Authentic, knowledge based and skilled political analysis. I come to know bright future's ideological background clearly and I found it positive movement💥👍! Bravo Mr. Yonas H. 🎯
Great explanation. Let me tell u eritrean youngster and people could not even understand who is hisreal enemy. Keterdeo zeykeal nay donqoro donqoro hzbi eyu. Europe america atiu turgum fthi mesel netsanet zeyrdae kirdae wun zeydeli eyu. Slezi eyu kea kulu muhur specialy silent majority koinu zelo. Kulu gelitskayo eka ab europe koinks kiqetleka eye kihardeka eyd kitbil zehefir eyu abzi 21 century.
ንበዓል ዮናስ ክንከስበሎምን ከንብቦምን እንተኽኢልና፣ ጉዕዞና ክሓጽር እዩ።
yessss
ይሳማማሉ እየ
Ja
Yes
መምህር ዮናስ ይቀንየልና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
He's really brilliant guy, I'm saying teacher.
4 hrs with him very short for me,
Please invite him another time.
ዮናስ ተብዓታይ, ኣንበሳ, ንፉዕ, መብራህት ናይ መንእሰያት ወዘተ.....
ኣድማሳዊ ያሆ ከማካ የብዝሓላ እዛ ሃገር እምበር ምሳካ ዝወዳደሩ ካ ክንደይ ከይርከቡ ንስካ ብሱል ሰብ ፍትሓዊ ፈቃር ኢካ ኩሉ ።
ን ዮኒ ትፈትዉ እስከ like ግጨዉኒ፡
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ብሱል ሓሳባት ከምዚ ዓይነት ሰባት እንተተምጽእ ዝያዴ ምተምሃርና ።
አዚ ናይ ዮናስ interview ደጋጊመ አየ ዝሰምዖ ብዙሕ ክምህር ዝኸል ሰብ አዩ keep it up yonas am proud of you. 🥰🥰🥰
YONAS,YONI,wawwwww,we need like you smart guy everyweek
ናይ ባሓቂ ቡሱል ሰብ ብጣዕሚ የቀንየልና ስለዚ ከፍልካ ዘይርከብ ትምህርቲ
ተፈታዊ ሓውና ድማ ከም ባዓል የናስ ዝኣመሰሉ ብሱላት ሰባ ከተምጻልና ክንጽበየካ እና ክብራት ይሃብኩ ኣሕዋት
Yonas has more wisdom than some Eritreans with PHD. true statement
Waww im proud of You yoni ❤️
ብጣእሜ ከምሓዴ መምህር ኢዪ :Thenk you so much Brather🙏🙏❤❤
Thanks yonas and selten I learn a lot from you . you have excellent mind GOD bless you
ብጣዕሚ ጽቡቕ አስተምህሮ ሰልጠነ ቀጽለሉ
Yonas my hero .God bless you ❤hope to see you in free Eritrea ❤
ዋዋዋውውው
ንሓደ ሰብ ብካልእ ሰብ ብዝተነግረካ ክትመዝኖን ክትኩኑኖን ብጣዕሚ ጌጋ ከምዝኾነ ካብ ዮናስ ተማሂረ
ኣባኻ ጌጋ ኣረዳድኣ ኔሩኒ
ብጣዕሚ ይቕረታ ዮናስ ።
ጽቡቕ ሓሳብ።
Yonas Habteselase is really strong person.
Long life for Yonas.
ዮናስ ናይብሓቂ በሊሕ ሓው ብዙሕ ሚሂርካና ብሩህ መጻኢም ትሕዝቱኡ ክንፍትሽ ዝዕድም ይበል ዘብል መግለጺ።
እታ ሰውራ ዓረብያ ዝበልኻያ ግን ጌጋ እዩ። ሰውራ ናይ ትግርኛ ቃንቃና እዩ። ዓረብ ብቃንቃ ብጣዕሚ ድኻ ዝነበረ ካብትን ካብዝን ዝአከቦም ቃላት ግን ናተይ ባሃሊ ቃንቃ እዩ።
ንአብነት ንሓዊ አሳውሮ እንተልኻ ነቲ ሓዊ ባዕባዕ አብሎ አባራዓዮ ማለት እዩ። ካልእ ንነገር አሳውሮ ፣ ንሓሳዊ ወይ መባአሲ ሰብ ነጉራም መሳወሪ።
ካልእ ንሓደ ነገር ምሕባእ ምስዋር ፣ ንዓይኑ ዝጠፍኤ ዓይነ ስውር ንብሎ። ንዝበለጸ መረዳእታ "bokre foundation “ ክትውከስ ትክእል።
Authentic, knowledge based and skilled political analysis. I come to know bright future's ideological background clearly and I found it positive movement💥👍!
Bravo Mr. Yonas H. 🎯
Yonas brilliant ❤❤❤🎉🎉🎉
Yonas .ብጣእሚ ዳስ ዝብል ሀስባት ምልዋጥ ትምህርት ምስጋና የቅርብ ።
Yonas Smart man.You are One of our Eritrean courageous.
ኩሉ ኤርትራዊ ከምዚ እንተዝነቅሕ ቀደም ለውጢ መምፃእና ኔርና ።
Yoni the great 👍 👌 🙌 👏
@@thefutureoftigrigna7665 men kibil
Yoni Bravo nay regexti system serkayo we need you Bright future
Just go hade. Bmulu ezi nus weledo zdgfo manfesto alekum just 2 years
Xegemna kebke u
Wow viva j Joni God bless you. Good point thanks you are right form A to z.
This man very INTELLIGENT
የቐንየልና ዮኒ!! የቐንየልና ሰልጠነ!!
Excellent
thank u Yoni memhr nayzi weledo eka we love u pls Tefetawi hawey n mickfree( Desalebereket ) amxalna
Brillant yonas
ህዝባዊ ግንባር ንኤርትራ ትንፋስ ሂቡና ትብል ደንቆሮ ዋሒድ. ብባዕል ከምዚኣ መሳሪሒ ጌሮም ዓድና ኣግዲፎምና ደቂ ጽልልቲ.
አየ ዬኒ ከምዚ ናትካ አተሐሳስባ ዘሎዎ ይብዝሑልና ሐወይ አጆኻ ኹላ ተሐቢአ ያ ትሰምዓካ ብዘይምግናን ግን ቡዙሕ ትቅይር አለኻ ሞ አጆኻ ብሪላንት ኢኻ
Mr. Yonas H., you are just like encyclopedia!
Yoni seb mukan zkealo Seb iyu tena zelewo hasab iyu qexlo bro
Yoni Anbesa💓💓💓💞
Yonas adniqeka behaki xbuk agelalxa
ሰልጠነ ሓዉና ብቐጻሊ ን ብሩህ መጽኢ ተትዕድሞምሲ እዚ መንእሰይ ኤርትራዊ ኣዝዩ በሊሕን
መስተዉዓልን ጎይታ ዕድሉን ምኾነ ፥፥
ዮኒ ስማርት👏
ናይ በሓቂ ጽቡቕ ኣጋላልጻ ዮኒ ጂግና
Yonas is one of our brulliant Politician, stay saved bro & thanks Seltene bro💗
ብራቮ ዮኒ ሓውና ጽቡቅ ናይ ኣረዳድኣ ክእለት ኣለካ።
10000000000000000%
Clear information good job
Absolutely the mostly and the best Answer I have had heard from the politicians! Specially about the Awrajas
Yonas Bravo ! 100% politician
Gedli
Yonas 👌🏾👌🏾👌🏾
ጸላማትትትት
Great as usual
Yonas Bunet Admas 👌
Great explanation. Let me tell u eritrean youngster and people could not even understand who is hisreal enemy. Keterdeo zeykeal nay donqoro donqoro hzbi eyu. Europe america atiu turgum fthi mesel netsanet zeyrdae kirdae wun zeydeli eyu. Slezi eyu kea kulu muhur specialy silent majority koinu zelo. Kulu gelitskayo eka ab europe koinks kiqetleka eye kihardeka eyd kitbil zehefir eyu abzi 21 century.
Good.job yonas
Well done
Great
Great explanation!
ኣንታ ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ።
መሰሉ ክብሩ ባህሉ ኣእምሮኡ
ሃብቱ ሕጂ እውን ነጻነቱ ከምዘፍረሰ ተረዲኡ እንድዩ ገንዘቡ ግዚኡ ጉልበቱ ዘጥፍእ ዘሎ።
ንስኻትኩም ግን ንሰውራ ክሒድኩም። ነቶም ሃገሮም ነጻ
ንኸውጽኡ ስድራኦም ትምህረቶም ስርሓቶም ንብረቶም ገዲፎም ህይወቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ ሸፋቱ እትብሉ። እቶም ኣብ ኣርባዓታት ኣቦታትና
ሃገርና ኢሎም ዝጀመርዎ ትኽሕዱ። መን ትበሃሉ።
ንስኻትኩም ንሓንቲ ገረብ ኣራንሺ ሱራን ጉንዳን ቆሪጽካስ እቲ ጨንፈራ ጥርስ ኣራንሺ ከተፍሪ ትጽበዩ ዓይነት ኣተሓሳስባ ሒዝኩም ኣብ ሃዋህዉ ትሕምብሱ ዘለኹም ኢኹም። ዝኾነ ሃገር ይሕመቕ ይጸብቕ ታሪኹ ሒዙ ንወለዶታት ዝመሓላለፍ ሕብረተሰብኣዊ
ክብሪ ዘለዎ እዩ። ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ስዒሩ ካብ ኢትዮጵያዊ ናብ ኤርትራዊ ተቐይሩ እዩ። ስለዚ ኣነ ክብለኩም ዝፍትን ከም ኣሕዋትናን ደቅናን እቲ ኣባኻትኩምን ኣብ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራን ዝወረደን ዝወርድ ዘሎን መከራን ስቓይን ብርሰትን። እንዳ ኣመንኩ እዚ ስውኣትን ታሪኽ ህዝብን ዝድምስስ ኣተሓሳስባኹም
ኣሪምኩም ኣማዓራሪኹም ምስ ህዝብኹም ታሪኽ ስርሑ።
♥♥♥♥
Btami xbuk meliswa nzanay Awraja nay kulu Tenki Nay Isayas meyla
yeeesss tebrek broke eka hawey
Yonas i like you !
Yonan ajoka mesika alna
Yonas Goodjob
ብጣዕሚ በሊሕ ወዲ፡ ኣቤት ኤርትራውያን ክምዚ ሓውና እንተ ንነቅሕ፡ ክንደይ ሰላምና ምበዘሐ።
Tebaetay des behali
This guy is so cleaver smart man
Mr Seltene(Tefetawi Show)
Please write correctly on screen.
Mr Yonas Habteselase (Admas)
ቡሱልን ስነመጎታዊን ኣገላልፃ ካብ ብሱል ሰብ
Yonas edmen tenan.yhabka
ዮናስ ሓውና ትባዕ'ዩ ዝመሰል ኣብዘርብኡ ግን ፈራህ ኮይኑ ዝግምቶ ብዛዕባ ነብሱ ኪንቀትለካ ኢና ኢሎምኒ ይብል ይገርመኒ፡
ምስ ሓሳባትካ ዘይስማምዑ እንተ ንዕቡላት ኮይኖም ብዘተ ክገጥሙካ ጽቡቕ ኮይኑ፡ በቲ ንኩሎም ሰዋእት ክብሪ ስከ ዝይትህብ ይግበርዎ ኣይግበርዎ ክንቀትለኩ ይብሉኒ ዝብላ ቃላት ይደጋግመን።
ፍርሂዶ ዋላስ ባህሪ ንብስካ ምዕባይ?
ዮናስ ከልቢ
ክብሪ ሕብረተሰብ ዘይብሉ፡ታሪኽ ዘናኣእስን ዝድውንን፡ ቅያ ጀጋኑ ዓበይቲ ኣሕዋትና ናይ ሸፋቱ'ዩ ዝብል ምትእኽኻብ ብወገነይ ፈጺሙ ቡሩህ መጻኢ ክኸውን ኣይክእልን'ዩ ብልክዕ ስሙ ጸልማት መጻኢ ክባሃል ኣለዎ።
Kem wetru bulux Tentane admas
ዮኖስ ብሱል ፕሎቲከኛ
ብርጊድ ንሓመዱ ስውራ ኢዩ
እዚኣ ጽቡቅ ኣለካ ህግደፍ በሎ ወይ ቅተል ይብልካ ግን ተሓታቲ ንስካ ኢካ ይብልካ ልክዕ
ሰልጠነ ሰልጡን ኢኻ !
ሕወሓት ዲሞክራሲያዊ አዩ።መሰል ደቂ ሰብ ዘኽብር እንተኾይኑ ንምንታይ ዳኣ 2007 ምርጫ ተሳዒሩ ከሎ ተጋዲልና ዘምጻናዮ ንማንም ኣይንህቢን ኢሎም፡፡ ኣስታት 3000 ሰብ ኣይሞተን ድዩ፡
Temehar lekumax
ሰ.ልጠነ ግ......ደ...ፍ ! ኣይትኹለፎ
Kexlo yoni jgna
Xelamt mexai btami adnikeka nhsot kem haki enda amekakerka nay mzrab abi tekelo aleka nay zereba meteway kabti nay haki turgumu nab nay hsot mkyar ABI tekelo aleka nay behaki hmak seb ika neti gerhi lbu txawetulu beal nska
Anta wedi yonas tibehal denkoro edris gelawdewos si ab aligdr tewlidu abu kabue ntimhrt wetsiu temelisu tegadilu
ኣነ እዚ ኣጎለግዛይ እልካ ዝግበር ፖሎቲካ ቅቡል ኣይኮነን መክንያቱ ኣብ ውትህድርና ከለኩ ደቂ ኣኮለግዛይ ክልተ ሓለፍቲ ኣጻረይ ነሮም እዚ ህዝባዊ ግባር ዝበሃል ውድብ ነቶም ሰብ ከምቲ ዝደልዮ ገሩ እዩ ኣፍሪዎ
Chenewti wudub
በዚ ዘረባ ዝብሎ እንተኮይኑ ንሓደ ውድብ ማንፈስትኡ አንተኮይኑ ዝሕብር እንታይ አዩ ፍልልዮም ናይ ሕወሓትን ህግደፍን ብወረቐት ካቡ ካኣ ዝተውደኤን ዘይተወደኤን ኢልዎ ኣየኖት ኢዮም እቶም ኣብ 28 ዓመታት ስልጣን ሕወሓት ዘይተወድኡ
I can't believe it, this guy is too the extremely beyond the knowledge of any political elements.
@@bekhitamerke2938 ኣዴኺ ብሽርሙጥና ካብ የዕራብ እያ ወሊዳትኪ።
Xbuq meglexi yoni
Yonas asli dnkurna nay hgdefin sebtun bemkot gelixkayo
Btaemi bslet zelewo azararba
Viva agazian
Hzbawi ginbar shfta eu neru behaki hizbi Eritrea xenitu eu yoni behaki gelixkayo
Hasawi athmen
Xelmat mexae eka seka yonase zebluka sebe. Ete hesasebaka mara geremuni sewaate shfatu elka meretena teregexa keymeseleka.
Temhar besmit aytezareb it will be a very good medication 💊 for you brother
ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ እዩ
Bemelhaska eka ab leali sedra seweat bedel tefetsem zeleka seweat keyekberka kea zebet eretrea ketregtsa
Klae nska eyu aemroka tedefinu entay aynet donkoro eyu Ata. Bruh mexie nay tefat wedub hanti sne hasab zeyblkum denakur nay denakur, eway hzbnas xelielu. Hmak merahi mkanka betom seabtka temezinka hahaha you are so funny 😂
Abey dea thbeka nerka
Seltenee haweyyy lomiiii leileee akimikaaa seb ademikaaa baelkikaaa sehinkayaa
Yoni belo angodgudo tiray ajeka qoxlo
Yonas naybhaki belih beletikena
እዋይ ዮኖስ ደንቆሮ ሰውራ ቁዋንቃና ስለዘይኮነ ቃልሲ ኤርትራ ክጅመር አይግቦኦን ኢልካና? አንታ ቆንዳፍ ወይ ቆንዳፍ። ጊዜ የብለይ ከምዛ ከማካ ደንቆሮ ክሰምዕ።
ሰቅ በል እንተኸኢልካ ብሐሳብ ግጠሞ ፀርፊ ቁምነገር የብሉን።
ደንቆሮ እቲ ዘምፃኻዮ ሰውራ እንታይ አምፂኡልካ ነዓኻ ኸኒ ሎሚ አበይ ደርቢዮካ ዎላሰ ካብዞም ንሱ
ንሕና እንተኾይንካ ግን ደሐን አይተሐዘልካን እዮ።
🕯💐ብመጀመሪያ እንቅዕ አብ መበል 59 ሚጅማሪ ብረታዊ ቃልስ ህዝብ ኤርትራ አብቅዕና ;;
ክብሪን ዝክሪን ነቶም ጀመሪትን ፋናን መፈለምታ ጥይት ሐባሪ ጥይት ስውራ ሽግ ስውራና ዝሐበረ ጅግና እድሪስ ሐምድ ዕወተ እብቲ ጉቦ አዳል ዝጀመረ ስውራና ዘልአለማው ዝክሪን ሐበንን እንዳበልኩ ::
እቲ ንስውራ ኤርትራ ብጣዕሚ ክትሕበነሉን ከተድንቆን ዝግባእ ድማ ንርአዩ እሞ እቲ ዝጀመረሉ እዋንን ግዜን ምጅማሪ ስውራና ክንሕበነሉን ክንኮርዕሉን ዝግብአና ስውራ እዩ !
ስውራ ማለት ለውጥ ማለት እዩ::
ስውራ ኤርትራ ክጅምር ኮሎ እመሪካ እውን ከመይን እበየናይ ኩነታትንነሮም ታሪክ ተመልስና ንሪአዩ ::
ታሪክ ቀዳሞት ህያውን ንዘለና ምጸጽቡቁ ተድንቆ ነቲ እቲርኦ ዘለካ ዘይ ንቡር ገጋታት ድማ ከይ ድገምን ዘይ ፍትሐው ስለ ዝኮነ ትቃሎሶን ትአልዩን እምበር ጀጋኑ ዝተከፍሎ ብምቅላልን ምንአስን ንቃልስና አናውሑ ንዕና እውን ንክይ ንስማማዕን ክይንረዳዳእን ንድሕርቲ ንምለስ ከይንህሉ ነስተባህለሉ ይብል ብወገነይ!
እቲ ሕብረተ ስብ ኤርትራ ተጻራፋይ እይ ነበረን እማ ብዝያዳ ድማ ብባህሪኡ መንእስይ ደላይ ለውጥን ሐላይ ህዝቡን እዩ ;;
ብሕቅ እውንነቲ ዝሐላፈ ዘናእስ ንዝገብሮ ዘሎ ቡጉቡ ዘይ ጥምቲ ጥራይ እዩ ::
ብወገነይ እቲ ዝሐሽ መንገድ ጽፍፍ ቃልስ ታሪክ ስውራ ኤርትራ ቡጉቡእ ርአይዋ ፍትሕ ንስውአት እንዳ እቀለልካ ፍቲሕ ክመጽእን ብርሀን ክነምጽእን ይክአአንዶ?
ብሀልት እየ ብወገነይ የቀንየለይ ::📖
Nay bhikey baba yoni ane akum kesme mes jemarku hawe ember hasbe shabya da nebska atefe endu zeblka