ሎሚ ምሸት ቀጥታ Live ኣሎና። ተኸታተሉ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 5 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 87

  • @ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ

    ቃለ ሂወት የስመልና ስልጣነይ ብሓቂ ኣነስ ግርም እዩ ዝብለኒ ናይቶም ኣቦታት ንስኻ ግና ኣጆካ ኣብ ዓደ ዓረብ ብዝሓት ኣሕዋትካ ኣለና ሓቂ እተፍለጥና ብዙሕ ድማ ዘንፈልጦ ፈልጥና ልኣካ መግለፂ የብለይ ናይ ብሓቂ እየ እመ ብርሃን ካብ ጎንካ ኣትፈለ ዝሓወይ ምስ ደቅካ❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 2 дні тому +8

    Wawwww ዳቆን ሽመንዲ ሕጂ ኣቦይ ቀሺ ንፉዕ መምህር ነይሩ ኣብ ሽመልባ

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 дні тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይት ቄለ በረከት የስምዐልና መምህረይ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ዕዲመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ቃል ህይወት የሰመዓልና ክብር ሓወኒ

  • @ngstigirmay9271
    @ngstigirmay9271 2 дні тому +7

    Msaka aleku ane ezi ms poletica zetahahaz yeblen haymanot kale eyu 😢😢😢 no ykryeta kbl alewo

  • @AbelKiros-km5bf
    @AbelKiros-km5bf 2 дні тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ሥልጣን ሓወይ ናይ ባሓቂ ባኣካ ኣዚ ኢና ንኾርዕ እግዚኣብሔር ያሓልካ ቀጻሊ ኢና ንካታተለካ ሓቂ ብእግር እተቀበርካያ ብርእሳ እያ ትወጽእ እሞ የቅነየልና ፉቁር ሓውና ተባዕ ሰባኪ ወንጌል ✅🙏🥰

  • @shisaytekle4094
    @shisaytekle4094 2 дні тому +4

    ሓውና መምህር ስልጣን? ኣነ ጸሎተይን ልመናይን? ንኣምላኽ ዝብሎ እንተሎ: እግዚኣብኄር ኣምላኽና ነዚ ንኡስ ሓውና ስልጣን? በጀኻ ዕድመን ጥዕናን ሃበልና ኢለ እየ ዝልምኖ: እሞ ደጊመ ካብ ሕሱም ዕንቅፋትን ካብ ሕሱም ፈተናን የድሕንካ ፈጣሪ: ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @Biniam-o5e
    @Biniam-o5e 2 дні тому +1

    ቃል ሂወት የስመኣልና መምህርና ፡ንብዙሃት ሰባት በቲ ሃቄና ሃይማኖት ተድህን ኣለካ

  • @fdg761
    @fdg761 2 дні тому +3

    ሰላም ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ይሓልኻ ብደቅኻ ትሓጎስ ፉሉይ ሰብ ጅግና

  • @ክርስትያን11
    @ክርስትያን11 2 дні тому +1

    እግዜብሔር አምላክ ጸግኡ ይብዘሓልካ ስልጣን ሓወይ❤❤❤

  • @Mesi-m6j
    @Mesi-m6j 2 дні тому +5

    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና እሺ ክንፅበ እና ብሃንቀዉታ❤❤❤❤❤

  • @okubugebrekidan491
    @okubugebrekidan491 2 дні тому +1

    ስልጣን ሓወይ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና እበር ሃእልካ ምዝራብ እበር ዘዉጽኦ ኣይፈልጥን እዩ❤❤❤

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 дні тому +2

    ኣሰይይይ ተመስገን ክፅብቅ ዕድል ዓሞይ ዘየላ ዕረፍቲ ፀኒሐ ተመስገን ብሰላም ምፁና ብሰላም የራክበና ኣብቲ ቁዱስ ስፍራ🙏😍❤

  • @AbrahatKidani
    @AbrahatKidani День тому +1

    💖ቃለ ሂወተ 💖የስመዓልና 💖ዝሓወይ💖

  • @Weni-w9n
    @Weni-w9n 2 дні тому +2

    ጽቡቕ ሓሳብ ፣ ተቓዉሞና ብ ''ሪፖርት'' ብምግባር ክንገልጽ ይግበኣና ኩልና ሕጂ ግዜ ከይወሰድና ረፖርት ንግበር ክሳብ መዓስ ትም ክንብል ።

  • @SundiyanaSundu
    @SundiyanaSundu 2 дні тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና,ብደሓን ምጹና🙏🙏

  • @negesetteklit8178
    @negesetteklit8178 2 дні тому +1

    አፋብሀር ምህረት የውርደሉ መምህርና ዘመንካ ይባርከልካ

  • @user-dn6ny5ul2b
    @user-dn6ny5ul2b 2 дні тому +3

    መርመም ዩ፥ ብዝኾነ ግን ኣጆካ ብሩኽ ሓውና ስልጣን ኣብጎንኻ ኣለና።

  • @sannayisan7439
    @sannayisan7439 2 дні тому +2

    ቃለ ህይወት የሥመዐልና ሥልጣን ሓዉና ብሠላም ምጸና ብሓንቀዉታ ንጽበይ👏🥰🥰

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 20 годин тому +1

    God bless you 🙏🙏🙏✝️

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 20 годин тому +1

    🙏🙏🙏✝️

  • @ብርሃነዩቱብ-ለ6ጰ
    @ብርሃነዩቱብ-ለ6ጰ 2 дні тому

    አጀኻ ስሊጣንዋ ጂግና ተባዕ እግዚአብሔር ዕዲመን ጥዕናን ይሃበና አነስ ቃላት የብለይዋ 🥰🙏😢

  • @DivoraAbi
    @DivoraAbi 2 дні тому

    ቃል ህወት የስማዓልና ኩቤር ሓውና ዲያቆን

  • @WediNega
    @WediNega 2 дні тому +2

    ሓውና ሱልጣን ንኩሉ ተቅርቦን ትደኽሞን ዘለካ ንስለ ሃይማኖትና ዋላ እካ ግቡእካ እንተኾነ ነመስግነካ::ቃለ ሂወት የስምዓልና::

  • @wediaraya555
    @wediaraya555 2 дні тому +1

    Amlak xegeu yebzhalka diyakon sultan.

  • @robelbereket9406
    @robelbereket9406 2 дні тому +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን!

  • @FanielAmanuel
    @FanielAmanuel 2 дні тому +2

    ❤❤❤❤❤❤ቃል ህወት የስመዓልና መምህርና

  • @Henok-p8u
    @Henok-p8u 2 дні тому

    ቃል ህይወት የሰመዓልና ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hgkodxzx1378
    @hgkodxzx1378 2 дні тому +2

    ቃል ሂወት የስመዕልና መምህርና❤😢😢

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ

    አሜ//3//ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና❤🎉

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 2 дні тому +2

    🎉ስልጣነይ ብሰላም ምፀና ተባዕ ወታደር ናይ ክርስቶስ😊❤❤❤
    ደቂ መሐመድ ፀጊቦም 😏

  • @MebrhitGebrhiwet-go7xb
    @MebrhitGebrhiwet-go7xb 2 дні тому

    Kale hiwet ysemana memhrey egzebhre edamen tenan yhabek zhawey❤❤❤

  • @saronmichael3835
    @saronmichael3835 2 дні тому +4

    ሰላም መምህርና ❤❤❤❤

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh День тому

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ✝️👏👏❤❤

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህሬይ በሪቲዕ ❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 2 дні тому +1

    መምህረይ ሰላም ምፀና💙🥰

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 2 дні тому

    ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣነይ እና እሺ ብሃቅወታ ነፅበ❤❤❤

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ❤❤❤

  • @yordanosbruk8328
    @yordanosbruk8328 2 дні тому +1

    ቃል ሂወት የስመዓልና ❤❤❤❤❤

  • @የት
    @የት 2 дні тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጠነ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ልዲያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና ብሓቂ ዘሐዝን ጊዜ በፂሕና ካብ ኣምላክና ክሕደትን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና😢😢

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 2 дні тому

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤😪😪😪

  • @rejoicealways2966
    @rejoicealways2966 2 дні тому

    Kalehiwet yesmalna amlak haki eu haki dmskru kemakum dma sedidulna temesgen

  • @Fretadese
    @Fretadese 2 дні тому +1

    Selam kubur haw memhr sultan 💙🙏

  • @soligualagame
    @soligualagame 2 дні тому +2

    እዝነይ ድዩ ዳኣ ዓይነይ ቆሊዑ ክማላለስ ናብዛ ቻናል ኣምሲየ ኣነስ ካምዚ እንተገጢሙኒ ገለ ዝኮንኩ ይመስለኒ ናዓባ ስልጣን ሃረርኮ ኢልና

  • @سلامسلمي-ي7ف
    @سلامسلمي-ي7ف День тому

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🤲🤲🤲⛪⛪⛪👏👏👏

  • @hailemariamteferi2917
    @hailemariamteferi2917 2 дні тому

    ቃሊ ሂወት የስምዓልና መምህር

  • @senayttekle3711
    @senayttekle3711 2 дні тому +1

    Selame sederabat egezabehr kamay ameckom seat keneday euw

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 дні тому

    ❤❤❤እሽ ንፅበ እና

  • @Channel.3561
    @Channel.3561 2 дні тому

    Kale hiwet yesmalna Egziabher amlak xegau yebzhalka zhawey.
    Ab Cannelka mezmur ktxieneley tkiel do?

  • @saronmichael3835
    @saronmichael3835 2 дні тому +2

    ደብተራ ኣብዚ ግዜ ሕማቅ ብዝሰርሑ ሰባት ተወሪሱ እዩ ዳርጋ

  • @TekleBelay-h3d
    @TekleBelay-h3d 2 дні тому +2

    Mhrat yewrdelna eyu.etom ab natu church zkedu ko kab ባምበር zgebr ቆልዓ ዘፍሊ የብሎምን ብስጋ ጥራይ እዮም ገጀፍቲ።

  • @ffanuscom2699
    @ffanuscom2699 2 дні тому

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝሓወይ 🙏🙏😭

  • @HaylomAraya
    @HaylomAraya 2 дні тому

    Sultan hswey kabom zwexi ke aelleu do malet zterdom kabt nay Hasot tmhrti

  • @HshHd-j3o
    @HshHd-j3o 2 дні тому +1

    ብሰላም መፃና ኩቡር መምህርና

  • @ፈሪወይኒጓልዓይባ

    ሳብክራይብ ገብርለይ ክብረተይ ጀማርት እዪዋ🎉👏ከይት ሕልፈና

  • @አነዘ-ክርስቶስ
    @አነዘ-ክርስቶስ 2 дні тому

    ረቡኒ😊

  • @MehariAndemikael
    @MehariAndemikael 2 дні тому

    Akmka mxaw tray dyu bzaba emnet keteredo zeythasb nbalka kab polotika wxa hasawi...

  • @Yemanefisahatsion
    @Yemanefisahatsion 2 дні тому +2

    awel bzaba menfesawi aymlkoton eyu

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 дні тому

    መምህረይ ❤❤❤

  • @GolWejerat
    @GolWejerat 2 дні тому +3

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @Amlak-12345
    @Amlak-12345 2 дні тому +2

    ❤❤❤❤❤

  • @YacobResom
    @YacobResom 2 дні тому

    ጽቡቅ ካብ ይቱብ ክትወርድ ኣለዋ

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 2 дні тому +1

    ኩቡር መምህርና ናቱ chanel እንታይ እያ ትብል።

  • @natanmussie699
    @natanmussie699 2 дні тому

    Bselam mxana🎉

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 2 дні тому +2

    Report garna kenewxa alena

  • @CR7.Cristiano3321
    @CR7.Cristiano3321 2 дні тому

    ግን እኮ ካብ ልቦም ኣሚኖሞ ዝሰምዕዎ ኮይኑ ኣይስምዓንን ነዓይ።
    ግን ከኣ ንምንታይ እንተ ኢልካ ከኣ መልሲ ዘይትረኽበሉ !!!

  • @autikoszsmu
    @autikoszsmu 2 дні тому

    ብሰላም ምጻእ አለና

  • @ቃልክዳን-ዠ6ፈ
    @ቃልክዳን-ዠ6ፈ 2 дні тому +2

    👏👏👏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @MmWerede
    @MmWerede 2 дні тому +1

    እቲ ዕላማ ክነግረኩም በዓል ኣወል ንኦርቶዶክስ ምስ ካቶሊክ ጸኒሕካ ከኣ ምስ ሞስሌም ምሕባር ኢዩ ዘሎ ዕላመኦም። ካብ ባዶ ተበጊሶም ኣይኮኑን በዓል ኣወል ዝዛረቡ ዘለዉ፡ መገዲ ዮም ዝኸፍቱ ዘለዉ። በጺሕናዮ ኢና ብመጻናዕቲ....

  • @Maryamey
    @Maryamey 2 дні тому

    B nay Africa 9:00 pm

  • @isaacyonas7320
    @isaacyonas7320 2 дні тому

    ንረሲእ ግን ኣምላኽ ይብሎ ኣታ ተግሳጸይ እትጸልእ ቃላተይውን ንድሕሬኻ እትድርቢስ ከመይ ጌርካ ኢኻ ስርዓታተይ እትነግር እዩ ነገሩ

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nati8121
    @nati8121 2 дні тому

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @milenbahregasi
    @milenbahregasi 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @استغفرألله-و9ت9خ
    @استغفرألله-و9ت9خ 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zjucuhc
    @zjucuhc 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @fyorihadguhadgu9362
    @fyorihadguhadgu9362 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zjucuhc
    @zjucuhc 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @fdg761
    @fdg761 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitTemesgen
    @MerhawitTemesgen 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤

  • @MidoMiu
    @MidoMiu 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medihenTube
    @medihenTube 2 дні тому

    ❤❤❤