He is tigraway, it's natural to stand with weyane.. we gonna destroy weyane and restore new elite in tigray erittean friend elite not corrupted mafia weyane.
ኣማኑኤል ጽንዓትካ ኣመስኪርካ ብስለትካ ሓቅነትካ ቅንዕናኻ ... ተዓዊትካ ኢኻ ኣብቲ ዓብይ ዓወት ኣብ ሓጺር እዋን የርእየና። Thanks Amanuel Assena you are one of the most honest heroes 🙏🏻💐⛱🙏🏻⛱💐💗⛱💪🏽💗🌷💐⛱💪🏽🙏🏻🌷⛱💐💐⛱⛱⛱💐💐💐
ወያነ ምስ ህግደፍ ኮይና ዘይኮነት ንጀብሃ ኣጥፊኣ? ሕጂ ድማ ህግደፍ ተገምጢላቶም! BTW, there are rumour that the reason woyane supported eplf against elf was religious? I would love to hear an answer from an authentic source.
ጋዜጠኛ አማኑኤል ብሓቂ ንሕሊና ፣ ንሰብአውነትን ንሞያኡን ዝሓደር ሰብ እዪ።ብሓቂ አብዚ ግዜ ከምዚ ዓይነት ጋዜጠኛ ምርካብ ትዕድልቲ እዩ ፣ታሪኽ እውን እናዘንተዎ ክነብር'ዪ ።
He is tigraway, it's natural to stand with weyane.. we gonna destroy weyane and restore new elite in tigray erittean friend elite not corrupted mafia weyane.
ብሓቂ ኣማኑኤል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍💊💊💊
ኣማኑኤል ጽንዓትካ ኣመስኪርካ ብስለትካ ሓቅነትካ ቅንዕናኻ ... ተዓዊትካ ኢኻ ኣብቲ ዓብይ ዓወት ኣብ ሓጺር እዋን የርእየና።
Thanks Amanuel Assena you are one of the most honest heroes 🙏🏻💐⛱🙏🏻⛱💐💗⛱💪🏽💗🌷💐⛱💪🏽🙏🏻🌷⛱💐💐⛱⛱⛱💐💐💐
ዳቢስታ ስለዝገበርና ምበር አብ ቅዱሚና ሀገር ክመርሕ ዝክእል ሰብ አለና ጁግና አማንኤል ሙሉእ ዕዱሚኡ አብ ቃልሲ ፡ ነልሰን ማንደላ ኤርትራዊ ። ሀገርና ተስፋ አሎዋ ካቦኻ አምላኽ ይለግዝካ🙏🇪🇷
ኣማኑኤል "ናይ ሎሚ ሕማቕ ታሪኽ ኤርትራን ትግራይን ጉሕፍና ቀደም ንነዊሕ ጊዜ ብሓደ ዝተኸላኸልናዮን ንመፃኢ ዘመናት ብሓደ እንከላኸሎን ከነላግቦ ኣሎና" ዝበልካዮ ትኽኽል ኢዩ::
ኣንበሳ ሓው ኣማንአ ል
እዚ 2ይቲ ሕቶ ዝሓተተ ሓደ ተበላጺ እዩ።
Rieto mhab ktkbelu alekum.
"ናይ ኤርትራ ህዝቢ ብዛዕባ'ዚ ኣማኒኤል ዝብሎ ዘሎ ዝፈልጦ የብሉን. ..ጋዜጠኛ ድዩ ፖለቲከኛ? " ዝብል ሓሳብን ሕቶን ኣቕሪቡ።
እዚ ሓውና ንብመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ'ዚ ዝካየድ ዘሎ ኩነታት ምንም ከምዘይፈልጥ ገይሩ ምቕራቡ ካብቲ ጉዳይ ንምህዳም እንተዘይኮይኑ መብዛሕት ኡ ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባዚ ጉዳይ ኣዳዕዲዑ ይፈልጥ ምክንያቱ ነብሱን ደቁን ዝኸፍል ዘሎ ህዝቢ ብምዃኑ።
ንመሰል ህዝቢ ደው ኢልካ ሓሳብካን ርእይቶካን ምሃብ ናይ ግድን ናይ ፖለቲካ ሙያ ዘድሊ ኣይኮነን ዋላ ነዳቓይ፤ሓረስታይ፥ ተምሃራይ፤ ወዘተ ብዛዕባ ሃገሩን ህዝቡን ክዛረብ ምሉእ መሰል ከምዘለዎ ክሰሓት የብሉን።
ማንም ሰብ ካብ ፖለቲካ ወጻኢ ክኸውን ኣይኽእልን እዩ። ምኽንያቱ ፖለቲካዊ ውሳነታት እንተስ ብቐጥታ እንተስ ብተዘዋዋሪ ኣብ ህይውቱ ኣውንታዊ/ ኣሉታዊ ጽልዋ ስለዘንብር። ስለዚ ናይ ሙያ ፍልልይ ብዘየገድስ ኩሉ ሰብ ክሳተፈሉ ዘለዎ መድረኽ ምዃኑ ምግንዛብ የድሊ።
💯✅ትክክል ኣለኻ 👍🏾👍🏾🙏🏾
ኣየ ሰሎሙን መለስ!! ከመይ ኢሉ እዩ ኣፉ ዝከፍት ናይ ኤርትራ ህዝቢ ክዛረብ ?? ኣፉ እንዶ ኣይ ሎጎምኩሞን ህግደፍ መንደፍ ??? ። ናትኩም ተፀበዩ። ክትመጸኩም እያ። What goes around comes around!! KARMA!!
ኣማኒኤል እያሱ ክንዲ ሚልዮን; ሕጂ በይኑ ወይ ውሑዳት:ፅባሕ ሚልዮናት ኮይኖም ንህዝቢ ትግራይ ይቕሬታ ክሓቱ ተስፋ ንገብር እሞ ርኽክብ ናብ ንቡር ክምለስ ክግበር ኣለዎ!!!
ኣሰና ሓቀኛ ምድያ
Asena jegna
ኣማኑኤል ኢያሲ ጅግና፣በዓል ሕልና
ኣጆኻ ስራሕካ ቀጽሎ ኣብ ጐድንኻ ብዙሕ ህዝቢ ኣሎካ።
👍🙏🌻🇪🇷
ብራቮ ኤማ!!!!
YESSSSSS AMANUEL!!!!!!!!
😘😘❤❤❤👍👍👍
Exactly exactly…!
❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍💯💯💯💯🎈
Ezi 2 zhatete , xenkake zedlyo seb eu. entay malet eu ke tserho zelka srahka hzibi Eritrea ayfelxon eu elka zereba? kifal hzbi ksab zkona nhna nozebo alena. Just keep going Ama abo haki & GBU🙏
Ama jigna,Xbuk melsi hibkayo.
Assenna the great 👍
ኤማ በዓል ሕልና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏♥️
ኣነን ሓጺርኒ ይብል ንሳ ከኣ ተደቢራ ትስዕስዕ! እቲ ትግራዋይ ሓውና ዓገብ ዝብል ሰብ ተሳኢኑ ይብል አቲ አርትራዊ ከኣ ንኣማኒኤል ንምንታይ ዓብ ኢልካ ይብል
You’re right and it’s your obligation that calls you. Thank you.
አለዎ ሕልና ዘለዎም ኤርትራውያን።
ናይ ትግራይ ባንዴራ ዝብሃል ነገር የለን ናይ ትግራይ ጭርቂ በላ ኣድል ይካ። ትግራይ ከም ዩክረይን ሃገር ኣይኮነትን
እማኑኤል ዋላ ዋላ ን ወያነ ኣይፈልጥካዮምን ወላ ን ተጋሩ ብዝብሉኻን ብ ላዕልን ላዕልን ር ኢኻ ኢኻ ትፈርድ ዘለኻ ብላዕሊ ላዕሊ ክምቅሩ ምዓት አዩም ሽግር ውሽጦም ግን ምላጸ አዮም
ኤማ ሓዉና ፃዕርኻ ይርአየልካ ፈጣሪ::
❤
Amanal yasu hasawi leba, don't worry about Eritrean people..
Tgrai.bandera.alewom.dyu
Nkamzom.zamesalu mehawr. Korakur esayas jgna Amanuel ati zhabkayo malsi akul ayu. Fthawi nmukan kab.manm.fikad.aydln.ayu azi nay hljna.vuday.ayu. kesl mharo hzbka miharna. Admen tianan. Yhabka.
ክክክክክክ
ካብ ማዓስ ዩ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ይሕዋት ዝኾነ
ንዓይ ካብ ትግርኛ ተዛራባይ ዓጋመ ኩናማ ዩ ሓወይ ሳሆ ዩ ሓወይ
ሓሳዊ ሬድዮ ሓሰና ሓሳዊ
Tgray badera altom day
አማኑኤል በይዛኻ ባ ን ጌታቸው ረዳ interview ግበረሉ ካብኡ ኻዓ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ሕተቶ ኢኻ 1, ማዓዝ ኢኹም ንሻዕብያ ካብ ኤርትራ ትኣሊዎ
2, ምክትል ፕሬዝደንት ትግራይ ሞንጆሪኖ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ይቃለስ ኢላ ኔራ ቅድሚ ሐጂ ህወሓት ሻዕብያ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጉዳይ እዩ ኢልኹም ስለ ዝገደፍኩምዎ ኻዓ ኢሳያስ plan ኣውፂኡ መፅናዕቲ ኣካይዱ ድሕር 30 ዓመት ነዚ ኹሉ መከራ ኣውሪድልኹም ሐዚ ኸ ኮምኡ ዓይነት ጌጋ ደጊምኹ ትገብርዎ ዲኹም ?
ኤማ ሓወይ ነዚኤን ሕቶታት ሕተተለይ ኢኻ ሓደራኻ ኣብ ቀረባ እዋን ግበሮ ኢኻ እዛ ፅሑፈይ ምስ ኣንበብካይ በቀጥታ ንጌታቸው ረዳ interview ንምግባር ፅዓር ኢኻ Please don't forget.
Amaniel Iyasu well known tigraway..
Amanuel is great man. God bless you.
ወያነ ምስ ህግደፍ ኮይና ዘይኮነት ንጀብሃ ኣጥፊኣ? ሕጂ ድማ ህግደፍ ተገምጢላቶም! BTW, there are rumour that the reason woyane supported eplf against elf was religious? I would love to hear an answer from an authentic source.
Haswey haswey curcur
Hizbi--Eertra,.yhdm,imber..mtyak..Abey..yfeto
Ezia eya tdle zela long strategi zey mhlaw
ama sletom abtgray zimotun bsuwur nuxuhat zichiftefun zelew tezareb malet bzey adlwo nkulu dehay n nay bhade bzey afelalay
Eritra.. Hager iya. Wischtawi. Segem. Alo. Esu. Kea. Eseyas Etiopia. Hager. Tigray.. Hanti. Kilel. Weyane. Gn. Zegem. Nay. Tigray. Iyu. 28.amet.melaie Etiopia. Eritrawian. Kbarer. Ab. Zeymelketo. Kab. Kilelu. Wesaeie. Hji. Weyane.. Abkieu. Iyu. Akele. Selam. Zbele. Abie ahmend. Iyu. Gn. Weyane. Enkefat. Koynu Akele
Ezi hawi enbiza mera anbesa eritrawi eyu..
Asena belaei gubo wrla selam ykun mis tgray tegaru ahwatna eyom entekine gen kembak kemaka n hizbin,mengstn,wetehaderatn mxraf gen kabay athizka bselam ktatu kaythasb tehatati eka wedza shikarrrrrrrrrrŕr azan
Amaniel just give us our citize and go join weyane.. there's no eritrean stand by weyane. Weyane are our number one enemy..
Hade gazetena khatit diyu zelewo welasi tetatitu kmles eyu zelewo
Hto n Amanueal asena eya?
🐴🐴🐴🐴🐴🐴🐴👉🐂🐂🐂😲😲😲
Anta Hawey kedem dea mengstkum hbri aynkum des aybelenan ilu kisegona kelo AGEB zeybelkumo. Nskum endikum kendi segogtna geza geza endatekum thbru zineberkum.
Weyane haswoty am el haswey jiscume rehacu dobat a neaxu srat goytCa gohfe
None of them are Eritreans all are from klil tigray
And if they are what is your problem ?
@@Hosaena806
No problem at all just return the eritrean citizen and just leave eritrea.
nemihireka ena nearna
ክልቲኡ ህዝበ ናብ ምሉእ ኩናት ሓድሕድ ከይኣቱ ተስፋ ንገብር። እንድሕር ደብረጽዮን ሙሉእ ኩናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣዊጁ ግና፤ ካብ ሎሚ ንንየው ህዝቢ ኤርትራ ደብረጽዮን ዘይኮነስ ለተጽዮን ኢሉ ክጽውዖ እዩ።
ኣሕዋት ነዛ ሓዳሽ ቻነል ( ሳብስክራይብ) ግበሩለይ ኣዛናጋዕትን ናይ ቴክኖሎጂ ቪዲዮታት ምስ እትደልዩ thank you 🥰.))
አማኑኤል በይዛኻ ባ ን ጌታቸው ረዳ interview ግበረሉ ካብኡ ኻዓ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ሕተቶ ኢኻ 1, ማዓዝ ኢኹም ንሻዕብያ ካብ ኤርትራ ትኣሊዎ
2, ምክትል ፕሬዝደንት ትግራይ ሞንጆሪኖ ህዝቢ ኤርትራ ባዕሉ ይቃለስ ኢላ ኔራ ቅድሚ ሐጂ ህወሓት ሻዕብያ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ጉዳይ እዩ ኢልኹም ስለ ዝገደፍኩምዎ ኻዓ ኢሳያስ plan ኣውፂኡ መፅናዕቲ ኣካይዱ ድሕር 30 ዓመት ነዚ ኹሉ መከራ ኣውሪድልኹም ሐዚ ኸ ኮምኡ ዓይነት ጌጋ ደጊምኹ ትገብርዎ ዲኹም ?
ኤማ ሓወይ ነዚኤን ሕቶታት ሕተተለይ ኢኻ ሓደራኻ ኣብ ቀረባ እዋን ግበሮ ኢኻ እዛ ፅሑፈይ ምስ ኣንበብካይ በቀጥታ ንጌታቸው ረዳ interview ንምግባር ፅዓር ኢኻ Please don't forget.