Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
❤ወርቂ ይዝረፍ ህዝቢ ትግራይ ይጠሚ የሕዝን ሳዓን ጀጋኒ አመራራሓ ስንፍና አብ ሕመታ ግዜኡ ዘሕልፍ አብ ክንዲ ስራሕ እፍፍፍ ዋይ አነ የሕዝን❤
ሃለቃ.በርህ.ብጎዞሞ ገርኩም በልወም ዝብል መራሒ ዓገብ ሃለቃ ብርህ ጸገም.ብምርዲዳእ ብዘተ.ምልዛብ ጸገማት ኣለሊካ መፊትሒ ምቀራብ እዩ ዝብሃል ሃለቃ
ናይዞም ኣቦ መልእክቲ ረዚን እዩ😢
ዘህዝን ግዜ ብስሩ ......
ወርቁ ትግራይ ይዝረፍ ህዝብ ኣብ ካንዳ ሰፍር ይሳቀ ዋይ ሕረር ኣልኻ ሰቅ ብጣዕሚ ያሕዝን ዋይ ህዝበይ ዋይ ዓደይ 😥😥😥😥😥😥
ሐለቃ ፀጋይ አብ መድረኽ ምምፃእ ዘይተርፈካ ትግራይ አብዚ ክትወድቅ ካብዝገርዋ ናትካን ናይ መሳርቕትኻን ድንቑርና እዩ ብግልፂ ትግራይ ክትጠፍእ ዝገብሩ ዘለዉ እቶም አብ ሽረ ዘለው ጥይት ዘሐዙ ጀነራላት እና በሐልቲ እዩም ኢልካ ዘይትዛረብ
መጀመርያ ግን ክንገሮም አለዎም ቅድሚ ስጉምቲ ምዉሳድ
ኣብዚኣ እታ ኣብ ዘይሕጋዊ ዕደና ዝገብሩ ኣካላት ካብ ጆነሳይደራት ንላዕሊ እዮም መጥፋእቲ ህዝቢ እዮም ስለዚ ኣብኡ ዘለዋ ፋሓርቲ ማሽነሪታት ምቅፃል ኣብኡ ዘለው መራሕቲ ወይ ዘይሕጋዊ ዑጡቃት ብምውጋድ ብምጥፋእ ህዝቢ ትግራይ ካብ ፅንተት ምድሓን ወሳኒ እዩ ከምዚ ገይርኻ ጨኪንካ እንተዘይተኸይዱ ጠጠው ኣይብልን።
ኢንትሪም ገቨርንመኔት ኮ እዩ ፈቓድ እናሃበ ትግራይ ዝምርዛ ዘሎ።
ማሕበረሰና ለባም ሙኻኑ ካብ ሚዲያን ኢንፎርሜሽንን ርሒቑ ብዙሕ ቁም ነገር የምልጦ ኣሎ ምበር ሰፊሕ ስራሕ ምስራሕ ኣይኸብድን:: ናይዞም ኣቦና ቀሺ መልእኽቲ ንባዕሉ ክንደይ ነገር ይሕብረና እዩ:: ጀነራል ፃድቃን ብኣካል ኣይፈልጥዎን ብሽሙ ዝና ግና ብርሑቕ ይፈልጥዎ:: እሞ ዋእ; ጀነራል ፃድቃን እዚ ንዓኻ ዓብዪ መልእኽቲ እዩ:: እዞም ቀሺ ክንሕግዝ ድልዋት ኢና መንእሰይ ኣሰሊፍካ ብሰላማዊ መንገዲ ትግራይና ኣብ ምድሓን ሓግዘና እዮም ኮ ዝብሉ ዘለው::
ህወሓት ዘይትፈልጦ ወይ ዘይኣዘዘቶ ህዝባዊ ዓመፅ ፡ ንኸይላዓዓል’ኮ እያ ፡ ገና ብጓሓቱ ፡ ብ1971 ዓ/ም ፡ ንህዝቢ ሸረን ዛናን … ወዘተ : ነቲ ብገንዘበኦም ዝገዝእዎ : ዕጥቆም ኣፍቲሓ ፡ ንደገፍታ ጥራሕ ዘዕጠቐቶም!!! ስለ’ዚ እዩ’ኮ ኣብትግራይ ፡ ህወሓት ዘይባረኸቶ ህዝባዊ ምንቅሰሰወቓስ ፡ ቡዙሕ ዘይረአን ዘይዕወትን ።
ብጣዕሚ ዘሕዝን !!!!!! ዝተማህረ ደቂሱ ጸኒሑ ሕጂ ብዛዕባ ራዴሽን ምዕላል !!! እዚ እዩ ናይ ትግራይ ሪሳይክሊንግ ድክመት !!!!😮😮😮😮😮😢
ወርቂን ካልኦት መአድናት ዘውጽኡ ሰባት ልትግራዋይ ንዘለአለም መረበቱ ብመርዚ ይብክልሉ አለው ተሎ ኢሉ እቲ ህዝቢ ሆ ኢሉ ተልኢሉ ከባርሮምን ክቀትሎም ከምኡ ከኧ መሳሪሂኦም ከቃጽልወን አለዎም ብቅልጡፍ ከከውን አለዎ።
ፀታ ትግራይ TDF ታደሰ ወዲ ወረደ ጠጠው ከብሎ ዘይእክል ምኽንያት እንታይ እዩ። ጆኖሳይድ ኣብ ምእራብ ትግራይ ይካየድ ኣሎ።
ብቐደሙ ውን ህወሓት ብስርቅን ቅጥፈትን ተኾስኩሱ ዝዓበየ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ዘይግድሶ ውድብ ስለዝኾነ ብሓባር ክንፋለሞ አሎና ፣ መንእሰይ ተስእ ተባራበር ህልውነትካ አውሕስ።
ወርቂ እናተብሃለ ትግራይ መሬታ ይምረዝ ኣሎ። ሰብ እናተኣከበ ጠጠው ይበል ይብል። ጠጠው ኣይብልን። ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ናይ ዶላር ሕፅረት ኣሎ። መዐደጊ ድሮን ዶላር የድልዮ እዩ። መንግስቲ ጠጠው ምባል እንተዝደሊ ጠጠው መበሎ ግን ዶላር ስለ ዘድልዮ ጠጠው ኣየብሎን። ብእኒ ኣቢይ ብእኒ ጌታቸው ተፈቒድሎም እዮም ዝምርዙና ዘለው።
አራት ኪሎ እየተዝናና የሱን ስልጣን ለማስቀጠል ያለጦርነት በሜርኩሪ መርዝ ተጋሩን በተጋሩ እየተጠቀመ የትግራይ ህዝብን እየቀነሰ የሚቀጥለው ትውልድ የሚወለደውም ችግር ያለበት POPULATION እንዲሆን አራት ኪሎ ያው እንደሚሰራ እያለ እንደ ሆነ እየተገነዘባቹ አይመስለኝም ንቁ አለም ተለውጦል
ኢዛና🤔🤔🤔🤔???
Mafia