Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Welcome ema Xibuk serha ❤❤❤
Emawi Eritreawi ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሃቂ በዚሖም ድህሪ ቁሩብ ግዜ ደኣ እሶም እዮም ክፈልጥና ናተይ ሰማዒ እዩ ክብልና እዮም 😅😅😅😅
Selam Ema hawina eza amet ametka eya mo des eluka tefesihka ms sdraka ketehlifo tesfa ygebr ruhus awdaemet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤማ yahoo ጸረ ስነ ቀንጠብጠብ 😅 ቤላ ኢኻ ትሃርማ ዘለኻ እዛ ጉዳይ ቀጽሎ 😂❤❤❤
Hakayat eyom ema hawey hanti ayfeltun eyom hizbi misaka eyo belom teray 🎉❤
Ema ❤❤❤
That is very true, Ema. I like what you have said and I am lstill laughing ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ema the great👍 xeba sete kemaka yebzuhulna
Keep working ama nebsi good work
Nay bahaki ema ati mstir zanta sienom keykonu wey mexahfti tgrigna tesaenu znbeb keykewn❤
Temam Xegiba ala ema. Uma Meliewa alo
እንታይ ዝሎነ ኢዩ ርእየዮ ዘይፍልጥ ከምዚ ናይ ሕስድና ኣምሲልዋ ደኣ ጽቡቅ እንድዩ ብሕግን ስነስርዓትን ትምህርትን ዝተሓወሶ ኣይኮንን ካብ ዝጅምር ሚኒን 1ትምህርቲ ከኣይ ሃበ ወዲእዋ ህኮት ንስካ ከፊካ መሰነይታ ሒዝካ ተዛረብ ምስቶም ገጥምቲ ሒዝካዮም ግጠም ❤❤❤❤❤ ሚኒን ኣይትበል
ኤማ ንፋዕ ሓረስታይ ድሕሪ ምስላስ ይጉንብት ደሓር ይዘርእ
❤❤❤❤❤
ርእይትካ ሓደጌና እዩ።
Ema hawna brhane wedi nazu aklilu tesfaxien koynu eyu zsmeani adneqi ezom klte eye bzaeba wedi nazu eske gele belena alelwo zfelt hayasi yelen bmenfatu dyu zeytelaele kemu tekoynu gele eske belena bmenfatu ama hawna .....
ኤማዊ😂❤
ዪገርመካ ዩ ቀደም ደራፋይ ክብሃል ከሎ ማዕረ ኪንደይ ክብረት ነርዎም ብቁዓት ስለ ዝነበሩ ህጂግን ደራፋይ ኪብሃል ከሎ ተራ ሰብ ኣነ ውን ክደርፍ ከም ዝክኢል ኣሚነ።
welcome ema goyta tbeb
Ane tfelt eka msh Ema kemaka gieru zexelleni hayasay yelen n 100 amet nber habibi
እዚኣ ትገርመኒ ነገር እያ እዛ 120 ሚሎን ህዝቢ ትውንን ኢትዮፕያ ክንዲ ናይ ኤርትራ ደረፍቲ የብላን ካልእ ሞያ የለን ድዩ ብ ካልእ ክትፍለጥ ኣይትኽእልን ብ ፈጠራ ትምህርቲ ህንጸት ሃገር ምዕባለ ናይ ሎሚ ሓንቲ ደርፊ ሰሪሑ ቃል ምሕተት ክገብርሉ ይቃዳደሙ ኤማ ሎሚ ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ኣርእስቲ ኣምጺካ ኣብ ህንጸት ሃገር ተዋፈሩ እቶም ዘለዉ ይኣኩሉና እዮም❤❤❤
Welcome Emmawi
ሸገግ
🎉🎉🎉❤❤❤
Hakka Ema zeylkawi derftat bezihu
Eza weddi setya dya lomiii ? Gn great idea .
ሓው ኤማ ደሓን እቲ ክደርፍ'የ ዝበለ ይድረፍ ፡ ንሰብ ድሌታቱ ክትዓግቶ ይኸብድ ስለዚ ንስኻ ጥራይ ንፋዕ ብዝካኣለካ ነቲ ህየሳ ብዘእምን ሓሳባት ከተቕርቦ ተስፋ ይገብር ። ንስኻ ብልክዕ ደርፍቲ በዚሖም ትብል ኣለኻ ፡ ኣነ ከኣ ሃየስቲ ውሒዶምና ይብል ኣለኹ 😂 ።
እቲ ጽገም መብዛሕቶኦም ናይ ሎሚ ገጠምቲ ትርጉም ሰነ ጥበብ ኣብ ሕብረተሰብ እንታይ ምካኑ ኣይፈልጡን አዮም ሽም ንምርካብ ጥራይ አዩ ጉያ ዘሎ እዚ ድማ ክብሪ ሃገርን ህዝብን ዘይምሕላው ደው ክብል ኣለዎ
ኤማ ተራዳኣሎም ካብዛ ወያል ግፋ ክጋላገል ደልዩ ንስነ ቀንጠብጠብ ክትት ዝብላ ዉን ኣይስኣንን ዩ😂😂 እመነኒ እዛ ግፋ ደዉ እንተ ኢላ ኣብ Asmara Overnights ዋጣ ክስኣን ዩ😂😂😂
EMA eti bezhi derefti eko ab Asmara terah zykone ab kulu Alem EU,zebene technology UA-cam koinu ab live kderfu zeykelu eznena axmimomnaa
Kexilo eske gud rekibna bebzmexe derafay eznna xemimu emo ka sakt hatewketew belom.
Buzuh halewlew elka entay eyu ety meliekty kabaka esom yhshu
😂😂😂😂 lomis hakika eka ab hade geza hade derafay alo
ኤማ 😂😂 ነቲ ኣብ Eritrean media network ትብል ቻነል መጽዩ ፡ ብዛዕባ በዓል ጆን ብላክን ካልድ ዓብዱን ትግራዎት እዮም ኢሉ ዝተዛረበ ፣ እሞ ከምኡ እንተ ኮይኑ ድኣ" ዳዊት ሽላንን ተስፋይ መንገሻን እዉን ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረቡን ክደርፉን ኣይምልከቶምን እዩ ማሌት ድዩ ኢልካ ሃይሶ ? ኦይ ትም ኢለየ ወደይ ከይኣስሩካ ከኣ !!
*ኤርትራ ትብሃል ገሃነም፡ በዘይካ ዋጣን፥ኣመንዝራን ካልእ እተፍርዮ ሰናይ ነገር የብላኒ* 😂😂ሃገረ ሓማሴን በል ክትድረር ❤
Emma texr alka entay emo sabti endo sanka selchna fegi elna eu nay lomi sentebabawen
ኩሉ ሰብ ደራፋይ ኮይኑ እንታይ ይግበር
Kich zemxie wedi abey trikeb gega enda bele dedhri gega zikeyid, exactly bzuh himak sirah alo, kindue zeakil an xubuk alo, afika zhabeka mikdad trgum yeblun, ezi nisika tgebro eti zhameke Seb zgeburo eyu
ኤማ ያሆ ኣባ ቀርስም ኢኻ ብሓቂ ካብ ዲግርን ፍልጠትን ሪሕቖም ናብ ጥበብ እንዳ ተባህለ ኣብ ዘይጥበብ ቀንጠብጠብ እዩ ብልክዕ ስርዓትን ባህልን ክብሪ ሰብኣውነት ዘይዓቀበ ኮይኑ ሓቅኻ ኢኻ ።
ካሴት ሰሪሕካ ኣርእየና,,,,,,,,ካብ ሳዕ በሎ።ሳዕ ይኸርብ
ናይ ደረፊቲ ምብዛሕ ምልክት እርጋን እዩ:: መራሒቲ ጎጅለ ዓጋመ ኢሳያስ ይኣርጉ ስለዘለዎ: ዝኣረገ ስብ ድማ ክስርሕ ሰለዘይክእል: ብደረፊ ገሩ : ኣነ ጅግና እየ ክብል እዩ ዘደሊ :: ናብ ደረፊቲ ድማ ብዙሕ ባጀትን ገንዘብ ናይ ሃገር ይውጽእ:: እቲ መንእስይ ድማ ናብቲ ገንዘብ ዘለዎ ይዓስል
ኤሱ ሓማሴና እኮ እዩ!!ኣታ ገይ ደምብያ
@@redbag3453 ይርዳእካ ቆማል ለማኒ ዓጋመ
Hatewqetew * nonsense * 😁🤣🤣🤣
Ema kab heysa wexka senmgab zeyblu xerfe tebzeh koynka dehar kendey xebuq serah yesrah eyu gen aytdenqen konka kabu halefka kekwen alwo teblo mefte xenwey da kone tenqef teray zero feryat
ቀዳማይ
ስለምንታይ ግን እዞም ስነ ጥበባውያን ኣዝማሪኖ ኢጣልያኖ ብህዝቢ ትግርኛ ፉንፉናት
ክላ ! ኣየ ህግደፍ ደርፊ እያ ተሪፋቶ ኔረ ፥ ደርፊ ደፍቲ ካኣ ኾባቅሶ ጀሚሩ ክሉ ትሰርሖ ወይ ትግብሮ ንጥፈታት ትዕወትሎም ማለት ኣይኮንንን ' Ema ሃተዉተው ይከዉን ኣሎ ህየሳካ 😢
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎 boring
ኪድ እሞ ወጨጭ እዝንና ለሚድኩም ዩ😂😂
እዞም ፉንፉናት ኣዝማሪኖ መን ስነ ጥበባውያን ምስ በሎም መንነት ህዝቢ ትግርኛ ፈንፍኖም ናይ ጥልያን ኤርትራዊ መንነት ክሰርሑ ለለለ ዝብሉ ክክክክ
ኤማ ያኣክ ሓቂ ሕዝካ ሕቅቅ 🎉🎉🎉ግን ባ እዛ ብዙሕ ግዜ ሻርባ ኣብ ክሳድኩም ትገብርዋ እንታይ እያ ትርጉማ 😂ነኣብነት ንስካ ፡ወዲ ኳዳ ፡ኦርዮን ውን ሳሕቲ ይራኣዮ እየ ንዓይ ኣይትርደኣንን እያ
Welcome ema Xibuk serha ❤❤❤
Emawi Eritreawi ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ በሃቂ በዚሖም ድህሪ ቁሩብ ግዜ ደኣ እሶም እዮም ክፈልጥና ናተይ ሰማዒ እዩ ክብልና እዮም 😅😅😅😅
Selam Ema hawina eza amet ametka eya mo des eluka tefesihka ms sdraka ketehlifo tesfa ygebr ruhus awdaemet ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤማ yahoo ጸረ ስነ ቀንጠብጠብ 😅 ቤላ ኢኻ ትሃርማ ዘለኻ እዛ ጉዳይ ቀጽሎ 😂❤❤❤
Hakayat eyom ema hawey hanti ayfeltun eyom hizbi misaka eyo belom teray 🎉❤
Ema ❤❤❤
That is very true, Ema. I like what you have said and I am lstill laughing ❤❤❤❤❤❤❤❤
Ema the great👍 xeba sete kemaka yebzuhulna
Keep working ama nebsi good work
Nay bahaki ema ati mstir zanta sienom keykonu wey mexahfti tgrigna tesaenu znbeb keykewn❤
Temam Xegiba ala ema. Uma Meliewa alo
እንታይ ዝሎነ ኢዩ ርእየዮ ዘይፍልጥ ከምዚ ናይ ሕስድና ኣምሲልዋ ደኣ ጽቡቅ እንድዩ ብሕግን ስነስርዓትን ትምህርትን ዝተሓወሶ ኣይኮንን ካብ ዝጅምር ሚኒን 1ትምህርቲ ከኣይ ሃበ ወዲእዋ ህኮት ንስካ ከፊካ
መሰነይታ ሒዝካ ተዛረብ ምስቶም ገጥምቲ ሒዝካዮም ግጠም ❤❤❤❤❤ ሚኒን ኣይትበል
ኤማ ንፋዕ ሓረስታይ ድሕሪ ምስላስ ይጉንብት ደሓር ይዘርእ
❤❤❤❤❤
ርእይትካ ሓደጌና እዩ።
Ema hawna brhane wedi nazu aklilu tesfaxien koynu eyu zsmeani adneqi ezom klte eye bzaeba wedi nazu eske gele belena alelwo zfelt hayasi yelen bmenfatu dyu zeytelaele kemu tekoynu gele eske belena bmenfatu ama hawna .....
ኤማዊ😂❤
ዪገርመካ ዩ ቀደም ደራፋይ ክብሃል ከሎ ማዕረ ኪንደይ ክብረት ነርዎም ብቁዓት ስለ ዝነበሩ ህጂግን ደራፋይ ኪብሃል ከሎ ተራ ሰብ ኣነ ውን ክደርፍ ከም ዝክኢል ኣሚነ።
welcome ema goyta tbeb
Ane tfelt eka msh Ema kemaka gieru zexelleni hayasay yelen n 100 amet nber habibi
እዚኣ ትገርመኒ ነገር እያ እዛ 120 ሚሎን ህዝቢ ትውንን ኢትዮፕያ ክንዲ ናይ ኤርትራ ደረፍቲ የብላን ካልእ ሞያ የለን ድዩ ብ ካልእ ክትፍለጥ ኣይትኽእልን ብ ፈጠራ ትምህርቲ ህንጸት ሃገር ምዕባለ ናይ ሎሚ ሓንቲ ደርፊ ሰሪሑ ቃል ምሕተት ክገብርሉ ይቃዳደሙ ኤማ ሎሚ ብጣዕሚ ደስ ትብለኒ ኣርእስቲ ኣምጺካ ኣብ ህንጸት ሃገር ተዋፈሩ እቶም ዘለዉ ይኣኩሉና እዮም❤❤❤
Welcome Emmawi
ሸገግ
🎉🎉🎉❤❤❤
Hakka Ema zeylkawi derftat bezihu
Eza weddi setya dya lomiii ? Gn great idea .
ሓው ኤማ ደሓን እቲ ክደርፍ'የ ዝበለ ይድረፍ ፡ ንሰብ ድሌታቱ ክትዓግቶ ይኸብድ ስለዚ ንስኻ ጥራይ ንፋዕ ብዝካኣለካ ነቲ ህየሳ ብዘእምን ሓሳባት ከተቕርቦ ተስፋ ይገብር ። ንስኻ ብልክዕ ደርፍቲ በዚሖም ትብል ኣለኻ ፡ ኣነ ከኣ ሃየስቲ ውሒዶምና ይብል ኣለኹ 😂 ።
እቲ ጽገም መብዛሕቶኦም ናይ ሎሚ ገጠምቲ ትርጉም ሰነ ጥበብ ኣብ ሕብረተሰብ እንታይ ምካኑ ኣይፈልጡን አዮም
ሽም ንምርካብ ጥራይ አዩ ጉያ ዘሎ እዚ ድማ ክብሪ ሃገርን ህዝብን ዘይምሕላው ደው ክብል ኣለዎ
ኤማ ተራዳኣሎም ካብዛ ወያል ግፋ ክጋላገል ደልዩ ንስነ ቀንጠብጠብ ክትት ዝብላ ዉን ኣይስኣንን ዩ😂😂 እመነኒ እዛ ግፋ ደዉ እንተ ኢላ ኣብ Asmara Overnights ዋጣ ክስኣን ዩ😂😂😂
EMA eti bezhi derefti eko ab Asmara terah zykone ab kulu Alem EU,zebene technology UA-cam koinu ab live kderfu zeykelu eznena axmimomnaa
Kexilo eske gud rekibna bebzmexe derafay eznna xemimu emo ka sakt hatewketew belom.
Buzuh halewlew elka entay eyu ety meliekty kabaka esom yhshu
😂😂😂😂 lomis hakika eka ab hade geza hade derafay alo
ኤማ 😂😂 ነቲ ኣብ Eritrean media network ትብል ቻነል መጽዩ ፡ ብዛዕባ በዓል ጆን ብላክን ካልድ ዓብዱን ትግራዎት እዮም ኢሉ ዝተዛረበ ፣ እሞ ከምኡ እንተ ኮይኑ ድኣ" ዳዊት ሽላንን ተስፋይ መንገሻን እዉን ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረቡን ክደርፉን ኣይምልከቶምን እዩ ማሌት ድዩ ኢልካ ሃይሶ ? ኦይ ትም ኢለየ ወደይ ከይኣስሩካ ከኣ !!
*ኤርትራ ትብሃል ገሃነም፡ በዘይካ ዋጣን፥ኣመንዝራን ካልእ እተፍርዮ ሰናይ ነገር የብላኒ* 😂😂
ሃገረ ሓማሴን በል ክትድረር ❤
Emma texr alka entay emo sabti endo sanka selchna fegi elna eu nay lomi sentebabawen
ኩሉ ሰብ ደራፋይ ኮይኑ እንታይ ይግበር
Kich zemxie wedi abey trikeb gega enda bele dedhri gega zikeyid, exactly bzuh himak sirah alo, kindue zeakil an xubuk alo, afika zhabeka mikdad trgum yeblun, ezi nisika tgebro eti zhameke Seb zgeburo eyu
ኤማ ያሆ ኣባ ቀርስም ኢኻ ብሓቂ ካብ ዲግርን ፍልጠትን ሪሕቖም ናብ ጥበብ እንዳ ተባህለ ኣብ ዘይጥበብ ቀንጠብጠብ እዩ ብልክዕ ስርዓትን ባህልን ክብሪ ሰብኣውነት ዘይዓቀበ ኮይኑ ሓቅኻ ኢኻ ።
ካሴት ሰሪሕካ ኣርእየና,,,,,,,,ካብ ሳዕ በሎ።ሳዕ ይኸርብ
ናይ ደረፊቲ ምብዛሕ ምልክት እርጋን እዩ:: መራሒቲ ጎጅለ ዓጋመ ኢሳያስ ይኣርጉ ስለዘለዎ: ዝኣረገ ስብ ድማ ክስርሕ ሰለዘይክእል: ብደረፊ ገሩ : ኣነ ጅግና እየ ክብል እዩ ዘደሊ :: ናብ ደረፊቲ ድማ ብዙሕ ባጀትን ገንዘብ ናይ ሃገር ይውጽእ:: እቲ መንእስይ ድማ ናብቲ ገንዘብ ዘለዎ ይዓስል
ኤሱ ሓማሴና እኮ እዩ!!
ኣታ ገይ ደምብያ
@@redbag3453 ይርዳእካ ቆማል ለማኒ ዓጋመ
Hatewqetew * nonsense * 😁🤣🤣🤣
Ema kab heysa wexka senmgab zeyblu xerfe tebzeh koynka dehar kendey xebuq serah yesrah eyu gen aytdenqen konka kabu halefka kekwen alwo teblo mefte xenwey da kone tenqef teray zero feryat
ቀዳማይ
ስለምንታይ ግን እዞም ስነ ጥበባውያን ኣዝማሪኖ ኢጣልያኖ ብህዝቢ ትግርኛ ፉንፉናት
ክላ ! ኣየ ህግደፍ ደርፊ እያ ተሪፋቶ ኔረ ፥ ደርፊ ደፍቲ ካኣ ኾባቅሶ ጀሚሩ
ክሉ ትሰርሖ ወይ ትግብሮ ንጥፈታት ትዕወትሎም ማለት ኣይኮንንን ' Ema ሃተዉተው ይከዉን ኣሎ ህየሳካ 😢