I remember about 2 years ago, I was at Mekele airport, and I saw heavy machines packed in a container unloading at the airport. It was very secretive, and no one asked what it was. They were immediately transported to the west of Tigray. At first, I thought it was weapons, but it was machines to drain Tigray resources.
እዝጊሄር ይሃብካ ጀግና
Good bless you for saying the truth we appreciate you 🙏🏽👍
ናይ ንቕሓት ጎስጓሳትን ትምህርትን፦ ዕደናውያንን ከባብያዊ ማሕበረሰባትን ብዛዕባ ሓደጋታት ኣጠቓቕማ ሜርኩሪን ካልኦት ኬሚካላትን ክምሃሩን፡ ጽግዕተኛነት ኣብ መርዛማት ነገራት ንምንካይ ድማ ኣማራጺታት ክተኣታተዉ ይግባእ።
ኣህጉራዊ ደገፍ፦ ኣህጉራውያን ትካላት ዝጸረየን ውሑስን ኣሰራርሓ ዕደና ንምፍጣርን ንሜርኩሪ ውሑስ ኣማራጺታት ምጥቃም ንምድንፋዕን ቴክኒካዊ ደገፍን ምወላን ክህባ ይኽእላ እየን።
ምሕዳስ ከባቢ፦ ብመርዛማት ኬሚካላት ዝተሃስዩ ከባቢታት ንምሕዳስ ጻዕርታት ክግበር ኣለዎ፣ እዚ ድማ ምንጪ ማይ ምጽራይን ስነ-ህይወት ምሕዳስን ሓዊሱ እዩ።
እዚ ኩነታት እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ፣ ከባቢኡ፣ ኣብ መጻኢ ወለዶታት ዝያዳ ጉድኣት ከይበጽሕ ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይኹን ማሕበረሰብ ዓለም ህጹጽ ቆላሕታ ዝሓትት እዩ።
ኣብ ድኽነት ዓጸቦ ኩሉ ዓይነት ጸገም ዝተጠቅዓ ሕ/ሰብ ብዛዕባ ተፈጥሮ ናይ ምሕካም ምሕዳስ ይኽእል ድዩ ክቡር ሓው, ዘይወሑስ ኣገባብ ዕደና ትርፉ ዶ ኣሉታዊ ሳዕቤኑ ይበዝሕ? ብህዝቢ ዘይተመርጸ መንግስቲ ታሓታትነቱ ንህዝቢ ትግራይ ዘይኮነ ኣብ ዕደና ምውፋር ሳዕቤኑ እንታይ እዩ ጠቅሙ?
@@eyoyeh8775 Men iyu dia meritsuwo
Thanks everything you make it clear.
Great man he reveals the whole secret.
ካብ ዝባን ሻዕብያን ኤርትራን ከይወረድኩም ትግራይ ሓለፈላ ማለት ዘበት እንተ እቲ ሓደ ኣቦ ዝበሉኒ ኢልካ ዝበልካዮ ካብ በሃሊኡ ደጋሚኡ ዝኣክል ይመስለኒ
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💙❤️💛💚💙❤️💛💚💙
ጽቡቕ መግለጺ፡ብራኸ ሾው ነዚ ዝዛረብ ዘሎ ሰብ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ እቲ ህዝቢ ምእንታን ክፈልጦ ኣብ መደብኩም ኣቕሩብኩም እንተ ትሓትዎ ጽቡቕ ኔሩ።
ፅቡቅ ኣገላልፃ እዩ ! ኽብረት ይሃብካ 14 15 ጥራሕ ምልዓልኻ ቕር ኢሉኚ 16 ወስኸላ
በብእዋኑ ብዝተፈላለዩ ኣካላት ዝሳለጥ ዘሎ ናይ ተጋሩ ዘተ መምሃሪ እዩ። ነገር ግን ብ Shared Action Point ስለዘይዛዘም ውፅኢት ኣልቦን መንፈሲ ስሚዒት ገለ ግዱሳት ተጋሩ ኮይኑ እዩ ዝተርፍ ዘሎ።
መርከሪን ካልኦት መርዛማት ኬሚካላትን፦ መርከሪ ኣዝዩ መርዛም ንጥረ ነገር ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ኣብ ስነ-ጥበባውን ንኣሽቱን ዕደና ወርቂ ወርቂ ካብ ማዕድን ንምፍላይ ዝውዕል እዩ። ኣጠቓቕምኡ ብፍላይ ብዘይግቡእ ክመሓደር ከሎ ኣዕናዊ ከባብያውን ጥዕናውን ሳዕቤናት ክህልዎ ይኽእል እዩ። ኣብ ትግራይ መንግስቲ ፌደራል ንመጠቀሚ ሜርኩሪን ካልኦት ከም ሳይናይድን ኣርሰኒክን ዝኣመሰሉ ኬሚካላት የመቻችእ ኣሎ ምባሉ ከቢድ ስክፍታታት የልዕል። ንመርከሪ ምቅላዕ ኣብ ልዕሊ ዕደናውያን ናይ ስነ-ኣእምሮ ጉድኣት ከስዕብ፣ ንቐረብ ማይ ክብክልን ንእንስሳ ዘገዳም ክጸልዎምን ይኽእል። ከምዚኦም ዝበሉ ኬሚካላት ብብዝሒ ምጥቃም ንኢኮሲስተም ከዕንዎምን ንማሕበረሰባት ክመርዝን ይኽእል።
ተራ መንግስቲ፡- መንግስቲ ፌደራል ኣብ ምድንፋዕ ኣጠቓቕማ ሜርኩሪ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ትግራይ ካብ ዕደናውያን ወርቂ ኣብ ምዕዳግ ዝገብሮ ዘሎ ተሳትፎ፡ ኣብ ጸወታ ዝተወደበ ስርዓት ከምዘሎ ይሕብር። እዚ ድማ ኣብ ኣሰራርሓ ዕደና ክመጽእ ከሎ ግቡእ ምቁጽጻር ወይ ምትግባር ዘይምህላው ዘመልክት ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እዚ ድማ መርዛማት ኬሚካላት ኣብ ጥዕና ደቂ ሰባትን ከባብን ዘስዕቦ ፍሉጥ ሓደጋታት ኣብ ግምት ብምእታው ዘተሓሳስብ እዩ። ብተወሳኺ፡ መንግስቲ ካብ ነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ጽቡቕ ሂወት ዜጋታቱን ተፈጥሮኣዊ ጸጋታቱን ንላዕሊ፡ ንሓጺር ግዜ ዝረኽቦ ቁጠባዊ መኽሰብ ቀዳምነት ዝህቦ ክኸውን ዝኽእል ዝዓበየ ጉዳይ ምዝመዛ ይሕብር።
እቶም አብ ሽረ ኮፍ ኢሎም አዲ እንዳጠፍአት ሱቅ ኢሎም ዝሪኡ ዘለዉ ጀነራላት ኢና በሓልቲ እዮም ብግልፂ ክሕተቱ ዘለዎም 2ልአይ እቶም ሓፍታማት አብዙይ ሓቢሮም አዲ ዘጥፍዑ ዘለው ሽሞም ብግልፂ ዘርዝርዋም
ንሳቶም እዮም እቶም ዋና ኣንቀሳቀስቲ ናይዚ ጥፍኣት 😢
Politicia bmahber aymrahn there should be leadership party to take responsibility
ክቡር ሓውና ኩሉ ዘረባኻ ብጣዕሚ እቲ ሓደ መፍቲሒ ኢልካ ዘቀመጥካዮ ግና ንህዝቢ ምቃላስ እዩ ዝበልካዮ ህዝቢ ማ 17 ዓመት ተቃሊሱ ንደመኛታት ፀላእቱ ደረዓዕሙ ኣብ ሙሉ ዓለም ኣሚስኪሩ እዩ ንምታይ ዳኣ ናብ ዝኹሉ መከራን ውድቀትን ኣቲና "ህጊ" ህጊ ኣውጺእ ነቲ ህጊ ኣብ ተግባር ክነውዕሎ / ክንትግብሮ ዘይምኻኣልና ብ ወን ገን ተጨማሊቅ ኩቡር ደም ሕድሪ ስውኣትና ስለዘጨማቅና እዩ ነዚ ኩሉ ሽግር መፍቲሕኡ ኩሉ ወንጀል ይኹን ፍታብሄር በብደረጃ ወንጀሉ ምት ዝግቦኦ ሞት! ናይ ሕልፈት እስራት ዝግቦኦ ክእሰር ናይ ህዥቢ ቃልሲ በይና ክትሰርሕ ኣይትኽእልን ብግበን ዝተኸሰሰ ኣካል ካብ ኣክሱም ንራማ ንዓዲግራት ንውቅሮ..... እናቀያየርካ ዝመፅእ መፍትሔ የለን ባዓይነይ ዝረአኽዎ ብእዝነይ ዝሰማእኹዎ ኣብ ከተማ ኣክሱም ናይ ዞባ ም/ሪ ብገበን ተኸሲሱ እናሃለወ ንራማ ተየር ተባሂሉ ራማ ኣይምጥነን ኢሉ ዝማጎት ገበነኛ ሒዝካ ትቅልስ ውዒልካ ትቅልስ እንተሓደርካ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ኣይፍታሕን "ህጊ" ይከበር!!! ብራኸ ሸው ደስ ዝብል መድረኽ ኣቅሪብኪ ቀፅልሉ🙏
ኣብ ክንዲ ነቲ ናይ ውዱብ ዘረፋ ከይዲ ምቅላዕን ምዅናንን ምምካትን ፡ ምሕልፎ እቲ ገበን ንኽሽፈን ፡ ንኤርትራ እናጠቀንካ ማእዝንን ኣቓልቦን ህዝቢ ምጥምዛዝ ፡ ዓርሱ ዝኸኣለ ተወሳኺ ገበን ኢዩ ።
I remember about 2 years ago, I was at Mekele airport, and I saw heavy machines packed in a container unloading at the airport. It was very secretive, and no one asked what it was. They were immediately transported to the west of Tigray. At first, I thought it was weapons, but it was machines to drain Tigray resources.
ካብ ዞም ናይ ሎሚ ዘቅረቡ ዘሐሹ ኮይኖም እንተኾነ ግን ዋጋ ዘኽፍል እቶም ሐደ ሰብኣይ ዝበልዎ ኢሉ ዝደገሞ ዓገብ፣ ካብ ሊሂቃን ተጋሩ ዝተዓዘብክዋ ስዕረትካ ዘይምቅባል ካብ ስዕረትካ ዘይምምሃር ከቢድ ሽግርን ሳዕቤንን ዘኸተሎ ምኽንያት ሕይወት ኣሽሓት መንእሰያት ዝቀዘፈ ምዃኑ ስኽን ኢሉ ዝሓስብን መንእሰይ እንከሎ ንመንእሰይ ዘልምስ ሓሶትን ትምክሕትን ወጺኦም ፍልጠቶም ብቅንዕና ዘመሓላልፋ ውፋያት የድልይዋ ኢትዮጵያ ብፍላይ ከኣ ትግራይ!
🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹❌😭😭😭
እቲ ካልእ ጽንተት ተጋሩ፥
ከመይ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ክቡር ሓው፤
Sheabya sheabya aytbelu denakur
ተቓወምቲ ትግራይ ፡ ካብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጥብ ዝብላ ተቓውሞ አንጻር ህወሓት እናለቐሙ ኝኝ ዝብሉ ተፀበይቲ ስልጣም ድሕሪ ውድቀት ህወሓት እምበር ንህዝብን መሬትን ትግራይ ቋሕ ኢሎም ክሪኡን ድምፂ ህዝብን ክኾኑ ዘይኽእሉ ሎኽመኛታት እዮም።
ሓቀኛ ትግራዋይ ተረኺቡ ን ኤርትራ ይኸይድ ኣሎ ኢሎም መሸቀቲ ፖለቲካ ገሮሞ ብዓል ጻድቃን ዒንኪላሎ።
በጃኹም እዚ ጸገም አብ ሻኪሶ ዝብሃል ቦታ አፈጣጥርኦም ብልኻቱ ዘይፍለጥ ማለትሲ ኢዶም እግሮም አይኖም ኮታስ ኩሉ ነገሮም ዝተዛብዓ
ክውለዱ ምስጀመሩ ህዝቢ አሚጹ
ህዝቢ ጠጠው አቢልዎ በጃኹም ለባም ካብ አሻ ይመሃር እዩ እሞ ልቢ በሉ
እዚ ዝበልካዮ ሓቂዩ አብ ቲቪ ሚድያ ይርአ ዝነበረዩ ብጣዕሚ ሓደገኛን ዘሻቅል ዘድንግጽን ኢዩ ነይሩ፣ ከምዚ ክግለጽ ዝጸንሐ ንህዝቢ ዝሓሊ መንግስቲ አብ ትግራይ አሎ እንተኾይኑ ሓደገኝነት ናይዚ ነገርዚ ተገንዚቡ ግዜ ካይወሰደ ንኩሎም አብዚ ስራሕዚ ዝተዋፈሩ ግለሰባትን ብቅዓት ዘይብለን ማሕበራትን ኩለን ብወግዒ አባሪሩ ብዓበይቲን ፍሉጣትን ብቁዕ ዝኾነ ዓለምለኻዊ ናይ ሴፍቲ ፕሮሲጀር አማሊኤን ከተግብራ ዓቅሚ ዘለወንን ሓላፍነትን ተሓታትነትን ዘለወን አብ ዓለም ፍሉጣት ብዝኾና ኩባንያታት ንምትካእ ቅልጡፍ ስጉምቲ ክወስድ አለዎ፣
What are the generals and TDF doing when their country is invaded? They should feel something when they hear this story.
There is no federal the constitution doesn’t wark for Tigray
EMO ke togolais ke! ?
ኣብ ትግራይ ሓቕን ሓሶትን ፈሊኻ ኽትዛረብ ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኢዩ፣ ዳርጋ ባሕሊ ኢዩ። ብፍላይ ናይ ኤርትራ ሽም እንተሃዊስካ ንክትሕሱ ደረት የብልካን ፣ ካብቲ ናይ 'ጄኖሳይድ' ምሕዞን ዶሮናን ጀሚርካ ሽም ኤርትራን ሻዕቢያን እናልዓልካ ክትሕሱ ፋሽን ወይ ጽድቂ ኢዩ ዝሕሰብ ዘሎ ።
'ጸላኢ ጸለሎ ቀባኢ' ትብል ኣበሃህላ ኤርትራውያን ኣቦታት፡ ብናይ'ዞም ጎረቤትና ናይ ሓሶት ጸለመ ንከይንደናገር ስንቂ ኮይኑና ኣሎ።
ወትሩ ሻዕውያ፡ ሻዕውያ፡ ሻዕውያ ከም መዓልታዊ ኣጀንዳ ክዝረብ ዘለዎ ናይ ጽልኢ ቃልሶም ኮይኑ ኣሎ።
እዚ ናይ ሎሚ ናይ ጽልኢ ጎስጓስ ናይ ጽባሕ ህልቂት፡ ደም ምፍሳስን ድኽነትን ካብ ምዕዳም ሓሊፉ ንክልቲኡ ህዝብታት ቅንጣብ ጥቕሚ የብሉን።
ንኢሊታት ተጋሩ ልቦና ካበይ ከምዝዕደገሎም ዝተሰወረት ዕዳጋ ምእላሽ'ክሓይሽ'ዩ።🇪🇷
ኣቱም ደቂ ለማኖ ግደፉናንዶ ኣቱም ሰነፋት ከም ሰበይቲ ዘረባ ጥራሕ።
ሕማም ኤርትራ ኣሎኩም እዩ። ብፌደራል መንግስትን ብጉጂለ ጌታቸው/ጻድቃን ኣፍልጦ ተዋሂብዎም እዮም ንትግራይ መጽዮም መርዚ ዝክዕዉላ ዘለዉ😢😢😢። ሞይኳሳት ነቲ ሓቂ ኣይትሸፋፍንዎ
Tsaedqan is the one lying about the Gold being exported to Eritrea. Pathological liar.