Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ደስ ዝብል። ድምጺ ንኹኖም። ንድምጺ ዝስኣኑ ብሓቂ ኮባኹብቲ። ኢዮም❤
I’m in love with this program. Please continue this program as there are many young generations that have no idea who these people are.
Thanks Radio Erena for remembering our Heroes.
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to asmarom hayla you are right thanks 🇪🇷 good job he is doing well for ertera people we love thim so much
To be honest I know him very well and he was really a gentle man who does not talk a lot and kind man
ኤሳያሰ ሰቅ ዝብልን ዝተማህረ ሰብ አይደልይን እዩ መታን ከይዕብልዎ አብ ሜዳዉን ይቅንጽሉም እዩ ኒሩ አኬባ ንዑ ኤሉ ጸዊዑ አብታ ዝመጹላ መንገዴ ፍንጄ ከይተረፍ እዩ ዝገብረሉም ንዘይደለዪ ማለት እዚ ጡንቆላይ።
ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር ጅግና ኣርካን ሰውራ፡ ታንክስ ክቡር ሓው፡ ❤
የቐንየልና ኤረና ታሪኾም ንምህሳስ ስለዝፈንቀልኩሞ ጀጋኑና ውን ወትሩ ክንዝክሮም ኢና።
ኣያኒ ጅግና❤❤
Thanks broye btaemi xbuk agelalxa. Jigna aynebrn u tariku u zwres.
ብሃንቀታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ መደብ፡ የቀንየልና ኣስመሮም/ሬድዮ ኤረና!እዛ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ትብል መደብ 100/100 ወላሓንቲ ዝጎድላ ዘይብላ መሳጢት መደብ እያ፡ ቀጽልዎ።
One of from Eritrean hero, we always proud of you !
💔💔🕯🕯🙏🙏🇪🇷💯🐆🐆🐆😭😭😭😭it is very sad for ertera people they are haro for ertera people but we are forget them
አሰመሮም ብጣዕሜ ነመሰግን ነዙም ድምጹም ዝተደፍነ አሕዋት እቲ ኩቡር ንእሰነቱም አብ ገድሌ ዘሕለፎ ብምዝካርካ ነመሰግን። ህግደፋ ኤዶም አይሰአኑ ዋይ አሕዋተይ ከደንግጹካ ዓይንና ዘይኩነ ልብና እዩ በኬዩ። 🙏🏾🙏🏾💕
ኣካሎም እምበር ታሪኾም ክቐብሮ ዝክእል ኣካል የለን! ብርሂን ቀላሲ ሰውራ ራኢኡኹም ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ ኢና።
እዛ ናይ ቢቶው ንምታይ ዝሓቱ ዝብላ ዝነበርኩ ኣብዚኣ ተመሊሳ ያ እንካዕ ድምጺ ኮይኑ ዋጋ ከፈለ ጅግና ስርሑ ዩ ዘኽብሮ ጽቡቕ መደብ
ብርሂን ሓየት።❤❤
We lost so much and irreplaceable heroes and heroines!
Our heroes are buried deep in our hearts deleting clips or their write up will not erase their noble legacy. Dr. Amanuel Mehreteab
Tnx Radio Erena 🇪🇷
Thankyou asmye
💙💙💙💙💙💙
ሜ/ጅ ብርሃነ ኣብ 98 እየ ር ኢዮ ኣባል 7ይ ዙር ናብ ኩለን ዞባታት ክንምደብ ኣብ ከባቢ ኢናኢል ዝርከብ በት ጽሕፈት ኣብ ንእከበሉ አዋን ብርሃነ ክመጽእ ከሎ ግርም ኡ የፍረሃካ ወተሃደራዊ ክዳን ከጸብቀሉ ፍትሓዊ ደማ ነይሩ ኣብ ት ኣነ ዝረኣኩሉ ኣንቲ ኣባልና ካብ ከረን ተመዲባ ኣብ ከረን ሓላፍ ሎጅስቲ ዝነበረ ኮ/ል ደበብ የሸግረኒ ሎ እላቶ ኣብ ኡ ከሎ ን ወዲ ቡርጃ ጸዉኡ ኣብዚ ኣስመራ መድባ ኢሊዎ ዕቁር ሰራዊት ዝነበሩ ገዳይም ተጋደልቲ ከም በዓል ውዲ ሽፍታ ፡ወዲ ሊ ቀ ፡ወዲ ኣጣ ፡ራያ ነበርዋ ድሕሪ ብርሃነ ኩልና ፋህ ብትን ኣበሉና ኣብ ዘለካዮ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጅግና ሓላፊና
Very sad story. This is our hero that we lost him. Just like that sad
Ezi mengsti zi keytefia selam yeblun hizbna 😢😢
God bless them 🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ok 👌 👌 👌
ጀጋኑ እናዘከርካ ንጀጋኑ ከም ወኻሩ ኣኮሻሚሺ ኣዋሪዱ ኣብ ጉድጓድን ሸላታትን ዝሓየረን ዝረሸነን ዘሳስሱ ዘለዉ ደረፍቲ ጌርካ ምዝካር ተዝተርፎም ምሓሾም እዞም ዓንዲሕቆ ጀጋኑ
Keep it up gentle man.
😭😭😭
🌿🌿🌿💪💪💪💪 weyzom Belety kilte sega
Never we forget you
Ayay jgna ❤❤❤
👍👌
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😢
Please explain to us the reason of imprisonment clearly
💚💚💚💙💙
❤❤
Hero father ♥️
እቲ ብዝኽሪ ኮዋኽብቲ ዝዝርጋሕ ታሪኽ: ኣድላይነቱን ቅንዕነቱን ብዘየገድስ ዝዝርጋሕ ዘሎ : ሓቂ ንምርዳእ ኣድላይዩ : መኽንያቱ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ::ኣብዚ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ግን : ናይቶም ጀጋኑ ዝኾኑ ካልኦት ተጋደልትን ከም ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገረዝግሄር ዓንደማርኣም ( ውጩ ) ታሪኹ ብማዕረ ክግለጽ : ቻንነልኩም ንኹሉ ጅግና ብማዕረ ዝረኣየ ክኸውን ኣለዎ እብል ::
ወትሩ ክንዝክሮኩም ኢና ኦላማኩም ውን ኩዉን ክኸውን እዪ ኣስምየ ናይ ጀነራል ዑቅበ ኣብርሃ ውን ክንጽበ ኢና 🙏
ግዳይገዛእ ርእሱእዩ
ከዳዕ ተምቤናይ ኣንድነታዊ ተላጊጽሎም ሳኣን ምቅባጽ።
Nay okba abraha ka amxalna
ኣቅሪብዎ ኣሎ
@@amanuelpawlos9772 Thanks እወ ሪኤዮ ዝሓወይ
Arma ertra
ፍትሒ ክትነግስ ቀሪባ ኣላ ፣ ህግደፍ ጠላማት 😢
Well come back Asmye!nay brhane blbi kxbeyrka zneberku txbitey sle zsemereley azye yemesgneka
Ahe Abotatnan yehwatnan balhewom eze Tembinaye
🫶
ናይ መስፍን ሓጎስን ዑቅበ ኣብርሃን ክኣ ኣምጹልና🙏
እዚ እንዳ ሜስ ዝዓበየ ጃጃዊ ባ ተፅጻዊትሎም😂😂😂
Kkkkkkkkkk
ተጻዊቱሎም ጥራሕ ኣይኮነን ተጻዊቱልና ዩ ንሶም ተዝህሉዉ ኣብከምዚ ኣይምወደቕናን።
@@gabigunners8073 wedi afwerki jigna 1000 amet ynber
Ab eritrea entay zeytegebre kindey teketilu yihadir neyru ewe
ድምጺ ሓፋሽ ድዩ ዚ? ጉዳም።
;)
Eway atum hzbna tsemu do tkonu neziom athifiekas ab qoloththqo ywaeal eway nhnas
ብጣዕሚ የሕዝን Ethiopa ትዕወት ዝብሉ ኣበይ ኣለኩም
You are liar
ብጣዕሚ እንኳዕ አምጻእኩሞ ሬዴ ኤሬና ።ኢሳያስን ደገፍቱን ታርክ ክድምስስው እዩ።ሐሳቦም
That's true brother 🙏
Entay ke lahjaka Tigraway zimesl. Guday Eritrea 🇪🇷 nabana hagerawyan gidefo. Jeganuna neana yiqerbuna, guday Adwaka, agame, endirta... giber
ኣይ ጠላማት ካሕዳማት ሓሰውቲ ንስኹም ሲ ውልቀ መላኺ ተኽብሩ እምበር ጀጋኑ ክትዝክሩ።
Ktsemo koleka kebdka yqurets eway nhnas eway
ንሳቶም ዝመርሕዎ ሰውራ ዓወት ኣምጺኡ፥ በዓል ፊሊጶስን ውጩን ዝመርሑዎ ግንባር ግን ሰራዊት ኢትዮ፥ 60 ኪሎ ሜትር ናብ ውሽጢ ኤርትራ ኣትዪ፥ ህዝቢን ሃገር ተበታቲኑ ህዝቢ ግን ረሲዕዎም፥ ብመታለልቲ ሓሰውትን ተታሊሉ ግን ታሪኮም ኣይጠፍእን ዪ፥ እካ ደኣ ናይ በዓል ኢሰያስን ጉጅለኡን ህዝቢ በቲኖም፥ ሃገር ህግን ፍትሕን ብዘይ ምግባሮም ገበናታት ምካኖም ዝያዳ ጎሊሑ፥ ምስ ወያነ ኮይኖም ሃገር ሸይጦም ተባሂሉ፥ ኣብ ሕጊን ክሳብ ዘይቀረቡ ገበን የብሎምን፥ ኢትዮፒያ ንምድሃን ግን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት መንእሰያት ኣጥፊኦም፥ መን ዪ ገበነኛታት ጎሊሑ ተራእዪ
aynot yom ba kobakubti😂😂
ሽዩጣት ብኸብዶም ጀሚርኩም ዶ ዜና ስኢንክኡም ቀዲድኩም ትሰፍይዎ ኣለኹም በዓል ማይ ሩኳን ጸርዮም ዘይጸአዩ ንኸብዶም ብሓሶት ዝነብሩ ቆልማጻት
Lekbat hasawi amselu
ዕስራ ዓመት ተቃሊሰ ዘምጻእክወ ማዕርገይ ዘሕድገኒ የለን ኢሉ ኣብ ጋዜጣ መቃልሕ ይፍክር ኔሩ ወልሓንቲ ክገብር ኣይተራ እያን ሩኡሱ ኣድኒኑ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣትዩ
ኺድ ሓሰውቲ
❤❤❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል። ድምጺ ንኹኖም። ንድምጺ ዝስኣኑ ብሓቂ ኮባኹብቲ። ኢዮም❤
I’m in love with this program. Please continue this program as there are many young generations that have no idea who these people are.
Thanks Radio Erena for remembering our Heroes.
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to asmarom hayla you are right thanks 🇪🇷 good job he is doing well for ertera people we love thim so much
To be honest I know him very well and he was really a gentle man who does not talk a lot and kind man
ኤሳያሰ ሰቅ ዝብልን ዝተማህረ ሰብ አይደልይን እዩ መታን ከይዕብልዎ አብ ሜዳዉን ይቅንጽሉም እዩ ኒሩ አኬባ ንዑ ኤሉ ጸዊዑ አብታ ዝመጹላ መንገዴ ፍንጄ ከይተረፍ እዩ ዝገብረሉም ንዘይደለዪ ማለት እዚ ጡንቆላይ።
ጀነራል ብርሃነ ገረዝጊሄር ጅግና ኣርካን ሰውራ፡ ታንክስ ክቡር ሓው፡ ❤
የቐንየልና ኤረና ታሪኾም ንምህሳስ ስለዝፈንቀልኩሞ ጀጋኑና ውን ወትሩ ክንዝክሮም ኢና።
ኣያኒ ጅግና❤❤
Thanks broye btaemi xbuk agelalxa. Jigna aynebrn u tariku u zwres.
ብሃንቀታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ መደብ፡ የቀንየልና ኣስመሮም/ሬድዮ ኤረና!
እዛ ዝኽሪ ከዋኽብቲ ትብል መደብ 100/100 ወላሓንቲ ዝጎድላ ዘይብላ መሳጢት መደብ እያ፡ ቀጽልዎ።
One of from Eritrean hero, we always proud of you !
💔💔🕯🕯🙏🙏🇪🇷💯🐆🐆🐆😭😭😭😭it is very sad for ertera people they are haro for ertera people but we are forget them
አሰመሮም ብጣዕሜ ነመሰግን ነዙም ድምጹም ዝተደፍነ አሕዋት እቲ ኩቡር ንእሰነቱም አብ ገድሌ ዘሕለፎ ብምዝካርካ ነመሰግን። ህግደፋ ኤዶም አይሰአኑ ዋይ አሕዋተይ ከደንግጹካ ዓይንና ዘይኩነ ልብና እዩ በኬዩ። 🙏🏾🙏🏾💕
ኣካሎም እምበር ታሪኾም ክቐብሮ ዝክእል ኣካል የለን! ብርሂን ቀላሲ ሰውራ ራኢኡኹም ኣብ መፈጸምታ ከነብጽሖ ኢና።
እዛ ናይ ቢቶው ንምታይ ዝሓቱ ዝብላ ዝነበርኩ ኣብዚኣ ተመሊሳ ያ እንካዕ ድምጺ ኮይኑ ዋጋ ከፈለ ጅግና ስርሑ ዩ ዘኽብሮ ጽቡቕ መደብ
ብርሂን ሓየት።❤❤
We lost so much and irreplaceable heroes and heroines!
Our heroes are buried deep in our hearts deleting clips or their write up will not erase their noble legacy. Dr. Amanuel Mehreteab
Tnx Radio Erena 🇪🇷
Thankyou asmye
💙💙💙💙💙💙
ሜ/ጅ ብርሃነ ኣብ 98 እየ ር ኢዮ ኣባል 7ይ ዙር ናብ ኩለን ዞባታት ክንምደብ ኣብ ከባቢ ኢናኢል ዝርከብ በት ጽሕፈት ኣብ ንእከበሉ አዋን ብርሃነ ክመጽእ ከሎ ግርም ኡ የፍረሃካ ወተሃደራዊ ክዳን ከጸብቀሉ ፍትሓዊ ደማ ነይሩ ኣብ ት ኣነ ዝረኣኩሉ ኣንቲ ኣባልና ካብ ከረን ተመዲባ ኣብ ከረን ሓላፍ ሎጅስቲ ዝነበረ ኮ/ል ደበብ የሸግረኒ ሎ እላቶ ኣብ ኡ ከሎ ን ወዲ ቡርጃ ጸዉኡ ኣብዚ ኣስመራ መድባ ኢሊዎ ዕቁር ሰራዊት ዝነበሩ ገዳይም ተጋደልቲ ከም በዓል ውዲ ሽፍታ ፡ወዲ ሊ ቀ ፡ወዲ ኣጣ ፡ራያ ነበርዋ ድሕሪ ብርሃነ ኩልና ፋህ ብትን ኣበሉና ኣብ ዘለካዮ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ጅግና ሓላፊና
Very sad story. This is our hero that we lost him. Just like that sad
Ezi mengsti zi keytefia selam yeblun hizbna 😢😢
God bless them 🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤ok 👌 👌 👌
ጀጋኑ እናዘከርካ ንጀጋኑ ከም ወኻሩ ኣኮሻሚሺ ኣዋሪዱ ኣብ ጉድጓድን ሸላታትን ዝሓየረን ዝረሸነን ዘሳስሱ ዘለዉ ደረፍቲ ጌርካ ምዝካር ተዝተርፎም ምሓሾም እዞም ዓንዲሕቆ ጀጋኑ
Keep it up gentle man.
😭😭😭
🌿🌿🌿💪💪💪💪 weyzom Belety kilte sega
Never we forget you
Ayay jgna ❤❤❤
👍👌
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙😢
Please explain to us the reason of imprisonment clearly
💚💚💚💙💙
❤❤
Hero father ♥️
እቲ ብዝኽሪ ኮዋኽብቲ ዝዝርጋሕ ታሪኽ: ኣድላይነቱን ቅንዕነቱን ብዘየገድስ ዝዝርጋሕ ዘሎ : ሓቂ ንምርዳእ ኣድላይዩ : መኽንያቱ ታሪኽ ስለ ዝኾነ ::
ኣብዚ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ግን : ናይቶም ጀጋኑ ዝኾኑ ካልኦት ተጋደልትን ከም ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ገረዝግሄር ዓንደማርኣም ( ውጩ ) ታሪኹ ብማዕረ ክግለጽ : ቻንነልኩም ንኹሉ ጅግና ብማዕረ ዝረኣየ ክኸውን ኣለዎ እብል ::
ወትሩ ክንዝክሮኩም ኢና ኦላማኩም ውን ኩዉን ክኸውን እዪ ኣስምየ ናይ ጀነራል ዑቅበ ኣብርሃ ውን ክንጽበ ኢና 🙏
ግዳይገዛእ ርእሱእዩ
ከዳዕ ተምቤናይ ኣንድነታዊ ተላጊጽሎም ሳኣን ምቅባጽ።
Nay okba abraha ka amxalna
ኣቅሪብዎ ኣሎ
@@amanuelpawlos9772 Thanks እወ ሪኤዮ ዝሓወይ
Arma ertra
ፍትሒ ክትነግስ ቀሪባ ኣላ ፣ ህግደፍ ጠላማት 😢
Well come back Asmye!nay brhane blbi kxbeyrka zneberku txbitey sle zsemereley azye yemesgneka
Ahe Abotatnan yehwatnan balhewom eze Tembinaye
🫶
ናይ መስፍን ሓጎስን
ዑቅበ ኣብርሃን ክኣ ኣምጹልና🙏
እዚ እንዳ ሜስ ዝዓበየ ጃጃዊ ባ ተፅጻዊትሎም😂😂😂
Kkkkkkkkkk
ተጻዊቱሎም ጥራሕ ኣይኮነን ተጻዊቱልና ዩ ንሶም ተዝህሉዉ ኣብከምዚ ኣይምወደቕናን።
@@gabigunners8073 wedi afwerki jigna 1000 amet ynber
Ab eritrea entay zeytegebre kindey teketilu yihadir neyru ewe
ድምጺ ሓፋሽ ድዩ ዚ? ጉዳም።
;)
Eway atum hzbna tsemu do tkonu neziom athifiekas ab qoloththqo ywaeal eway nhnas
ብጣዕሚ የሕዝን Ethiopa ትዕወት ዝብሉ ኣበይ ኣለኩም
You are liar
ብጣዕሚ እንኳዕ አምጻእኩሞ ሬዴ ኤሬና ።ኢሳያስን ደገፍቱን ታርክ ክድምስስው እዩ።ሐሳቦም
That's true brother 🙏
Entay ke lahjaka Tigraway zimesl. Guday Eritrea 🇪🇷 nabana hagerawyan gidefo. Jeganuna neana yiqerbuna, guday Adwaka, agame, endirta... giber
ኣይ ጠላማት ካሕዳማት ሓሰውቲ ንስኹም ሲ ውልቀ መላኺ ተኽብሩ እምበር ጀጋኑ ክትዝክሩ።
Ktsemo koleka kebdka yqurets eway nhnas eway
ንሳቶም ዝመርሕዎ ሰውራ ዓወት ኣምጺኡ፥ በዓል ፊሊጶስን ውጩን ዝመርሑዎ ግንባር ግን ሰራዊት ኢትዮ፥ 60 ኪሎ ሜትር ናብ ውሽጢ ኤርትራ ኣትዪ፥ ህዝቢን ሃገር ተበታቲኑ
ህዝቢ ግን ረሲዕዎም፥ ብመታለልቲ ሓሰውትን ተታሊሉ ግን ታሪኮም ኣይጠፍእን ዪ፥ እካ ደኣ ናይ በዓል ኢሰያስን ጉጅለኡን ህዝቢ በቲኖም፥ ሃገር ህግን ፍትሕን ብዘይ ምግባሮም ገበናታት ምካኖም ዝያዳ ጎሊሑ፥
ምስ ወያነ ኮይኖም ሃገር ሸይጦም ተባሂሉ፥ ኣብ ሕጊን ክሳብ ዘይቀረቡ ገበን የብሎምን፥
ኢትዮፒያ ንምድሃን ግን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት መንእሰያት ኣጥፊኦም፥
መን ዪ ገበነኛታት ጎሊሑ ተራእዪ