Men kof kebilo dihiri igeda America nai military sugumti kiwosid muchuanu Ke resiuwodiyu? ISSU YIMERHOM KEMZELO EYU ZERIEYENA, WOYANECHE KOF TEBILOMDO? BIKEMEY KIBILTIGU? =" SHACH , MAT " ETHIO ERI = FINISH.
Ethiopia is ungrateful country.The USA has given many things to Ethiopia.Because of donations of the USA 🇺🇸 to Ethiopia,many things had been done.all the roads and airports were built with USA money.Ethiopian airlines is in this stage because of USA 🇺🇸.The USA has pumped many billion dollars in treating AIDS alone.in 10 years Ethiopia will look like Sudan now because of sanctions while Sudan 🇸🇩 will be in good condition because of support of USA 🇺🇸 in the next 10 yrs.
ሚዳና ንዕቢ ሳብ ስክራይብ ላይክ ንግበር
ራራ ሚድያ
ድምፂ ህዝቢ
ትግራይ ትስዕር💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏
ትግራይ ትስዕር።
ናይ ብሓቂ ተስፋ ናይ ምቅራጽ እዩ ዝምስል ሃገር ስለ ትንታነካ ነምስግካ
ትግራዋይነትካ
መመሊሱ ዝደምቕ ብዘይ ምኽንያት ኣይኮነን
➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖
ብጣዕሚ ዝገርም ሕቶታት ካብ ህዝቢ እናተሓተተ እንከሎ ህዝበይ ህዝብና ብጥምየት ክሃልቕ ተፈሪዱ፣ብሻዕብያ ክዉረር ክቕተል ተፈሪዱ ፣ብኣምሓራ ክዉረር ክሕረድ ተፈሪዱ ፣ብሚድያ ዓፊንካ ክሃልቕ ስለዘለዎ ተፈሪዱ ህዝብና ብጥምየት ይመዉት ኣሎ ይብሉ ኣለዉ ቆራፃት ደቂ ትግራይ ሰማዒ ሲኢኖም እምበር ቃልሲ
ሃየ ወዲ ትግራይ ቃልስኻ ብዉጥን ብደገን ምትእስሳር ብብልሓት ፈጢርካ ቃልሲኻ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናሓየልካ ኣንፃር ሴጣናዊያን ወረርቲን ኣንፃር ደም ሰብ ዝሰትዩ ገዝገዝቲ ዉሽጣዊ ባንዳታትን ብወያናይ በትርኻ ኣፅሪኻ ድሃኮ 👉ነዚ ጅግና ህዝቢ እዚ መስዋእቲ ሙዃን ድርብ ድርብርብ ክብሪ እዩ።
ሃገረ ትግራይ ብጀጋኑ ደቃ ደሚቓ ክትወፅእ እያ*
💪💪💪✊✊✊
ሰላም ተግራዋናይ 💖💖💖💖❤
Thank you for the detailed info
ሚዲያ ራራ ንክትዓቢ ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ዩዩዩ
ላይክ፣ሼር፣ኮሜንት እንዳገበርና ነዕቢያ ሃያ
ሃገረይ ንፉዕ ቀጽሎ ኣጆኻ ኣሎና ኣብጎንኻ ወዲ ሪመይ
ኣጆና መከራ እንተበዝሓና ዓወትና ግን ናይግድን እዩ ደቂ ጺዬን ማርያም
ደቂ ነጋሽን
ትግራይ:ትዕወት::❤💛❤💛❤💛❤💪💪💪💪💪💪💪💪👍👍👍
ንሰይጣን መን ክኽቶሎም ገና ግብኣተ መሬት ገና ከኣቱዉ እየም
ሲመልሸ አቢዲሳ አታ ረእሲ ሸክና ገፅን ልሳኑን ሐደ
ማጉላ
ራራ ሚዲያ ኣጀካ አብ ገዲኒካ አለና እዝአቶም እንታይ ይፈሉጡ ዝበሊዕሉ ፃሒሊ ዚሰቡሩ እዮም ትግራይ ድማ ትዕወት
እቲ መደብ ከም ዘሎ ኮይኑ... እታ ናይ መእተዊን ኣብ ሞንጎ ዘላ ሙዚቃ (ክላሲክ) ኣዝያ ደስ ትብለኒ ፤ ብዝተረፈ ፅቡቕ ስራሕ ትሰርሕ ኣለኻ፡ ሃገር ሓውና! ጅግና ፈታዊ ዓዱ... ወዲ ህዝቢ ፡
ትግራይ ትዕወት 💪
አጆኻ ቀጽል ጽቡቅ ኢኻ ተሕልፍ 👍
ኢንትሮ! ክትሰምዓ ብጣዕሚያ ደስ ትብል ከይትቖይርዋ
ራራ ሚድያ ኣጆኩም
Selam Selam Dak Tigray ❤️❤️❤️🌟🌟
ራራ ናትና ቀፅለሉ ሃገር ሓውና ኣንታ ጅግና
of course Tigray tiewet
🙏🙏🙏👏👏👏👏🌺🌺🌺🌹🌹🌹❤️❤️🌷
Tigray tewat ❤️❤️❤️🌟🌟🌟👍👍👍
Hager hawey xbuk agoka hawey natey
💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤💪💛❤ትግራይ ትሰዕር።
ክክክክክክክ ክክክክክክ ሸመልስ አጋስስ ያጣ ለማኝ ተሳድቦ ይሄዳል ይባላል
እሞሆይ ናብ ድግስ ዘለዎ ዳስ ከይኣትዋ ምስ ተኸልከላ "ካብ ከላእኹምኒ ኣነ ውን ጠንጢነዮ ኣለኹ" በላ ይበሃል። ሽመልስ ኣብዲሳ ስታይል!
👍👍👍👍❤️❤️❤️
Thanks
ግዚኦም እናኣኸለ ይመፅእ ስለዘሎ ዝዛረቡዎ እንኳእ ምንም ትርጉም የብሉን!! ርእሶም ዘይሰርህ ምዃኑ ጥራይ እዮም ዘምስክሩ ዘለው!!
ኣወት ትግራይ ግን ብደገ እያ ዘላ!! ኣምላኽ ጥራይ ናይ ህዝብና ግፍኢን መከራ ይኣክል ይበለልና!! ፀሎትናን ፆምና ኣዝናን ኣምላኽ ይብጻህ!!🙏🙏🙏🙏🙏❤️💛❤️💛❤️💛
የቀኔልና ራራ ሚዲያን ሃውና ሃገር🙏🙏🙏
በርትዕ ራራ
Welcome back 👏🙏🌹❤️🌺🌷
💛💛❤❤💛💛❤❤🙏🙏🙏
የሂማደረሰአለብን
ገንላምሸመልሲፋንደያ
ፕሮስታንት የድያብሎስ ሃይማኖት እዩ 100%
Tigray tiewet 💪♥
ደመቀ መኮነን እሱና ቤተሰቡ ጠግቦው ስላደሩ ኢትዮጵያ በልፅጋለች (እየበለፀገች ነች) ይለናል የዛገ አስተሳሰብ
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👏🏾👏🏾👏🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾
Tigray 😭😭😭😭
ምን ጉድ ነው ዲፕሎማሲ የሚባል ነገር አይታወቅም ማለት ነው:: አሜሪካ እኮ የዓለም ሃያል አገር ናት:- ጫና ስትፈጥርም ተከታይዋ በጣም ብዙ ነው::
አንጨብጫቢ የሆነ ህዝብ
Yes yes that’s true 👏👏👏🙏🙏🙏🙏🌹❤️
Welcome Rara
ኣብ ቀረባ ግዜ ዓባይ ትግራይ ምስ እዞም ስሕዋት ሪእሲ ክሳብ ማዓዝ
ኣየ ጦብያ እውነትም ሽርት መመሪ ምስ ዝተዛረበ ኩሉ ጨብጨብ ምድረ ኣንጨብጫቢ
ናይ ፕረዝደንት ባይደንን ናይ ወፃኢ ምንስተር ብሊንከን ጥዑይ ስእሊ ተጠቀሙ ምስ ይቅረይታ:
ሃገረይ እንካዕ ድሓን መፃካ ናይ ኢትዮጵያ ሰበስልጣን ኢና በሃልቲ ዓደውጀው ኣይገርመናን ግን ናይ ኢትዮጵያ ህዝቢ ሾርት ሚሞሪ ስለ ዝኮነ ስቅ ኢሉ የንጨብጭብ ግን የትግራይ ህዝቢ ምስ እዚኣቶም ሓቢርካና ምንባርና እዩ ዘሕዝነካ ግን ኣዮና ኩሉ ክንሓልፎ ኢና
Selzeh hezbun yeneqeza seda neber cemegebut yeneberew ? Yasazenal weletabesoch .
ሽብርተኛ ናይ ከሐዲ አቢይ አሕመድ መንግስቲ ሕጊ ንምኽባር ብዝብል ሐሶት ወረርቲ ናይ ወጻኢ መንግስታት ብምግባዝ አብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዘርኢ ምጥፋእን ናይ ጦር ወንጀልን ብምፍጻም ሕጊ እናፍረሰ ይርከብ። ዝግብኦ መቕጻዕቲ ብምርካብ ክሰዓር እዩ።
ሰለስተ መሕፈርቲ መራሕቲ ኢትዮጵያ።ንህዝቢ ኢትዮጵያ ዝነቐዘ ስርናይ ንቅልቦ ነየርና ዶ በለ ሺመልስ።የአፍ ወለምታ በቅቤ አይታሽም ።አሉ አይደል በቋንቋቸው።
Shimelis🦍 Adwa? How?
Demeke 🐄 Biltsigna?
ሽመልስ ንህዝቢ ዝነቀዘ ስርናይ ይምግብ ኔሩ ሰለዚ ነብ ፍርዲ ይቅረብ እዚ ዘይበሰለ ዕትሮ ።
👍👍👍👍💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💊💊
ናብ ትግራይ ክዓቱ አይኽዕል ቪዛ አይዋሀቦን ወይ ድርሽ
ቆይ ኣንተ ፈሳም ታያታለህ ትግሬዋ እንደ ኣሜሪካ በፓሰፖርት ነው የምትገባት ። ኣሜሪካ መቸነው ሰንዴ የምትልክል ትል ነበርክ ኣሁን ደህና ሻዕቢያ ትሰጥሃለች።
መሕዘኒት ሀገር ልዕሊ100 ሚሊዮን ዘለዋ ህዝቢ በዚኦም ትምራሕስ ተሕዝነካ ምብታና ድማ የመና የሕጉሰካ
Tigrina alert!
1) Temelkitna (twisted Amharic) = ri'ena (Tigrina) = we saw (English)
2) sihtet (td Amharic) = gyega (Tigrina)= mistake (English)
3) mikitl (Amharic) = mitik'e (Tigrina)= vice (English).
Lets purify (deAmharanize) Tigrina!Tigrina first!
Kela kufu weyane dea tetfa ember zerebeh wedob aykonen
Men kof kebilo dihiri igeda
America nai military sugumti kiwosid muchuanu
Ke resiuwodiyu?
ISSU YIMERHOM KEMZELO
EYU ZERIEYENA, WOYANECHE KOF TEBILOMDO? BIKEMEY KIBILTIGU? =" SHACH , MAT " ETHIO ERI = FINISH.
እዙይ ይንእሶም እዞም ሓሰውቲ
Wwwwwwwww
Nay mafya ekibkabat serektip
ኣይ ሽመልስ ደንቆሮ በምን ኣእምሮህን ይገባሃል ምድረ ድናቁርት ተስፋ ስለቆረጡ ናቸው ኝኝኝ የሚሉት
Ethiopia is ungrateful country.The USA has given many things to Ethiopia.Because of donations of the USA 🇺🇸 to Ethiopia,many things had been done.all the roads and airports were built with USA money.Ethiopian airlines is in this stage because of USA 🇺🇸.The USA has pumped many billion dollars in treating AIDS alone.in 10 years Ethiopia will look like Sudan now because of sanctions while Sudan 🇸🇩 will be in good condition because of support of USA 🇺🇸 in the next 10 yrs.
You are muster maid bro