"ቡዳ ኢኻ ኢሎም ብኢዶም ሓኒቆም ክቀትሉ ብዓይነይ ሪኤ ሃዲመ ወፂኤ" ካብ ኤርትራውያን ኣሓት ኣብ ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ኢደጥበበኛታት ዝገበሩዎ ሓገዝ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 28

  • @TheCritic101
    @TheCritic101 7 місяців тому +3

    ድሕረትን ህወሓትን ህዝብና ኣብሪሶምዎ!

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 8 місяців тому +4

    ብጣእሚ ዘሕዝን ከምተጋሩውን ዘሕፍር ዘዋርድ ርእሰኻ ዘድንን ድሑር ድንቁርና ዝፈጠሮ ልምዲ ሒዞም ኣብልእሊ ኣሓዋቶም ከምዚ ዝበለ ግፍኢ ምፍፃም ዘሕዝን እዪ መንግስቲ የለን ማለት እዩ ሓደ ሰብ ክልተ ሰብ ክኣብድ ይኽእል አዲ ምሉእ ከመይ ኣቢዱ ደንቂሩ? ለባምዶ የለን እዩ በፃላእትና ፅንተት ተፈፂሙና እናበልነስ ባእልና ኣብልእሊ ኣሕዋትናን አሐትናን ፅንተት ንፍፅም?
    መድህን ሓፍትና ነዚ ጉዳይ ምሰ ዝምልከቶም ናይ መንግስቲ ትግራይ ሓለፍቲ ፍሉይ ቆላሕታ ገይርኪ ፖሮገራማት ከምትሰርሕሉ ተስፋ እለኒ

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 7 місяців тому +2

    ኣታ ፈጣረ ባዕልካ ዶ ምሕረት ኣዉርደልና ዋይ ህዝበይ ረክብዎ ዘሎ 😢😢😢😢😢😢💔💔

  • @mlatataklti4343
    @mlatataklti4343 8 місяців тому +2

    እህ ህዝበይ ልብካ ደምዩ ብጣዓሚ የሕዝን 😥😥

  • @አዲስአለም-ዠ2ቸ
    @አዲስአለም-ዠ2ቸ 9 місяців тому +2

    ዋእ ኣቱም ሰባት እዚኹሉ ፀገምሲ እምበር ኣብ ትግራይ ደኸ እዩ? ገሪሙኒኮ

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 8 місяців тому +1

    አቱም እሕዋትና ለምኮኑ አብ መሬት ትግራይ ድዩ እዝኩሉ ግፍዒ ዓለም ዘይፈሎጦ ግፍዒ ይግበር ኣሎ መንግስት ትግራይ ላብ ዓዶም ክምልሶም መሬቶም ክቦም ይግባዕ ሰበብ ገይሮም መሬቶምን ንብረቶም ልምዉራር እተለይኮነ በስተቀር ፍትሒ ልዞም ሕዝብና ይዋሓቦም ይብል😢😢😢😢

    • @SSh-p8v
      @SSh-p8v 7 місяців тому

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 8 місяців тому +1

    ኤርትራውያን ፈጣሪ ብዝከድክሞ ኩሉ ፈጣሪ ይከተልኩም ክንደይ ሓገዝ ኢኩም ትልእክለኩም ኣነስ ልትግራዋይ ዝሓርድ ዝነበረ ፀላኢ እናመሰለኒ ነይሩ ለከስ ትግራዋይ ብትግራዋይ እዩ ዝጠፍእ ዝነበረ ርኢካ ምእማን ምፅባቁ😢😢😢😢😢

    • @Samriye10-10
      @Samriye10-10 6 місяців тому

      ​@@fanueldori9718ኣንታ ርካሽ ሓራዲ ኣሕዋቱ እዚዶ ኣይኮነን እቲ ሓቂ ንስኩም ትቀትልዎም ተሳድድዎም ኤርትራውያን ይድግፍዎም እከካም ቆማል ጉድካ ወፂኡ ድዩ ጓሳ ሓላዊ መዓንኮር ኣብ ጎደና ዝዓበካ ወፍ ዘራሽ ዘርኢ ኣልቦ

    • @fanueldori9718
      @fanueldori9718 6 місяців тому

      ብ ዝኮነ ይቅሬታ ናተይ ጌጋ ዩ , ዝሓፍተይ ኣብ ሕማቅ ስሚዒት ስለ ዝጸናሕኩ የ ዝሓፍተይ።

  • @Zerughebray
    @Zerughebray 3 місяці тому

    ድሑር ኣተሓሳስባ ዝፈጠሮ ድንቂርናዩ፡

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 6 місяців тому

    Dhur bahli teqlilu ktefie alewo zehn eu

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 8 місяців тому +2

    ወይኣነ ልዛ ትግራይ እዚኣ ልዚ ህዝቢ እዚ እዮም ኣሕዋትና ፎቆዶ ሽንጥሮ ተሪፎም ኣብ ዓድካ መንገዛ መረበትካ ልሃለወካ ፀላእስ ልኣብይ ልኢሳያስ ፀላኢ ንብለና ፀላእትማ ኣብ ውሽጢ ዓድና ድዮም እኒሆው ገዲም ምስ ኣብይ ምስ ኤርትራ ኮይንካ ምጥፋእ እዩ መድሓኒት ትግራዋይ ክብሪ ኣይፎትይ መንገዛ ክፋል ዓፅሙ ለጥፍእ ቱቱቱ

    • @SSh-p8v
      @SSh-p8v 7 місяців тому

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @birhnngius253
      @birhnngius253 5 місяців тому

      እዚ ኩሉ ክፊአት ሕዙ እታይ ገይርና ይብል ጋና ትግራይ ትግልበጥ እያ ፍርሃት እ/ር እተዘገበረ

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m 7 місяців тому

    ዶንቆሮ ዝኾነ ህዝቢ ባሽ😢

  • @belaineshtsadik1474
    @belaineshtsadik1474 8 місяців тому

    Oh my gosh 😭😭😭😭😭

  • @LuwamAlema
    @LuwamAlema 8 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @tsigeasfaha9942
    @tsigeasfaha9942 8 місяців тому

    ኣቤት ድንቍርና!| ኣሰቃቂ በደል ኣብ ልዕሊ መሳኪን ሰባት።

  • @kesetearaya3469
    @kesetearaya3469 4 місяці тому

    Ahh donqoro zkone hzbi foeeee 😢

  • @abayleah1367
    @abayleah1367 8 місяців тому

    Ajoki

  • @tesfalemnayzgi915
    @tesfalemnayzgi915 8 місяців тому

    ብራኸ ትግራይ ሐሳዊ ሚድያ

    • @ማርያመይመዝሙረይ
      @ማርያመይመዝሙረይ 8 місяців тому +1

      ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሰኩም ይኩን አቱም ትፅረፉ ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብኩም

    • @azebghebru2287
      @azebghebru2287 8 місяців тому +1

      በኽምይ ምኸንያት ሚደያ ተጽረፍ ኣሎ❓❓❓❓❓

    • @azebghebru2287
      @azebghebru2287 8 місяців тому +1

      በኽመይ ሓስዊ ሚድያ ተበል ኣሎካ❓❓❓

    • @االل-ط3ل7ف
      @االل-ط3ل7ف 6 місяців тому

      ማለት

    • @birhnngius253
      @birhnngius253 5 місяців тому +1

      ሐሳውስ ንስካ እካ ማለት እዚ ድቅርና አብ ርእስካ ስለ ዘሎ እዩ ሐርእዶርሆ እና ተቆደስካ ዝዓበካ ስለ ዝኳንካ መአዝ ይርደአካ ራስ ዲጋይ ደደብ