You are amazing thanks my haro erterawe maron you're wow ertera we love you so much good job for tgeray people they are so jealous of ertera people they are so bad 👎
Tigray must study Eritrea and eritransims regardless how you got your name and nation. Eritrea had committed heinous crimes. We Tigrayn must deeply study Eritrea creation by Italians and the hate against the people of Tigray people. We will discuss about Eritrea and want to know why you have committed heinous crimes against humanity. The so called brothers is shallow.
What are you talking? By implication, are you tying to denay what happened to Tigray and Tegaru? First of all come out clean, acknowledge the atrocities against Tegaru by Eritrean Forces! Pure an simple the rest is history Don't come with scaring tactics under the pretext of war
Memhr Abraha's opinion is unrealistic. We are negotiating with the Federal Government, because We are all Ethiopians. We have nothing to negotiate with SHAEBIA . Let's say a war is coming to capture ASAB, Tgray is gone stand with the Federal Government. What Tgray shouldn't do is harm any Civilian men, Women and children.
ቀጽሎ ሜሮን ሓውና በዓል ዓቢ ልቦና ከማኻ ዝበሉ ይብዝሑ።
ብትክክል ፕ/ር ኣብርሃ በሊሕ ሰብ
ህግደፍን ኣተሓሳስብኡን ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ምኻኑ ኩሉ ይፍለጥ!
Memhr Abraha Teklu Hakegna, bsul, kunue, delay nay behaki selam, Fkri zzerh jigna Ambasador eyu. We really appreciate and encourage the ideas, and philosophy of Profeser Abraha Teklu. Thanks Profeser Abraha Teklu
ናይ ብሓቂ ብእዋኑ ኣሪምካ ንመም ኣብርሃ ኣምባሳደር ናይ ሰላም ምባልካ ቅኑዕ እዩ::
ኣቶ ሜሮን ሎሚ ብጣዕሚ ኣሕጉስካኒ ጽቡቅ ኣገላልጻ ናኣቶ ኣብርሃ ሓቀኛ ትግራዋይ ዝግቦኦ ክብሪ ሂብካዮ።ንከምዚኣቶም ሰባት ቀጻሊ ነተባብዕ።ጽብቅ ቀጽሎ።
ሜሮን ለቢምካ ሃገር እንታይ ምኳኑ ተረዲኡካ፡ ጽቡቕ ቐጽሎ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ኣንበሳ ሜሪ ሓወይ Thanks
ሜሮን ብጣዕሚ ጽቡቅ ትሰርሕ አለኻ : ብዝሐዝካዮ ቀጽል::
Mieron ❤❤❤ kexlo hasabka zdrbe yeblun kemaka yebzhayom
ሜሮን ሓዉና ብራዎ ጽቡቅ ግብረ መልሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዝኣብሄር❤❤❤❤❤
አነ ከም ሐደ ትግራዋይ ናትካ ሐሳብ አድኒቀዮ አለኩ ናይ ፕሮፌሰር አብርሃ ሐሳብ ናይቲ አብዛሐ ዝተመሃረ ወጣት ሐሳብ እዩ
ናይ ታገዳለይ አማኑኤል ሐሳብ ድማ አብዝሐ ናይ ቀደም ናይ TPLF ተጋዳላይ ሐሳብ እዩ እቲ ክትዕ አብ ተጋዳለይ vs ሙሁራት ተጋሩ ዝብ አርእስቲ ተንሁቦ ገላፂ ይመስለኒ
❤️👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ብጥዓሚ ንፋእ ❤
ለባም ሰብ አይጥፋእ ብክሊቲኡ ወገን
መድሃኒት እዩ
ሜሮን ኣይትሓሱ ኩሉ ትብሎ ዘለኻ ሓሶት እዩ ካባኻ ጀሚሩ ብጣዕሚ ካብ መጠን ንላዕሊ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ኣለኻ
me too
I respect and agree with your opinion on this matter because you are logical not emotional. That should be the way everyone should look at politics!!!
Keep up the good news 👍 👏
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ሰሪሕካ ጌጋኻ፡ስለዝኣረምካ።እቲ ናትካ መልእኽቲ ብምልኡ ርእየ እየ ፡ሽም ጌጋ ኣሎ ኢለካ።ንኽልቲኡ ምልእኽቲ ንዝሰምዐ መልእትኻ ርዱእ ነይሩ። ናትካ ግን ፍሉጥ ጌጋ ስለ ዝገበርካ ምእራም ጥራይ ኢዩ።
ትግራይ ንተጋሩ ግደፈልና ትግራይ ሒሳብና ከነወራርድና ናትኻ ሓተፍተፍ ንኢሳያሰ ንገሮ
@@Ubaxeyubaxey143nay gelekums ygerm abey eya zela eta hateftef degimka eza coment emo anbba kem zrdeani wishtka hamimka/ki aleka/ki
ንስኻ መሪሕ ኢኻ ቐጽል ገዲፍካና 2050 በጺሕካ ኣለኻ 🇪🇷❤💙💖💚✌️
Hasawi shenfla
Ambesa
Hji xbuk meron
P / Abraha Tekle Kea yekenyelna❤❤❤❤
መሮንጽቡቅርኢቶእዩንሰላምእዩሞቀጽሎኣጆኻ
Abreha Nice man
Meron btami nufua❤❤
Nice
ናዓኻ እበር ናዓና ተጋሩ ተጋዳላይ ኣማኒኤል እዩ እቲ ሓቀኛ ትግራዋይ!!!
Go a head with Emanuel
ኣየናይ ኢልካዮ ብኸማኻን ከምዚ ከማኻን ጸቢብ ርእሶም ኩሎም ተጋሩ ይልከሙ ኣማኒኤል ኣያኻ ዳኣ😂ብዜካ ጸጉሪ ካልእ ዘይብላ ርእሲ ተሰኪሙ ንጥፍኣትኩም ዝምነ እዩ።
ህግደፍ ኣይኮነን ንተጋሩ ክፈቱ ነቶም ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ትግርኛ ዝዛረቡ እውን ኣይፈትዎምን ኣንፃሮም እዩ። ናይ ኣብርሃ ዕሽነት ልዕሊ ልክዕ እዩ።
Ms hgdef tay zerakb alewo kab ms etiopia ms eritrea yhshena nqexali eyu zbele ata gala
ዓረሰይ ክክእል እየ ዝደሊ ምስ ማንም ክሕወስ ኣይደልን።
በዚ አተሃሳስባኩም ንስኩም መቼም ካብዚ ዘለኲሞ አይትወጹን ኢኩም::
Wellekommen ❤🎉❤
ቀይሕ ባሕሪ ይክሓሱና ኢሉካ እኮ ሓደ ትግራዋይ 😂😂😂😂
You are amazing thanks my haro erterawe maron you're wow ertera we love you so much good job for tgeray people they are so jealous of ertera people they are so bad 👎
Zowdi drbay hadarki zeytgebri anti bekli
መሮን ሕጂውን ኣስማት ትገላብጥ ኣለካ፣ ህድእ ኢልካ ንቃላትካ አናሰማዕካ ተዛረብ።
Hi
❤❤❤❤
አየ ኤርጥሪን ንባዕልኹም ዘሐሸኩም ዘይፈለጥኩምሰ ንትግራይ ሓሲብክሙሉ😂 የራሰዋ አሮባት የሰዉ ታማሰላለች አለ አብይ🤣🤔 ሓቁባዩ🤣🤣
ጥግሪስ ንስኹም እንዲኹም ቱት ትብሉ ዘለኹም ወኻሩ
ንስኩም ኢኩም ኢኮ አብዘይ መደብኩም ፕሮግራም ገርኩም ጉዳይ ኤርትራ ዕላል ዝገበርኩም
I think only professor Abraha realy Tigray man. He is so smart. Tigrai People weak up & follow Abrahas Philosefi.
ዝድነቕ ስራሕ!
MERON ABACHEJUAREA
ሃሃ ወዲ ሹቅ😂
Kemaka ente zebzihu eze hizbe eritra menqehe neru
ሜሮን ሓስብ ካይወድእካ እንታይ ዘዛርብ ኣለካ።ታሃንዲካ ክትካላከል ኢካ መጺካ ክትምጉት ኣይመጻካን።
meron ! ኣይምልከተካን !
ኢሂ እንዳ ሓትነኻ ዲዩ?
2018 ናፊቅናያ፡ኣማኑኤል ግን ኣበይ እዩ ነይሩ 2018
Abrah muhur yu slezi kulom tegaru ksebwo ygbae. Naean wn agedasi yu . Kemzieom sebat ab medrek ab zkerbulu knetababeomn knsebomn ygbae.
ሜሮን ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል?
ሜሮን አይትሓዘለይ እምበር ገለ ርኢቶ ወስ ከብለልካ
መጀመሪያ ጽን ኢልካ ተገዲስካ ነቲ ቪዲዮ ተኻታተል ወዳአዮ ነቶም ተዋሳእቲ አረራጋጊጽካ ፍለጦም ብድሕሪኡ ተቀሪብካ ተዳሊካ ቪድዮ ትፍኑ በዛ ዝገበርካያ ናይ ሎሚ ግን ተሪፍካ ኢኻ። ክልተ ነገር ተረድኤ 1) ቪድዮ አንቢብካ ተረዲእካ ጊዜ ወሲድካ ዘይምርአይ
2) ሽለልተኛ ምዃንካ እዚ ድማ ንዕቀት ንቪድዮ ተመልከትካ ከምስል ስለዝኽእል ተጠንቀቕ ስለዚህ ንዓኻ ክትእረም ኢለ ነዚ ርኢቶ አቕሪበዮ በርትዕ
Kela hiwtatya silemimtay astewilka zeytizareb
Ehi ta gexer fereqan aleka dika 😂😂😂
Tigray must study Eritrea and eritransims regardless how you got your name and nation. Eritrea had committed heinous crimes. We Tigrayn must deeply study Eritrea creation by Italians and the hate against the people of Tigray people. We will discuss about Eritrea and want to know why you have committed heinous crimes against humanity. The so called brothers is shallow.
ለዚህም ነዉ። እኛም አዉቀናል ጉድጓድ ምሰናል የምንለዉ❤🇪🇹❤️🇪🇹❤️🇪🇹❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኤርትራዊ ሜሮን ዓበድበድ ተብዝሕ ኣለኻ ህድእ በል ፋንድያ ተጋሩ ክትከፋፍል ኣይትፈትን
ፋንድያ አኮ ኣድጊ አዩ ዝሓር ኦ ባጵባጵ ሓራኢ።
ከማካ ሎቁማጽ ይህሉ'ዶ ይከዊን መጋል
ምክንያቱ ኣየናይ ትግራዋይ ኢዮ ጹቡቅ ናይ ኤርትራዊ ዝደሊ ጋሐፍ
ተደንግጽ
You are jegena maron you are 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯amazing thanks my haro 🇪🇷 god bless to you are
ትግራዋይ የሚል ዜግነት የለም ትግራይ አንድ የኢትዮጵያ ክልል ናት እናንተ እባቦች ኢትዮጵያን ለማነጣጠል የምትሄዱት አካሄድ አይሰራም እኛም ከአከለጉዛይ አሸዳይ ከካናማ ከትግሬ ከሌሎቹ ችግር የለንም ከሀማሴን ከሚባል እባብ አስተሳሰብ ከተከናነበ የክፋት መልእክተኛ ነዉ ብንል ምን ይሰማሀል ዝምታን በመምረጣችን አንተንና መሰሎችህን የማናዉቅ ከመሰለህ ተሳስተሀል ዋናዉ ተዉሰክ ያለዉመስማት ከፈለክ ሀማሴን ዋና የኤርትራ መከራ የፈጠረዉ መስማት ከፈለክ ወላጆቻችሁ ንቀት ጥላቻ ከህፃንነት ጀምሮ መክረዉ አሳድገዋችሁ እንደዚህ እንደእስስት የምትገለባበጡት አንዴ ከሀድጊ ከአማራ ችግር የለንም አንዴ ከአጋሜ (ከትግራይ) ችግር የለንም ማለትና መለማመጥ ጀመራችሁ ሻቢያ ዋናዉ የተዋቀረዉ የሀማሴን ጉጅሌ ነዉ መገርሰሱ አይቀሬ ነዉ
የተኛው ኢትዮፕያ,,,,,,fail state
ኣነስ ድንቁና ናትናስ ዘይውዳእ እቲ ሓደ ከ ትግራዋይ ኣይኮነን ማለት ድዩ።እቲ ንዓካ ዘሐጉስ ስለ ዝትዛረበ ትግራዋይ እቲ ሓደ ንዓካ ዘይሐጉስ ስለ ዝተዛረበ ኣይትግራዋይንን።ክክክክ
Atehasasibu eyu elika kem gorbet slm niber mis zkone mengsty etitrea nihizbi tigray ztekim riki kenekayd eyu elu ,samuel gn ab mego shabiya eritrea ayfelien shabiya eritrawinet zmesireto rikib aydiyelanan eyu zbil zelo ab me ngo wudueb hager ayfelaliyun eyu
መ/ር ኣብርሃ ምስጋና ብጣዓሚ ዝግባኦ ብሉፅ ሰብና እዪ።ንስኻ ሎቕማፅ ስለዝበልካዮ ግን ኣይኮነን።ብስሩ ኸማኻ ለቕማፅን ደንቆሮን ብዝዓባ ፖለቲካ ኽዛረብ ፍጹም ጌጋ እዩ።ገና ስለዘይነቛሕኻ ማለት እዪ።
ካን ህግደፍ ተቐይርካ😂
😮😮😮😮 ከመይ እዩ እቲ ርእሱኩም ቀዳማይ ኣማኒኤል ኣብ ሚዲያ እዩ ተዘሪቡ ሻዓብያ ወይ ካዓ ህግደፍ ግን ብግብሪ ኣብ ትግራይ ታሓዚሉ ጆኖሳይድ ፈፂሙ ስለዚ ግልፂ እዩ ኣማን ዝተዛረቦ ንስካ እውን ዘዛርበካ ዘሎ ፅልኢ ብዳዐ እዩ ።ሓደ ዘረባ ተዛሪብካ ትግራይ ታተ ትብል ዘላ ሓዳሽ ዶ ገለ ክትብል ሰሚዐካ ታሪክ ባዕሉ፡እዩ ዝምስክር ዳኣማት ትንዝንገዖ ኣይመስለንን ስለሓቂ ክንዛረብ ኤርትራ ጣልያን ዘውፅኦ ስም እዩ ።ክሕደት ወሪስካ እምበር ኣብራሃ እቲ ሓቂ ጠፊኡዎ ኣይኮነንን ግን ልቦና ገሩ ካብ ፅልኢ ወፂኢኩም ክትባራበሩ ብስነልቦና ሲሚዒቱ ተቃፃፂሩ ፀላእትንና ብብደዐ ዝዓብዱ ስለዝኮኑ ንሕና ንልብም እዩ ሓሳቡ እዚ ትሓቂ።እንተ እቲ ናትካ ብደዐ ፅሊኢን ምስክርነት እዩ
What are you talking? By implication, are you tying to denay what happened to Tigray and Tegaru?
First of all come out clean, acknowledge the atrocities against Tegaru by Eritrean Forces! Pure an simple the rest is history
Don't come with scaring tactics under the pretext of war
What happened in tigray is your leadership faul so when you send missile to Asmara ask debris
እዞም መጸጽቲ ሕጂ ኩሎም ቃላቶም የላሳልሱ አለው :ካብዛ ናይ ሶርያ ንድሕሪት :ቁሩብ መሰናበዲ ኮናትልና አላ ሶርያ ❤
እቲ ትጥቀመሉ እንግሊዝ ኣገዳስነት ስለዘይብሉ፡ብዝተኻእለ ኣወግዶ።
😂😂😂😂 ዘይከማኻ ወዲ ኤልሳ ጭሩም ሜሮን ጀላዕ ኣፍ ከልቢ
ሜሮን ንባዕሉ ህዝብን ሻዓብያን ፈላልዩ ከለሊ ዘይካኣለ ካብ ምውጅባር ዘይተገላገለ እዩ።
ትግራዋይ ኩሉ ግዘ ጭዋ እዩ። እቲ ሽግር 1ደ ሰብ ጭዋ ዘይብሉ ኤርትራ ጎሬቤትና ምኳኑ እዩ። ኣብርሃ ከኣ ጆኖሳይድ ኤርትራ ን ኢትዮፖያን እዮም ፈፂመምዎ ኢሉ ዝኣምን ሰብ እዩ። ኤርትራ ተፀዊዓ ጆኖሳይድ ዝፈፀመት ኢያ እዩ ኢሉ። ንትግራዋይ ስለ ዘድነቅካልና ከኣ የቀንየልና።
ህዝቢ ኤርትራ(ካንሰር)።
You are the real cancer,you beggars.
ሎቅማጵ ኣቢ ኣሕመድ አኮ አዩ ኣብ TV ወጲኡ ካንሰር ኢሉካ ንስካ ካብቶም ላሓስቲ ማዒኮር ኣቢ ሓደ ኢካ።
ኤርትራውያን መጀመርታ ነንሕድኹም ተሰማምዑ። ኣብርሃ ናይ ሻኦብያ ደገፍ ዘለዎ እዩ ዝመስል። መጀመርታ ፍትሒ ንጀኖሳይድ ዝተፈጸመሎም ተጋሩ ንብል
Amanuel ke tigraway aykonun dyu ab mengo shabiya (party)hizbi eritrea zeyfelaliy shabiya eritrea endihir koinu xere tigray edhir koinu hwhat weyane ka xere eritrea malet eyu, tigraway chusa alo krmaka zamseleu ka anchiwa alewu
ብዛዕባ ጆኖሳይድ ንመራሕቲ ክልልካ ኢዩ ዝምልከቶ ትሕቶ @@goitanefsu234
Memhr Abraha's opinion is unrealistic. We are negotiating with the Federal Government, because We are all Ethiopians. We have nothing to negotiate with SHAEBIA . Let's say a war is coming to capture ASAB, Tgray is gone stand with the Federal Government. What Tgray shouldn't do is harm any Civilian men, Women and children.
You're welcome then! You'll be crying for help too!!! Eritrean Army is still have a smell of blood on their nose!
kkk where do you live
ሜሮን ኣታ ፕሮፌሰር ኣይኮነን ሳጉኡ ኢዩ 😂
ኣታ ፕሮፌሰር ኣይኮነን ሳጉኡ ኢዩ 😂
Meron teklesenbet nay ngho hari
ኣነ ዝገርመንስ ስለምንታይ ኢኹም ምስ ናትኩም ሓሳብ ማዕረ አንተዘይ ኮይኑ ኸም ሕማቅ ትገልጽዎ ነቲ ምስ ናትኩም ሓሳብ ማዕረ ዝኾነ ካኣ ኸም ጽቡቅ ትቅበልዎ ኣማኒኤል አኮ ሓሳቡ ኢዩ ሂቡ ክትዕ ኢዩ ኔሩ ኣብ 2ቲኦም ዳሓር ኻኣስ ህዝቢ ኸም ህዝቢ ክትጸንቱ ላዕልን ትሓትን ትብሉ ከምዘይነበርኩምስ ን ሻዕብያ ከምዚ ኢልዎ ኢልኩም ሓፍ ኾፍ ትብሉ ቁሩብ ሕንከት የለን ኸም ባዓል ኣማኒኤል ጸሊአኻ ን ህዝቢ ትግራይ ሓላይ ክትመስል ዘየገርም ኣይኾነን ተመሃሩ በጃኹም ዋአ ሰብ ነናቱ ሓሳብ ኣለዎ ሓሳቡ ስለ ዝጸላአካዮ ንህዝቢ ይጎድአ ኢዩ ዶ ገለ ኢልካ ዘይ ምስሉ ምትሓዝ ❌
ሕጂ ንስኻ ስለ ህዝብኻ ወይ ሃገርካ ክትካላኸል ግቡእኻ ዩ:ግን ሻዓብያ ማለት ወይ ህዝባዊ ግንባር ማለት ህዝቢ ኤርትራ ማለት ዩ ኢልካና:መን ዩ እዚ ስም እዚ ንህዝቢ ኤርትራ ሂቡዎ? ስለዚ ዝይተረዳኣካ ኮይኑ እምበር:ናይዚ ኩሉ ስምን ቃልስን ዊጺኢት dictator ኢሳያስ ዩ:እዚ ካኣ ከም ዘይነበረ ጥራይ ዩ ክኸውን ዘለዎ:ንህዝብን ሃገርን ዘዕኑ ስም ኮነ ውድብ:ስለዚ ከምዚ ናትካ መልሓስ ገይሮም እዮም ንህዝቢ ኤርትራ ኣጽኒቶሞ ን 33 ዓመታት:ኣብ ኣስማትን ስዋኣትን እንዳ ታሓብኡ: so we don't accept that your golden words,
Jesus christ is Lord,
Eta trgum gn kem'a eya hzbi beqa
Kem tekolifna do aykonen? Tigraway ketilkan amitsikan bi selam kitnebir aytihseb.
Cool down. Analyze slowly
AManuel is a pure Tigrayans. He is not a mix of jebeli or Amharay aka Dembia.
Kid komal kondaf
ኣታ ፕሮፌሰር ኣይኮነን ሳጉኡ ኢዩ 😂
ኣታ ፕሮፌሰር ኣይኮነን ሳጉኡ ኢዩ 😂
Hxuy Profeser eyu