ብዩቱዩብ 5.2 ሚሊየን ዝዋግኣ መኪና ገዚአ ማጊ ሸው ምስ ያዳ ፕራንክ
Вставка
- Опубліковано 6 жов 2024
- ብዩቱዩብ 5.2 ሚሊየን ዝዋግኣ መኪና ገዚአ ማጊ ሸው ምስ ያዳ ፕራንክ #gereemun #maggyshow #yadaprank #ገሬኡሙን #neshneshtv #eritreancomedy #ebs #ብረይ #habesha #eritreanmovie #maggyshow #abelbirhanuየወይኗልጅ #gereemun
ኣድነቅቲ ማጊ ኣብይ ኣለኩም👍
Alena
አለና ደምሩን አሰከ
@@حياتابرهاደምረን
እንታይ ኢና ክነድንቀሉ ነዚ ጓለይ
❤❤🎉🎉
ብጣም ደስ ባሃል ጀጋኑ የኹም አነስ ናሰብ ደስታ ከደስተን ማዓት መኪና መሬየት ምስ በሉስ ደስ እልን ልሰርሕማ ይሕለፈሉ ጎቦዛት እንኳዕ አብዘይ ረብሕ ነገር ዘያጣፋኡኹሞ ቀፅሉ ንጀመርት አሕዋትኹም አባራታትዑዎም😍
2ተ ብሉፃተይ ልፎትየኩም🥰 ያዳየ ምንጪ ሳሓቀይ👑♥️
ብቅኑዕ ልብ ደምረን
@@merhawitmuaz1619ንዓይ ሕሙም ልቢ ለኒ 😅🤣🤣🤣🤣🤣 ዋይ ደይ ማዓረይ ከንደይ ጊዘ ሪኤኪ ለኩ ኣብ ዝኮነ ሜድያ ረክበኪ ክትልምኒ ያዉዉይይይ 😅😅😅
ማጊስ ኤርትራዊ እዩ ዝመስለኑ ነይሩ 😁 ደቂ ዓብይ ትግራይ ፍትው እየ ዘብለኩም ❤❤❤❤❤
እስኪ ማሓሊ😂 ብ ልቢኪ ድኪ ናይዚ ወድ ትግሪኛ ደኣ ዋላ ኣብ ከባቢ ኤሪትራ ከማን ዘይትሪከብ 😂
😠😠😠😠😠😠😠😠😠
@@thestarman669ደምረን ብቅኑዕ ልብ❤
@@FjDh-ri4ikደምረን ብቅኑዕ ልበ
@@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና ባንዳ እዩ
ማራ ዝፈትዎም ማራ ጀጋኑ እዮም❤
ብጣዕሚ ብሱላት ኢኩም ቀፅሉሉ ሞራል ሂብኩምኒ በእውነት ዩቱብ ናይ ምስራሕ ድሌት ኣለኒ😊❤❤❤
ያዳ ሚንጪ ሳሓቀይ❤m/yይሞችኹም ይፎተኩም እየ❤❤❤❤
ክልተ ብሉፃት ዩቲበራት ይፈትወኩም እየ❤
ማጊ ግን ብጣዕሚ አየ ዝፍትዎ ትሑት እዩ ንኩሉኩም ፍቱዉቱዉ❤❤❤❤❤
ብቅኑዕ ልበ ደምረን
ደምረኪ ዓሳደኤን❤❤
ናተይ ሕቶ እያ ተጋሩ ዱክማት ኢና ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝቀንእ ኣማሓሩ ሓደ ሚልየን ይበፁሑ ናትና ግን 30 20😢ጥራሕ ስዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ብቅኑዕ ልቡ 🎉
ተጋሩ😂 ዳኣ ናማትና ገዛ እድና ነዕቢ
@@ጓልወያናይሻለቃመኮነን ይገርም እዩኮ😔
በሉ ሃንግ ከይገብርኩም ዘርዚርኩም ኣይትናገሩ ኣሓተይ ብዝተረፈ ይመችውኩም
ደምረን ብቅኑዕ ልቡ
ተጋሩዋኒ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤ያዳ ኩሉ ግዜ ለስሕቀኒ ነገር ተልዩ ፕራንክ ክበኪ ከሎ😂
ደምርኒ ማአረይ❤❤❤❤❤❤
አሰይይይ ደቂ ትግራይ❤❤❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ፍትዋተይ
Yada gn n aya zerabruk resikayo prank gbero ❤❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ና ሳዓረ ሳሓቅ ከማይ ዘስሕቆ ኣለዶ😂 እና ጎተተይ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ጓል መዳም ሓፍትኹም እየ ካብ ሕጂ ጠንኪረ ክሰርሕ እየ ዋ ደምሩኒ ደቅነይ❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዛቤተይ
ደምራኒ ጎተተይ@@merhawitmuaz1619
ማጊ ያዳ ዝፈትወኩም ፅሩያት❤❤❤❤❤
ማይግ Mg show ብሉጽ ወዲ ሓዉካ ኤርትራዊ 💜🎗️
አሰይይይይይ ደቂ ማህጸን ትግራይ ፍቅሪ ኢኩም ጽሩያተይ🥰🥰🥰🥰
ሓቁ እዩ ማጊ ኩሉ ሰብ ብክእለቱን ብፍልጠቱን ተሰሪሑ ንባዕሉ እውን ክቅየር እዩ ሰብ እውን ክቅይር እዩ ❤🎉❤
አሰይ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤ተጋሩዋይ ፅሩያት ዘርኢ ይመቸኹም❤❤❤ተጋሩዋይ መዓረይ ኣበይ ኣለና ላይክ ሼር ስብሰክራይ ኣይንሰነፍ ናይ ባዕልትና ሚድያ ናዐቢ ዋጋ እኮ ኣይኽፈሎን።
Yada best pranker and magi best UA-camr yimechekum👍
ተጋሩ ናይባእልና ኣይነዕብን
ተጋሩዋይ ድሙቃት ፃሓይ ገፆም❤🎉
ደምረን ክብረተይ🎉❤❤
ተጋሩ ግን ንምንታይ ኢና ናይ ባዕልትና ምድያ ዘይንዕቢ እቶም ኣምሓሩስ ደስ ክብሉካ ከትሓባበሩ ❤❤ እስኪ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 50k ነእትቦ❤❤ ከይትሕፍሩኒ❤❤
Maggy my lovely bro respect eritrea
ክልተ ልፈትዎም ፀሩያት ተጋሩ መምህረይ እዉን አብሊፀ ይፈትወካ እየ ከይትቀንእ😂 ❤❤❤
ክልተ ፅቡቋት ዘድነቀኩም ጎበዛት ቀፅልሉ ❤❤❤
መላምል ደቂ ትግራይ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክልተ ሓላልት ሰብ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩዋይ ቀዳማካትኩምዋ ሳብስክራይብ ተሓባበሩና ❤❤❤❤
ኣነ ኣብና ኩሎም ኮነ ኢለ አየ ሳብስክራይ ለሕዋተይ ምትብባዕ የሐጉሰኒ አዩ ❤
ብሓቂ ግበርለይ በሊ ናዓይ ካዓ ገይረልኪየ 🙏
ደምራኒ አሕዋተይ❤❤@@ለትሽጓልትግራይ-2757
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ ኣብ ኣጣቃቅማ ሸሻል ሚድያ ገሊጽክምዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
ኣቱም ፅቡቃት❤❤❤🎉
ንፉዓት ❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ብሉፃት❤❤❤
2ጀግና ብልፀት ዘደንቀኩም ኣሓተይ❤ያዲየይ ካዓ ማዓሪ አፉ ደሰ ክበለካ ዕላሉ🤴
ሓቆም እዮም ተጋሩ ንምንታይ ኢና ሳብስክራይፕ ዘይንገብር😊🥰ንኣይከ እስኪ ተሓባበሩኒ ሓላላተይ ሳብስክራይፕ ግበሩለይ ተመሊሰ ክሪኦ እየ🙏❤️💛😊
ሓባይብ ❤
በሉ ደሙሩኒ ንሓፍትኩም ተጋሩዋይ ❤🎉❤🎉❤
ዎዉ ገረምቲ ብሓቅ❤❤❤❤
ደቂ ዓደይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ተጋሩዋይ ፅሩያት
ደቂ ዓደይ ማዓረይ 🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
አነ ብክልተ ሞባይለይ እየ ሳብስክራይብ ዝገብረልኩም ግን ሰለ ዝረስዕዎ እዮም
ዝፈትየኩም ብሉፃተይ ♥️♥️♥️♥️
ጀማሪት እየ ዋ ደሙሩኒ ፍትዋተይ❤❤
ጠፊኢካ ሳዓረ ሓወይ ኣይትጥፋእ 50ሽሕ ምእንታይ ነብፀሐካ ቃልጥፍካ ልቀቅ❤
ያዳ &ማጊ ዝፈትወኩም አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋውውው❤❤❤❤❤❤
እዚ ማጊ ሎማዓንቲ ትክክለኛ መልኩዑ ሪአዮ❤
ንመርሃዊ ዝቐየርካ ናዓናለ ይቓይረና ረጉዱ ማለተይ እየ 😂😂
ያዳ ናኣተይ ፍሽኽታ ኮ ወለላይ❤❤❤
ደቂ ዓደይ❤❤❤❤❤❤
akefafta youtube iwn ariyuna tegaruway sesatna knabi ina wa
ሙቁር ፃንሒት ነይሩ ብሩኻተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Good to see your brother I love you show
Maggy show bitamiy ena nifetiweka ata fara migibe ayitibelen bisiraka azena ena nikibireka
Magiye delayi selam💙💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ያዳ ኣታ ካብ ቐደሙ እዮ ፕራክ ዝሰርሕ ኔሩ ተጋሩዋይ ዱሙቓት❤❤😂😂
❤❤❤❤❤❤❤ደቂ ትግራይ
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ሙቁራተይ ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ድምፂ
እኳዕ ዳሓን መፃኻ ሓዉና ጠፊእኻ ካዓ ነይርካ❤❤ እና ኣብ ቃል ድራማ ዝሰርሑባ ኣምፀአልና ኩሎም በቢ ማዓልቶም ብፍላይ ዞም ናይ ዓበይቲ ገፀባህሪ ሒዞም ዝሰርሑ ዘለዉ👌 ከተቅርበልና ተስፋ ይገብር 🙏ካብኣቶም ኣቅሪብካልና ኣይትፈልጥን 🎉🌺🌺🌺🌺❤so ንዘልኣለም ብሳሓቅን ብፍቅርን ንበሩለይ ፅሩያት ዘርኢ😘😘😘 ብጣዕሚየ ዝፎትወኩም ተጋሩዋ ሓፍትኹም ጓል ትግራይ 🌺🌺subsicreb ካዓ ግበሩለይ ብሩኻተይ❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፃኹም ፍትዋት❤❤🎉🎉
💓💓💓
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤❤
ዝፈተየክም❤❤❤❤
ሓባይብ❤🎉❤🎉
❤❤❤❤🎉
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ለባማት🎉
Betam konjo 🎉🎉🎉🎉
ማዳ ምንጪ ስሓቀይ ብሽም እዞም 2 ኮባኩብቲ #ሳብስክራይብ ባ በሉኒ ጃምዓይ❤
Yada ne maggy prank aygberkayon
Selme Selme
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉❤❤❤
ማጊ ሽኮር ተይ ማ ሓሚቁ ተራኢኒ😂
❤❤❤❤❤❤😊
💖💖💖💖💖💖💖👑👑👑🌹👍👍
❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ሳብሰክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤
#ሳብሰክራይብ ግበራለይ ደቂ መዳም አሕዋተይ❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ymechkum
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማጊ ኣታመናጢ ኣነኮ የፍቅረካ እየ ነይረ ማርያምን😢😢😢
ኣጆኺ 😰
😂😂😂😂
@@dinu_dinu እሽኒ ንምክኣል ክሙክርየ እህህህህ
ዋየ ዋየ😂😂😂
❤❤ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩሉኩም ደቂ ሪመይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤ ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሑተይ ዘሊልካዮ ዘልዛል😮
😂🎉🎉🎉🎉🎉