምንታይ ካይቅተሉ ይሃድሙ ኣለዉ፧!
አዝ ቀሽ ክዳኑ ዝባሃል ሕግ ቀርቡ ይፃር ትብሉ like ብምግባር
እታ ስቅ በሊ ላብ ዓዳም ይመልስዋም ግና እስቶም ለ ዓይኖም ካብ ህዝብና እይሩኤይና ዋይ ክንዳይ ስብ እካ እዩ ዝሞት ሕደጉ ፍልጡ ስይጣን እዩ ከምዝይ ዝገብር ዘሎ ልዓዳም ይመለሱ ስብ ተኳይኖም ከም ስብ ይንበሩ
ታይ ገይሮም ጠበብቲ የለዉን ማለትኪ ድዩ ኣለዉ እዮም ወይለይ ኣብ ማንም ማይፀሎት ከይድኪ ኩሉ ብጠቢብ እዩ ተታሒዙ እናተሳቀየ ዝርከብ ካብ ዓዶም ምዉፆኦም የሕዝን ግን ናብ ምላዛት ምካዶም ፅቡቅ እዩ
Tebib zbehal yelon
Yteaser
ጠንቖልቲ ኣብ ክንዲ ምጥፋእስ ሰሪሖም ዝነብሩ ሰባት ከጠፍኡ 😢
የሕዝን😭😭😭😭
😢😢ይገርም
😢😢😢😢😢😢
ብሓቂ የሕዝን እዩ 😢😢😢
አነ ዝገርመኒስ አዝም ሰባት ሰብ ዝበሉዑ እቱኮኑስ ንምታይ ዓዶም ሓዲጎም ወፂኦም ኑኩሉ በሊዖም አብ ዓዶም ዘይምነበሩ ብጣዕሚ የሐዝን
😢😢እወሞ ኣነለ ንሱ እኮእየ ልብለኹ ዋ እንድሕር ማዕረ ክንድዚ ግፍዒ ናበፀሖም ሱቕ ንምንታይ ይብሉ በሊዖሞም ክዓርፉ ነይሮም😢😢
Tkikl 👍👍👍
ብትክል
እፍፍፍፍፍፍ ኣነስ ኣይኻኣልኹይ ክሕግዝ ደልየ ነረ ንዘን ዓሰርተ ቆልዑ ድነሀወን ሰበቲ 🙏😭😭😭😭😭
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን 😢😢😢
እግዚኦ ማሓርነ ክርስቶስ 😢
በእንተ ማርያም ማሓርነ ክርስቶስ😢
ኣቤት እዞም ሰባት ረኺቦሞ ዘልዉ ዓገብ ።
እግዚኣብሄር ምስትውዓል ይዓድለና ኣዝዩ ዝፈንፈን ባህሊ እዩ ዘልና ክንጽየፎ ይግባኣና ወላ ኣብ ኤሪትራ ብክምዚ ድሑር ባህሊ ክንደይ ሰባት እዮም ግዳይ ኮይኖም ስለዚ ፡ብፋልይ እዞም ኣምንቲ ንብል ሰባት ክንእረመሉ ይግባኣና ።
ይገርመካ እዩ መከራና ዘይዉዳእ ህዝቢ😢
ብጣዕሚ ይሕዝን ሳኣን ሓቀኛ መራሒ አቦ ህዝበይ ይጠፍእ ይግረፍ አሎ 😢😢😢😢😢
እፍፍፍ ብጣዕሚ እየ ሓዝኑ 😢😢😢 ፍትሕ ይግበኦም ብስሩ ናይ ኹሉና ሓላፍነት ንግበሮ በስመአብ 💔💔💔
እኔ ደሞ ኣካራየ ውልጄ ልትጠይቀኝ የመጣች ጓደኛየ ለምን ኣስገባሻት እስዋኮ ቡዳ ናት ተብያለው😢
ኸምዚ ዝበለ መሕፈሪን ድሕረትን ሕዝካ እዩ "ከም ትግራዋይ ንቑሕ ለባም የለን" ዝበሃለለይ።😢😢😢😢
ተሸማቂቀ ኣነ እውን ምናልባት ንቀሺ ኪዳኑ ከቅትሎ ይክእል እየ ኣብ ቀረባ ግዜ።
ኣነ ተፃሪፈ ኣይፈልጥን ነይረ ግን ብጣዕሚ ድሑር ሕዝቢ ኣለና!
ሓቂ ድምዝራብ ቅድሚ ስደት ምምፀኤይ ከምኡ ዝብል ኣታሓሳስባ ነይሩኑ ይቅርታ ሐዝ ግን እግዛብሔር ይመስገን ክሉ ሰብ ባኣርኣያ ስላሴ ከምትፈጠር ኣሜን❤
ተባረክ፣ ጌጋ እዩሞ፣ፈጣሪው ንዓና ካብ ሓመድ ሸኽላ ዩ ሰርሑና፣ህዝቢ ዚ ውን ወዲ እግዚአብሔር ዝኾነ በ
ዓል ርእስን ልብን ዩ። ከይብሉፁና ተበ
ሂሉ ዝተፍሓሰ ሽርሒ ግብፅን ባንዳ ውሽጢ ዓዲን ዩ። ንካልኦት ውን ምኸር
EBta@@AlburhanDekel-hw4dbentay buda yelen ?
@@peintatonic5296yblu alewu
@@peintatonic5296yelen
ግን ከመይ ዝበሉ ዓዲ እዮም ማዓረ ክንድዚ ፀገም ዝፈጥረሎም ኣብ ዓደና ኣፅቢ ውን ኣለዉ እዮም ግን ከም ሰቦም ተካባቢርና ኢና ንከይዲ እዞም ዓዲ ግን ከማኣቶም ሰባትስ ማዓሮ ክንድዚ ግፊዒ ፀላኢስ ካብዚ ንዓቀብ ዶ እንታይ ገይርና እዩ 😢😢
Ephesians 6 ትግ - ኤፌሶን
11-12: እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ።
እዋይይይይ በስመ ስላሴ ኣንታ እንታይ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ እዩ ዘለዎ እቱ ህዝብና ናይ ብሓቂ ሓደሓደ ግዜ ክሓስቦ ከለኹሲ እቱ ዝወርደና ዘሎ መከራን ፀገምን ሲ ብሰንኪ በዝሒ ሓጥያትና እዩ😢😢😢😢😢😢
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ብድሑር ኣባህላ ጥበብ ህዝና ኣጥፊኡ ዓድና ድሕሪት ኣትሪፍዋ😢😢
መጋቤ ጥበባት ይብራህ ሚድያካ ድምፂ ውፅዓት ህዝብታት ብምኳኑ ኣምላክ ዓሰበ ድካምካ ይሃብካ ፅግኡ እውን የብዝሕልካ ካብዚ ብላዕሊ ናይ ህዝቢ ኣጀንዳ የለይ ቀፅለሎ ኣብ ናይ ትግራይ ትንሳኤ ታሪክ ክምዝገብ እዩ ። ናይ ትግራይ ትንሳኤውን ቀረባ እዩ ጥበብ ኣክሱማውያን አቦታትና ናብ ቦትኡ ክምለስ እዩ የቀንየልና 100% ።
ብጣዕሚ የሕዝን ,ኣነ ንባዕለይ ኣብ ኣውሮፓ የ ዝነብር ስረሐይ ውን ደ ሓጽን መጽን ምቅጥቃጥ ዩ ,ዕብየት ሓንቲ ሃገር ጥበብ ዩ, ሕጂ ውን ,ዚ ደፍተራን ቀሺ ኪዳኑን ካሎኦትን ቀተልቲን ብ ቅልጡፍ ናብ ሕጊ ክቀርቡ ኣሎዎም ሎቃምጽ
ብሓቂ ዝሓወይ 😭🥺
ለቅማፅ ንለቅማፁ ከ ወደይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢ብሱሩስ ሲ ንካሊኢ ገዲፍካ ኮ ዞም ሰባት እዚአቶም ሰብ ዘጥፍኡ ተኮይኖም አይተ ቀሺ ኪዳኑ ታብታ መልሓሱ ቆሪስካ ብልዓያ ትብሎ አባ ብሹም ሰብ ዘፅልም ዘሎ ድብራይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
አዚዩ ዘሕፍር ድሕረት እዩ። መንግስቲ ትግራይ ነዚ ጉዳይ ካብ ፅንተት ፈልዩ ክርእዮ የብሉን ። ፍትሒ ንፅበይ !!!!
ብሓቂ ፍትሒ ይግቦኦም😢😢😢😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ምድላው እዩ።
ድንቁርና ካብ እምነት ክፍለ ኣለዎ።
*_ብጣዕሚ ልቢ ይሰብር 💔😢 ሰኣን ብመንፈሳዊ ሂወት ምጉዓዝን ሰኣን ናይ መናፍስቲ ውጊያ ኣዕሚቁካ ምፍላጥና ሕብረተሰብና ደንዚዙ ኣጆኩም እግዚአብሔር አምላክ ካብ ኩሉ ክፉእ ሓልኩም መዝሙር 118 ካብ ኣብ መሳፍንቲ ምእማንስ ኣብ እግዚአብሔር ምዕቋብ ይሓይሽ ይብለና😢😢💔_*
ብጣዕሚ ኢዩ ኮ ዘሕርር
ህዝቢ ትግራይ ሰአን ተሪር ሕጊ
ዘይምህላዉ ሰብ ብኮንቱ ዝመውት
ኦይ እዚ እዩ ድሕረትና በተለይ አብገጠር ብደንቢ ክሰረሖ እንህዎ ጥበብ ይብራህ በርትዕ አብ መላእ ትግራይ እዚ ሽግር ኣሎ እዞም ኣሕዋትና ክባራተዑ እንሀዎም።
If you like to be free from such horrible situation, you have to fight against orthodox tradition.
ብጣዕሚ ልብካ ዝሰብር ኣብ ዓድካ አረ ድምፂንዘም ወለዲ ኣምላክ ኣበይ ምሓረና😭😭🙏
በኛ አካባቢም ነበር አሁን እየተስተካከለ ነው እባካችሁ ከልብ ይቅር እንባባልና ፀበሉንም፡ሰላሙንም ፡ግንኙነታችንም፡ራባችን፡ጥሜታችን፡ሁሉንም በጋራ እንጋፈጠው ይህን ኑሮ፡፡ሰላም ለህዝባችን❤❤❤❤
ናይዛ ሰበይቲ ተሌፎን እንተለኩም ኣደ ዓሰርተ ቆልዑ በጃኹም ተደንግጸካ
ሓወይ ውሽጢ ዘይትፈልጥ ኣሕዝናትካ ሓቀይ😢😢
@@gsgs2241እንታይ ዝፍለጥ ኣለዋ በጃኹም ብድንቁርና ፈጣሪ እናቆጣዕኹም ህዝብና ማዓት ኣይተውርድሉ
@@habesha132abnfet dmxi kunuwom
እግዚአብሔር አምላክ ብመንገድካ ምርሓና❤❤❤
ተባረክ ጥበብ ይብራህ ንዘልኣለም ሓርነት ኣውጅካሎም ብደናቁር ንዝብደሉ ህዝቢ❤🙏
መራሕቲ እምነት ፍርሃት እግዛቢሄር ዘለዎ ፍጡር ሰብ ነዚ ዝኣምን ዝድግፍ፡ ዓገብ ኣዝዩ ዘሕዝንዩ፡ ብሽፋን ሃይማኖታዊ እምነት ስራሕ ድያብሎስ ዝኾነ ተግባር ሰባት ነንሕድሕዶም እና ቃተልካ። ሰላም ከይንረክብ ንኸይ ንዓቢ ከይንልወጥ መጥፊና ነንሕድሕድና እና ተዋዳእና ብድያብሎሳት ዝተማህዘ እዚ ድሑር እምነት ብሰማይን መሬትን ሰላም ኣሲንና ኣብ መከራ ንርከብ ዓገብ። ሰላም የውርደልና መሕዘኒዩ ብሓቂ።
ሓዉና ጥበብ ይብራህ ፅቡቅ ስራሕ፡ ስለ እቲ ፅቡቅ ስራሕካ ካብ እግዛቢሄር ርኸቦ !!!
በጣም ያሳዝናል ትግራይ ውስጥ እንዲህ አይነት ኋላቀር አስተሳሰብ ያለ አይመስለኝም ነበር በእውነት ያስለቅሳል መገደላቸው ብቻ ሳይሆን ሞራላቸው ውይ አምላክ ሆይ ተመልከታቸው ህዝብ ላይ መሰራት አለበት መምህር ይብርሃ ተባረክ
አድጊ
@@MuluGermay ካብቶም ድሑራት ሓንቲ ንስኺ ውን ሐዚ ታይ ስለ ዝበለ እዩ ትፃረፊ
ኻላ ቀር ከሆንከው አንተ እንካን ትግራይ ውስጥ አልኖርክ ተመስገን የሚያስብለው 😂😂 አህያ ሰው በል የሆክ ቡዳ
@@MuluGermayደደብ
ትግራይ ይብሳል 😢😢😢😢
ቀሺ ኺዳነ ተባህለ ዘርኢ ሳጥናኤል መምሃሪ ስጉምቲ ክውሰደሉ ይግባእ::
ዓሪፍኺ ትቃመጢ ደቃላ
@@wanachannlnski eki dkala kondaf
@@wanachannlezi zweredekum ygbakum eu rugumat foo neziom ndngx neyrna 2amet
ብጣእሚ የህዝን የህምም ከምዚ ዝበለ ድህረት አሎ ድዩ 😭😭😭 ብሱሩ እዚ ነገር መፍትሄ ክግበረሉ አሎ ክቡር ሓዉና በይዛኻ ናብዝምልከቶ አካል አብፃሃዮ ።እግዚአብሔር ይሃብካ ።
ዋይ ህዝበይ ቃደማኻ እግዚኣብሄር ኣምላክ እዞም ድሑር ኣታሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ኣዓይንቲ ልቦናኦም ይኽፈተሎም ልህብና ሰላም የውርደልና ኣይይይ መሕዘኒ ኣነ ብጣዕሚ ተሰሚዕኒ😢😢
እዝግዮ ክሳብ ክንድዚ ዱንቁርና😢😢 ኣብ ዓድና ኣለው ግን ምንም እኳ ከም ልምዲ ንፈርሖም እንተኮና ምንባር ዝከልኦም ግን የለን😢😢
ዓገብ🙏
ይሄ ኋላ ቀር እና አስቀያሚ ድርጊት ነው። በሰው ስው ብሰማው ኖሮ አፈ ታሪክ ይመስለኝ ነበር፣ ግን በቀጥታ ከባለ ታሪኩ እና ሰለባ ከሆኑት ወገኖች ስለሰማሁት እንዳምን ተገድጃለሁ። በእውነት ውስጤ አመመኝ😢 በዚህ ክ/ ዘመን ይሆናል ተብሎ የማይታሰብ አደገኛ እና ኋላ ቀር አስተሳሰብ ነውና ሁላችንም በተቻለ አቅም ልንዋጋው እና ህብረተሰቡን በቂ ትምህርት እና የግንዛቤ ማስጨበጫ ስልጠና በመስጠት እንደነዚህ አይነቱ እና የመሳሰሉትን ኋላቀር አስተሳሰቦች መወጋት አለብን። ይሄ ጉድ በሚድያ መቅረቡ ግን በጣም ደስ ብሎኛል ወንጀሎኞች ተገብውን ቅጣት መቅጣት እና ማስነወር አስፈላጊ ነው።
ናይ ብሓቂ የሕዝን። ከብድካ ይበልዑ።ተጋሩ ብካልእ ጆኖሳይድ ተፈጺሙና ትብሉ ካብዚ ዝከፍእ ጆኖሳይድ የለን ልቢ ግበሩ ።ብድሑር ባህሊ ካብ ትሳቀዩ።አቲ መንግስቲ ከይተረፈ ድሑር እዩ።እንተ አቶም ብዱላት ግን ኣምላኽ ይርኣየልኩም።
ከብደይ በሊዖምኒ ከደንግጹኻ፡ብፍላይ እዞም መርሓቲ እምነት ኮይንኩም ፡ ነዚ ነገራት ትድግፍዎ ኣዚዩ ዘሕዝን እዩ።
ሓውና ጥበብ ይብራህ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ።
🙏ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ
ምፀታአለም ኡዩ ዘብል 😢😢😭
እዋይይይ መሕዘኒ
ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና
ግና እቶም ቀሺ ኪዳኑ ብሕጊ ክተሓዙ እቲ ዝጎሓልዎ ንብረት ብሕሾት ዘጥረንዎ ንብረት ብመንግስቲ ክውሰድ አለዎ
ብጣዕሚ የሕዝን ኣጆኹም የሕዋትና እዋይ ግፍዕ ሀይንታ☝☝☝☝☝
ሓደራካ ተሎፎና ስደደለይ
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህረይ ዝገርም እዮ ዱሑር አተሐሳስባ ህዝብና ካብ እዙይ ነገረ ክወጵ አለዎ
Sorry Sorry Sorry
እዚኣቶም ቡዳታት እዮም ክንደይ ሰብ ዘጥፍኡ ክጠፍኡ እዩ ዘለዎም ወይ እታ ግበረ ክፍኣት ክገድፍዋን ንህዝቢ ይቅርታ ክሓቱን ኣለዎም።
@@musieasefa9159እንታይ ማለት እዩ ክንደይ ሰብ ዘጥፍኡ ? እስከ ክንደይ ዝጠፈኡ ሰባት ትፈልጥ ?
@@musieasefa9159 እግዚአብሔር ዝፈጠሮም መን ኢኺ ንስኺ ተጥፍእዮም ሰብኸ ከመይ ገይሩ ንሰብ ይበልዖ
@@Solyana12 ይበልዑ እወ ዝይትፈልጥ እንተከይንኪ ስቅ በሊ
አጆኹም እዞም ኣሕዋትና ንስኹም ብርቱዓት ለባማት ኢኹም ናይ ድሑራት ኣይትስምዑ ቀሺ ኩዳኑ ብሕጊ ክጥየቅ ኣለዎ😢
ከለ እስኽለ ሃሙኡ ግድ ኾይንኻ😂😂😂😂😂
@@JjsnWushእኮ😂😂😂
ኣቲ ቡዳ ንስኽዉን ማዓልትኺ ሓልይይ
ኣብዚ ብጣዕሚ ጠመተ ዘድልዮ ጉዳይ ጠመተ ብምግባርኩም ምስጋና ይብፃሕኩም
ለከ ትግራይ ሰለ ዝግበአና እዩ እዝኩል መቅፃዕቲ😢😢😢😢
Asha betami gega eyu ezi zereba. Hizbi Tigrai eko eziom eyom eti Kali ema bedwlgna eyu. Nay kalot atahasaba zesfafih hizbi Tigrai ema muruts hizbi eyu
እግዚአብሔር ከማና ከም ሰብ ኣይኮነን እምበር ተዝኮውንማ ነቶም ሰብ ብህይወቱ ሓዊ ዘቃፅሉን፣ዝጨፍጨፉን መጥፈኦም ነይሩ
ብሓቂ 😭
ወየ ጫካኔ 😢 በሰመአብግን ክጫክኑ ግን
ናይ ዓሻ ዘረባ
እዚ ረሳሕ ናይ ክርስቲያን ተዋህዶ ኣምሓራ እምነት ካብ ህዝቢ ትግራይ, ከይትቀንጠበ,ሰላም የለን.እቲ ክርስቲያን ዝበሃል እምነት ከይጠፍአ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ኣይረክብን እዩ.
ታይ ኣራኺብዎ ዩ ምሰ ሃይማኖት ከመይ ዝበልካ ሰዲ ኢኻ ንሰኻኸ ክርሰትያን ተዋህዶ ንዘላእለም ይንበር🙏🙏🙏🙏 ከመይ ኢልካ ንሃይማኖት ክትፀርፍ ዓቕሚ የብልካን እሺ ሰዲ ባዓለገ ትዛረቦ ፍለጥ ከዛብ
ትግራዋይነተይ ክፀልእ ካብ ዝገብረኒ ሓደ ተግባር እዝይ ዓይነት ድሑር ኣታሓሳስባ ኣብ መብዛሕትኡ ትግራይ ምህላይ ክሓስብ ከለኹ ምጣዕሚ እዩ ዘፅልእኒ
ዓድና ናብዙ ድሕረትዙይ ምጥሓላ የሕዝን
ሓሪረ ብጣዕሚ መሕዘኒ ኩርኣት ደቆም ኽኾኑ ዝግበኦም ኣቦታት ብደቂ ዓዶም ተጨፍጪፎም 😭😭😭😭😭😭😭😭🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴🏴
ብጣዕሚ የሕዝን ድሕር ኣታሓሳስባ እዩ😭
ክቡር ሓውና በጃኻ ንዚ መፍተሒ ክረክብ ፀዓር ብጣዕሚ ድሑር ባህሊን መሰከፍን እዩ ሰብ ንሰብ ኣይበልዕንዩ
ሰላም ኣምላኽ ጥበብ ይብራህ ከመይ ትከውን
ተለፎና ሃበኒ
_እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ 😢_
_ብእንተ ማርያም ማሓረና ክርሰቶሰ 😢_
_ኦ ጎይታና ብዓይን ምሕረትካ ጠምቶ ንምስክን ህዝብካ እንተይ እዩ እዘይከ ኣጀኩም ህዝበይ እመብርሃን ወላድተ ኣምላኽ ምሰኩም ትክን😢😢😢😢_
የቀንየልና ጥበብ ይብራህ ናይ በሐቂቂቂቂቂ ልቦነኻ ብሩህ ሐወይ መምረይ አምላኽ ሞገስ የሃብካ። ልበኻ ይሰብር 😭😭ብገዛ ዓዶም እዚ ኹሉ በደል ዓገብ እዞም ሩኽስ ቀሺን ሳዓብቶም ብሕጊ ክተሐዙ አለዎም እዋይይይይይይይ
እህህህህ ብጣዕሚ መሕዘኒ ፍትሒ ሓብዎም ንዞም ክብራት ስድራ ድሑር ኣታሓሳስባ ስነ ልቦናዊ በሰላ ገይረምሎም 😢😢😢😢
ብጣዕሚ ዘሕዝን ፡ ክትኣምኖ የጸግመካ።በጃኻም ባ ፍትሒ ክረኽቡ ሓግዝዎም። በሕዋትካ ዶ ከምዚ ኣሎ ኢዩ።
ብጣዕሚ የሕፍር ረቢ ይሓግዝኹም😢😢
ሃምዚ ዝብሃል ኣሎ ድዩ😢😢😢ናተይ ዓደይ ውቅሮ ኾይኑ ኣብ ገጠር እዩ ግን ሃምዚ ዝብሃል የለን ኹላትና ማዓረ ኢና በስላሴ ስም😢😢😢ቡዳ ዝብሃል ቐደም ቐርዩ እፍ የሐዝኑ ያኣምላክ😢😢😢😢
ያሕዝን😭
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዓይነ ልቦናና የብርሀልና ኣሜንንንን🙏🙏🙏❤💛
ዓይንኪ ይደፈን ደንቆሮ።ቃለ ሂወት ቃለ ገብርሂወት ኣይትበሉ ጀዝባ። ሃይማኖት ህዝብና ዘደንቁር ጉሓፍ እዩ። ደነዝ ቃለ ሂወት ገለ ትብሊ ድማ?እየሱስ እውን ሓደ ፈረንጂ እስራኤል ዝነበረ እዩ ገና ደቂ ደቅኪ ኣይክነቅሁን ደነዝ
ሰይጣን እንታይ ገይሩ እቲ ፀራፋይ ሕብረተሰበኮ ናብ ሰይጣን ተቀይሩ እዩ።
@@kanyohayeygerm eyu
@@kanyohaye😅😅😅😅 ኣንታ ታይ ወሪዱካ ጌይ ሀይማኖት አልባ። ይርደአኒ እዩ ስምዒታዊ ኮይንካ ከምዝፀሓፍካዮ። ግን ማዕረ ክንድዚ ድፍረት ግን ከይትኹነን ጥንቅቅ በል። ኢ-ኣማኒ ተኾይንካለ አምላኽ ልቢ ይሃብካ። እዞም ኣሕዋትና ከኣ ልእንጀራ ክገብረሎም እዩ😢
ናዘን ሰበይቲ ስልኪ ስደዱለይ😭😭😭😭😭😭😭
ብጣዓሚ ዝሐዝን 😭🥺
እዚ ብጣዕሚ መሕዘኒ፣ግፍዒ እዩ ብሓቂ😥
ኣሕ ልብኻ ዝሰብር ፍጻመ፣ እዚ ኩሉ ጠንቂ -ድሕረት ካብቶም መራሕቲ ሃይማኖት ኢዩ 😭😭
ብጣዕሚ የሕዝን 😢
ብጣዒም ዝሓዝን ተጊባር እየ እሞ አምላክይፊሪድ እየ አይዝኻሙ አሕዋትና ነገረ ግና ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቃሪብ አለዉ ❤
አረ በጣም ያሳዝናል ከትግራይ ይሄንን አልጠብቅም የነቃ ህዝብ ይመስለኝ ነበር ከትግራይ ጎን ቆሜ በጦርነቱ ሳዝን ነበር አሁን ግን የጀመራቹ ድሮል ይጨርሳቹ 😢😢😢
እውይ በስመአብ ከብዙይ ሰውረና አረ አብ ህዝብና ከሙዚታት ነገር ክውገድ አለዋ😢😢😢😢😢
እዋእ እዚ ሰብ ቓሺ ክዳኑ ዝበሀል ሰብ ጠንቋሊ ደፍተራ ቤተ ክርስትያን ለይተባሪሮ ብስም ፀበል ንሱ ነጊሱ ማሕበራዊ እስስር አበላሽዉ ብሕጊ ክጥየቕ አለዎ እዚ ደፍተራ
መንግስቲ ዘይብላ ዓዲ ዓዲ ባንዳታት ዓዲ መደናገርቲ ዓዲ መድሐርሐርቲ ዓዲ ሽም መጥፋእቲ ነውረኛታት ባዓለገታት ኮይና ተሪፋ ዘሕዝን :: ሰሪሑ ንዝበልዕን ዘብልዕን አክንዲ ሽልማት አክንዲ ሞራል ምሃብ ንድንቁርና ዘምልኹ ንሊቅነትን ጥበብን ዘጥፍኡ ናይ ፀላእቲ ልኡኻት ከምድላዮም ይገብሩ:: አለዉ ::መንግስቲ እንተዝህሉ ሐንቲ ማዓልቲ እውን ትኹን እዚ ክፍጠር አይምተገበኦን::
ትግራይ በላዕተኛ እምበር መማሐደሪ የብላን የብላን የብላን:: እንተልዩ እዚ ቀሺ እዙይ አብ ቅድሚ ህዝቢ ክናዘዝን ክንሳህን አለዎዎዎዎዎ
ህዝቢ ትግራይ 100 ዓመት ንድሕሪት ተሪፉ ኣሎ ናዓኩም ካኣ ጎይታ የሓልኩም
ባሓቂ እዙይ ወድዚ ግፍዒ ሰለዘሎ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ደቂ ሰባት ፈጣሪ ደሞ ማዓት ኣዉሪድሉ ትህዝቢ ባሓቂ ህዝቢ ትግራይ ንሓዉ እዩ ዝገፍዖ እዚ ክብል ከለኹ ግን ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮንኩን ካብ 100 እቶም 50 % ሓሳዳት ዮም።
ኣይ ዲያብሎስ በደቂ ሰብ ይፃወት ኣሎ😭😭😭 ሐዚ ከዓ ህዝቢ ብማይ ፀሎት ከይሓዊ ካሊእ ውዲት ይፍሕስ ኣሎ ። ሴጣን ባዕሉ ቁርጥም ኣቢሉ እገለ በሊዕካ ይብል ሰኣን መንፈሳዊ ህይወት እኮ እዩ።
እቲ ሕብረተሰብ ኣኪብካ ትምህርቲ ክወሃብ ኣለዎ፡ ብድሕሪኡ ነዞም ሕብረተሰብ ይቅረታ ክሓቱዎም ኣለዎም!!
እዚ ኮመንት በቶም ኢንተርነት ዝጥቀሙ ደቆም እንተዝንበበሎም, ዝርደኣሎም ሰብ ከምዘሎ እንተ ዝግለጸሎምስ ንእሽቶ ሞራል ወይ ተስፋ እንተኮኖም፡ ሕብረተሰቦም ዝበደሎም ኣብ ዓዶም ከም ባዕዲ ጥራይዘይኮነን ከም ዘፍርሁ ጸላእቲ ተቆጺሮም፡ ኤህህህህ!!!
ናይዚኦም ንብዓት እዩ መዓት ኣፍሲሱ ኣብ ትግራይ 😭🏴🏴
ብሓቂ 😢😢😢😢
ብሓቂ አነ እውን ከምዛናትካ ፂሒፈ ድፀሓፍካዮ ከይረኣኹ
@@kante5318ሃልውለው ኣይትበሉ ትፈልጥዎ ዘይብልኩም
Yes
እግዚኣብሔር ብሰንኪ ናይ ሓደ ግፍዒ ንሃገር ንሃገር ምልእቲ ኽረግማ ይኽእል እዩ። ቓል ኣምላኽ ኣንቡቡ ❤እግዛቤሄር ክረድኣኹም እዩ።
መንበረ ሰላም ከምቶም ካልኦት ተፈናቀልቲ ዘለው ትኩረት ሂቡ ክሕግዞምን ከፅናዕንዖምን ይግባእ ብስም ሃይማኖት ሽፋን ዓሌታዊ ፅንተት ዝፈፀሙ ቐሺ ኪዳኑ ናብ ሕጊ ኣቅሪቡ ምምሕዳር ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ ።
ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ባዕሉ ምሕረት የውርደና እምበር
ካብዙይ ዝከፍአ እከይ ስራሕ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝፍንፍኖን ዝፀልኦን ስራሕ ዶ ኣሎ እዩ እዞም ሩጉማን ሰብ ንሰብ ዝበልዕ ኣበይ ተራእዩ ይሰምዕ ሰብ ንሰብ ዝበልዕ ተዝከውን ንቀሺ ኪዳኑ እዩ ዮም መጀመርታ ክብላዕ ነይሩ ዙጠንቃም ቀሺይ መንበር ኣውነሰላማ ካብዙይ ዝዓቢ ስራሕ የቡሉን ብዘይ ዋዓል ሕደር ብቅልጡፍ ከይዶም ፍታሕ ክህብዎም እቲ ህዝቢ ይቅሬታ ተጋጊና ኢና ኢሎም ህዝቢ ይቅረ ክብሎሎም ከም ክክእል ኣለዎ ስለዚ መንበር ኣውነሰላማ ቀልጢፍኩም ፍታሕ ሃብዎም
እንታይ እሞ ንሶም አይትሓዚይ ኢለሙኩም እምበር
😬😬😬
እንታይ ዘይገበሩ እዩ ዝኩሉ ሃለዉለው እንተኮነ ዉን ናይ ባዓልኩም እዩ ዉሓጥዎ
@@ጋልዓዲጉደም እንታይ እዩ ናይ ባዓልናከ
@@sooqusaabya3831 እዝ ትዛረብለክሞ ካሊእ ድኣ እንታይ😳
@@ጋልዓዲጉደም ሰብ ንሰብ ከመይ ጌሩ ይበልዖ ሓሰውቲ 😏 ኣምላኽ ማዕረ እዩ ፈጢሩና ቡዳ ካበይ ተፈጢሩ እስኪ መልሱለይ 🤔
ብጣዕሚ ይሐዝን 😢
ድንቁርና ዪ፡ህዝቢ ብሰኣን ኣፍልጦ ይጠፍእ ኣሎ፡ነዞም ቤተሰብ ሓይሊ ይሃቦም
እንታ ጎይታይ ምሕረትካ አውርደልና
እቲ ጸላእቲ መጽዮም ክወርኹም ኮሎዉስ ዓገብ ኢልና ህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይግቦኦን ኢልና ምሳኹም ደም ነቢዕና ሕጂ'ኸ እንታይ ኢና ክንብል?
ዝሕዝን እዩ በቃ 😭😭😭
Ane da kulu zwerdom nayzom hzbi nbat eu ele 😢
ኣሕ ብጣዕሚ ይደንግጹካ ኣምላኽ ኣቦይ ጽላልካ ኣንብረሎም 😢
ብጥዓሚ ይሕዝን😢፡ ነዞም ሰባት ብኸመይ ክረኽቦም ይኽእል፡ ዓቅምና ዝኾነ ምገበርናሎም።
Darga ZHAGEZKA EYU.
Nkhtrekhbom gin fetin.
From ERITREA.
ብጣዕሚ ክንሕግዞም ይግባእ ዋይ ህዝበይ እንታይ ዓይነት ድንቁርእና እዩ
ብጣዕሚ የሕዝን ድንቁርና😢
ዋይይይ አቱም ሰባት ከምዚ ዓይነት አብትግራይ ምህላዉ ብጣዕሚ የሐዝን 😢መራሕቲ ሃይማኖት ክሰርሕሉ ይግባእ
Ezi qeqelilu xbuq tetegieru terah tgerem.this is normal day life in tigray sala tplf tesaene yelen
መሪር ሓቂ ሰብ ዝበልዕ ሰብ የለን!!! እቲ ዘሕዝን ዘሕፍርን ግን እዚ ድሑር ኣተሓሳስባ፣ ወዲ ሰብ ብኣርኣራያ ስላሰ እዩ ዝተፈጠረ ኢላ እተምህር ናይ ክርስቶስ ቤተ ክርስትያን ዝኾኑ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነት ተኸተልታ ብኣብዝሓ ይኣምንሉን ይትግብርዎን። ስልዚ ኦርቶድክስ ተዋህዶ ትግራይ ላዕላዋይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ኣብ ዝተፈላለዩ መፅሓፍቲ ዘለው ኣፋላላይ ዝፈጥሩ ቃላት (ቡዳ) ደጊማ ክትርእዮምን ክትእርሞምን ብትሕትና ንሓትት። ኩሉ ወዲ ሰብ ብኣርኣያ ስላሰ ዝተፈጠረ ክቡር ሰብ እዩ።
ስለዚ ዓገብ ንግበር!!
ኣያም ንበል!!!
እዋይ ሕማቅ ሰማዕ እዚ ህዝቢ ዝረኽቦ መከራ እዚምምሕዳር ትግራይ መንግስቲ ትግራይ ክንደይ ይሰንፍ ተስፋ ዘይብሉ መንግስቲ መሳኪን ህዝቢ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏✝️
ንቀሺ ኪዳኑ ፍርዲ ካብ እግዚአብሔር ይውረዶ ም ካብመንግስቲ እውን
ፍትሒክወርደሎም አለዎ😢😢😢😢😢😢
ብምንታይ ክረክቦም እኽእል ንዞም ሰባት አሕዋተይ ተሐባበሩኒ
በእዉነት ብጣዕሚ የሕዝን እፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ዓገብ እዙይ ድሑር ጥራይ ዝድይኮነ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ እዩ ኣብ ኤርትራ ኮሙኡታት ይብድሃል እዩ ግን መን ክትንክፎም ዕድመ ንሻዕብያ
ብሓቂ ከም ሻዕብያ ዝበሎ የድልዮም ነይሩ ነዞም ቀተልቲ
ብጣዕሚ የሕዙን😢
ሃይማኖት እንታይ ድዩ ስራሑ ብስሩ ናይ ትግራይ ኦርቶዶክስ እዙይ ከስተካክልዎ አለዎ ንምሕፀነኩም ጥበብ ይብራህ ብጣዕሚ ነመስግን ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤
ህዝቢ ደደብ ምግባር ጥቅሚ ሃይማኖት። እየሱስ ምስቃሉ ክውሕዶ
እንታይ ዝገበሩ ሰባት እዮም ብጣዕሚ የሕዝን ብስንኪ ህዝቡ ትስደት ከሎ ❤️❤️❤️❤️
በሰመ ሰላሴ ብጣዕሚ ዘሕዝን
አብነት ምሕረት የውርደልኩም ጽቡቅ ፍርዲ የውርደልኩም ሕማቅ ስማዕ
ኣጆኩም ደቂ ነጋውስ ደቂ ጥበበኛታት ህዝቢ ኣግዝያን ህዝቢ ኦሪት እዛ ረሳሓ ሃይማኖት ኦርቶደክስ እያ ናብ ድኽነት ሸሚማ ናብ ድንቁርና ሸሚማትና
ኣታ ምስ ሃይማኖት ግዲ እዩ ፅሊኢ ዘለካ
ክላ ከሓዲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናየሰ ኩሉ መፀጊዒት መሳልል እያ
ጠበብቲ ቡዳታት ክንደይ አዴታት ህፃውንቲ ከም ዝሞቱ ብስንኩኩም እስይ ጎበዛት ማሕበረስብ እዮም እንኮዕ አጥፍእኩም አዛብእ
! ድሑር ሕብረተ-ሰብ!! ብድንቁርና ዝሞተ!!
ብሳዕሚ ሓዚነ!!!
ኣንታ ንኡስ ወሎዶ በጃኻ ሕሰብ!!
ሰብ ንሰብ ብመንፈሳዊ ጥበብ ክቐትሎ ይኽእል እዩ ኢልካ ሓሳብ ኣሎ፧!
ጉድድድድ!!!!
መቸም እዚ ምውትን ጽውጽዋይን ሓሳብ ኣዚ ናትና ሕብረተ-ሰብ ጥራይ'ዩ ዘሎ።
Please ኣሕዋት ሰብ ንኹን።
ክቐትሉ ዝኽእሉ እንተ ዝኽኑ፡ ንምንታይ ካይቅተሉ ይሃድሙ ኣለዉ፧!