ፃንሒት ምስ ሃለቃ ፀጋይ /ኣምባሳደር

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 284

  • @tesfazgiyemane1378
    @tesfazgiyemane1378 2 роки тому +6

    ናይ ኣማራርሓ ዝመቱን ዝተማረኹን እምበር ናይ መንእሰይ ትግራይ ዝጠፍእ ዘሎስ ኣይግዳድኩምን

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 3 роки тому +3

    ደስ ዝብል ቃለ ምህታት ቁም ነገር ዘለዎ ክቡር አምባሳደር ፀጋዬ በርኸ አዝዩ የቀንየልና አልፋ ኦሜጋ እድመን ጥእናን ይሀበልና!!!!!

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 3 роки тому +18

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና ኣነስ ክፈትዎ ብጣዕሚ ሓቀኛን የዋህን ጅግናና እዩ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪

  • @musaumer2230
    @musaumer2230 2 роки тому +4

    ቃልሲ 17 ዓመት ፈሺሉ እዩ ካብ ቀዳማይ ደርጊ ዝከፍአ ደርጊ ፈጢሩ አብ ከቢድ ሐደጋ ወዲቅና ሕድሪ ስዉአት ተጠሊሙ 100%

    • @uytutgtrur8589
      @uytutgtrur8589 2 роки тому

      ሸዕብያ ወያነ በዘይ ሓንት ጥይት ኣይከነን ንደረጌ ንሃይለሰላሴ ንምንሌክ ክትናፈቁ ገይርኩም እዮ

  • @furutunatesfau6658
    @furutunatesfau6658 2 роки тому +3

    አባይ ወልዱ ሃለቃ ፀጋይ ቁማር ዘበላዓኩሞ ልትግራዋይ ንሱኹም ረሳሓት

  • @atakelthailu7313
    @atakelthailu7313 3 роки тому +4

    Medhine konjo thank you for inviting Haleka Tsegay

  • @gebrey2668
    @gebrey2668 3 роки тому +4

    Thanks you tgdaly tsgay it is nice to see you God bless you .we are happy to see you tigray tesar .

  • @fitawkassa2423
    @fitawkassa2423 3 роки тому +25

    ጀግና ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Thank you for your service

    • @genetn9512
      @genetn9512 3 роки тому +2

      አሜን አሜን አሜን

  • @ንፋቐርዶኣለናንታሓላለ

    Tgray ezi kulu abzi ktbexh gierwa delo ms Eritrea 🇪🇷 mwuga eu 100%

  • @biniamhaile1301
    @biniamhaile1301 3 роки тому +6

    ህዝቢ ትግራይ ብጣሚ ለዋህን ፈታዊ ሓቂን ንመሰሉ ደው ዝብል ኣብ ዓላሙኡ ኽሳብ ሞት ዋጋ ዝኸፈለን ዝኸፍል ዘሎን ኹቡር ህዝቢ አዩ አሞ አምላኽ አዚ ኹሉ ወጻዖም ርእዩአቲ መሰረታዊ ሽግር ህዝቢ ትግራይ ኣለልዩ ንሓዋሩ ፍታሕ ክምጽአ ዝክኤል መስተውዓሊ ዝርድኦ መራሒ ንምነየልኩም አምላኽ ምሳኹም ይኹን አንበር ከምዚ አልካስ ኽሳብ መዓስ አንተ ናይቲ ህዝቢ ሓቦን ተስፋን ግን ዘገርም አዩ ዓወት ነቲ ኣብገዛአ መሬቱ ዝሳቐ ዘሎ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ

  • @tesfakahsay1765
    @tesfakahsay1765 3 роки тому +5

    ጀጋኑ ኣቦታት ዕድመ ይሃብኩም
    ትምነይዋ ትግራይ የርእይኩም!!!!

  • @asmaraeri7445
    @asmaraeri7445 2 роки тому +1

    ሓሻዊ ሰብ ጸላእኩ

  • @Galaxy-jt4xe
    @Galaxy-jt4xe 3 роки тому +8

    Thank you Tegadalay Tsegay for your almost 50 years of service to the people of Tigrai. We owe you much gratitude. We are glad you are sharing your wisdom with us. Thank you also TMH for hosting such statesman. Thank you Medhin so much.

  • @ሄለን-ሐ5ረ
    @ሄለን-ሐ5ረ 3 роки тому +15

    ኩርዓት ተጋሩ 😘ጀግና ሰለስተ ምዕራፍ 👍😘😘

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 3 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣያና ሃለቃ ጸጋይ

  • @axumawit4995
    @axumawit4995 3 роки тому +7

    ሓለቃ ጸጋይ ጽቡቕ ወግዒ፣ኩልኹም መራሕትና ለባማት ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏

  • @hg2540
    @hg2540 3 роки тому +3

    ከምዚኦም ዝመስሉ ለዋሓት ዝኣረጉ ክብሮም ሒዞም ወሰን ተዝኾኑ ፅቡቅ ነይሩ ሓደሽቲ መንኣሰይ የድልይዋ ትግራይ

  • @misgnaadhanom979
    @misgnaadhanom979 3 роки тому +3

    የቀንየልና ተጋደላያ ፀጋይ እቶም ውሕሉላት እሕዋትናናትኻም ዉዕለታ ንህዝብ ትግራይን ን ኢትዮጵያውያን ጥራይ ኽይኩነስ ንዐለም እዉን ስብ ውዕለታ ኢኹም ባእኩም ንሕበን ግን እዛ ጠላም ሐሳደ ክንደ ፁብቁ ህምቀ ዘሐረዩ ደቂ ህፀፀ ሽይጣን መናብርትና ብሙኻኑ ብጣዕሜ ያሐዝን ግን ቀሪብና እለና ስላኻቶም ሐርነት ትግራይ ክብስር እዩ ትግራይትዕወት

  • @tesfazgiyemane1378
    @tesfazgiyemane1378 2 роки тому +1

    ሓሶት እምበር ሓቂ ዘይፈርየላ ትግራይ ሃለቃ ኢዮም ዝብሉካ እሞ እስኪ ገድሊ ኣቡነ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን እስከ ኣንብቦ ኣይትፈልጦን ኢካ እኳ ኣይብልን ኢየ ትግራይ ሃገረ ሓሶት ፡ ጥምየት፡ ጥልመት፡ ቅትለት፡ዓጸቦ፡ ዘይትግናሕ፡ ዘይትግሰጽ፡ ትምህርታ ጎደሎ ፡ ክርስቲያን ክንሳ መንግስቲ ኣምላኽ ዘይትኣቱ ካብ ዓለም ምሉእ ዝኸፍኤት ተባሂሉ ዝተነግረላ ብኣፍ ቅዱስ ገብርኤል እዚ መርገም እዚ ሒዝኩም እኳ ቁርብ ንእግዚኣብሄ ኣይትልምንዎን

  • @hhdgdhvdydyd8142
    @hhdgdhvdydyd8142 3 роки тому +2

    ሃለቃ ፀጋይ ታሪኽ ይፅናሐልና ቲዲፍ አብ ሁሉው ኩይነታት ንገረና ብጣዕሚ አታሐሳሲብና አሎ

  • @erilove1651
    @erilove1651 3 роки тому +6

    Can’t believe this was an Ambassador 😒

  • @mulugetagebru8384
    @mulugetagebru8384 3 роки тому +4

    ሀለቃ ፀጋይስ ታይ እዩ መርኣያ ክኾን ኣቅሪብኹምዎ ፕረዝዳንት ትግራይ ኾይኑ ዕድል ተዋሂቡካ ኔሩ ግን ምንም ንህዝቢ ትግራይ የሓገዝኻይ ኻሊእ ቀርዩስ በጀት መሊስኻ ታይ ኢና ኸዚ ካባኻ ንመሃር።

  • @gualweldu5317
    @gualweldu5317 2 роки тому

    ጀግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንዓኹም ዝመስሉ ጀጋኑ ኣፍሪኹም ኢኹም ብደቅኹም ተሓበኑ ሃገሪ ተግራይ ለሚዓን ባልፂጋን የርእየና ፈጣሪ ይኣክል ይበለና ኣጆኻ ህዝበይ ኢዲን ጓንትን ኮና ከም ቀደምና ክንዕወት ኢና ትግራይ ትስዕር 💊❤✊

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 3 роки тому +5

    ጀግና አያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምዕብልቲ ሃገረ ትግራይ ንምርአይ የብቅዕኩም

  • @chessverse6279
    @chessverse6279 3 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኣያይ

  • @salamb9556
    @salamb9556 3 роки тому +5

    ትግራይ ትስዕር👍

  • @yohannesberhiu4723
    @yohannesberhiu4723 3 роки тому +9

    እታ ጋዜጠኛ ክትጽብቅ!!!👌 😋

  • @naliru6096
    @naliru6096 2 роки тому +2

    ኣታ ክንደይ ይሕሱ ሓደ እግሩ ኣብ ጉድጓድ ኣትዩስ ይሕሱ ክክክክክ ሓሶትሲ ባህልኹም ኮይኑ ኣብ ዓድናስ ንገጽና መስትያት ስኢንና ? ክክክክ ኣስሒቕካና ሼባ ክክክክ ደቅዛ ከውሒ ክልል

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 3 роки тому

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 роки тому

    As well the same to you my opinion I mean we should be independent the Tigray people. Therefore sprats the country Tigray. AsTigray people have a lot of confident that's why we need actually independent cuz more than enough Tigray people that suffering starving and sacrifice insted of their people. However I wish ✌

  • @iloveethiopia9540
    @iloveethiopia9540 3 роки тому +2

    Where is Getchew Reda? I guess he is in hide out... Maybe in Tenbe ...

  • @nuruahlamtuem1337
    @nuruahlamtuem1337 3 роки тому

    THANK YOU HALEKA TSEGAY!!! GIN SUDAN MEREAT NAI ETHIOPIA WERIRA ZEBEL. ENTETEAREM YEHAYISH YIBEL. SUDAN ABIY AHMED HIBUNA ENABELETS NEHENA TEMUAGETI KEKEWUN. ANE EZI ZEREBA TEGAGIKA EKA!!!

  • @amalabdallah7040
    @amalabdallah7040 3 роки тому +6

    Didn't understand Tigrigna well but I respect this senior citizen of Tigrean ppl

  • @naliru6096
    @naliru6096 2 роки тому +5

    ቁሩብ ጽናሕ ከም ስብሓት ነጋ ካብ ጉድጓድ ወኻርያ ብክሳድካ ተወጢጥካ ክትወጽእ ኢኻ ናብኡ ገጽካ ኢኻ ካብ ጉድጓድ ወጺኻ ናብ ጉድጓድ ክትኣቱ ኢኻ

  • @nakfa8862
    @nakfa8862 2 роки тому +1

    ሃለቓ በርሂ ጻሕጻሒ
    ሻዕብያ ንትግራይ እንድሕር መጺ ኢዱ ክንቖርጾ ኢና ትብል ዘይነበርካይ
    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ

    • @asmaraeri7445
      @asmaraeri7445 2 роки тому

      ኢሰያስ ኢዱ ክንቆርጾ ኢና ክክክክክክ ተቘሪጾም ተሪፎም

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 3 роки тому

    የቀንየልና TMH, ናትና ሽኮራት!!!!

  • @axumawit4995
    @axumawit4995 3 роки тому +1

    ሕዝቢ ትግራይስ ክንደይ መስዋእቲ እዩ ኣሕሊፉ ንመራሕቱ ኣሕሊፉ ከይህብ ኢሉ 😥 ነዚ ሕዝቢ እዚ ዓቢ ክብርን ካሕሳን ይግብኦ !

  • @lemgoodadwa4717
    @lemgoodadwa4717 3 роки тому +7

    Jeganuna abotatina edmen tinan yihabikum kuratina ekum. Tigiray tiwet ❤💛❤💛💪💪💪💪🤩🤩🤩

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 2 роки тому +1

    ሃለቃ በርሄ መትሓዚ ተሳአኢንዎ ዘረባኹም መራሕቲ ወያኔ ጌና ብጌግኦም ዘይማሃሩ ፡ መሳኪን ቆልዑ ተወዱኡዊም ኣለኹም። አታ ጋዜጠኛ ግን ደስ ትብለካ።

  • @hakuyehnew9137
    @hakuyehnew9137 3 роки тому +1

    አብዚ ኩሉዀም ተጋሩ ክትርዱኡለይ ዝደሊ 'ባንዳ አድዋ' ክብል ከለኹ ንኩሉ ህዝቢ አድዋ ማለተይ አይኮነን። ህዝቢ
    አድዋ ከም ኩሉ እህዋቱ ህዝቢ ትግራይ ዝተበደለ ብዙህ ግፍኢ ዝበጽሆ ህዝቢ እዩ። 'ባንዳ አድዋ TPLF አመራርሃ'
    ደቂ አድዋ ኢና ተጋሩ ኢና እንዳበሉ ንህዝቢና ልእሊ 40 ዓመታት ዘእሸይዎ ጨከንቲ አረመናዊን ብቤተሰብ ተደራጅዮም
    ብዙ ግፍኢን በደልን አብ ህዝቢ ትግራይ ዝፈፅሙ ወንጀለኛታት ማለተይ እዩ።

  • @deargod5113
    @deargod5113 3 роки тому

    GOD is Good

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 3 роки тому +1

    🌷🌷🌷🌷♥♥♥♥

  • @Elsakuchu
    @Elsakuchu 2 роки тому +2

    ሊጥ ያንቀጠቀጠ ትውልድ::

  • @kahsayghezehegn8092
    @kahsayghezehegn8092 3 роки тому

    Political appeasement ...then the consequences...for Tigray people. Ajoka hizibey and viva TDF....

  • @genettube-123
    @genettube-123 3 роки тому +3

    ፈተዉቲ ትግራይት ኣያታትና ብዘሐዚ ስዓት ኣብ ጎኒ ህዝብናን ዓድናን ደው ስለዝበልኩም የቅንየልና ፈጣሪ ምስቲ ውፅዕ ህዝብና ይኩን ውድቀት ንፀላእትናን ንፋሽሽትን ይኩን ተጋሩዋኒ ኩሉኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ ፍትዋተይ ሰሰናዩ ንዓኩም

  • @sani6513
    @sani6513 3 роки тому +14

    ጅግና ኣቦና ደሓን ክሓሌፍ እዩ❤❤💊💊💊💪💪

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 2 роки тому

    Thank you for inviting who our brother so we're proud of you.God bless our country Tigray people 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 2 роки тому +1

    ክክክ ኣንታ ምሽቲ፣ እንታይ ደኣ "ኢሳይያስ ኢዱ እንተ የእትዩ ኢዱ ክንሰብሮ ክንሰብሮ ኢና" ዶ ደኣ ኣይበልካን ሕጂ ካብ ኢሱ ክትሃድም እግርኻ ተሰይርካ ሓጊኻ?

  • @اشوا-ب8و
    @اشوا-ب8و 3 роки тому +1

    💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @tesfaye1955
    @tesfaye1955 3 роки тому +2

    ወታድርነት በውልደት ነው ያተቀባነው እልከኝ እፕንትፕ ጂል ሽፍታ። 1,111,111 ትግሬ አስጨርሰህ

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 3 роки тому +4

    ክቡር አቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ💖💖💯💯💖💖❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛🇻🇳🇻🇳

  • @sammah9441
    @sammah9441 3 роки тому +7

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @weditigray8621
    @weditigray8621 3 роки тому +6

    ምስ ኤርትራውያን ደምነት እምበር ሕውነት ኣይብልናና እቶም ካብ ኤርትራ ዝተደቀሉ መዕለቢ ስኢኖም ክወግሕ ክመሲ ኣሕዋት ኢና ይብሉ ኣቱም ሰባት ናብ ኣሕዋትኩም ሻሕ በሉ እምበር ምስዞም ርጉማት ዘርኢ ሕውነት የብልናን ሕሱራት ዓሌትሓደ ሓደ ተጋሩ ካብ ኤርትራ ምልቓቕ ዘኣበዮም
    ኤርትራውያን ኣሕዋትና ኢዮም ኢሎም ከምቑርዲድ ተጣቢቖም ክነብሩ ዝደልዩ ክርኢ ከለኹ ' የሕዙኑኒ፣ ዋላ ኣይንደልየኩምን እንዳበልዎም " እምቢ ኣሕዋተይ ኢኹም ኢሎም: ከምዚ ኣሽተጋሪ ህፃን ቖልዓ ቖምሽ ኣዲኡ ሒዙ ዝበኪ ንዑ መሲሎም ይረአዩኒ።
    ኣብዚ ቐረባ ሰሙናት ዝሞተ ናይ ህግደፍ ዋና ፀሓፊ ዝነበረ ኣቶ ኣላኣሚን መሓመድ ስዒድ፣ " ተጋሩ ንኤርትራውያን ኣሕዋትና ኢዮም ክብሉና ንሰምዕ ኢና፣ ከም ህዝቢ ሱዳን ወይ ከም ኻሊእ ህዝቢ ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም፣ ካብኦም ብዝተፈልየ ግን ኣሕዋት ክኾኑ ኣይኽእሉን በለ፣
    ናይ ኤርትራ ሃገራዊ ድሕነት ሓላፊ ዝኾነ ሰብ
    ብ/ጀነራል ኣብርሃ ካሳ እውን ብጥሪኣ ተጋሩ ኣበይ ንፈልጦም ኢዩ ኢሉ፣ ኣብ ቪድዮ ቃለመሕትት ናቱ ኣቲኹም ክትሪኡ ትኽእሉ ኢኹም።
    ኣቱም ከምቲ ኣሽተጋሪ ህፃን ቖልዓ ቖሚሽ ኣዲኡ ሒዙ ዝበኪ፣ ብኽብርኩም " ክብርኹም ሓልዩ። ኣይደሊኹምን ኣይትጨቕጭቕዎም።
    ኣምሓሩን ኤርትራውያን ኣብ ምጥፋእ ዘርኢ ህዝቢ ትግራይ፣ ንመንግስታቶም በሓባር ኾይኖም ደገፎም ይገልፁ። " ጄኔቫ
    #ኣዲስ_ስዘመን !ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፈፀምዎ #Genocide & ሂትለር ኣብ ልዕሊ #Jews ዝፈፀሞ #Genocide ተመሳሳሊ እዩ!ኤርጥራዉያን ዘልኣለማዊ ፀልኣቲን ጎረቤት ህዝቢ ትግራይ እዮም። ሓደ ዓይነት ቋንቋ እምበይ ሓደ ዓይነት ስነ ልቦናን ማህበረሰባዊ ርክብ የብልናን። ስለዝተዳቐልኩምን ብፍቅሮም ስለ ዝተፀለልኩም ተምፅዕዎ ሓድነት የለን።ኤርትራዊ ሕስረት እምበር ክብረት ኣይፎትን
    ምክንያቱ መዋኣሉ ዓስካሪ ባርያ እዪ።Elite ኣምሓራ ጥራሕ እዩ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ትብሉ ሰባት ክትእረሙ ኣለኩም!!ኩሉ እቲ ህዝቢ ኣምሓራ and ህዝቢ ኤርጥራ ዝባሃል እዩ ፀላኢ ትግራዋይ!!ንጨጉሪ በግዕ ዝተገልበቡ ሻዓብያ ጋዕጋዕዛዊይን ንጎርላይ እዢኣ:)
    ዓሻ'ያ ትግራዋይስ ልቢ ከም ሃገሩ:-
    ዓሻ'ያ ትግራዋይስ ኾሚሳር እርትራዊያን::44 ነጥቢበዓል ጌም ኦቨር፡ ፅንሑ ደኣ ርግእ በሉ! እቲ ዘፍሰስክሙዎ ደም ንፁሃት ተጋሩዶ ሓቀይ ቅልውልውልው ኣቢሉ ሃዊኽኩም? ሓንቲ ክትፈልጡዋ ትግባእ ደጊም ከምቀደም ደሓን ተጋጊዩ ተጋጊያ ክብል ዝኽእል ልቢ ኣይክህልወናን!!!
    ነዓና መሲላትኩም እታ ሞቕሎ ኣርሲንኩምዋ ክትቅለዉ ድማ ግድንዩ!
    ንኺድ ጥራሕ!===በትግራይ ታሪክ እየተመካህ ፣
    ===በትግራይ ፊደል እየተጠቀምክ ፣
    ===በትግራይ ቁጥር እየቆጠርክ ፣
    ===በትግራይ ካላንደር አየተጠቀምክ ፣
    ===በትግራይ ዜማ እየቀደስክ ፣
    ===በትግራይ መንዙማ ዱዓ እያደረክ ፣
    ===በትግራይ ሐይማኖት እያመለክ ፣
    ===በትግራይ ልጆች በተሰሰራ ኮሌጅ ፣ መንገድ ፣
    ባቡር ፣ ሆስፒታል እየተጠቀምክ ፣
    ====በትግራይ ልጆች ሀሳብ እቅራቢነት በተሰራ
    አባይ ግድብ እየተመፃደቅክ ፣
    ===በትግራይ አትሌቶች ድል እየተደሰትክ ፣
    ===ትግራይን በጠላት አስወረህ ወረህ ፣
    ===የትግራይን ህዝብ ወደ ሱዳን አሰድደህ ፣
    ===ትግራይ ተያዘች ብለህ በደስታ ጥይት
    ተኩሰህ ፣
    ===በትግራይ ሴቶች ላይ እንስሳ የማይፍፅመውን
    ፀያፍ ድርጊት ፈፅመህ አስፈፅመህ በHIV
    በተበከሉ ወታደሮች አስደፍረህ ፣
    ===ገለልተኛ ነኝ የምትለውም የትግራይ ህዝብ
    ሲጎዳ ቁጭ ብለህ ዝምታህን አሳይተህ ፣
    ===የትግራይ ህዝብ መስውአት ከፍሎልህ ማነትህን
    አስከብሮልህ ክደህ የተሰለፍክ ብሔር ብሔረሰብ
    ልዩ ሃይልህን በትግራይ ላይ በማሰማራትህ
    እፈር ፣
    ===ትግራይን ለማስወረር ሰንጋ በሬ የለገስክ ገበሬ
    ነጋዴ ሁሉ
    ትግራይ የኢትዮጵያ አካል ትሆናለች
    ብለህ ከጠበቅክ እውነትም ሚሞሪ ሾርት ነህ ።
    ትግራይ ሀገር የምትሆነው በፈፀማችሁባት ግፍ
    እና ክህደት እንጅ በምርጫዎ እንዳልሆነ ሐቁን
    ሰከን ብላችሁ ተጎንጩት ።
    ትግራይ ሀገር ናት
    ከቻላችሁ መልካም ጎረቤት ሁኗት !!!!በታሪክ ኣማራ በዉግያ ብቻዉን ተዋግቶ ኣያቅም
    ወይ እጅ ይሰጣል ወይ ራሱን ያጠፋል እግዚኣብሔርም ያቃል ታሪክም ይመሰክራል

    • @moss446
      @moss446 3 роки тому +1

      Kmezi kemaka hulusat ab Eritrea alewu yelown ayblekan ezom ziteqesksyom gn Merahti Higdef eyom ab Eritrea 30 amet himaq Naretive ab Lieli Tigray gerom eyom haqi eu. ezi gn peaceful solve kingebro ena .kemzi ele gn kemzi kemaka himaq Naretive Kemti Nay iseyas kingebirr ena Eritrea xelaetna eyom endabelka mkad gn ms Emni kem mgchaw mkanu flet .Ab kiba ekum zelekum selam habwo nezi hizbi kabakum selam zelewo border ember ndelyo neger yelen .
      Eritrea lebam Hizbi hard worker people zelewa, 12000 km Red zelewa , 2 ports zelewa , Gold, Silver, Fertile land zelewa, 5 million people zelewa eya .
      Kemza kibla zeleku eye kikeyid ente elka gn Eritrea remex
      Eritrea remex kitkonokum eya
      Amhara wn remex kitkonokum eya
      Somalia, oromo, Sudan kulu fetawi yeblkumn Slezi hisebelu .
      Bselam mnbar yihayish

    • @gelilatsegay8387
      @gelilatsegay8387 3 роки тому

      አሁን ብቻችሁን መኖር እደማትችሉ ስለምታቁ ...ሒድ ስትባሉ ብቻችንን አንሄድም ...ኦሮሞ ,ቅማት,አገዉ ....ማለት ጀመራቹ
      ብቻችሁን ሆናቹኮ ታያቹ 2 አመት አመዳቹ ወቶ original ትግራዋይ ሆናቹ ወጣቹ አሑንም እንደበፉቱ ጥጋብ የለም ለምን እናተን ራሐብ እጂ ጥጋብ
      አትችሉም ፀጥ ረጭ ብለሕ ተገዝተሕ ትኖራለሕ..

    • @weditigray8621
      @weditigray8621 3 роки тому

      @@moss446 ata bilay seraki manka teref taliya duhul nay balkum zema tetekemu stop used kudus yared zema first misana kitzarebu donakur lementi serekiti disti wegari begie donakur

    • @weditigray8621
      @weditigray8621 3 роки тому

      Maeltukum tetsebeyu aytshokul kitete tebahilka aleka kitete ata mahaym dukue meret tigray kun kemzom serekiti disti manka kiserku dukue meret tigray kun hitet 89,000. Serekiti disti arawit ertra regifom eyom

    • @moss446
      @moss446 3 роки тому

      @@weditigray8621 xilul ms xilul eye ba xihife. 😃😄😄😀😃

  • @cantedu
    @cantedu 3 роки тому +4

    Thanks TMH for hosting Haleka Tsegay.
    Can you also entertain different views from Baytona, and the rest.

  • @lemlemwoldegerima7377
    @lemlemwoldegerima7377 3 роки тому

    well come thank you tsegay

  • @RedSeaEri
    @RedSeaEri 2 роки тому

    ሰላም ሃለቃጸጋይ በርሄ 2 ማዓልቲ ተራኺብና ኣብ ዝተፈላለዩ ህዝባዊ ጉዳይ ሓሳባት ክንዛተ ዕድል ረኺብና ነርና ጽቡቕ ኢናንፋለጥ ኣብ ሕግን ደሞክራስን ብሓቂ ተንታኒ እዩ ሃለቃ ጸጋይ ፡ሕጂኸኣ ጽቡቕ ሉዙም ሃሳብ ሂቡ ተጋሩ ነዞም ለባማት ኣያታትኩም ክም ቅርሲ ዓቅቡዎም ኣኽብሩዎም ንዕድመሙሉእ መስዋእቲ ክኸፍሉ በጃሕዝቢ ቁሩባትን ዉፍያትን ስለዝኮኑ ነዚኦም ዘርከብካሎም ወሎዶ ዕድለኛታት ኢኹም።

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede8105 3 роки тому +4

    We stand with isayas

  • @abrahamb777
    @abrahamb777 2 роки тому

    ሃለቃ ፀጋይ ኣብ'ዛ ቃለ መጠይቕ ቅልል ኢልዎን ብመንፅር 'መራሕቲ' ሕወሓት፡ሰሓቢ ኣጠቃቕማ ቋንቋ ትግርኛ ዝተርኣየሉን እዩ።እንተኰነ ሃለቃ ፀጋይ ንትግራይን ንህዝቢ ትግራይን ከማሓድር ሲ፡ከምቲ ኣብ 1997/2005 ኣብ ድምፂ ወያነ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዉድብ ሕወሓት ብማስተር ዲግሪ ተመሪቆም ዝብል ናይ እንቋዕ ሓጎሰና መልኽእቲ ክመሓላለፍ ከሎ፡ሓደ ደዋሊ ብቐጥታ መስመር (ደሓር ብተዘዋዋሪ ወይ ኢዲት ኰይኑ ክመሓላልፍ ከይተገብረ) "እንቋዕ ሓጎሰና፡እንቋዕ ሓጎሰና፡መራሕትና ብማስተር ድግሪ/ካልኣይ ድግሪ ብምምራቆም!" ድሕሪ ምባሉ ደርፊ ከመርፅ ዕድል ብዝተውሃቦ ድማ "በዚ ዝተሰማዓና ሓጎስ፡ናይ ኪሮስ ኣለማየሁ 'ሰብ ዶ የለይል!' ትብል ክትመርፁልና ይሓተኩም!" ዝበሎ ሃለቃ ፀጋይ ንክልል ወይ ህዝቢ ክመርሑ ዝመረፆምን ዘምረፆምን ኣምላኽ ናይ ኢዱ ይሃቦ ዘብል እዪ።ብዙሕ ሰብ ሃለቃ ፀጋይ ጎራሕን ተንኰለኛን ኣይኰንን ዝብል ሓሳባት ሰው የብል እዩ።
    ግን ከምቲ "ዉድብ ዶክተር ኲን እንተ ኢላትኒ፥ዶክተር ክኸውን ይክእል እየ!"-ዝበሎ ሓደ ተጋዳላይ ነበር።
    እኒ ሃለቃ ፀጋይ መራሕን ኣማኻሪ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ኰይኑ ተመዚዙ ክሰርሕ መሸም ንኣዳም ገረሞ ዘብል እዩ።ብዛዕባ ሃለቃ ፀጋይ ብዙሕ ክበሃል ይከኣል እዩ።ኣብዛ ቃለ መጠይቕ ንምትኰር ግን እቲ ኩሉ ህዝቢ ከም ቆፅሊ ዝረግፍ ዘሎ ብዙሕ ኣተኲሮ ኣይሃበሉን።ኣብ መስዋእቲ ገለ መራሕቲ ፍሉይ ኣተኲሮ ዝገብረ ይመስል።
    ኣነ ዝገርመኒ፡ደሞክራስያውን ፍትሓውን ስርዓትን መንግስትን ተዝህነፅ እዚ ኩሉ መዓት ብኸመይ ክመፅእ ከኣለ፧ እዞም ኣብ ሥልጣን ዘለዉ መን ኰስኪሱ ዘዕበዮምን ናብ ኮረሻ ስልጣን ከመፁ ገይርዎም፧ ፀረ ደሞክራስን ፀረ-ፍትሕን ኰይና ኢና ዝብል ንስሓ ትማሊ፡ብቃልን ብግብርን ኣብ ባይታ ክሽረፍ ብዘይ ምግባርኩም፡እቶም ፀረ ህዝብን ፍትሕን ክፍጠረሉን ክግብሉን ምቹእ ባይታ ፈጥርሎም እዩ።
    ስለዚ፡መፃኢ ህዝቢ ትግራይ ብብረታዊ ተጋድሎ ጥራሕ ዝርህው ኣምሲልኩም ትስእልዎን ትሕልፍዎን መልእኽታት፡ፅባሕ ተሓፂብኻ ናብ ጭቓ ምኳኑ ይርደኣኻ እዩ።እቲ ምንታይ ንፍትሒ፣ደሞክራስ ኰነ ንርትዒ ክሻዕ ሎሚ ኣድህቦን ኣቃልቦን ፍፁም ኣይሃብኽምዎን ኣሎኹ።ሕማም ጎረቤት ተመሓላላፋይ ከም ዝብልዎ፡ንሕቶን ርእይቶን ህዝቢ ኰነ እቶም ተቋወምቲ ኢና ዝብሉ ዝህብዎ ርእይቶን ነቐፌታን ዝፃወር ማእገርን ሕልናን ስለ ዘየልቦ፡"ጊዚኡ ኣይኰነን! ጊዜ ኣይኣኸለን ኣሎ!" ዝብል ስብከትን ኣስተምህሮን ከም ከበሮ ሓምሓም ምህራም ዕላመት ምግባር፡ፅባሕ ናብታ ሎሚ ዘላ ህሞትን ኲነታትን ንዘይምምላሳ እንታይ እዩ ዋሕሳን ድሕንነታን።
    27 ዓመት ገርሲስናዮ ዶ! ቀቢርናዮ ዶ ዝበልክምዎ ስርዓትን ተረፍመረፎምን ኰነ ሓብሓብቶምን፡ገቢሎም ጎሪሖምን ኰነ ኣመና ሰይጥኖም ብምምፅኦም፡ንህዝቢ ትግራይ ደም ኣንቢዖም፡ዓፅሙ ግሂፆም፡ከፅንትዎ ቆሪፆም ተላዒሎም ከም ዘሎዉ፡ሓደ ዓመት ምሉእ እኩል መሬፄን እዩ።
    ስለዚ፡ሃለቃ ፀጋይ ፈለማ ክትንሳሕን ይቕረታን ክትብልን ይግባእ ነይሩ።ግን ንስኻ እንታይ ገይርኻ!? ንዓኻ ናብ ዝለዓለ ኮረሻ ሥልጣን ዘምፅኣ፡ኣካል ወይ ባእታ ኣምላኽ ናይ ኢዱ ይሃቦ!

  • @mrvpn2582
    @mrvpn2582 3 роки тому

    Welahanti tarik yeblkan hadami schabia eya memhirkum nera aythasu.

  • @MayaMaya-mg2dc
    @MayaMaya-mg2dc 3 роки тому +3

    Thank you brother for your wisdom 🙏. Tigray tiewet bdeka 💪💪💪❤💛❤💛

  • @zinahe
    @zinahe 3 роки тому +1

    Is this the best you have got of what is left of the drone strikes ?

    • @paulosh6916
      @paulosh6916 3 роки тому +1

      Here is the deal. If you are man enough, come out and fight TDF without the help of Arabs and Turks. Abiy a coward that he is can only hide under the veil of Arabs and Turks including Chinese technologies. TDF on the other hand has proven to the world that it fights with zero help and yet destroyed beyond repair Abiy’s army, Eritrean mercenaries including Amhara Fano. If that is not heroism of the highest order, not sure what is.

    • @habesha8365
      @habesha8365 3 роки тому +1

      @@paulosh6916 This is exactly the problem with TPLF. They still think like the 1960s. Things have changed and you can't win by a human wave. If you look at the developed nations like the USA they use drones and unmanned airplanes. They send only a very few ground forces. The TPLF leaders are not aware of present-day military science. You cant always use "koreta" ቆረጣ and win. They should have assessed the situation before starting the war.

    • @KB-kn3py
      @KB-kn3py 3 роки тому

      For you heroism is stealing countries resources, do you know you used Ethiopia's weapons to protect you against Ethiopia? You just don't get it, do you? Do you know how much gap would be created in the military when the Tigrean generals Ethiopia trained for many years turn against Ethiopia? You can't deny Tigreans were controlling majority of the highest military positions in our country, yet almost all of them became fighters against Ethiopia, because of this unexpected treason, Abiy had to get the borders protected by Sudan, South Sudan, and invite Eritrea to come help, because more than 80 percent of Ethiopia's weapons were in your region, and you hijacked it, in Semen EZ, Abiy sent, elders, women, many times so their could be reconciliation, but TPLF was in boast of the Ethiopian weapons it hijacked, and refused and started a war, you brought fire into your region, its TPLF you should blame for bringing a fire to your region, Abiy did not even ask all the billions of dollars your leaders stolen from Ethiopia for 27 yrs to be returned, look now what you brought upon the people of Ethiopia? look what you brought to Afar and Amhara regions, but you are still hard headed, you are given the option of succeeding from Ethiopia, you can form your country, why don't you get off of our backs? Why you try to again and again to bring bad up on our land?

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 3 роки тому

      @@habesha8365 Please send us Chemeda, Haile Foot and Tamgne Lemagne to help us.

    • @wediofla3230
      @wediofla3230 3 роки тому

      @@KB-kn3py You had all Amhara and Amhara wanna be Oromo Generals during Hailselise and Mengestu and we all know what they brought you. In fact you people and Mengestu blamed them for your losses.

  • @tewelearegay2453
    @tewelearegay2453 2 роки тому +2

    wow! what a wonderful interview is it.

  • @aser8613
    @aser8613 2 роки тому

    ዋይ ዋይ ጉድ ህዝቢ ትግራይ ዓሻ ብባዓል ሃለቃ ፀ ጋይ ደንቆሮ ጋሳ ክምራሕ ዘሕዝን ብጣዕሚ ፣ ኩላ ዘ ዘረቡኡ ዕላሉ ናይ ደናቁር ናይ ጋሳ ናይ ሊስትሮ ስም ዕ ውዕልካ ረሳሕ ሓሶት ንምስማዕ ዘጽልአካ ናይ ዓያ ሹ ናይ ደናቁር ናይ ጠላማት ዕንክሊል ዘረባ ዕላል ፣ ዘሕዝን ህዝቢ መንእሰይ ትግራይ ፣ ዋላ ዘይማሃሩ ሕዞሞ ንጥፍአት ሞት ገደል አጥፊኦሞ የጥፍእዎ አ ለዉ ፣ ሃለቃ ፀጋይ ብፆቱን መራሕቲ ትግራይ ኩሎም ደናቁር ሰረቅቲ ሓሰውቲ ካብ ገጎኦም ዘይማሃሩ መሽ ክናይ ዘሕዝን ህዝቢ ትግራይ ዓሻ በዚኦም ክምራሕ ጸገም ረኺቡ ተበዲሉ እቲዝገርም ስጋብ ሕጂ ይቅ ፅሉ ምህላው እዩ ዋይ ዋይ ድንቁርና ዋይ ዋይ ሓሶ ት እዚ ዕንክሊል ረሳሕ ዝመሽመሸ ዕላል ዘረባ አብ ሚድያ ቲቪ ክቐርብ ዘይግባእ ድሑር ናይ ደናቁር ስ ራሕ ናይ ጉሓፍ መኤከቢ ፍኛቱራ TV ቲግራይ ሚድ ያ ሃውስ መጉሓፍት ድርባይ ዋይ ዋይ ቆማል ረሳሕ ሓሶት ሚድያ እያ ። ዋይ ጋሳ ዋይ ሓሶት ዕንክሊል ህዝቢ ትግራይ ዘሕዝን ከም ብዓል ሃለቃ ፀጋይ ፣ መለስ ሓሳዊ ፣ ስብሓት ርጉም ደንቆሮ ፣ ስዩም መ ስፍን ክብረ ወሰን ዝሰበር ሓሳዊ ደንቆሮ ፣ ፃድቃን ዓንጃል ሓሳዊ ፌራ ፣ ጌታቸው ረዳ ናሓሶት ምሁር ጨናዊ ተጃሃሪ ፣ አባይ ፀሃዬ ሰበይታይ ሓሳዊ ብጠ ቅላ ንምዝካሮም ዘጽልአካ ታሪኾም ፌራ ረሳሕ ።ም ስ ተጋሩ ዓያሹ ደናቁር ምጉርባት መርገም እዩ ።
    ዋይ ዋይ መርገም ወሪድና መስኪናይ ህዝብታት ኢትዮጵያ ን ኤርትራን ፣ ብፍላይ ህዝቢ ኤርትራ ግዳ ይ ደናቁር ኮይና ዕድልና ሕማቅ 120 ዓመት ተሳቒና በቢ ሓይሊ አለኒ ዝበለ ትግራዋይ ኢትዮጵያዊ ተሳቂ ና ቦዞም የእዱግ ሰረቅቲ ፣ ዓመፅቲ ፣ ደፈርቲ ፣ሓሶ ውቲ ፣ ተጃሃርቲ ፣ዘይገበርዎ ዘይዋዓልዎ ሓሶውቲ ፣ተጋሩ እኮ እቲ ድንቁርናኹም እዚ ኹሉ ሓሶትኩም ጃህራኹም አሚኖም ዘይማሃሮም የሕዝን ስጋብ ማ ዓስ ብድንቁርና ክኸዱ እዮም ዋይ ዋይ !! ዘሕዝን ብ ደቂ አስመራ ፃዕዳ ምፅራፍ በዞም ጋሶት ሊስትሮ ደ ናቁር ተጋሩ የእዱግ ሰብ እንቃዓ ሓሶት ። ዋይ ዋይ መድህን ቆማል ጋዘጠኛ ነዚ ዓሻ ደንቆሮ ሃለቃ ፀጋይ ዓሻ ዝምስጥ ዝስማዕ ዕላል አለዎ በጀካ ሓሶት ጃህ አሉ ባልታ ወረ ናይ ደናቁር ፈኸራ ውግእ ወረ ውግእ ጥራሕ ። ሃለቃ ፀጋይ ጋሳ ብዙሕ አይትሓሱ ጠላም ሕጂ አይትቅንን እኻ ብዕሽነትካ ደ/አብይ ብሉፅ መንእሰይ ከምታ ናይ ስብሓት ነጋ ብእዝንኻ ክትታሓ ዝ ፣ወይ ብሞት ክቐፅዓካ ተበጊሱ አሎ ። ሃለቃ ፀጋ ይ ደንቆሮ ዓሻ አድጊ ጋሳ በጃ መንእሰይ ትግራይ ጥ ፋእ አንታ ከልቢ ደንቆሮ ኩላ ዕላሉ ናይ ደናቁር ጃህ ራ በስማአም ደንቆሮ አባሳደር ጋሳ መንዩ አባሳደር መ ርፅካ መለስ ዋኼራ ሓሳዊ ፣በቃ ደንቆሮ ንደንቆ ሮ አባሳደር ፣ ጀነራል ፣ ፕረሲደንቲ ዋይ ሽመት ዓጋ መ ተጋሩ እልፊ ጋሶት ሓረስቶት ሊስትሮስ ረፋዓትሲ ኩሊ ተሸከምቲ ስልጣን መፃወቲ ገርዎ መለስ ወዲ ዓድዋ ሓሳዊ ዋላ ሽሙ ሓሶት ዝቅይር አድጊ መታለ ሊ ለካ ትግራዋይ ጥውይዋይ መገዲ ኸረን ርጉማት ።

  • @naliru6096
    @naliru6096 2 роки тому

    ክክክክክ ታሪኽ ከም ምሕሳውካ ኮይኑ በቃ ?

  • @mesfinhagos4610
    @mesfinhagos4610 2 роки тому

    ኣያታትና ንበሩልና ተድልዩና ኢኹም ...ኽብርን መጎስን ንሰማእታትና።

  • @AN-oo5hg
    @AN-oo5hg 3 роки тому

    Well done Ambassador Tsegay 💪

  • @berhanedebesai3753
    @berhanedebesai3753 3 роки тому

    Ambassador HALEKA TSEGAY BIZUH TSIBUK TIZAREB ALEKA GEN EZI AB Eritrea Zello Merihinet Ab Eritrea zinebere Fabrikatat Atsyo Bi kemy megedi Serikom Kemaibilu tibil? Nay Mimibal Hasab Kem Zelewom Gerka Tekribo? Hantin hantin nay Issaias Nay Siltan Mibhat Sigab zimewit Tekilu Ewen Nayti zoba Halafi muquan muquanu endafeletka. Ember Zerebak Mis Libona Mizan sile zikone Zimugos koynu ezi Arawit Issaias kisab kindey hadegena miquanu minalbat tegemgimu tekone gen ethi gudat ab lili hizbi Eritrea ember ab lili Tigray kem hadega sele zeyteraiye ni tekawemti hailitat kem DEMAHE ab Tigray atyu merahtom kihadnom bi sektan mitihibibarn halifkumo. Ezi klitiu hizbi ab Erirean Tigrayn kemti zibelkayo tsegemu fetihu teredadiun bi fikri zinebrelu gizie yhabena.

  • @gebremariamzewde9811
    @gebremariamzewde9811 2 роки тому

    Selamtaki.iyteam.waero.qal.abay.tigray.kubur.tegadelay.haleka.tsegay.ajona.ajomum.deki.adey.deki.tigray.teawetu

  • @negusseberhane1086
    @negusseberhane1086 3 роки тому

    Jigna abona edmen tena yhabka fetari

  • @kibromzerefa779
    @kibromzerefa779 3 роки тому +1

    ኣቶ ጸጋይ ትኽ አልካ መልስ አቲሓተካ ዘላ ንጹር አዪ ፥ (1) ሕውሓት ንህዚቢ ትግራይ ኣብ ዘይ ፈልጦ ሽግር የቲክሞ አኩም ኣብ መጀመርታ አቲ ዚነበረ ቓልሲ 17 ዓመት ፊትሓውን ርቲዓውን አካ አንተነበረ፡፥ ንመላአ አቲዮጲያ ኣማሓድርኩም ኣይከኣልኩማን ረብሓታት ምምሕዳርኩም ናብ ትግራይ ዚዘንበል 'ዩ ነሩ በዚ ምክንያት ክእ ምስ ህዝቢ አትዮጵያ ሲምምዕ ኣይነበርኩም ህዚቢ ኣምሓራን ካሊኦት ክልላቲን ውትሩ ጥርዓናት ነርዎም ፥ ቀጽሉ አቲ ኩነታት ክምዚ አንዳሃለወ ሲልጣን ነምሃራ የሕሊፍኩም ህብኩ ዘልኩም ናይ ውልቅ ሃፍቲኩም ጠርፍኩም ናብ ቲግራይ ጠቅልልኩም ወጽኩም ፥ ኣብዚ አት ዕቢ ጉድለትኩም (2) ብዛዕባ ኢረትራ ኣሊዕልካ ብዛዕቡኣ ክንዘረብ አንተዲኣ ኮና ዲማ አቲ ጉዲለት ቡሉኡ ናይ ሕውሓት ጉዲለት አዩ ንቅዲም ምስ አርትራ ከባ እሰኩም ዝካለ ብናይ ኢመርካ ዲፈአት አኩም ንእርትራ ወሪርኩማ ምክንያቱ ኣመሪካን ኣርትራን ዝየርዳዲ ነቲቢ ኣለዎም አትው ምስበልና ናጽነት ምስኩነ ኣምሪካ ኣብ ኩሉን ኣህጉራት ኣፍሪካ አዳ ክተኣቱ ምስ ጅመረት ፕረዚደንቲ እሰያስ ንእመርካ አዲኪ ኣክብልና ሽግር ኣፍርካ ብእፍርካውያን አዩ ዚፍታሕ አሉ ንእመርካ ምልሲ ምስ ሃበ ኣመሪካ ንፕረዚደንቲ አሰያስ ከም ቀዳምይ ቅላአኣሪኣቶ ፥ ካብዚ ብቅጻል ቀዳማይ ሚንሲተር መለስ ዘናዊ ዲማ ናይ ኣመሪካ መሳሪሒ ተላኣእኪ ኮይኑ ሰሪሑ ረዲኣት አንዳ ተቀብለ ምስ ህዚቢ ኣረትራ ዘለዎ ምሕዝነትን ሕውነትን ገዲፉ ምስ ኣመሪካ ወጊኑ ኣቢ ኣመሪካ ገረብ ብሓኽላ ክመዚባሓል ፥ ንእርትራ ውረርዋ አሉ ሊእኩኩም ኣብ ሊዕሊ አርትራ ወራር ከፍትኩ ብዙሕ ህልቂት ተፈጽቡ ብከምዝ መክንያት ክእ አዩ ፕረዚደንቲ አሰያስ ፈጺሙ ዕርቅ ኣቢርኩም (3) ሕጂ ዲማ ኣብዚ ኩሉ ሽግር ከቲትኩም ዘሉ ሕጽር ብዚበለ ክገልጽልኩም ምስ አርትራ ከይተእረቅኩም ምስ ፈደራል ውግእ ክትከፍቱ ኣይነበረኩምን አዚዲማ ናይ መራሕቲኩም ጉዲለት አዩ መሽኪናይ ሕዚቢ ትግራይ ኣብ ሽግር የቲኩሞ ኣለኩ፣አምበር ሓቂ ክንዛረብስ ሕዚቢ አርትራን ህዚቢ ትግራይን ሲ ብሓቅ የሕዋት አዩ ነሩ ከምዚ ገሩ ክጨካከን ኣይግባአን ነሩ ፡፥ ቡዚሕ ክዛረብ ይከል ነር ግን ኣቢዚ ገሊጽካ ዚውዳእ ኣይኩነን ፡ኣዚኩሉ ክጽሕፍ ዘካለኒ በቲ ወጽዓ ናይቲ ህዚቢ ስለ ዝጎሃኩ አየ፥ የቀንየለይ ክቢርቲ ጋዘጠና፡

    • @meharihabtemariam3035
      @meharihabtemariam3035 2 роки тому

      ትሓዋወሲዮ ኣለኺ ዛሓፍተይ፡ ሚስ ተጋሩ የሕዋት ኮይና ኣይንፈልጢን ኢና፡ ዘይቲፈልጢ እንተ ኾይንኪ ታሪኽ ሕተቲ።

  • @goitommeles4000
    @goitommeles4000 2 роки тому +1

    ሓሳዊ ለኽባጥ

  • @robelgebremaryan215
    @robelgebremaryan215 3 роки тому

    Jegna abona

  • @yohansgebremeskel6666
    @yohansgebremeskel6666 8 місяців тому

    The guge amharay police amharay

  • @tirhastesfaye5899
    @tirhastesfaye5899 3 роки тому

    የቐንየልና!!🙏ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊✊✊✊

  • @wagnewaderaje5654
    @wagnewaderaje5654 2 роки тому

    You guys gave the land to Sudan

  • @simonsimon6482
    @simonsimon6482 3 роки тому

    Dawit gebreegziabher akrbulna Please

  • @kebedekebede8105
    @kebedekebede8105 3 роки тому +4

    Shabiya jagna

  • @beinghuman2060
    @beinghuman2060 3 роки тому +1

    ንፖሎቲከኛ ኣቱም ይባሃል ድዩ?
    ኣታ በልዮ መድሂን :-)

    • @FIDEL0102
      @FIDEL0102 3 роки тому

      እዋእ መን በለ ?

    • @beinghuman2060
      @beinghuman2060 3 роки тому

      @@FIDEL0102 ንመኒና ኢካ መን በለ ትብል ዘለካ?
      ናዓይ ወይስ ንመድህን

    • @FIDEL0102
      @FIDEL0102 3 роки тому

      @@beinghuman2060 ንዓኻ እባ።ኣብ ባህልና ብዕድመ ንዝበልፀካ ሰብ ኣንታ ኣይትብሎን ኢኻ።

    • @beinghuman2060
      @beinghuman2060 3 роки тому

      @@FIDEL0102 ፖሎቲካ ካሊእ እዩ።
      እሞ ንመለስ ንፃድቃ ን ደብረፅዮን እውን
      ኣቱም ክንብሎ ድዩ :-)

  • @sammah9441
    @sammah9441 3 роки тому +5

    ጅግና ክቡር አቦና ንቦርሉና

  • @michaelabraha7559
    @michaelabraha7559 3 роки тому

    Selam selam tdf

  • @berhanedebesai3753
    @berhanedebesai3753 3 роки тому

    Emo bi wishti wishti gilbeta kekaydo beal aby abey neru HIWEHAT ? Nay men gudlet eyo haylin siltanin hizka keleka?

  • @astergebre9935
    @astergebre9935 3 роки тому +7

    God bless you guys 💛❤💛❤💛❤💛❤🙏🙏🙏🙏

  • @teddyabrah4608
    @teddyabrah4608 3 роки тому +1

    Woyane Denkoro

  • @shewitamanuel9860
    @shewitamanuel9860 3 роки тому

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 3 роки тому

    ክቡር ኻውና ክብረት የሃበልና!!

  • @danielgebremariam3479
    @danielgebremariam3479 3 роки тому +6

    He’s sweet gentleman. I love him . He’s my hero!

  • @asmaramelody3153
    @asmaramelody3153 2 роки тому

    Medhin is confused with this ዕንኪላሎ መሃይም leaders trading the people of Tigray

  • @tewelearegay2453
    @tewelearegay2453 2 роки тому

    tigray dka koyna nmnbara tehatatay seb eyu.
    jegna selete meraf mkanu dma namn

  • @awetawet7050
    @awetawet7050 3 роки тому

    Neana eritrawiya kab higdef dergi yihshena

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 3 роки тому

    ኣይ ኣንታ ቆፍቅስፍ ኣጋመ ብሰንክኩም እባ ደኪና ኣለና።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 роки тому +11

    ጽቡቅ ወግዒ🇪🇷🤝🇻🇳

    • @ጓልራእሲኣሉላ
      @ጓልራእሲኣሉላ 3 роки тому

      ነዉራማት ኤርትራዉያን

    • @slaaamslam7866
      @slaaamslam7866 3 роки тому +1

      ❤️👍👍👍

    • @bis9504
      @bis9504 3 роки тому +1

      Suk bel nay Eritrean flag kibri zelowo yu misti GUHAF Ayitigiberiwa . KONDAFAT AGAME

    • @God-db9vp
      @God-db9vp 3 роки тому +1

      @@bis9504 🇪🇷🤝🇻🇳

    • @askualaregawi2963
      @askualaregawi2963 3 роки тому

      @@ጓልራእሲኣሉላ ንቶም ጥዑያትባ ኣይንለክሞም ክብርተይ

  • @FasilYohannes-l8b
    @FasilYohannes-l8b 5 місяців тому

    ነይ ህዝቢ ትግራይ ደጋፊ አበይ አሎ ?ህዝውን መአዝ ኢዩ ካብ ክባን እፅዋን ዝወፅ ሀለቃ ይጠየቅ።

  • @tadessewoldehanna9251
    @tadessewoldehanna9251 3 роки тому

    Aleka Tsegaye. Queen Sheba KING of Axum ?

  • @tigraytigraytagray8404
    @tigraytigraytagray8404 3 роки тому

    ፀጋየ አቦ ፍሽክታ ፈታዊ ሰብ

  • @bis9504
    @bis9504 3 роки тому

    Kondafat AGAME deki deha awedikum . MEALTIKUM KERIBU ALO . Zereba tiray HILKUSAT

  • @TeferaQwabc
    @TeferaQwabc 3 роки тому

    እደዝህ ፡ ነጭ ፡ ሸበት ፡ አዉጥተህ ፡ ትዋሻለህ ፡ ለምን ፡ የሰሜን ፡ መከላከያ ፡ ሰራዊት ፡ በአሰቃቂ ፡ ሁነታ ፡ የገደላችሁት ፡ ለምንድነው ፡ ማካይድራ ፡ ላይ ፡ ጂኖሳይድ ፡ ፈፅማችሁ ፡ የሃያ ፡ ሰባት ፡ አመት ፡ የፈፀማችሁት ፡ ወንጀል ፡ ይቅር ፡ ሰለተባላችሁ ፡ የተፈራችሁ ፡ መሰላችሁ ፡ ወያኔ ፡ የባንዳ ፡ ልጆች ፡ ሌቦች ፡ ዘራፊዎች ፡ ሶደማዉያን ፡ የሠይጣን ፡ ተላላኪዎች ፡ የሉሰፈር ፡ ዙፋን ፡ አገልጋዮች ፡ ለትግራይ ፡ ህዝብ ፡ መርገም ፡ ነቀርሳዎች ፡ ናችሁ ፡ መወገድ ፡ አለባችሁ ፡ ካሁን ፡ በሃላ ፡ ለወያኔ ፡ ምህረት ፡ አያስፈልግም ፡ መሸኘት ፡ አለ ፡አለ ባችሁ ፡

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 3 роки тому

    Don't subjugate the true information ambassador it has been three years since the blockage started, so let's not forget to clarify openly with all respect. suffocating what was going on during EPRDF Era.

  • @temtigebru938
    @temtigebru938 3 роки тому +1

    ነዐኩም አይጠዐመኩም ንዐና አይጠዐመና

  • @gebremariamzewde9811
    @gebremariamzewde9811 2 роки тому

    Medhin.nhalekay.heto.aleni.tegadelay.zefelto.dabat.iymeteki.embe.edey.ihben.tegadelay.gombel.abey.alo.behewet.alo.doab.negele.borona.43kefle.tor.azazi.znebere.kebret.iyehabeley

  • @Redfox-lq4dz
    @Redfox-lq4dz 3 роки тому +1

    Freedom for Tigray people from TPLF.