ዝኽሪ ከዋኽብቲ - ብርጋዴር ጀነራል እስቲፋኖስ ስዩም - ብኣስመሮም ሃይለ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 52

  • @abrahampeace8083
    @abrahampeace8083 2 місяці тому +14

    ኣዝዮ ዘሕዝን...
    ኣዳላዊ "ኣስመሮም በርሀ" ግና መን እዮ.. ንፉዕ ጋዜጠኛ...

  • @agona4373
    @agona4373 2 місяці тому +2

    ኤርትራ በላዒት ሰብ 💔💔

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 2 місяці тому +6

    የቐንልና ኤረና ብጽምዲ ዮም ተኣሲሮም ዘለዉ እንዳቦይ ስዩም።

  • @mussiepaulos1500
    @mussiepaulos1500 2 місяці тому +2

    Betaime ena nemesgen Radio Erena

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 2 місяці тому +7

    አዝዩ መሪርን አቀንዛዊን ታሪኽ እዩ : ዘይኤርትራዊ ኮይነ ተፈጢረ እንተዝነብርስ ጓሒ አይምተሰመዓንን ኔሩ :
    ብኤርትራውነተይ ሐፊረ::

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 місяці тому

    Thank you for sharing us❤❤❤

  • @merhawiaynom172
    @merhawiaynom172 2 місяці тому +3

    Aqenilna Asmerom ❤

  • @tzeghehinsta6271
    @tzeghehinsta6271 2 місяці тому +2

    We never forget you are Hero🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @amlesetwygrhwsium3012
    @amlesetwygrhwsium3012 2 місяці тому

    ኣዝዩ ዘሕዝን ነዞም ኩሎም ንኣሽቱን ዓበይትን ምሁሩን ዘይተማህረን በሊዑ ይነብር ኣሎ ናብርኡ ጸልማት ይግባራ ኣጸልምት ኣቢሉዋ 'ዛሃገርና ወይዚ በዓለገ ሸይጣን። ኣምላኽ መስጠኦምን መስጣ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ የውርደሉ ኣብዛ ተሪፋ ዘላ ዕድሚኡ።

  • @TekluOkbamikeal
    @TekluOkbamikeal 2 місяці тому +2

    ኣብዚ ከየብቀዐ ብቀረባ ብዝፈልጥዎም ዓሚቁን ሰፊሑን ከይተጋነነ ብቀጻሊ ክቀርብ ምስ ኣድናቆትን ምስጋናን

  • @eriadeinafike6567
    @eriadeinafike6567 2 місяці тому +2

    Good job, brother

  • @rgatangheso2927
    @rgatangheso2927 2 місяці тому +7

    ጅግና, ወዲ ማጊፍ (ኮርባርያ) ማዐልቲ አለዋ .ካብ ሰረቂ ቀታሊ መጣፋፍ ታይ ትጽበ? አምላኽ ኩሉ ይካአሎ ኢዩ ብሂወት እንተ አለኻ ዘዉዲ ኽትደፍ ኢኻ ሐንቲ ማዐልቲ። እንተ ዘየለኼ ውን ስፈርካ ፉሉጥ ኢዩ, አብ የማናይ አቦ ኮፍ ኢልካ አለኻ❤

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 2 місяці тому +2

    Asmerom hawna nay bitweded kea aqrbelna

  • @weldesilasileuntrasibhat5114
    @weldesilasileuntrasibhat5114 2 місяці тому +1

    ደራሳይ ልሳን ሙቑሓት ስለዝኾንካ
    ካብ እግዝኣብሄር ኣስቢ ኣለካ
    ኣብ መሬት እድመን ጥእናን ይሃብካ
    ውሉዳትካ ይባረኹ
    ልቢ ዝትንክፍ ትረኻ
    ትረኻ ኣብ ልቢ ህዝቢ የሕድሮ
    ቶም ሙቑሓት ከኣ ቶም ዝሓለፉ እግዝኣብሄር ይቀበሎም
    ቶም ዘለው ድማ ጽንኣት ይሃቦሞ
    ኣለም ኮንቶ
    ከከም ዝጻመኻዮ እንተዝኸውን ሲ
    ንብእራይ ዱቋ ምተገብኦ
    ኢዩ ኮይኑ
    ኣለም ብላሽ ኮንቶ
    ታሪኽ ነባሪ ኢዩ
    ታሪኽ ከዋኽብቲ ዘለኣለም ነባሪ ኢዩ
    መስዋእቶም ድማ መስዋእቲ ሃዋርያ
    መስዋእቲ ሃዋርያ ስቲፋኖስ
    መስዋእቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ኢዩ
    ኣወት ንሓፋሽ !!!

  • @mahmoudedris9963
    @mahmoudedris9963 2 місяці тому

    ❤😢

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 2 місяці тому +1

    ❤❤❤

  • @efremandes
    @efremandes 2 місяці тому +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @whatabouttomorrow1990
    @whatabouttomorrow1990 2 місяці тому

    ብጣዕሚ ክብሪ ይሃብኩም ተገዲስኩም ሕብረተሰብ ክነቅሓሉን ታሪኽ ጀጋንኡ ክፈልጥን ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ካብ ልቢ ነመስግን ታሪኽ ይሰነድ

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 2 місяці тому

    Great🙏🙏🙏

  • @mengisghebre6761
    @mengisghebre6761 2 місяці тому

    Gigna abonn ayanan estifanos wedi mygif(wedi korbarya)thanks brother ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 2 місяці тому +1

    😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔

  • @Habenfu
    @Habenfu 2 місяці тому

    ናይ መስፍን ሓጎስ እባ ኽኣ ኣቅርቡልና መሊእኹም ጽደቁ❤

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 2 місяці тому +2

    በቃ ንምስቁርቋር ጥራይ ዲና ተፈጢርና ????

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 2 місяці тому +2

    ወዲ ጾማቒት ሜስእባ እዛ ህዝቢ የጽንታሎ አንታ ኤርትራዊ መዓስዩ ሰሚርና ግፍዕና ንአልዮ?😂😂😂

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 2 місяці тому

    Good 👍

  • @Haile-ym7qv
    @Haile-ym7qv 2 місяці тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @teswedigrma23
    @teswedigrma23 2 місяці тому

    እቲ ግርማውነቶም ደስ ክብለካ ፥ህጂ ከመይ ምመሰሉ ነሮም፥

  • @TekleTekle-cg1tt
    @TekleTekle-cg1tt 2 місяці тому +1

    Kab sreat Esyas entatie txebe

  • @EfremHaileslasei
    @EfremHaileslasei 2 місяці тому

    Arkanatna teqrbo zeleka ajoka zhawey

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 місяці тому

    Tsbuq Tarikh ❤❤❤❤❤❤
    GN dmtskha mara thitu

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 2 місяці тому +1

    Gehamu zeyefola gudgad belikum brshifta

  • @MICHAELGebsi
    @MICHAELGebsi 2 місяці тому +1

    Abiet gifei rigumata

  • @Mwuthlmi
    @Mwuthlmi 2 місяці тому +2

    ኣየ ደቂ ዓድና ካብ ስልጣኖም ምስ ኣባረሮም ካብ ስልጣና ወሪድና ኢሎም ዝተቃወሙዎ ንኢሰያስ ሲ ጀጋኑ ኢንዳ በልኩም ከተዕርብዋ ኢኩም ካብ ቅድም ስቅ ኢሎም ኢንዳ ረኣዩ ሰብ ክብደል ሕጂ ነዞም ድሕሪ ኢታ ናጽነት ኢሎም ዝሰመዩዎ ዋጋ የክፍለና ኣሎ ዓሕ ብካ ኣብቲ ሳሕል ረጊፎም

  • @aronkifle2423
    @aronkifle2423 2 місяці тому +1

    ኣብ ፍርዲ ኣይቀረቡን እና በልካስ ንጹሃት (ገበን ኣይገበሩን) እዮም ኔሮም ክኣ ትብል ኣለኻ። don't take me wrong i don't mean they make crime.

    • @hrytimultimedia
      @hrytimultimedia 2 місяці тому +3

      Innocent until proven guilty

    • @TekleTekle-cg1tt
      @TekleTekle-cg1tt 2 місяці тому +1

      Gebenena eko ab frdie tray eiu zregagex ab frdi ente zeykeribka geben yblkan sad

    • @michaelmichael5251
      @michaelmichael5251 12 днів тому

      እቲ ሕቶ ንምንታይ ናብ ፍርዲ ዘይቀረቡ እዩ
      እቲ ምክንያት ድማ ናይ ፖለቲካ ኡሱራት ስለዝኾኑ እዮም

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 2 місяці тому

    estifanos kone kalot belatom gudgadom zefharu eyom

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 2 місяці тому +1

    ኣይትቀድም ተቀዲሞም

  • @eriadeinafike6567
    @eriadeinafike6567 2 місяці тому

    Kfetweka gudam

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 2 місяці тому +1

    ዝኮነ ኾይኙ እዩ ሕዲ ዘድልየና አብ ሐደስምረት ስምሰት።።

  • @AaronZeraiMilyoab
    @AaronZeraiMilyoab 2 місяці тому

    😢

  • @efremandes
    @efremandes 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 2 місяці тому

    እዚ ሰነድእዞዝሰ ብመጽሐፍ እንተ ዘጻሐፍ መሐሸ ኔሩ

  • @WeldemariamTsegai
    @WeldemariamTsegai 2 місяці тому +1

    Hasawi konfafatsrlam zeythbwo ezi hzbi entey gedeseka

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 2 місяці тому +1

    💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭💔💔😭😭