Atv Asena Live - ኢትዮጵያ Digital ID ኤርትራውያን ተዳሉ፡ - ብኣቢይ ዝጽፋዕ ዘሎ ኢሳያስ ብ`ምሁር ኢትዮጵያዊ` ክደዓዓስ ይኽእል ድዩ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 2

  • @tmichael9377
    @tmichael9377 Годину тому +2

    ሰላም አማን

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx 12 хвилин тому

    ፖለቲካ ኤርትራውያን ትግራዋይ
    ዓጋመ ከዳዕ መልመጽቲ ብያቲ
    ሸየጥቲ ሃገር ከደምቲ ሃሱስ
    ዕሱባት ወያነ ኣመሪካ ዕንደራ
    ስርዓት ጫካ መኸተ እገዳ ጃንዳ
    ማህለሊት ተጻብኦታት ብዝብላ
    27 ዓመታት ደም ጎሲዕናን
    ደም ነቢዕናን ብትምዩን መብጽዓ
    ተሳሊና ተታሊልና ተዘሚትና።
    እዚኣ ስለ ዝኾነት እታ ፖለቲካ
    ኲናት ምስ ሱዳን ምስ የመን
    ምስ ኢትዮጵያ ወራር ወያነ
    ሕነ ንምፍዳይ ወያነ ንምጥፋእ
    ኢትዮጵያ ንምድሓን በሪስና።
    ኣይከሰርናን ኣይጠፍኣናን!!
    ንሕናስ እምበር ከሲርና ደም
    ነቢዕና ኣሕዋትና ኣጥፊእና
    ሓዘን ወሪሩና መርድእ ሓሪሙና!
    እንተ ጸማማት ኣእዛን ልቦም
    ዝሸፈተ ግን ብኸመይ ክሰምዑና!!