Bad Audio! If you can't even record a video, how is it possible for you to lead the future Eritrea? I mean the whole effort is ok but this is a meeting for elders. When are we going to bring forth the young Eritreans who were either born or raised in the diaspora?
Great job Gays thank you kab tsile zimetsie yelen emo kuluna ni fikri nizemr enshallah
ንሰላም ዝጽውዕ ሰላም ይሃቦ
ኩሉ ድሕሪ ሰላምን ምህላውን እዩ። ብጣዕሚ ዘሓብን ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም
እግዚኣቢሔር ይሓግዝኩም
❤❤❤selam nzdeli selam yhabo fetari ❤❤
We thank you for starting this peaceful journey. We need peace with our brothers & sisters enough is enough.
❤❤❤❤❤ ከምሎሚ ተሃጊሰ ኣይ ይፈልትን ወሎዶና ያኣንቢብ
❤❤❤
wow bxami desi zbil ey ezs
hopeful generation
Great job
Good job 👍
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
Well done 🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
❤❤👏👏👏 ich bin stolz auf euch frieden eritrea und tigray ❤❤❤❤❤wir haben die gleich meinung
ሕጂ ግርም ኣምቤሳታት ኔንሕድሕድና ምዉዳእ ዜይኮኔ ኬምዚ እዩ ዝጥዕሜልናን ቤላሕቲ ዜብሌናን ብጣሚ ኢኹም ዴስ ትብሉ ቄጽልዎ 🙏❤️👍💪
Great job
ደቒ ህዝቢ🙏🙏🙏🙏
Well speech 🎤 wufuy jigna 👏👏👏👏👏
👍👏👏👏👏
❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏👍👍❤
17:13 ❤
Hasena tv kulkul afa atya hasot ekayu seb bezihwo selchiwo 😂😂😂😂😂 foooooo
ብታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ብ ኤርትራውነቱን ዘይኣምን ኤትርዊ ምስተጋሩ እንተተኣከበ ኣኼባ ተጋሩ/ሕውሓት ይኸውን ማለት'ዩ። ብሰላም ትላገጹ ኣለኹም፡ ማይ ክትጭብጡ ትርህጹ ኣለኹም።
Caletewyan😭😭😭😭😭😭😭😭👎👎👎👎👎👎👎😭😭😭🤮🤮🤮🤮🤮🤮
Denkoro barya essyas entay terkibo do
ወፍሪ ሰላምን ፍቕርን ናይ እክብካብ ኩብላልያታት ንኤርትራ ዝወቅስ ንትግራይ ዝምጉስ ምኻኑ ብኣግኡ ርዱእ ኮይኑሎ .
ኤርትራዊ ሓጥእ ትግራዋይ ጻድቕ ዝብል ዝንቡዑን ፈሽኳል ዛዕባ ምዚናዊ ኣይኮነን .
ኤርትራ , ዘዓንተር ሻዕብያ , ህዝቢ ኤርትራ ኣቢሱ እምበር , ኣበሳ ትግራዎትን ወያነን ንምይሰል እኳ ዝጥቀስ የለን , እምበር ኣብ ስልጣን ተኾድጭና ኢሎም ኣብ ልዕሊ 100,000 ሽሕ ህዝቡን ንብረቱን ጥሪቱን ብጋያቱን ብኣመራርሓ ወያነ ዝወረደ ኣደራዕ ድኣ መዓስ ውሑድ ኮይኑ ,
ኩሉ ክልላት ኢትዮጽያ ኣረሳሲንካ ዓዲምካ እውን እኮ , ሰሊጥና ኢልካ ባድመ ሓሊፍካ ውሽጢ ኤርትራ ተበጺሑ እቲ ዕንወት ብዙሕዩ ኣመና የቐንዙ .
ካብ ፍርዳዊ ብይን ሓንጊድካ ን 20 ዓመት ኣብ ባድመ ተዀይጥካ መን ከማይ ማለት ካልእ ነገርዩ , ፈቃር ኮይንካ ያእይ ሰራዊት ኤርትራ ብሰላም ምጻእ አናተባህለ መንእሰይ ተመጽዩ ናብ ስደት ኣምሪሑ , ሓልዮት ከይኮነስ እቲ ምስጢር ተሞኽሊኻ ንኤርትራን ህዝባን ምርማስ ምፍራስ ምኻኑ ዝሕባእ የብሉን .
ኣሕዋት ኢና መንከ ኣሕዋት ደይኮነ ደይ ኩልና ደቂ ኣዳምን ሄዋንን ኢና , ግን ድማ ዓለምና እዚ ቅርጺ ሒዛላ ንሕና ድማ ከምኡ .
እወ : ብደይ ሕግን ፍትሒ ርትዕን ምጉባጥ ምቕይናን ኩሉ ምሉ ተጎርጊሩ ሽግርና ክንፈትሕ ኣገዳሲ ጉዳዩ , ከም ጎረባብቲ ድማ ተኻባቢርና እናተማላላእና ንስልጥን ብሰላም ንነብር ::
ኣነ ዝፅሕፈልካ ዘለኩ ሓዉካ ዶ ክብለካ ካማካ ሓዉ እንኮን የብለይንዋ ኣንሕና ተጋሩ ወለድና ኤረትራዊ ኣሕዋትና እዮም እዮም ዘምሁርና መንግስትና እዉን ከምኡ ግን ዝሓተካ ኣለኒ እስኪ መጀመርያ ቅድሚ 20 ዓመት ዝነበረ ኪናት መን ጀሚርዎ መንከ ወረራ ጀሚሩ ቅድሚኡ ድማ ህዝቢ ትግራይ ኤረትራ ነፃንታ ንክትወፅእ ይንኣስ ይዕበ ናባዕላ ግደ ነይሩዋ ነይሩዶ ኣይነበራን ናመጨረሻ ኣብዙይ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዝነበረ ወራር ስለምንታይ እዩ ሰራዊት ኤረትራ ክሳብ መቀለ ሓሊፉ ራያ ጨርጨር ኣትዩ ስርቅን ዓመፅን ፈፂሙ መቸም ፀርፍ ከይኮነስ ብስነስርዓት ክትምልሰለይ እየ ዝፅበየካ
Bekuri wedi n seytan eka... haqi entetezarebka entay ygodleka ?
Seytan abo hussot eyu yblena eti qudus metshaf... ygedf n korakurun gn
Kitefeu eyom hanti aytemtsien eka bjeka netom gerhitat mdnigar etemtsio yeblkan baria nay ygedf hfr kitbl neruka gn hasawi sew hfret ayfeltn eyu kid beraerae bel...💔💔💔
@@semhardoenlach9413
ክብርትን ፍቕርትን ሰምሃር ሓብተይ , ኤርትራውያን ትግራዎት ከም ኢትዮጵያውያን ኣሕዋት ኢና ,ግን ድማ ከም ሱዳን ከም ጅቡቲ ከም ሱዕድያ ጎረባብቲ ኢና , ጽውጽዋይ ቀደም ዘበን ኣምጺእካ ክትሽቅጥ ክትለጋግብ ሓጋዚ ኣይኮነን , ከምኡ ተዀይኑ ሃገራት ዓለምና ሒዘንኦ ዘለዋ ቅርጺ ክፈርስ ኣለዎ ማለትዩ , ናይ ኣሽሓት ዓመታት ሐደ ነርና ታሪኽ ሕጂ እንታይ ይዓብስ ?
ኣብ እዋን ብረታዊ ገድሊ እቲ ወይን ምስ ሻዕብያ ዘርያ ኣሻርያ ኣብ ልዕሊ ጀብሃ ዝገበረቶ ገበን ገዲፍካ , ምስ ህዝባዊ ግንባር ዝገበርዎ ምትሕግጋዝ ብእዋኑ ከም ዓቕሞምን ተመኩሮኦምን ተደጋጊፎም ዝምስገንዩ .
98 ዝጀመረ ኣኽሳሪ መሰክሕ ውግእ , ወያነ ጀሚረሞ ሻዕብያ እምበር ማለት እንታይ ይባቑጥ ,
ተሃጃጂምና ተኻሽሕና ሓለንጋያትና በራውርና ስኢና ኢና , ኣቋሻማድ ፍታሕ ስለ ደይኮነ ጉዳይና ኣብ ቤት ፍርዲ ዓለም በጺሑ , ኣብ ቅድሚ ዓለም ብናይ አልጀርስ ስምምዕ መዕልቦ ተረኺቡ , እግባይ ደይብሉ ናይ መወዳእታን ቀያዲ ስምምዕ ,
ኣብ ኣመራርሓ ኢህወድግ ሓለፋ ልዕልና ዝነበሮ ወያነ , ኣብ መሬት ትግባሪኡ ክዉን ከይኸውን , ገዛ ተጨዲዳ ገዛ ተተርቢዓ ብዝብል ምስምስ ብምኽዛን እምቢ ኣይትሓዙኒ ኢሉ ሓንጊዱ ,
ኣብቲ ናይ 20 ዓመታት ንኤርትራ ናይ ዕጽዋን ክባን ኩነታት , ህዝቢ ኤርትራ ከይርህዎ መስማር 'ውን ከይኣቱ ተኣጊድና ተጠሊምና ሕሰም ድኽነትና ርኢና ,
እምብኣር : ብሰንኪ ትግባረ ስምምዕ ኣልጀርስ ብሕጊ ብፍርዲ ብርትዒ ከይፍጸም መራሕቲ ወያነ ዕጭ ስለ ዝሓንፈፉ , እዚ ንዓናውን ዝለከመ ናይ ሓደ ምልዮን መናእሰይ ትግራይ ብርሰት ኮይኑ ጥራይ ደይኮነ , ብእዋኑ ተወዲኡ ፋይል ተዓጽዩ እንተ ዝኸውን ወያነ ክሳብ ሕጂ ብደይ ክሳራ አዲስ ኣበባ ተዀድጩ ምሃለወ .
ሰምሃሪኖ ሕጂውን ድሕሪ እዚ ኩሉ ክስራን , ብዓል ኣያኒ ደብሪጽ ሻዕብያ ካብ ባድመ ክወጽእ ኣለዎ ማለት ናይ ዝብኢ ንዕቐትዶ ዋላስ ናይ ወርሒ ድምቀት ?
NB : ንሕና ኤርትራውያን ፍጹም ጌጋ የብልናን ከም ጽሩይ ማይ ሓቒቕ ኢና ኣይንብልን , ንሃገርናን ንሰራዊትናን ብኽውንን ደይኩውንን ዝነቕፉ ዝውንጅሉ እምኒ ዘንከራርዉ ሕልኩሳት ምሳኹም እኳለዉ ,
እስከ በሊ ንሕልናኺ ክትብሊ ናይ ትግራዎት እዝን እትን ተጋጊና ትብልዮዶ ምሓበርክኒ ?
ምስ ምሉእ አኽብሮት .
እንኻን ንሰብ እሞ ንወገኑ፤ ንእንስሳ እኻ ሓመድ አይምነን። ህዝቢ ገሪምዎ ዘሎ አብ ምቾት ኮይኖም ወፈራታት ጭርሖ ትምኒት ሓመድ አብምንቲ ማንታይ? ዓየይቲ ሰይጣን (ኢሉምናቲ) ኤርትራውያን፤ መንእሰያት አገዲዶም ዘቀናጅውዎ ዘለው ሆይ ሆይታ እዩ። ዕላማኦም ድማ አብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ህዝቢ ንምድንጋ እዩ ዝብሉ፤ ሓቆም እዮም። ስጋብ ንመንእሰያት ግብረ ሶዶም ክፍጽሙ ዘገድድዎም አለው ይበሃ። ፈጣሪ ከም ፍቃዱ ንኩሉ ከከም ፍረ ግብሩ ይፍደ። አሜን። አምላኽ ሓጥያትና ይቅረ ኢሉ፥ ናጽነትናን፥ ሓርነትናን፥ ሰላምን፥ ራህዋን ብልጽግናን ይሃብ። አሜን።
Bad Audio! If you can't even record a video, how is it possible for you to lead the future Eritrea? I mean the whole effort is ok but this is a meeting for elders. When are we going to bring forth the young Eritreans who were either born or raised in the diaspora?
The devil is a lair. በቃ ናይ ዘዘው ዘዘው ፈስታ። ስእሊ ፈስቲቫል፥ ዘዘውን ሓንቲ ናይ ወረቀት ትመስል ቢያቲ አብ ዓረብያ ጺዒኑ ዝሓልፍን ጥራይ እዩ። አምስሉታት፥ ግን ጥቃ ሓቂ አይቀርብን። ካብ ናይ ገዛእቲ ነጻ ዝኮነ አኽባ ነሩ እንተ ዝኽ ውን እሞ፥ እንኻን ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ሓዲኡ ጥራይ ብአሽሓት ዝቁጸሩ ምዓሰሉ ነሮም። ቃል አምላኽ ሰይጣን ሓሳዊ እዩ ይብል። ሓሶት፥ አምሱሉነት ቀንዲ ባህሪ (character) ሰይጣን እዩ። አምላኽ ካብ ሓሶትን፥ ሓሰውትን የድሕነና። አሜን።
ወርቂ ዘረባ። ወዲ እንተወለዳ ይብላ ዕልል ዋላ ዓንጃን ክኸዉን ይኻእል ዋላ ዘሊል እንዶ ተባሂሉ ከምዞም ደገፍቲ ህግድፍ
Horrible
❤❤❤❤