Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thank you !!Doctor !!
ንህዝቢ ኣሕሊፉ ዘህብ ከሓዲ ኢዩ ዝባሃል ከባቢኣ ምስ ዕጥቀን ከለዋ 48:37 ሰራዊት ኣፍሪስካስ ትግራይ ትባሃል የላን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የቀንየልና እቲ ሓቂ ኑሱ እዩ ደ/ር ገላዲወስ !!
ፕሮፍ :- ዘይሰምዑ እንተኾይኖም ንምንታይ ኵርኵሮም ትኸውን ፤ ናይ ዓሌት ጉዳይ ኮይናትካ ድያ ?
አታ ሰብኣይ 😂ታይ ጉዱ !!!! ሒቕ እናበልካ ዶ መድረኽ ይምራሕ ዩ ? 😅ማይ ዶ የለን ኣምጥቓኻ !!! ደስ አይብልን ! ሓያል ሒቕታ ያ እዚኣስ ዳርጋ ተምላስ ኮይና !!!!😮😮😮😮
ሐበሻ ጥራሕ ድዩ ጸአዱ ከማን አብ አሌት አውራጃ ጎድኒ እዩ ዝራኣያካ. እምበርከ ሕዋሐት መለስ ምስ ሞተ መራሕቲ ወያነ ድዩ ጀነራል ወያነ ወዲቀ ነፈርቲ፥ ባንከ ገዲፉ መቀለ ዝአተው ሕጂ ከማን ሕድሕድ ጠንቂ እዩ. ናተይ አራኣእያ ቁልጡፍ Diplomats ኤርትራ የድልዩም ፈትዩም ጸሊኦም ካብ ክባ ክትድሕን
ንሕና አስላም ትግራይ መሰልና ይግሃስ አሎ እሞ አጀንዳ ሒዝካ ብዛዕዕባ ሕጃብ ተሸፊንካ ምምሃር መሰል እስልምና እዩ ። ብሰንኪ ከምዚ ዓይነት ሕማቕ አመራርሓን ፅላአትን ከብቅዕ አለዎ።
መኻሪስ ነይሩዋ ሰማዒ የለን፣
ፅግዕተኛታት ኩሉ ጊዜ ፁቡቕ ሓሳብ ንዘቕረብ አይወድኡውን ናዕዕቶም ዘመሰለ እንተረኺቦም እቲ ዘረባ ይሳራስሮዎ ::
ቀንድ ፀላኢ ኣብዛ ሐዚ ሰዓት ህወሓትዩ
ኣብዚ ኣሎ ስብኣይ ከዓ ከንቱ ዋጋ ዘይብሉ
Insanity is doing the same thing over and over and expecting different results.”
Kendi tselai tigray hawikha ni hizbi eritrea ziteleme telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet iyu ! Misu kha getachewn tsadkan ayetsidikon iyom!🎉
ወላዲ ንሕቶ ጋዜጠኛ ብቀጥታ ንክምልሱ ንላቦ፡፡
ቀንዲ ጸላኢ ትግራይ ናይ ባዕልኹም ውሽጣዊ ጸገማት ኢዩ
ቀንዲ ናይ ትግራይ ፀላኢ CIA እዩ
ቀንዲ ፀላኢ ትግራይ ህወሓት እዩ ብዝያዳ ጉጅለ ደብረፅዮን
ብህዝቢ ዘተ መሰረተ አብያተ ቤተ ምኽሪ አፍሪስካ ቃወንሰል ማለት ካብ ተበግስካ እዩ : ተራጋግኻ ክተሪኦ የገባእ ከም ጋዜጠኛ ??
አይተዳናግር ከም ጋዜጠኛ አፃሪኻ ተዛሪብ ?
Thank you !!
Doctor !!

ብህዝቢ ዘተ መሰረተ አብያተ ቤተ ምኽሪ አፍሪስካ ቃወንሰል ማለት ካብ ተበግስካ እዩ :
ተራጋግኻ ክተሪኦ የገባእ ከም ጋዜጠኛ ??
አይተዳናግር ከም ጋዜጠኛ አፃሪኻ ተዛሪብ ?