ህጹጽ መጸዋዕታ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 15

  • @abelaregay2975
    @abelaregay2975 2 роки тому

    Anbesey ❤

  • @maranata21.26
    @maranata21.26 2 роки тому +2

    *ጌጋ ሓበሬታ ኣይትሃብ ኣንበስ ሓወይ፥ ብሓቂ ስለምእመናን ትሓስብ ተኼንካ ካብ ናብ ሜድያ፡ ናብ ቤተክርስቲያን መጺኻ ተዛራረብ፡ ምስ ሓደ ሓደ ሰባት ተዘራሪበ ዝበልካዮ ኸኣ ግልጺ ግበሮ ምናልባት ምስዘይምልከቶምን ምስዘይፈልጡን ተዘራሪብካ ከይትኸውን፡ ምናልባት ንምዝራብ ድሉው ተኼንካ'ውን ምሳይ ክትሰራረብ ትኽእል ኢኻ፡ ከም ተወሳኺ ባዛዕባ እዞም ኣቦታት ጌርካዮ ዘለኻ ስእሊ'ውን ከይትተካ ይኽእል ኢዩ፡ ብዘይፍቃድ ናይ ሓደሰብ ዝኾነ ነገር ፖስት ክትገብር ብሕጊ ከምዝሕትተካ ንዓኻ'ውን ፍለጥ፡ ስለዚ ዝኾነ ዘረባ ክህልወካ ይኽእል ይኸውን'ዩ ብድምጺ ጌርካ ፖስት እንተትገብሮ ተመራጺ'ዩ። ብክርስቶስ ሓውኻ በረኸት።

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      ሰላም ኩቡር ሓው በረኸት
      እቲ ግጋ ሓበረታ ትብሎ ዘለካ
      እንታይ ኢዩ እቲ ጌጋ ብቅንዕና እንተ ትገልጸልጾ ነዚ ዝካታተል ሰብ ግልጺ ማኾነሉ ኣነ ውን ምተኣረምኩሉ
      እቲ ቤተ ክርትያን መጺእካ ተዛርብ ዝበልካዮ ዘሕፍረኒ ዘረባ ስለ ዘይተዛረብኩ ኣብ ኩሉ ቦታ ክደግሞ ኢየ።
      ምሳይ ክትዛራረብ ትኽእል ኢኻ ዝበልካዮ ኣብዚ ህዝቢ ብፍላይ ክኣ ኣብዚ ንኡስ ዎልዶ ብእምነቱ ቅያር ከምጽእ ዝቃለስ ሰብ ምስ ዝኾነ ክራዳዳእ ፍቃደኛ ኢየ።
      በኣንጻሩ ነዚ ህዝቢ እዚ ዝሽቅጠሉን ተስፋ ኣቅሪጹ መሳርሒኡ ክገብሮ ዝቃለስ ውልቀ ሰብ ይኹን ዝተወደበ ሓይሊ ክሳብ ምት ብኩሉ ሓይለይ ከም ዝቃለሶ ክገልጸልካ ይፈቱ።
      እንተ እቲ ስእሊ ብዘይ ፍቃዶም ዘርጊሕካዮ ዝበልካዮ ክሰሱኒ እሞ እንታይ ኢዩ መልሰይ ኣብ እንዳ ሕጊ ክምልሶ ኢየ።
      የቀኒየለይ ግን ስለ እቲ ተገዲስካ ዝጸሓፍካለይ

    • @maranata21.26
      @maranata21.26 2 роки тому

      "ብዝያዳ ተራኺብና ተንዘራረብ ደስምበለኒ፡ ንዕቤት ቤተክርስቲያን ክሳብዝኾነ ኣንበሳ ሓወይ።

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      @@maranata21.26
      በረኸት ሓወይ ሕጁ ውን ክደግመልካ
      ኣብዚ ህዝቢ ብፍላይ ኣብ ነእሽቶ ዎሎዶ ለውጢ ወይ ቅያር ከምጽእ ዝቃለስ ሰብ ምስ ኩሉ ክራዳዳእ ፍቃደኛ ኢየ ኢለካ ኢየ ።
      ልዉጢ ክንገብር ኣለና ኢልካ ትኣምን እንተ ድኣ ኮንካ ብሓንሳብ ኣለና ተራኺብና ፍልልያትና ኣጽቢብና ክንረዳዳእ ንክእል ኢና
      እንተ ዘይ ኮይኑ ከብድን ሕቆን ኢና
      በቢምንገድና ንሓዝ።

  • @faghigbre724
    @faghigbre724 2 роки тому +1

    ሰላም
    ብምቅጻል እዚ እትብሎ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝረሃቀ እዩ ብምቅጻል እተን ከም ነጥቢ ኣልዒልክውዮ ዘለካ ናይ ከም ምክኒት ናይ መንእሰያት መጥፍኢ ካብ ቤት ክርስትያን ተዛሪብካለን ዘለካ ነጥብታት
    1.ብዛዕባ ገንዘብ ፥ ገንዘብ ቤተክርስትያ ንወዲ ቤተክርስትያን ጥራይ እዩ ዝምልከት ኣበይ ከም ዘሎ ።
    2.ብዛዕባ ጸሎት ኣብ ገዛ (ግራንድ ሳኮነ ) ፥ካብ ትምህርቲ ቤተክርስያን ስርዓት ወጻኢ ስለ ዝኾነ እዪም ደው ንክብል ሓቢሮምና ።
    ስለዚ እዚ ኣብ መስመድያ ኣውሪድካዮ ዘለካ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዪ ።
    እዚ ገርካዮ ዘላካ ብሕጊ ከሕትተካ ምኻኑ ክትፈልጥ ኣለካ ።
    ሰላም ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኹን።

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      ምንም ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን ትብዓት ረኪብካ መን ምካንካ ብቅንዕና ገሊጽካ ሓሳብካ እንተ ሂብካ
      ዋላ ነዚ ዘውረድክዎ ቪድዮ እንተ ተቃወምካዮ ክመሃረሉ ኢየ
      ሓደ ሰብ ስሙ ክረቁሕ እካ ትብዓት ዘይብሉ ሓሳቡ ክገልጽ ዕድል ክህቦ ግን ፍቃደኛ ኣይኮንኩን
      ምክንያቱ ብዝበልዎ ድኣ እምበር ካብ ሓሳቡ ብትብዓት ሓሳቡ ክገልጽ ስለ ዘይክእል።

    • @faghigbre724
      @faghigbre724 2 роки тому

      @@habeshaCalistenics ሽሓይ ሓቢኤ ኣይኮንኩን ኣነ ተስፋዝጊ ( FAGI ) እየ ።

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      @Faghi gbre
      ጽቡቅ ተስፋዝጊ ሓወይ
      ብዛዕባ ገንዘብ ንወዲ ቤተ ክርስትያን ጥራሕ ኢዩ ዝምልከት ዝበልካዮ
      መን ኢዩ ውዲ ቤተ ክርትያን መን ኢዩ ወዲ ክልእ ትፈልጦን ዝርደኣካን ኮይኑ ኣይስመዓንን
      ናይ ሳኮነ ጸሎት ካብ ሕጊ ቤተ ክርስትያን ወጻኢ ስለ ዝኮነ ደው ክነብሎ ነጊሮምና ኢልካ።
      ይዝከረኒ ሓደ መዓልቲ እንተ ባዕልካ ሓሲብካ እንተ ተላኢኽካ መጺእካና ንይርካ ካብኡ ወጻኢ ኣብ ሳኮነ ካብ ሕጊ ቤተ ክርስትያን ወጻኢ እንታይ ይካየድ ነይሩ ዋላ ሓንቲ ትፈልጦ የብልካን።
      ደሓር ሕጊ ቤተ ክርስትያን ኣልዒልካ ሕጊ ቤተ ክርስትያን ትፈልጦ ኣንቢብካዮ ኣይመስለንን።
      መደምደምታ ክገብር
      ብሕጊ ክትሕተት ኢኻ ኢልካኒ ብጣዕሚ ኣገዳሲት ነጥቢ ኢያ
      ክሰሱኒ እሞ ኣብ እንዳ ሕጊ የራክበና
      የቀኒየለይ ብጣዕሚ የ ዘመስግን።

  • @aklilutesfamariam8116
    @aklilutesfamariam8116 2 роки тому +1

    ሰላም ንዓካ ኣምበስ ሓወይ፡መጀመርያ ክሓተካ ቅድሚ እዚ ቪድዮ ምዝርጋሕካ ውን ሓቲተካ ኔረ መን እዩ ሕቶ ሓቲትካዮ ዘይመለሰልካ ንገረኒ ኢለካ ሕቶ እንተ ኣለካ ውን ምጻእ ኣለና ኩልና ብሓባር ከለና ወይ ብዝደለካዮ መንገዲ ርከበና ሕተት ኢለካ ተገምጢልካ ንስኩም እንተ ደሊኩሙኒ ርከቡኒ ኢልካኒ ስለዚ ንሕና ኣይኮነን ኣባካ ሕቶ ዘለና ንስካ ኢካ ሕቶ ዘለካ መስለኒ ማለት ኣካይዳ ናይዚ ቤተ ክርስትያን ደስ ኣይበለንን ትብል ስለ ዘለካ፡ ሕጂ ውን ኣብ ማስሜዳ ስለ ዝተዛረብካ መልሲ ትረክበሉ ከይመስለካ፡
    ተወሳኪ ፡ ብዛዕባ ገንዘብ ኢልካ በፍንጫካ ወጢጡ ክፈል ዝብለካ ሰብ የለን ኣይደለካን ተሳሊምካ ትከይድ ኢካ ኩሉ ትፈልጦ ኢካ ፡ኣብ ምንታይ ይቅመጥ፡ ኣበይ ባንክ ኣሎ ክትፈልጥ ውን ክትመላለስን ክትሓትትን ምስ ትክእል ኢካ ትፈልጦ ኣብ ገዛካ መጽዩ ጸብጻብ ዝገብረልካ ሰብ የለን ፡
    2ይ፡ ኣብ ገዛኩም ጸሎት ኣይትግበሩ ኢሎሙና ዝበልካዮ ፡ ጽቡቅ ጌርካ ግለጾ እቲ ዝነበረ ኩነታት ፡ከም ቤተ ክትርስትያን ጌጋ ትምህርቲ እንዳ ተመሃርኩም ኣቦታት ስቅ ክብሉ ኔርዎም እዩ ዘስምዕ ዘረባካ፡ገለ ካብቲ ትምሃርዎ ዝነበርኩም ጌጋ ትምህርቲ ፡ስጋ ሓሰማ ከም ዝብላዕ፡ድሕሪ ቁርባን ማይ ምሕጻብ ከም ዝከኣል ኔሩ ነዚ ቅኑዕ ትብሎ እንተ ኣለካ ተጋጊካ ፡ የቀንየለይ

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      ሰላም ነዓኻ ኩቡር ሓው ዲያቆን ኣኽሊሉ
      ክልተ ዓበይቲ ነጥቢ ኣልዕልካ ኣለኻ
      1) ጸሎት ናይ ሳኮነ
      2ይ) ብዛዕባ ገንዘብ
      እንታይ ክብለካ ይደሊ ይመስለካ ዲያቆን ሓወይ
      ኢሎሙኒ ክብሉ ሰሚዐ ኢልካ ኣብ ዘይትፈልጦ ሰባት ካብ ምውንጃልን ኣብ ጽልኢ ደቂ ሰባት ምሳርሒ ካብ ምኻንን ተጠንቀቅ ንባዕልኻ ክሕሸካ።
      ማለተይ ኣብ ሳኮነ ዝግበር ዝነብረ ጸሎት
      ትምርቲ ብዛዕባ ስጋ ሓሰማ
      ድሕሪ ቅድሴ ማይ ምሕጻብ ኢልካ ዝጠቅስካዮ ዝበሉካ ድኣ እምበር ኣብ ጸሎት ንገብረሉ ዝነበርና ኮምኡ ኢሉ ዝመሃረ ክተምጽኣለይ ኣይትኽእልን።
      ምክኒያቱ ዘይክርስትያናዊ ተግባር ንዓና ፋሕ ንምባል ዝተኣልመ ውድት እስካትኩም ክኣ መሳርሒ ኮንክም ዓቢ ታራ ዝተጻወትክምሉ ድኣ እምበር እቲ ክነታትስ ዋላ ሓንቲ ኣይትፈልጦን ኢኻ።
      ብዛዕባ ገንዘብ ክኣ ብኣፍንጫኻ ወጢጡ ክፈል ዝበለካ የለን ኢልካኒ
      ጸገም ዘልዎ ኣይኮነን
      ኣብዚ ዘውጻእክዎ ገንዘብ ኣብ ምጥፍፋኡ ኢድ እንተ ኣለካ እዚ ቃልሰይ ከራኻኽበልካ ኢዩ
      ኮምኡ እንተ ኮይኑ ግን እዞም ትካላኸለሎም ዘለኻ ገበነኛታት ክምልስዎ ኢዮም።
      የቀኒየለይ ስለ እቲ ተገድስካ ምጽሓፍካ

    • @aklilutesfamariam8116
      @aklilutesfamariam8116 2 роки тому

      @@habeshaCalistenics ኣታ ኣምበስ ሓወይ ክትምልሰለይ ዝደለክወን ኣይመለስካለይን ብዛዕባ እዚ ትብሎ ዘለካ ሕቶ ኩሉ ሓቲትካ መልሲ ኣይረከብኩን ዝበልካዮ ንመን ኢካ ሓቲትካ ምጻእ ሕቶካ ክንሰምዓካ ኢለካ እየ ኣነ ውን ብውልቀይ ስለምንታይ ዘይመጻካ ካልእ ብዛዕባ ትብሎ ዘለካ ናይ ትምህርቲ ብጌጋ ኣይትረድኣዮ ጸሎት ኣብብገዛ ኣይትጸልዩ ዝበለኩም የለን፡ ኣብቲ ዝነበረ ትምህርቲ ግን ጌጋ ኔሩ ኣይነበረን ክርብል መሰልካ እዩ ንዓካ ቅኑዕ ኔሩ ክኸውን ስለ ዝክእል ብስርዓት ቤተ ክርስትያን ውን ሰበይቲ ዝኮነት ትኩን ጉባኤ ጌራ ክትምህር ኣይፍቀድን ካልእ ብዛዕባ ገንዘብ ኢልካ ከም ዝጠፍአ ኢካ ትዛረብ ዘለካ ንሱ እንተ ኮይኑ ሓሳብካ ንዓይ ቅድሚ እቶም ኣቦታት ኣብ ቅድሚት ስርዓኒ ክምልሰልካ እየ ዋላ ውን ክትረክበኒ ትኽእል ኢካ መብርሂ እንተ ደሊካ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ግን ስም ቤተ ክርስትያን ከተጸልም ብወገነይ ሱቅ ኢለ ኣይርእየካን እቲ ዝግባእ ክምልሰልካ ምኳነይ ፍለጥ

    • @habeshaCalistenics
      @habeshaCalistenics  2 роки тому

      @@aklilutesfamariam8116
      ድያቆን ሓወይ
      ሕጂ ውን እንታይ ክብለካ ይደሊ ይነስለካ
      ዝተራእየካን ዝተሰመዕካን ስለ
      ዝመለስካለይ ብጣዕሚ የ ዘመስግን ምክንያቱ ዝተሰመዓናን ዝተራእየናን ጉድለትን ጽቡቅን ብናጽነት እንተድኣ ገሊጽና ክንራዳዳእ ንክእል ኢና።
      ሕቶኻ ክምልሰልካ ኣብታ ቅዳመይቲ መልሰይ ኢለካ ነይረ ዲያቆን ሓወይ ኢሎምካ ድኣ እምበር እቲ ዝነበረ ኩነታት ኣይትፈልጦን ኢኻ።
      ኣብ ገዛኹም ጸሎት ኣቃርጹ ተኣኪብካ ኣብ ገዛኻ ዝግበር ጸሎት ናይ ጴንጠ ድኣ እምበር ኦርቶዶክስ ኣብ ገዛ ተኣኪቦም ጸሎት ኣይገብሩን ኢዮም ኢሎምና።
      ንቤተ ክርስትያን ምጽላም ዝበሃል ሓፈሻዊ ጌጋ ኢዩ ሓቂ ምዝራብ ጸለመ እንተድኣ ኮይኑ ክቅጽሎ ኢየ።
      ደሓን ተራኺብና ዘለና ሓሳባት ንግለጽ ትብል እንተ ድኣ ኮንካ ግን ንዕብየት ቤተ ክርስትያ ክሳብ ዝኮነ ዘለኒ ግዜ ኣጻቢበ ክራዳዳእ ፍቃደኛ ኢየ።

  • @Mielikabifamily
    @Mielikabifamily 2 роки тому

    Nay bhaqi anbesa kahnat tebahilomsi kndi ztrnfus fah zeblu