ማእሰርቲ ስድራቤት በብእብረ!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 87

  • @eyobtes5588
    @eyobtes5588 4 роки тому +12

    ዝኸበርካ ጅግና ረድኢ ማሓሪ ብሓቂ ብሓቂ ስለቲ ኩሉ ኣብ ጎድኒ ዉጹዕ ህዝብኻ ትገብሮ ዘለኻ ብልቢ እንዳ ኣመስገንኩ እንታይ ግድኻ ለካሚኦም ከምዝኸዉን ክስቆሮም ይግባእ ኢዩ ጻሕጻሒ ሙስጦፋ ኑር ሑሴን ሓደ ካብቶም ሓላፍነቱ ተጠቂሙ ንህዝብና 50፥000 ኣምጽኡ እንዳበለ መእለያ ዘይብለን ስድራቤታት ዘከላበተ ሓደ ኢዩ ። መወዳእትኡ ግና " መርገም ወላዲ እንተዘይቀተለ የዕነኒ " ከምዝበሃል ኣዕነንዩዎ ጥራይ ዘይኮነ ለኻኺምዎ ኢዩ ! ። ሕጂ እዉን ክለኻኽሞም ኢዩ እንታይ ግድኻ !!!

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 4 роки тому +1

    Thanks brother Redie Mahari 🇪🇷❤💪💯

  • @4stargeneral542
    @4stargeneral542 4 роки тому +2

    ዕድመን ጥዕና ን ይሃብካ ባባ ረድኢ

  • @aronyonas2951
    @aronyonas2951 4 роки тому +24

    ህግደፍ ክሳብ ሕጂ ን30 ዓመታት ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ኤርትራ ዝፈጸምዎ በደል ማእለያ የብሉን::
    ዉድቀት ንጉጅለ ሸፋቱ ህግደፍ!!!

  • @wediasfha2475
    @wediasfha2475 4 роки тому +27

    ሎሚ ኣብ ናይ ጅግና ረዲኢ ኣለና መጀመርያ ኮመንት ጽሒፈ ላይክ እስከ ሃቡኒ ደቒ ኤረይ

    • @letigebrekristos3282
      @letigebrekristos3282 4 роки тому

      እንታይ like ክንህበልካ
      ሰብ ርእሱ ሓሚሙ ክሰምዕን ክጽሕፍን ደኺሙስ ድማ ንስኻ ድማ ተሓቢእካ ኔርካስ ሕጂ ላይክ ግበሩለይ
      ኢልካ ትልምን። ኣበይ ከ ከተሽርፎ ኢኻ።

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 4 роки тому +17

    በሉ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ስቃይ.ስምዕዎ.አለና ቲቪ ገና.ክትሕብር እያ.እሞ.እዝንኹም ክፈቱ ብፍላይ ህግደፋውያን ጽቡቅ ገርኩም ስምዕዎ.እሞ ብሓባር.ህዝብና ንድሕን

  • @belaineshyohannes4926
    @belaineshyohannes4926 4 роки тому +4

    It is so sad to hear such kind of situation may God bless the entire family and give them the stenght what they need to overcome the sadness🙏🙏😭😭😭

  • @ZYosef
    @ZYosef 4 роки тому

    Oh, I thank you for giving testimony about the suffering of our people. This is leadership is even worse than a Mafia organization-- it uses its people for graft and shake down. It's heartbreaking to hear all this suffering. We have to get rid of this regime, as you said, as soon as possible. It breaks my heart to hear this and we have to work hard to do whatever is needed to remove this leadership. What you do is important; it is a testimony on behalf of those whose voice has not been heard. It also shows the bleak situation our people are living under.

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 роки тому +2

    Redei always tegadalay and ready to sacrifice for the sake of our Eritrean society with out no questions..yes, you are always there to encourage us to stay our ground be principle based not unlike those who have become slave like and work for the betterment of one man instead of the opressed masses. TY brother time and time again..

  • @kidanewoldeslassie7462
    @kidanewoldeslassie7462 4 роки тому +2

    Our people had suffered so much heartache and bleeding heart. Very sad story. I pray for all parents for what they going through. The question is for how long?

  • @shabaykidane2698
    @shabaykidane2698 4 роки тому +1

    Ja

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 4 роки тому +1

    እህህህህህህህህ

  • @fretayohannes2346
    @fretayohannes2346 4 роки тому +1

    ኣረመአን ዝኮነ ሰብ ከምዚ ኣብ ኣለም የለን

  • @terhgasabeha9552
    @terhgasabeha9552 4 роки тому

    Thanks dude you started out with my favorite song.

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle4944 4 роки тому +2

    ኩሉ ሓቂ

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 4 роки тому +1

    Alena good programme continue.

  • @amlakymesgen5476
    @amlakymesgen5476 4 роки тому

    Eway hgdef si mealtkum tetsebeyu tray ktshnwa ekum 🙏🙏🙏💪💪💪🇸🇪🇸🇪🇸🇪

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 роки тому

    HAPPY NEW YEAR ALLENA MEDEA

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 4 роки тому

    ብጣዕሚ ይቀኒየልና ኩቡር በዓል ሕልና። ጥራይ ንዓይ ይጥዓመኒ ዘይብል ሰብ ኩቡር ሰብ ሓላዪ ህዝቢ። ከማኻ ሰባት ይብዝሑ ምስጢራት ናይዚኦም ኣራዊት ህግደፍ ዘቃልዑ።♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥⇡⇡⇡⇡⇡⇡⇡⇡⇡⇡⇡💪

  • @abdullaadem9039
    @abdullaadem9039 4 роки тому +2

    እዚ ቃንዛን መከራን በብእብሩ ድካየድ ድነበረን ደሎን ናይ ወይዘሮ ሂወትን አቶ ብርሃነን ጥራሕ ኣይኮነን : እንታይ ደኣ ቃንዛ ኩላህና ኢዩ ሞ : ቃንዛና ክፍወስን ክጎድልን : ሽግርና ነካፍል : ልክዕ ከም ኣያ ዑቕባይ ድዝርግሖ ድነበረ ዓወታት ህዝብና : ንሕናውን : እቶም ሰማዕቲ ሃየ ኢልና ንዘርገሓዮ : ሸር ንበሎ :::

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 4 роки тому +9

    ህዝቢ ኤርትራ ዘማሰነ
    ስርቂ ህግደፍ።
    ኣብ ሲናይን ሰሃራን ዝተኣስሩ መንእስያት ሲ
    ኣብ ኢስመራ ሓምሳ ሽሕ ወይ ካብኡ ንላዕሊ
    ንወለዶም ክኸፍልዎ ይሕተቱ እንተዘይብሎም
    ድማ ይእሰሩ እቲ መንእሰይ ድማ ይቕተል ወይ
    ድማ ኣብ ምጭፍጫፍን ስቓይን ይነብር።
    ህግደፍ ህግደፍ ህግደፍ

  • @gebrhiwotgebretnsai1920
    @gebrhiwotgebretnsai1920 4 роки тому +1

    Alena media tv I appreciate you about the Eritrean people problems everytime teaching the young Eritrean people migrant tragedy life and death in the Mediterranean sea and deserted to go to Europe everywhere in the world refugees after the Eritrean independent and again problems by Isayas Afewki all the problems Gebrhiwot GEBRETNSAI

  • @eritreanforfreedom1827
    @eritreanforfreedom1827 4 роки тому +1

    I feel so sorry, for his wife,his family and
    all Eritrean. This is our luck today.

  • @muniramir1626
    @muniramir1626 4 роки тому +8

    ኣብ ጥፍኣት ኤርትራውያን ኢሰያስ በይኑ ኣይኮነን ዝሕተት፡ ጀነራል ፊሊፖስ ውን ካብኡ ተዘይገደደ ምበር ዝሓምቕ ኣይኮነን

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 роки тому +2

      ሓቅኻ!!! ሓደ ካብቶም ኣብ ክንዲ ሃገር ከብዶም ዘቐደሙ ቀንዲ ተሓታቲ እዩ:: ግዜ ክፈርዶ እዩ::

    • @dyfyfchch9322
      @dyfyfchch9322 4 роки тому +1

      ኣዛዚኡን ሓላፊኡን ታሓታታይ ሓላፊየ ዝብል ብበሶሮ ሓላፍነት ሃገር ክመርሕ ብቅዓት ዘይብሉ ናይ ዉሻጠ ጽያቒ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተኣደነ ገንዘብ ኤርትራ ዝዘመተ ብሓላፍነት ኣዛዚ ተሓታታይ ኢሳያስ ዩ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ናይዚ ኩሉ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ

  • @arfessa2571
    @arfessa2571 4 роки тому +8

    ካብ መግዛአቲ ዝከፍአ ብኢሳያስ ሳዲስት ዝወርዶ ዘሎ መኣት አዚ ኢልካ ኢይዉዳን አዩ
    አቲ ዘህዚን ካብቲም ኮነላታት ጀሚርካ ስጋአ ጀነራት ክብዶም ኣግፊሆም ንህዝቦም ደም የንብአዎ ኣለዉ፡

  • @hageryshokoor2839
    @hageryshokoor2839 4 роки тому

    😭💔

  • @angeltrucking4793
    @angeltrucking4793 4 роки тому

    😭😭😭😭😭

  • @tzehayeberihun9981
    @tzehayeberihun9981 4 роки тому +1

    ሓው ረድኢ መሓሪ፡
    ንስኻ ቤተ መዘክር ሃገር ስለ ዝኾንካ፡ ክሳብ መዓልቲ ራህዋ ሃገር ብሰላም ክዓቑረካ ንጽልየልካ GBU

  • @nk-yp5yw
    @nk-yp5yw 4 роки тому +3

    ሕማም መንድዓት ኮይኑ ንህዝቢ ኤርትራ ንብርሰት ሃገርን ህዝቢን ዝመጸ ስርዓት ጉጂለ ህግደፍ ብዓል ጸሊም ታሪክ ብርሃን ህዝቢ ኤርትራ ዝይምነ ኣረሚን ዝኮነ ስርዓት ሸፋቱ ዝሓለፈ ባዕዳዊ መግዛእቲ ድኣ ካብዚ ናትኩም ዝከፍእ እኮ እይገበረናን ኣንቱም ጠላማት ንዑባ ግደፉ ኣብ ጸላም ኣይተንብርዎ ህዝብኩም ዘይኢዱ ኣይትፍደይዎ !!!

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 4 роки тому +1

    Thank you alena media TV it's true Esaias evil he's not from us =

  • @yohannesaradom8656
    @yohannesaradom8656 4 роки тому +6

    This message is the Criminal and Dictator Isayas and of course to the dogs and enablers followers the "yes sir" type individuals. Just let you know dogs are best friends of human beings. You are not the dogs like that; you are the dogs trained to bite Eritreans and guards to protect Isayas. There is a saying that goes like this : Nekulu Geze Alowo ! The Isayas time is coming to an end. The dogs time as well but awaiting you is Werdet for life. Just wait!

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 4 роки тому +1

    ጉጅለ ህግደፍ ነቶም 50,000 ክኸፍሉ ዘይከኣሉ ሽምግለታትን መራሕትን ሃይሞትን ካብ ሰንዓፈን ከባቢኣን ብሓይሊ ናብ ከባቢ ጾሮና ወሲዱ ዲጋ ኣስሪሕዎም :: ብሰንኪ ሕማም ድማ ብዙሓት ካብኣቶም ሞይቶም ኢዮም ::
    እዚ ብዑሉግ ጉጅለ ህግደፍ ዘይገበሮ ነገር የለን

  • @alexkahsay3997
    @alexkahsay3997 4 роки тому +8

    አንታይ ዩ ዝደፍኖ ዘሎ አዚ ህዝብን ሰራዊትን ኮ ይገርመና ኣሎ። ሽግር ህዝቦምን ሃገሮምን ኣብ ባይታ እንዳረኣይዎ ሲ ነዚ ሓደ ከዳዕ እሰያስ ሙኻን ክስእኑ በቃ።

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 роки тому +3

      ሰላም ሓወይ!
      እዚ ጠላም ኣረመኔ ክሳብ ሕጂ ኣይምጸንሐን ግብሩ ስለዝፈልጥ ካብ ቀደም ብልዑል ጥንቃቐ ተሰንዩ ምስ ተራ ህዝቢ አይቀርብን::ፋሕ ዝበሉ ቡዙሓት ሓለውቲዩ ዘዋፍር::

    • @alexkahsay3997
      @alexkahsay3997 4 роки тому +2

      @@aronyonas2951 ጽቡቅ ኣለኻ ክቡር ሓው።እቲ ዘሕዚን ግን ከኣ ኮ እቶም ንዕኡ ዝሕልዉ ዝነበሩን፡ዘለዉን ሰራዊት ኤርትራ ሙኻኖም ዩ።

    • @nomore5845
      @nomore5845 4 роки тому +3

      ነዚ ሓደ ሰብ ምዃን ዘይኮነ ዘገርምስ ነዚ እኩይ መጽነቲ ስድርኡን መጥፍኢ ሃገሩን ምድጋፉስ አየስደምምን ዶ?

    • @nomore5845
      @nomore5845 4 роки тому +3

      Aron Yonas እቲ ክሳብ ሎሚ ደው ኣቢልዎ ዘሎ ኤርትራዊ ባዕሉ ደው ከምዝብል ገርዎ ዓይኑ እንዳርኣየ ተደፊንዎ።

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 роки тому +2

      @@nomore5845
      ልክዕ!!! ክቱር እምነትናን ሕምቀትናን
      ኣብ ዉርደት ጥፍኣት ስቓይ ስደት ፋሕ ብትን ከይኣክል ክሳብ ሃገር ዝኣክል ናብ ዋጋ ዕዳጋ ትቐርበሉ ግዜ በጺሕና::
      ዓለም ንኽትአምኖ ዘጸግምዩ::

  • @moss446
    @moss446 4 роки тому +11

    Iseyas Chew Egru

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 роки тому +4

      እዚ ኣረጊት ሸይጣን ዝረገጻ መሬት
      ትነቕጽን ሰላም ኣይትረክብን::

    • @mannieberhanu3469
      @mannieberhanu3469 4 роки тому +2

      Always but I had no clue though but today I serve the masses not the devil anymore..

    • @aronyonas2951
      @aronyonas2951 4 роки тому +2

      @@mannieberhanu3469
      Isayas has always been master of lying n cruel heartless "person".

    • @yohannesaradom8656
      @yohannesaradom8656 4 роки тому +1

      Isayas is born criminal and has criminal mind. If at all there is what you call Tsey-tan (the devil)! That is his life.

  • @elfagebrehiwet9444
    @elfagebrehiwet9444 4 роки тому +2

    የቀንየልና ሐውና ረዲእ ማሐሪ ኩሉ ሐቂ እዩ ካብአቶም ሐንቲ አኽበረት ዓንደብርሃን ዝተባህለት ዝተጣየሰት አማሐዳሪት ዓዲ ተመሪጻ ብሰበሰብ ብፍልጠት ዘይኮነ ብዙሕ ሰብ ዘባሳበሰት እሱ ጥራሕ አይኮነን አብሞባእ ቤተክርስቲይን ከሙኡውን ካብ ከምዚኢታት አኪባ ቦጥ ናይ ማይ ገዚአ ዓዲ ሙሉእ ማይ ዓጽያ ናይ ዓዲ ዒላ ተጠቂማ ብሐይላ ምስ መሻርኽታ ንዓዲ ብሐይሊ ካብአ ከምዝገዝእ ማይ እሱዉን ሰባት እናመረጽካ መሬትን ሕርሻ ናይ ህዝቢ ብሐይሊ ከምድሌታ ዝገበረት ሰብ አብ እዳ ሕርሻ ከይዱ ሐቲቱ ንሕና ንፈልጦ የለን ትእዛዝ ብላዕሊ አይመጸናን ባዕላ ትገብሮ ዘላ እዩ ኢድና አይነእትወሉን ኢሎም መሊሶም ብዙሕ ሕማቅ ዝገበረት ጉቦ እንዳ ሃበት ንሐለፍቲ ሪኦም ከምዘይ ረአዩ ካብአቶም ሐንቲ እያ ንጉአላ ስግረዶብ ሰዲዳ አላ ጉአላ አብ ጀርመን ኢዳ ሂባ ትነብር ከም ዉጹዕ ኤርትራዊ አዲአ ጃሱስ ሰብ ተባሳጩ ንግዜ ንሃቦ። ዝተማሃረ ይቅተልካ ንብዓት ውጽዕ ሰብ 😭😭😭 ዘይተነግረምበር ዘይተገብረ የለን። እቲ ብፍላጥ ኮነ ኢሉ ንሰብ ዝአሰረን ንብረት ሰብ ብሐይልን ብስርቅነ ዝወሰደ ሕጊ ምስ መጸ ነብሲወከፍ ሰብ ክሕተተሉ ዘለዋ እዩ አፍ መሊአ ከአ አብ Tv ኤረይ ጃሱስ ኔረ ጃሱስ ከአ አለኹ ኢላ ተዛሪባ ንዕቀት ህዝቢ።

  • @harryhannes5042
    @harryhannes5042 4 роки тому

    እንተተቆጺሩ ዳአ ማእለያ የብሉን እኮ ብዝኾነ ግዚኡዩ ምእንቲ ሞጎጎ ተባሂሉ እምበር ማዓስ ቀሊል ወሪዱ አብ ህዝብና።ተጋ አያና ረድኢ ውርድ ኢልካ ክብረት ከይደለኻ ትገብሮ ዘለኻ ሕማም ህዝብኻ ምዝራብ ዓቢ ክብረትዩ ።

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 4 роки тому

    ወዲ ረድኢ ጅግና በሎም ድኣ ነዞም ዓመጽቲ።

  • @stellagirma8312
    @stellagirma8312 4 роки тому

    Btami zehzn entay Aynet Hiwet yu ezi😭😭😭

  • @beyblademaster4445
    @beyblademaster4445 4 роки тому +4

    አኮይ ወድ ኮቢሊሉ 50 ሽሕ ክፍል ኢሎሞ ወደይ እኮ ካብ ኢዲኩም ጠፍኡ 50 ሽሕ ክፍሉኒ ንዓይ እምበር ኢሉ ሐቶቶም አኮይ 75 ኢዩ ዙትክፍል እተኮንካ 3ማእቶት ጸርግያ ትስርሕ ኢሎሞ አጋጥሚ ንዓዲ ክደና ስለ ዝነበርና ክፍሊናሉ ዘይብሉ ስብ 3 ወርሕ ማእቶት ይስርሕ እሞ ካብ ኢዳም ዝጠፍኤ ስብ ንምንታ ስዳራ ይሕተት ስፍራ ከሐቱ ዝግባኤ ተመልሳ ?ይሕተቱ

  • @hezbawitlijam2703
    @hezbawitlijam2703 4 роки тому

    ደዳሕራዩ ዝክፍእ ዛንታ!!!

  • @gebrehiwetgebregergis4511
    @gebrehiwetgebregergis4511 4 роки тому +1

    ክክክክክክክ

  • @איובירגא
    @איובירגא 4 роки тому

    amharay

  • @welesharegay6326
    @welesharegay6326 4 роки тому

    Likialeka wedi Mehari ayiwe kindey konmitegelez

  • @samitekia8631
    @samitekia8631 4 роки тому +1

    serawit yelen ab eretra kulu beyen ymoluk tray eu zhasib zelo gelio ka ykubll ythaz etom nejaws halefti tray eyom gele kgebru zelewom

  • @shabaykidane2698
    @shabaykidane2698 4 роки тому +1

    Ew. 5 25

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 4 роки тому +1

    ሓው ረዲኢ ብሓቂ ንምልዕዓል ዝሰምዕ እንተተረኽበ ቶባእ ተዲድካ ሕልፈት የለን ኢሉ ገለ ጅግና ናየሕዋቱ ስውኣት ካሕሳ ክኸፍል ሃየ ሰዓቡኒ ዝብል እንተተረኽበ ደኾን ይርከብ ጨጉዋር ዳንጋ ዶ ኣለኻ ስዓቡኒ መቃለሲ ጎረበት ትግራይ ኣለና ኢሳያስ ተዛሪብና ገደደምበር ሓሸ ዝበሃል የለን መስፍን ሓጎስ ግዜ ኣይትሃቦ ዕድለኛ ኢኻምበር ከም ብጾትካ ዒራዒሮ ምኾነ ሕጂኸ ነጻ ኣየር ተተንፍስ ኣለኻ ንዓኻ ከይቀንጸለ ዕረፍቲ የብሉን

  • @ኤረሃገረይምድረባሕሪ

    ህግደፍ መንደፍ ዓዲ ኣጽኒቶማ እዮም

  • @ghebre-michaeltberhane743
    @ghebre-michaeltberhane743 4 роки тому +1

    tsibuk programt tehilif alocha nay hasabat forum ente timsrat mehageze ebel

  • @visionhomeschoolingfamily
    @visionhomeschoolingfamily 4 роки тому

    Higdef mendef

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 4 роки тому +1

    Mr tekeste habtemariam (sguau) $50.181.0050shin Mieti semania haden dollar feridini ab zoba berki staedakistian 2009 eu.sagu danba eu...

  • @rahwaadem7945
    @rahwaadem7945 4 роки тому +1

    bad storey why why

  • @tesfahansmael3186
    @tesfahansmael3186 4 роки тому +1

    ልክዕ ኣለኻ ጸብጺብካ አይ ዉዳእን እዝ ድያኣብሎስ ኣጽኔትኣ

  • @kibreabghebre3945
    @kibreabghebre3945 4 роки тому +3

    Mesta Tewelde kemue zeblun yewrdelom rugmat

  • @gchi9955
    @gchi9955 4 роки тому

    ዘገርምንዘሕዝንን ትንታኔ የቀንየልና አለና መድያ .ኢሳያሰን ከድዓት ሀነፍነፍ ብሀልትን ጨካናት ተሐባበርቱን ብእከይ ተግባራቶም አብ ህዝቢ ቀሪቦም ዝግበኦም ፍርዲ ብዘይጥርጥር ክረኽቡ እዮም ዓወት ንውጱዕ ህዝቢ ኤርትራ .

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 роки тому

    LIKE ALFA ,OMEGA

  • @awetsolomun3292
    @awetsolomun3292 4 роки тому +1

    AMLAK ykebelo

  • @bfeb2343
    @bfeb2343 4 роки тому

    ንጹሉል ሰብ መለኮታዊ ስልጣን እንተሂብካዮ
    እሱ ኢዩ ትርፉ

  • @tsegayzede4867
    @tsegayzede4867 4 роки тому

    በጣሕ ኣይትጸሮን ጉድ ናዞም ኣዛብእ !!!!!!"

  • @salihhagayta5547
    @salihhagayta5547 4 роки тому +1

    Zihizin eyu

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta8719 4 роки тому +1

    እትይ አቤይ ናይኤርትርያ ውርደት ሐዘን ።

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 роки тому

    AB 21 CENCURE HAW N HAW KEM ANSSA YBALA-ANEW BELO NMEDEA AYQONQON10 CENTURE.

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 роки тому +2

    MAKEY AMAKARI DABILOS ASEYAS AFORIK KOBILALIYA AZAZI NEKES KAA ASARI FERADI NAY HASOT MAARIG KAA TESHEKAM!!!!!!?

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 роки тому

    Kalis HIZIB ERITREAN BITIAINAN MOBOKOLU ZIXELIA SEB TIMIRAH BIMIBARAN DIHIRU KAA LAALAWAY MERAHI MUKONUN EYU ETI XEGEM NEYIRU!!!!!?

  • @mleteberhe4215
    @mleteberhe4215 4 роки тому +1

    Bhigdef mendef zeytegebre neger yelen zeytenegre neger tray eyu zelo

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 4 роки тому

    ZEYTENEGERE AM BER ZEYTEGEBERE YLON GN AZE HMAM 60 AMET N 22 C.ZEMEN MED-HANET KRKEBO DYU ?ANE ZESEKFENE EYU MO KEM CORONA FEWSE DLEYLU KTSEIDKU GUD !

  • @kokobhelu880
    @kokobhelu880 4 роки тому

    Aenita hewey neskake aebey nereka kabitom zaesiru dika weys kabitom. Ziseru.eika suburis keme tuauey may yeitu zebaheli. Kemze natika eu

  • @mhaymanot1290
    @mhaymanot1290 4 роки тому

    Ehhhhhh natnas nbeynu eyu, n Issayas bmdgafom lEli sebom Eritrean zkonu zmeslon aklabat nay hgdef ablbkum temelesu, hzbna megzaEti Issayas merirwo eyu delo.

  • @አርትራዊኢየበሎም
    @አርትራዊኢየበሎም 4 роки тому

    50 ሽሕ ዶ ኣዘከርካኒ ክንደይ ሃብታማት ኢክሊ ዝተሃገሩ ከ ካብ ገዞም ኢሞ ኻኣ ነጋዶ ዘይ ኮኑ ሓሪሶም ዛኣከብዎ ኣብ ዓዲኻላን ከባቢኣን