"ውድብ ተፈሪሳ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ፈሪሱ ማለት እዩ!" ቃለ መሕትት ምስ በዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ //Brakhe_Show

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 115

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 7 годин тому +10

    ኣቶ ዘርኡ ለባም መስተውዓሊ ዝዛረቦ ዝፈልጥ ታይ ሞ በይኑ ኾይኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ኣምላኽ
    We❤you. Dr. Zeru

  • @MulubrhanAraya-f7n
    @MulubrhanAraya-f7n 9 годин тому +6

    ዶ/ር ብጣዕሚ ጎበዝን መስተውዐሊ ሰብ እኻ ።ፈጣሪ ዕደመን ጥዕናን ያሃብካ

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 7 годин тому +8

    አቶ ዘርኡ ምሕጋዝኻ ዘይተረፈስ አላጄ ሜድያ ብዝብል ሰናይት ዝተበሀለት ንሐረስቶት ትሕግዝ ዘላ ሐፍትና ሐግዘልና ፈጣሪ ይሐግዝኻ

  • @azmaraaazmara545
    @azmaraaazmara545 9 годин тому +7

    ጅግና ትግራዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዶክቶር ዘሩኡ❤

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 12 годин тому +5

    ዓዲ ኣቦኻ ተተኸል ብጣዕሚ ዝገርም መልሲ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤

  • @trustingod2549
    @trustingod2549 11 годин тому +4

    Dr. Zeru, a true son of Tigrai! Thank you for being a source of comfort and inspiration for many. At this time when Tigrai is betrayed by a lot of traitors/bandas, your actions to contribute to our ppl is commandable.

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 12 годин тому +8

    በሊሕ ብጣዕሚ ፡ ፖለቲከኛ ከማን ከምዚ ንጹር ኣይምልስን፡ ጂግና ንዓዱ።

    • @danielabera5108
      @danielabera5108 Годину тому

      @@KewaniSium-fn2iv "ከማን" ታይ ማለት ኮን ይኸውን ?

  • @513-p6u
    @513-p6u 12 годин тому +5

    እዋይ ትሕትና ግንየ በኡነት እታ ዋና ርእሲ ሒዝዋ
    ከማኻስ ይግበረኒ ዘብል እዩ
    ከምናትካ ዝበለ ሃፍትስ የቕንእ እዩ
    ብሰማይን ብምድርን ተባሪኽካ ኢኻ ንስኻስ
    ቀጽለሉ❤

    • @513-p6u
      @513-p6u 12 годин тому +1

      ዋላ ሰሪቕካስ ዘይትሕግዝ ትኽእል ኢኻ ዓባይ ነጥቢ።

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 11 годин тому +4

    ብጣዕሚ እንጌራ ዓለም ኪትበልዕ ዝግበኣካ ሰብ ኢኻ፡ ኣምላኽ ካብ ጸላእትኻ ሓልዩ ጸገኡ የብዝሓልካ።

  • @devalve618
    @devalve618 8 годин тому +2

    ክቡር ዶክተር ዘርኡ ገ/ልባኖስ በዓል ብሩህ ሕልና ፈታዊ ዓዱ ን ህዝቡን ሃፍቱ ፅሩይ ምስ ማንም ርክብ ዘይብሉ መርኣያ ብዙሕ መናእሰይ ኢኻሞ ነውሕ ዕድመ ይሃበልና 🙏🙏

  • @BlotanBo
    @BlotanBo Годину тому

    እግዚኣብሄር ይባሪክኻ

  • @berhefissuh3823
    @berhefissuh3823 11 годин тому +3

    ዘርኡ ዓብይ ክብሪ ይግብኦ። ከምዚ ዓይነት ቅኑዕ ስነ-ልቦና ንምርካብ ዘርኡ ሙኻን ጥራሕ እዩ ዘድሊ🙏❤

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 5 годин тому +1

    ደ/ር ዘርኡ ለባም ኢኻ ንሓቂ ምድጋፍካ ፅቡቐ እየ በርትዕ ኣጆኽ ቀፅለሉ

  • @dawityosief4376
    @dawityosief4376 10 годин тому +5

    ኣይተ ዘርኡ ዘገርም ትሕትናን ልቦናን ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ከቢርካ ንበር!!!!

  • @KahsayWelday-j4v
    @KahsayWelday-j4v 7 годин тому +1

    ዘርእካ ይብዛሕ ከማካ ዝብል ስብ ሃፍቲ የብዝሐልና።

  • @mekele7
    @mekele7 13 годин тому +3

    Great person thanks ❤

  • @yoseafberhereda8387
    @yoseafberhereda8387 11 годин тому +2

    ቕኑዕ ኣመና ምዃን ኣብ ገለ ሓሳዳት ሰበስልጣን ሰብ ሃፍትን ኣይክፍወልካን ፍጣሪ ምሳኻ ይኹን❤❤❤❤

  • @bashayk8170
    @bashayk8170 8 годин тому

    Your concluding statement was broad and progressive. Thank you very much.

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 12 годин тому +3

    Zeruu Wedi Àbeyti Tgrai kemaka z'Amselu ybzeHela.

  • @NoneQuitter
    @NoneQuitter 12 годин тому +1

    Btami nfue seb. Kemakas ybzhu Dr.

  • @AsfawKahsay-d8f
    @AsfawKahsay-d8f 12 годин тому +3

    ክብር ይገባችዋል

  • @Loditeka9097
    @Loditeka9097 2 години тому

    You are brilliantly

  • @BeteMukera
    @BeteMukera 10 годин тому +2

    ጥሩ ልብ ያለው ሰው ነው እንደነጋዴ ንግግሮች ትክክል ነው።

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 12 годин тому +2

    “እሶም ናብኦም ይግበሩ፣ንሕና ናቦና ንግበር"

  • @IbrahimMengstu
    @IbrahimMengstu 12 годин тому +2

    Tnx ዘሩሺ ሐሙ ገርካ ንገራ

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 11 годин тому +2

    Jgnaaa ጅግና

  • @ferewoyanitsegazeab7631
    @ferewoyanitsegazeab7631 9 годин тому +1

    ብሓፂሩ ጉሒላ ሰብ ሰሱዕ እዩ ንማንም አይሕግዝን ዋላ ንወለድ እንክሰርቅ ሰሰዐ እዩ ዘሰሮቆ ሰሱዕ ኻዓ ገንዘብ ( ወረቀት) ሓቂፋ ይመውት 😢 ፣ ምሕጋዝ ቅድሰና እዩ ቅድሰና ኻዓ ንጉሒላ ንሰሱዕን ፣አይወሃብን

  • @GoitomGebremariam-t8s
    @GoitomGebremariam-t8s Годину тому

    long live ❤Zerau hawna.

  • @heuhsjvydhhd6093
    @heuhsjvydhhd6093 9 годин тому +1

    1000 ዓመት ንበር ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 12 годин тому +1

    Zeruu very impressive person.❤

  • @Asi4394
    @Asi4394 10 годин тому +1

    Edme matasula yhabka amlak ❤

  • @Lifetips-kd9rk
    @Lifetips-kd9rk 12 годин тому +6

    በዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ
    ኣብቲ ዝሓለፈ ከቢድ እዋን ዋላ
    ሀዚ ዉን ናሓገዝካ ኢካ ። በዚ ድማ
    ትምስገን ኢካ።ብፍላይ ኣብዚ ሀዚ
    ግን ንሓደሽቲ ውድባት ብፍላይ ንውናት
    ( ንናፅነት) ትግራይ ሚልየናት እንተሃብካዮም'ሲ ንዓካ ብጣዕሚ ዓብዪ legacy እዩ። zeru please help ውናት።

  • @zxcvbqwert-fi6pn
    @zxcvbqwert-fi6pn 8 годин тому +1

    ኣነ ዘርኡ ኣብ መተማ እየ ዝፈልጠካ ንስኻ እውን ትፈልጠኒ ኢኻ ብሓቂ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ ታታሪ ሰራሕተኛ ኢኻ ኮፍ ኢልካ ግዜኻ ክተቃፅል እውን ርኤካ ኣይፈልጥን ናይዚ ውፅኢትካ እውን ይሀው ትሪኦ ኣለኻ ብኣካል ዋላ እንተዘይ ረኸብክኻ ብስልኪ እንተዝረኽበካ ግን ደስምበለኒ ኔሩ

  • @abFggh
    @abFggh 6 годин тому

    ሙሉእ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SolomonMehari-f3y
    @SolomonMehari-f3y 9 годин тому +4

    ኩሉኹም ተጋሩ ንዙ በዓል ሃፍትን ለጋስን ሂቡ ዘይፀግብን ተኸናኸንዎ ሃፍቱ ኣብ ትግራይ ከዋፍሮ ኣተባብዕዎ መንግስቲ ክሰርሖም ዘይከኣለ ቤት ትምህርቲ ሰሪሑ ዘመርቅ ሰብ ምድናቅን ምትብባዕን ባህልና ንግበሮ ። ዘርኡ እንጀራኻ ይስፋሕ ። 🙏🙏🙏🙏😍😍😍

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 8 годин тому +2

    መድህን ግን ገለ ሓሲብኪ አለኺ ብጣዕሚ ሸኩርኪ ኸይድኪ😂😂

    • @Gg-qv9ix
      @Gg-qv9ix 4 години тому

      ክተሳሓሕቶ እያ😂😂😂

    • @freedomeri-1991
      @freedomeri-1991 3 години тому

      😂😂😂😂😂

  • @temtugesese8620
    @temtugesese8620 8 годин тому

    Great person thank ❤️

  • @MebrahtomKiros-n5d
    @MebrahtomKiros-n5d 9 годин тому +1

    ብቁዑ መልሲ ❤❤❤❤❤

  • @SamuelEyob-z4g
    @SamuelEyob-z4g Годину тому +1

    "ህውሓት ፈሪሱ ማለት ውዕል ፕሪቶርያ ፈሪሱ ማለት ኢዩ ዝበልካዮ "ትኽክል ዘረባ እዩ. ብልጽግና ምስ መን ክደራደር ከም ዝብል ከይ ደቀስካ ዝሕለም ኢዩ

  • @tesfayaberhe
    @tesfayaberhe 9 годин тому

    Bravo Zeru Hawna!
    Brava Medhin !

  • @weldekirosmiruts9887
    @weldekirosmiruts9887 10 годин тому +3

    ኣቶ ዘርኡ መስተውዓሊ ልባም ትግራዋይ።

  • @amdtesfay1299
    @amdtesfay1299 11 годин тому +1

    Wow !
    What a humble & great performance from Zereu.

  • @yohannes8242
    @yohannes8242 11 годин тому +1

    Bravo

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 8 годин тому +1

    ንህዝቢ ሽረ ንህዝቢ ዓዲ ግራት ንህዝቢ ወቅሮ ላይብረሪ ተትሰርሐልና ፅቡቅ ኔሩ

  • @yemanetesfay5417
    @yemanetesfay5417 6 годин тому

    Wawww smart 👏👏👊

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 55 хвилин тому

    ዶ/ር ዘርኡ ሓደራኻ ንሚድያታት ትግራይ ከይትሕግዝ። ብጀካ ንስታሊን ብውልቀ ድማ ንሰብ ዝሳኣነ ሰብ ።ንሚድያታት ትግራይ ግን ከይትሕግዝ። ንህዝቢ ትግራይ ካብቶም ፖለቲከኛታት ንላዕሊ ፡ህዝቢ ትግራይ ኣብ ናይ ዕንክሊል ኣእትዮም ዕንክሊል ዝበልዎ ዘለው ንሳቶም እዮም። ሞኽ ኢና ኢልና ዝለና። መሬትና ህዝብና ከምልስ መን እዩ ዝቃለስ ዘሎ እኳ ኣይብሉን።

  • @haiylaykiros3495
    @haiylaykiros3495 8 годин тому +1

    ውዕል ፕሪቶርያ ልዕሊ ናይ ሓደ ፖለቲካዊ ድርጅት ዓቕሚ እዩ።

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn 10 годин тому +2

    ሸገ ኣረኣእያ ዩ በርትዕ !!

  • @kasayareki6656
    @kasayareki6656 12 годин тому +2

    ዘርኡ ፈላጥ፣ተባዕን ለጋስን እዩ።

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 11 годин тому +1

    👌👌👌♥️♥️♥️

  • @ashenafiyemane9164
    @ashenafiyemane9164 4 хвилини тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 6 годин тому

    ዘርኡ ከሞዝይ ሐጋዚ እንተዝኸውን ሑጉስ አይሞኾነን። ብዙሃት ሰብ ሐፍቲ አለው ራሕዎ ሐጎስ ዘይብሎሞ ብመስተ ስኽራን ተፀናውትዎሞ ከንቱ ሰብ ሐሰፋቲ ዝፈልጦሞ ሰብ ሐፍቲ ይፈልጥ እዪ። ይፈልጥ በግለይ ንትግራይ አብአይኒ ሰብ ዘእተውዎ አብ ሰዲስ ሰበባ አብ ግል ሀፍቲ ሞእከሰብ ዝነበሩ ነገር ግን አብታ ውድቀት ትግራይ ናብ አሜሪካ ሃዲሞሞ ብዙሕ ዶላር ናብ አሜሪካ አሕሊፎሞ ክሰክሩ ዝውእሉ ከንቱ ሰብ ሐፍቲ አለው። ዘርኡ እድመን ጥእናን ይሐብካ ፈጣሪ ❤❤❤ ኣሜን አሜን !!🎉🎉🎉 22:42

  • @BlotanBo
    @BlotanBo Годину тому

    ቅዱስ ሰብ

  • @ahforomhaileahforomhaile
    @ahforomhaileahforomhaile 12 годин тому +1

    ፈጢርሉ ብኩሉ ሃብታም ❤

  • @solomongebrehiwot1325
    @solomongebrehiwot1325 2 години тому

    መጋቢ ኣእላፍ ሓውና ዘርኡ ሃፍታም ጥራሕ ዘይኮነስ ኣዚዩ ስልጡን በዓል ራኢ ኮይኑ ረኺበዮ🙏ብርግፅ ከምዝነገረና ኣካዳሚካሊ ብዙሕ ከምዘይደፍአሉዩ ይኹን አእምበር ካብዞም ቀቂድሚ ስሞም ዶ/ር ፣ፕ/ር፣ኢ/ር ኣለጢፎም ዝፅውዑ ምሁራንና ዝብሉ ዘሕሸ ሰብ ኮይኑ ረኺበዮ ኣለኹ🙏#መዲ የቐንየልና❤

  • @aregawigidey9364
    @aregawigidey9364 12 годин тому +1

    ፅቡቕ ተተንታኒ እባ እዮም ኣይተ ዘርኡ፡፡ ታለንቶም ትልሂት ዘይኮነስ ፖለቲካ እያ😁

  • @EliasMengsta
    @EliasMengsta 3 години тому

    “ጫና ስለ ዝበዝሖ”እንታይ ማለት እዩ

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 7 годин тому

    ዘርኡ ሓውና ህዝቢ ጥራሕ ዘይኮነ ሰብ "ሃፍቲ" መጣቓዕቲ እቲ ዝበለየ ስርዓት ከይንኾን ንጠንቀቕ። ህዝቢ ትግራይ እንተወሓደ ሳእኒ መለኽቲን ግፍዐኛታትን ከይትኾኑ ይፅበ!! ኣስተውዕሉ ትግራይ ትዓቢ፣ ትግራይ ትቕድም።

  • @AmanuelGebreyesus-l3w
    @AmanuelGebreyesus-l3w 5 годин тому

    ህወሓት ብስርዓት ካብ ትመሓደር ነዊሕ ጌራ

  • @rgdf8rgyd990
    @rgdf8rgyd990 10 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @GMN-o2e
    @GMN-o2e 7 годин тому

    እታ "መራሕትና ፀጊምዎም ዘሎ መጣቓዕቲ ህዝቢ ስለ ዝኾንና ኢና"እትብል ግን "መራሕትስ ረኺብና ነይርና ህዝቢ ተሳኡኑ እምበር"ማለት ድያ እትኸውን ዘላ??

  • @عليالرتري
    @عليالرتري 10 годин тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @musiesheqa453
    @musiesheqa453 Годину тому

    ኣንደበት ርቱእ

  • @TedrosHaile-ge2lh
    @TedrosHaile-ge2lh 10 годин тому

    DON'T WORRY ABOUT EDUCATION MONEY IS EDUCATION

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele9819 7 годин тому

    ኣብየት ስነ ስርዓት ዘርኡ ገብረልባኖስ

  • @yohansberihu4322
    @yohansberihu4322 7 годин тому

    ሕልኩስ ፅብቅቲ ኢትዮጵያ አይበለን ዋይይይ ሕራረት ቢሄርተኛ ይቅደም ኢትዮጵንስት ይውደም ቅድሚ ህዝቡ ንሃፍቱ ኸምዘቅድም አሪኡና አሎ

  • @hailemariamgebremariam3889
    @hailemariamgebremariam3889 2 години тому

    "ውድብ ፈሪሱ ማለት ውዕል ፕሪቶርያ ፈሪሱ ማለት እዩ" እዚ ኣበሃህላ ብኣይተ ዘርኡ ጥራሕ ዝለዓል ኣይኮነን ብቡዝሓት ፓለቲከኛታትን ውልቀሰባትን ተደጋጊሙ ዝለዓል ዛዕባ እዩ። ብተራ ናይ ውዕል ሕግና ውዕል ዝፈርሰሉ ኹነታት ብዙሓት እኳ እንተኾኑ ናይ ክልቲኦም ወገናት ምሟት ወይ ድማ ክእለት ምስኣን ምጥፋእ ወዘተ ግን ነቲ ውዕል ከፍርሶ ኣይኽእልን። ናይ ተወዓዓልቲ ወገናት ወረስቲ ወይ ተካእቲ ነቲ ውዕል ናይ ምቕፃል ግቡእ ኣለዎ እዩ።

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 7 годин тому

    Habtam si habtam dea kemey geyra dea yetiyato

  • @AmanuelGebreyesus-l3w
    @AmanuelGebreyesus-l3w 6 годин тому

    ኣብ በረኻ ኮይኖም መራሕቲ ንሕና ይብሉኻ

  • @MebratAbrha-k6r
    @MebratAbrha-k6r 12 годин тому

    መጋቢ ኣአላፍ ዘርኡ ልትግራይ ቡዙሕ ገብርካ ኢኻ ግን ኣብ ዙርያኻ ፀገማት ኣሎ ብከመይ ትሸግሮ

  • @Mixed-react1entertainment
    @Mixed-react1entertainment 12 годин тому

    Haftam tkonu tdelyu esti subscribe gberuley ekum😍✌

  • @kacha-16
    @kacha-16 2 години тому

    ዘርኡ ለባም መስተውዓሊ

  • @bashayk8170
    @bashayk8170 9 годин тому

    ሰብ ሃብቲ ፖለቲካ ይምልከቶም ጥራይ ዘይኮነስ ንረብሕኦም'ውን ዝዝውርዎ ትካላት እዮም። ንእግረመንገድና ድማ ፖለቲካ ማለት ረብሓ ዘይኮነስ ንረብሓ ዘመሓድር ዓውዲ ፍልጠት ወይ ስነፍልጠት ኢዩ። ብዝዀነ ስራሕ መኽፋትካን ሕያዋይ ምዃንካን ዝነኣድ እዩ።

  • @GoitomGmariem
    @GoitomGmariem 8 годин тому

    በዓል ሓፍቲ የኮንኩይ ማለት ?

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 4 години тому

    ቅኑዕ ዘይፍተወላ ዓዲ ስለዘለኻ ጠንቀቕ ደኣ በል። እዛ ጠያቒት ናብ ዓዘቕቲ ክተአትወካ ድልየት ከምዘላዋ ዘይረዳአ ሰብ ዘሎ ኣይመስከንን።

  • @ፍጹምሰላም
    @ፍጹምሰላም 7 годин тому +1

    ካልእት አጋይሽኪ ግን ተሲእኺ ክትቅበሊ አየረኤይናኪን ታይ ተገንዩ ንዘርኡ።

  • @nuwatu3778
    @nuwatu3778 9 годин тому

    ፍልይ ዘብሎ ጽኒሒት?

  • @HaileselassieGw
    @HaileselassieGw 4 години тому

    ሰብኣይ ሰብኡት ዘረባኡ እሱር

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu 11 годин тому

    ዘርኡ ኢልካ ምፅዋዕ ትክክል ኣይኮነን:: ክቡር ደክተር እዩ::

    • @birhanehaile
      @birhanehaile 9 годин тому

      @@GideyBerhanu ናይ ክብሪ ደ/ር ደ/ር ተባሂሉ ኣይፅዋዕን።

  • @tigrayfirst3162
    @tigrayfirst3162 5 годин тому

    መድሂን ግን ብሽም ጋዜጠኛ ተሽፊንኪ ናይ ውድብኪ ትገልፂ ነፃ ኮይንኪ ወይ ሞንጎኛ ኮይንኪ ዘይኮነስ ትሓቲ ናይ ተቓውምቲ ውድብ ደጋፊት ኮይንኪ ኢኺ ብግልፂ ንትድግፍዩ ውድብ ወጊንኪ ተኻቲዒ: ውድብ ህወሐት ክትጠፍኢ ትደሊ ሓንቲ ኢኺ እዚ ድማ ፀረ ዲምክራሲ እዩ: ህወሐት ኣይትጠፍእን

  • @mehariredaie591
    @mehariredaie591 10 годин тому

    Medhin,
    Are you conducting Hard Talk with this business man?
    He is not an expert in politics or law.
    I do not think many of your questions to him are proper.

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 7 годин тому

    ሽግር ትግራይ ሕወሓት'ዩ !!!

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m 8 годин тому

    አንበሳ መርኣያ ኹሉ ኢኻ።

  • @chaltuaddisabebakegna265
    @chaltuaddisabebakegna265 6 годин тому

    ትርእቱ ግን ንእሽተይ እዩ

  • @GoitomGmariem
    @GoitomGmariem 8 годин тому

    ግር ይብለካ ....?

  • @amahaasgedom07
    @amahaasgedom07 12 годин тому +1

    Don't matter lol 😆 🤣 😂

  • @Gufa4804
    @Gufa4804 3 години тому

    ሃፍታም ጥራሕ እባ የኾነይ ዝወዲ ተናጋሪ'ውን እዩ 😂

  • @AmanuelGebreyesus-l3w
    @AmanuelGebreyesus-l3w 6 годин тому

    መድህን ቀስ ኢልኪ ኣቲኽዮ

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 10 годин тому

    P

  • @AleneTefera
    @AleneTefera 7 годин тому

    ፎቶ ኮፒ ሕወሓት

  • @yohanneswoldu4658
    @yohanneswoldu4658 12 годин тому

    Ppን ከረዳህ ለምን ከመከላከያ ጎን ነኝ አትልም ነፈዝ

    • @JoeH2022
      @JoeH2022 10 годин тому

      @@yohanneswoldu4658 if you’re business is based in a city where the administration officials are PP, you’ve to abide by the rules & law of local government to save your business. He never said he bribed PP officials. Pay attention!!

    • @yohanneswoldu4658
      @yohanneswoldu4658 9 годин тому

      @ አፍህን ሞልተህ ብልፅግናን በገንዘብ እደግፋለሁ በአደባባይ አይባልም ምንአልባት ብልፅግና አስገድዶህ ቢሆን ትንሽ ሊመስል ይችላል በልበ ሙሉነት ብልፅግናን ረዳለሁ ማለት የድድብና ጥግ የንቀት ጥግ ነው ሚልዮን ያለቀበት ጀኖሳይድ ፈፀመብኝ ለምትለው አካል ማንም ተናገር ሳይልህ ነጋዴ ስለሆንኩ ብልፅግናን እደግፋለው ማለት ነውር ነው ንግድ እና ጀኖሳይድ አይወዳደርም ::

    • @yohanneswoldu4658
      @yohanneswoldu4658 8 годин тому

      @@JoeH2022 ደግመህ ስማው 30:ኛ ደቂቃ ላይ ለ ብልፅግናም እረዳለሁ እንዳለ ቢዝነስ እና ጀኖሳይድ ምንም አይገናኝም ማንስ ተናገር አለው ተገዶ ቢሆን መልካም ሳይጠየቅ መቀባጠር ልክ አደለም እና ለገዳይህ እረዳለሁ እያልክ የሰው ቁስል ላይ ጨው አይነስንሱ ዝም ብሉ ይርዳ የሱ መብት ነው

  • @ThomasTwelde-ep4kg
    @ThomasTwelde-ep4kg 7 годин тому

    Resah entay aynet zereba eyu zezareb zelo general yohanes banda ktale hezbi tigray si athasasebu yedegefo eya yebeli anjal

  • @TsegayeTtsegay
    @TsegayeTtsegay 11 годин тому +1

    Jgnaaa ጅግና

  • @JohnAmare
    @JohnAmare 9 годин тому

    ❤❤❤