Long live DR Abraham Teklu! U’re a genuine person and honest . I applaud u for your courage and determination to tell it as it’s 👍I wish the eeeyane and their korakur learn from u! I wish u nothing but the best brother🙏
I am always think about this guy’s intelligence. He is always fair and have a clear vision. He considers not only his pain but also other pains too. I am completely agree with his resolutions to solve the disagreement between the state of Eritrea and the people of Tigray.
Mr. Abrham , maybe by far you are the best and the most measured and wisest Tigray intellectual I have ever had the pleasure to listen to. Your worldview I share hundred percent! Your perspective and analysis is so to the point that in any passible future negotiation between Eritrea and Ethiopia, I would hope you would be a participant. I think you could bring about a great deal of good and peace to the region that desperately needs… Having said that , your host Was the typical Tigrayan media personality that is hell bent on perpetuating and that has drunk the Kool-Aid Vis- vi chauvinism of the Tigray elite and hyperbole of Eritrea hatred
This intelectual/politician is really fantastic and I am commend him as the right person for Tigray and can contribute crucial role for the peace and cooperation of the region
ua-cam.com/video/9qA3RUEyEqc/v-deo.html
Abraha Teklu brave young man in a do it or leave it situation of Tigrai (Tigray).
I’m from ERITREA I like your gust his wise realty thinking Tigray needs more people like your gust
ጋዜጠኛ ካብ ፕሮፌሰር ኣብርሃ ተኽሉ ክትመሃር ኣለካ፡ ስለ ኩሉ የቐንየልና ፕሮፌሰር. 🇪🇷💞👏
መምህር... ኣብራሃ... ተኽሉ, ናይ ብሓቂ... ሰፊሕ... ኣእምሮ... ዝውንን.... ናይ ሕልና ሰብ. ዕድመን.... ጥዕናን... ይሃብካ
Tigray they need people like you well informed and educated and informed good luck professor
የቐንየልና እንኳዕ ተፈጠካ! ትግራይና ከማኻ ዝበለ ብሉፅን ንቑሕን ህዝባውን ሰብኣውን ኣተሓሳስባ የድልያ'ሎ"መምህር ኣብርሃ ተኽሉ" ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ምስ ሓቅን ክውንነትን ጠጠው ካብ ዝበሉ ቅድሚት ዝስራዕ ብሉፅ ተንታኒ ፖለቲካ መምህር ኣብራሃ ተኽሉ ክብረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ክቡር መምህር ኣብርሃ ኣንባሳ ሓደ ክንዲ ሽሕ። ንፍጹም ቅንዕና ዝመልኦ ትንታነካ መግለጺ ቃላት ይሓጽረኒ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Kulen nay brakhe show kale meteyku ysemeo eye gn 1970 ታት atehasasba zelewon tkmegna nay kedem TPLF eyu zmesleni !!
አብ ትግራይ ብዘይካ እዚ ወዲ ምሁር ዝበሃል የለን።ናይ በሓቂ ምሁር ናይ በሓቂ ለባም.።❤❤
መምህር ናይ ብሕቂ ትግራዋይ ዲካ ብሓቂ ልቦና ዝሞላኦ ስነ ሓሳብ ብሓቂ ኩሉ ተምጽኦ ሓሳብ ቁቡል እዩ ኣንበሳ ❤❤❤❤
አንቱም ምዓስ እዩ ዝርድአኩም፧ ንሕና ኤርትራውያን ዋላሓንቲ ካባኹም ተጋሩ ንደልዮ ነገር የለን፦ ሸረፍኩም ሒዝኩም ሰላም ጥራሕ ሃቡና፣ ዶብና ብቁርጡውን ዘመናዊን መንገዲ ተጠሪሩ እዩ ንስጦቢያውያን ክአ ንሓዋሩ ተረጊጡ እዩ፦ ስለዚ አደብ ጌርኩም አብታ ጋቢያ ክልልኩም ሰላም ጌርኩም ስጋብ ዘነበርኩም ጊዜ ንሕና ከበርኩም የብልናን፤ ቀንጠብጠብ ቴልኩም ግን፣ ከምታ አቲና ሚሳይላትኩም መንጢልና ዘደከርናኩም፣ ክንድክረኩም ኢና፦ ስለዚ፣ ብዛዕባ ጉዳይኩም እምበር ብዛዕባ ዝምድና ዶ ሽንጫር ዶ ምስ ኤርትራና ደው አብሉዎ፦ ኪዱ ምስ አምሓሩ፣ ዓፋርን ኦሮሞን ተላዚብኩም ብሰላም ንበሩ፦ አኸለ፦
Teacher Abrha Tekilu edimen tianan yhabka fetari ::እንኮ ሓደ ለባም ንኹሕ ትግራዋይ ሰናይ ናይ ጎራባብቲ ዝፈቱ ናይ ሕልና ፍጡር. ጎረቤትና. ንሕና ኤርትራውያን ኤረትራውያን ብጣዕም ነመስግናካ.. ከመይስ ምንባር ሕልና ስለ ዝኾነ .ከማኻ ይብዝሑ ትግራይ ሰላም ክትራክብ ምስ ጎራባብታ
አንቱም ምዓስ እዩ ዝርድአኩም፧ ንሕና ኤርትራውያን ዋላሓንቲ ካባኹም ተጋሩ ንደልዮ ነገር የለን፦ ሸረፍኩም ሒዝኩም ሰላም ጥራሕ ሃቡና፣ ዶብና ብቁርጡውን ዘመናዊን መንገዲ ተጠሪሩ እዩ ንስጦቢያውያን ክአ ንሓዋሩ ተረጊጡ እዩ፦ ስለዚ አደብ ጌርኩም አብታ ጋቢያ ክልልኩም ሰላም ጌርኩም ስጋብ ዘነበርኩም ጊዜ ንሕና ከበርኩም የብልናን፤ ቀንጠብጠብ ቴልኩም ግን፣ ከምታ አቲና ሚሳይላትኩም መንጢልና ዘደከርናኩም፣ ክንድክረኩም ኢና፦ ስለዚ፣ ብዛዕባ ጉዳይኩም እምበር ብዛዕባ ዝምድና ዶ ሽንጫር ዶ ምስ ኤርትራና ደው አብሉዎ፦ ኪዱ ምስ አምሓሩ፣ ዓፋርን ኦሮሞን ተላዚብኩም ብሰላም ንበሩ፦ አኸለ፦
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ለባም ፈታዊ ስላም :: ስላም ይሃብካ ::
Eway niska kitkewn neruka merahi nay Tigray east Africa keman selam mikonwt🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Degafi awel seid timesl
@@Halamadr146እንታይ እሞ ተኾነ።
ኩልና ኤርትራውን ደገፍቲ ኣወልን ምም ኣብርሃ ኢና።
@@ተስፋ-በ6ሐ√√√
አቶ አብርሃ ተኽሉ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ሐደ ክንዲ 6 ሚልዮን ትግራዋይ
መምህር ኣብርሃ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ናይሰላም ጎስጓስ ብጣዕሚ ዝድነቕዩ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ(GOD BLESS YOU)
❤❤ጅግና ሓውና ሓቀኛ ❤❤🎉🎉❤❤
ትግራይ ሐደ ንስኻ ዝበለጽካ ረኺባ
መምህር ኣብርሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጥዓሚ ጽቡቅ ዝኮነ ትንታነ ከማካ ይብዝሑ
Long live DR Abraham Teklu! U’re a genuine person and honest . I applaud u for your courage and determination to tell it as it’s 👍I wish the eeeyane and their korakur learn from u! I wish u nothing but the best brother🙏
This man is intelligent and wise. 🙏
I am always think about this guy’s intelligence. He is always fair and have a clear vision. He considers not only his pain but also other pains too. I am completely agree with his resolutions to solve the disagreement between the state of Eritrea and the people of Tigray.
መምህር አብረሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ኣነ ሓንቲ ኣየ ዝብል ንሳ ካኣ እዞ ሰብ እዚ ንትግራይ ክመርሓ ኣለዎ ኢለ እየ ጾሎት ዝገብር መክንያቱ ምስ ኢርትራ ሰላም ክወርድ ስለ ዝደሊ መምህር ኣብራሃ ቡሱል ሓሳብ ባሓቂ ንፉዕ ከይመስጉንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እየ ❤❤❤❤
ኣብ ጉዳይ ኢትዮ ኤርትራ እትህቦ መግለጺ ዘላቂ ለውጢ ስላምን ዘምጽእ ብሙኳኑ we realy apreciate you. ትግራዎት ናቶም ጉዳኣት ጥራይ ክጽብጽቡ ክነብሩ እንተኮይኖም ግን ወያነ ኣብ ህዝቢ አርትራ ዘውረዶቶ በደል ባዕልና ንጽብጽቦ፡፡
መምህር ኣብርሃ እንጀራ ዓለም ብላዕ። ንዕርቅን ሰላምን ፍትሕን መሰረት ሐቅነት እዩ። ህወሐት ን30 ዓመታት ሐሶትን ጽልእን ዝመልኦ ኣስተምህሮ ብምሃብ ንህዝቢ ትግራይ ኣኣሚንዎ።
Thank you i am so proud of you teacher Tigiray seb alewa ❤❤❤
መምህር የቀንየልና ከዳክሙካ እዮም አይርዶኦምን እዩ። ኤርትራ ናይ ትግርኛ ሃገር አይኮነትን ትግርኛ ካብቶም 9 ብሄር ሐንቲ እያ። አብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዘወረደ በዘረባ አይኮነን ብመፅሐፍ ተፃሒፉ ተደሪሱ አይዉዳእን እዩ ከነዘንቱ ግዜና ዝአከለ ይመስል አዉያትና ሰሪቆምና ዝበሃል ከምዚ ናትኩም እዩ።
❤❤❤ ጀግና ትግራዋይ ። ንፍዕ መስተውዓሊ
I have big respect for Abreha
ዝገርም አቃራርባ ጅግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Memhr so intelligent ❤❤❤❤nitigray kitmeha neruka 🇪🇷 😍 👌
God bless you Professor Abraha!
ጽቡቕ ሓሳብ ኩሉ ግዜ ንሰላም ኢካ ትዝምር አሞ ኣምላኽ ንህዝብታት ትግራይ and ኤርትራ ሰላም የውርደልና አምበር ብስደት ፍታሕ ክመጽኢ ኣይክኣልን አዩ
አንቱም ምዓስ እዩ ዝርድአኩም፧ ንሕና ኤርትራውያን ዋላሓንቲ ካባኹም ተጋሩ ንደልዮ ነገር የለን፦ ሸረፍኩም ሒዝኩም ሰላም ጥራሕ ሃቡና፣ ዶብና ብቁርጡውን ዘመናዊን መንገዲ ተጠሪሩ እዩ ንስጦቢያውያን ክአ ንሓዋሩ ተረጊጡ እዩ፦ ስለዚ አደብ ጌርኩም አብታ ጋቢያ ክልልኩም ሰላም ጌርኩም ስጋብ ዘነበርኩም ጊዜ ንሕና ከበርኩም የብልናን፤ ቀንጠብጠብ ቴልኩም ግን፣ ከምታ አቲና ሚሳይላትኩም መንጢልና ዘደከርናኩም፣ ክንድክረኩም ኢና፦ ስለዚ፣ ብዛዕባ ጉዳይኩም እምበር ብዛዕባ ዝምድና ዶ ሽንጫር ዶ ምስ ኤርትራና ደው አብሉዎ፦ ኪዱ ምስ አምሓሩ፣ ዓፋርን ኦሮሞን ተላዚብኩም ብሰላም ንበሩ፦ አኸለ፦
መም/ር ኣብርሃ ተኹሉ ንቁሕ ተንታንን ሙሁርን እዩ።
Memhr abrha ❤❤❤❤❤ smartest person in ethiopia 🇪🇹 ❤
🌹❤🙏 ኣቶ ኣብራሃ መስተውዓል ትግራዋይ
መምህር አብራሃ ተክሉ አገላልፂ ብጣዕሚ ሓሪፍ
Brilliant explanation with clear vision.
መምህር ኣብርሃ ሓደን ኪንዲ ዓሰርትን እዩ. ክብሪ ይሰማዓካ. 🙏
mature discussion, well done Abreham
ዘደንቕ ኣገላልጻ ጅግና ተቓላሳይ ናይ ሰላም ኣምበሳድር ኣጆካ በርትዕ።መምህር።
ብዓይኒ ሓቂ ሓሳባት መሪሕነት ወያነ ብመንእስያት ትግራዎት ተበሊጾም ኢዮም ።
ብህድኣት ረቂቅ ፓለቲካዊ ራኢ ዘሎዎም ኣዚዮም ካብ ህዋሓት ዝተፈለዩ ኢዮም።
ኤረትራውያን መንእሰያት ግን ጋና ብዙሕ ኢዩ ዝተርፈና። መጺምና ንህግደፍ ክንበቅዖም ኣይካኣልናን ።
ዋላ እቲ ብሉጽ ሓሳብ ኣለዎ ትብሎ ኤረትራዊ ንጹርን ህድኡን ፍሉይ ቅማረ ፓለቲካዊ ፍታሕ ኤረትራን ኤረትራውያኝኝ ኣየንጻበረቅናንን
I like this person . Because he has cleared ideas and I hope this idea will come true soon . Everyone should work hard to bring peace and personality.
ሎሚ ንመጀመሪያ ግዜ ትግራይ ሰብ ረኪባ 👌
መምህር ኣብርሃ ክብሪ ይሃብካ ብሱልን ቅኑዕን ሚዛናውን ሰብ።❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንመምህር ኣብርሃ ተኩሉ ላይክ ሂበዮ ኣለኩ❤
I Ricpect you bro 💖💖💖 from ER ❤️❤️❤️❤️❤️
ማለተይ ካብትግራይ
ክብረት ይሃብካ መምህር ኣብርሃ ፡ እቲ ሓደን ቀንድን ንዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብፍላይ ከኣ ንህዝቢ ትግራይ ከም ናይ ቀረባ ጎረቤት መሰረታውን ነባሪ ሰላምን ፍታሕን ከምጽእ ዝኽእል መንገዲ ብጉሉጽን ካብ ስምዒትን ወጺእካ ከተቕርቦ ብምኽኣልካ ኣዚኻ ክትድነቕ ይግብኣካ እዩ። በጃኹም ነባሪ ሰብ የለን ነዛ ሓጻር ናይ ምንባር ግዜና ኣብ ሕሉፍ እንዳተጻበጸብና ሕኒን እንዳበልና ክነብር እተኾይና ብሕጅ ውን ንዝንትእለት ሰላም የለን ማለት እዩ። ስለዚ ከምቲ ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ ዝተባህለ ።ንሕና ውን ከም ክልተ ህዝብታት እቲ ፈጣሪ ዝሃበና ጸጋ እንዳኻፈልና ዝጎደለ እንዳተማላላእናን ጥራይ ኢና ክነብር እንኽእል ስለዚ ብፍላይ እቶም ብቐረባ እዚ ጉዳይ ዝምልከተኩም ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ኣካላት ብዕቱብ ክትሰርሕሉ ግዚኡ ሕጂ እዩ። ብፍላይ ህዝቢ ትግራይ ነዚ ኩቡር መምህር ዘቕርቦ ዘሎ ሓሳባት ክትስዕቦን ክትድግፎን ይግባእ። ብሓቂ ንትግራይ ከምዚ ዓይነት ንቕድሚት ከሰጉም ዝኽእል ብሉጽን ብሱልን ሙሁርን ንቐጻሊ ውን መራሒ ናይ ትግራይ ክኸውን ዝኽእል ፈጣሪ ባዕሉ ብእግሩን ቢእዱን ሰሊዑ ኣምጺእልኩም ኣሎ ከም ብሌን ዓይንኹም ሓልውዎ ። ሰብ ቻነል ድማ ምእንቲ ሰላም ዝዝምሩ ሙሁራት ጥራይ ከተምጹኡልና ይላቦ እዞም ኩናት ዝጽሕትሩ ኣይተቕርቡልና በጃኹም። ሰላምን ልሞዓትን ንክልቲኡ ህዝብታት ኣሜን።
2y natu jegna 💕💕💕💕💕 like it ❤️❤️❤️❤️
Respect Abraha❤
ካብ ምህሮ ኣእምሮ ይብሉ ወለድና።
ንስኻ ግን ሙሁር ጥራይ ዘይኮንካ ፍላስፋ ኢካ ።ስለዚ ንስኻ ኣገዳሲ ሰብ ኣብ ዞባና ኣብ ኡዋኑ መጺኻና ኣለኻሞ ቓላትካ ናብ ግብሪ ዝቕየረሉ ነዊሕ ኣይኮነን ኣጆኻ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።❤❤❤🇪🇷🇪🇹
መምህር/ ኣብራሃ ንቅበሓቂ ንፉዑ ሓቀኛ ፍትሓዊ ንህዝብታት ዝሓሊ ኩሉግዝየ ይሰምዓካ እየ እሞ ቀጽሎ ቀጽሎ እየዝብለካ ኣነ ኤርትራዊ
መምህር ንግዝኡ ዝጽልኡካ ክህልው ይክእሉ እዮም እምበር ኩሉ ግዘ ሐቂ ዝዛረብ እዩ ዝዕወት ኣጆካ መምህር
መምህር ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣለካ ኩሎም መምስ ጎሮበቶም ከምድላዮም እናተራከቡ ናዕና ተዛረብቲ ትግርኛ ክጽግመና በየናይ ሎጂግ ክከውን ይክኢል
ፕሮፈሰር ኣብራሃ ተኽሉ ንስኻ ብርሃን ኢኻ።
መምህር አብርሃ በሳል ተንታኒ።
ልቦናኻ እንዶ ንበይንኻ ኮይኑ! ክልል ኣይሓገዘትካን መምህረይ።
ኩቡር ሐውና ኸማኻ 2ተሰባት እንተዝርከቡ ሰላም ሰላም ሰላም ምተረኽበ
ካብዞም ኩሎም ሙሁራት ኢና በሃልቲ ትግራዋይ ሓደ ኣፍልጦ ፖሎቲካ ዘለዎ ናይ ብሓቂ
Appreciate for your wise contributions on peace in the horn of Africa . Thanks professor
Murx Seb nayi bheqi
ውድባት ዝሐልፉ ኢዮም ህዝብታት ግን ዝነብሩ እዮም ንመጻኢ እናሐሰብካ ምዝራብ ጽቡቅ ኢዩ
BHaqi lbona zmlo tntane thank you
Professor Abreha one in a millions ❤❤❤
ብጣዕሚ ዘሕዝን ኩነታት ዩ ዘሎ ኣብ ሞንጎ እዞም 2 ህዝብታት ብመግዛእቲ ዝሓለፍዎ መከራ ከይኣክል ነንባዕልና ክንባላዕ ፡ ካብቲ ዘገርም ግን እቶም ፖለቲከኛታት ንጽልኢ ዝሰብክ በዚሑ መምህር ግን ካባካ ቡዙሕ ንጽበ የቀንየልና።
አንቱም ምዓስ እዩ ዝርድአኩም፧ ንሕና ኤርትራውያን ዋላሓንቲ ካባኹም ተጋሩ ንደልዮ ነገር የለን፦ ሸረፍኩም ሒዝኩም ሰላም ጥራሕ ሃቡና፣ ዶብና ብቁርጡውን ዘመናዊን መንገዲ ተጠሪሩ እዩ ንስጦቢያውያን ክአ ንሓዋሩ ተረጊጡ እዩ፦ ስለዚ አደብ ጌርኩም አብታ ጋቢያ ክልልኩም ሰላም ጌርኩም ስጋብ ዘነበርኩም ጊዜ ንሕና ከበርኩም የብልናን፤ ቀንጠብጠብ ቴልኩም ግን፣ ከምታ አቲና ሚሳይላትኩም መንጢልና ዘደከርናኩም፣ ክንድክረኩም ኢና፦ ስለዚ፣ ብዛዕባ ጉዳይኩም እምበር ብዛዕባ ዝምድና ዶ ሽንጫር ዶ ምስ ኤርትራና ደው አብሉዎ፦ ኪዱ ምስ አምሓሩ፣ ዓፋርን ኦሮሞን ተላዚብኩም ብሰላም ንበሩ፦ አኸለ፦
ንእሽተይ ንእሽተይ ንሕሊና ዝነብር ሙህር ትግራይ ዝመስል እዚ መንእሰይ ሙህር ሓውና ጥራሕ እዩ።
Yes I agree with you brother Abrha Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣታ ታይሞ ከማካ እንዮም ውሕዶም እምበር ብሐዳ እዳዋዓልና ከምድላይና ዕንዳልዓልና ውጃዕጃዕ ንብል ማሃለና መምህር፡ ግን ካሐልፍዩ ዘይሐልፍ ነገር የለን
ዝገርም ተንታናይ ከማኻ ይብዝሑ መምህር ሰላም ኢኻ
የቐንየልና መምህር ካብ ትግራዋይ ቅኑዕን ዘይሕሱን ከ በየን ተረኺቡ እየ ዝብል ኩሉ ግዜ ከም በዓል ጸልፋዕ እግራ መድህንን መሰልታን ጽልኢ ምሳና ኣብ ምጉስጓስ እያ ዘላ ውጽኢቱ ህዝቢ ትግራይ ክሕመሎ እዩ ። ተጸበዩ ጥራይ
❤❤❤ hade kndi shih eyu ezi memhr.edmen tienan yhabka😊
ብሱሩኸ ተቃወምቲ ታይ ዝበሃል ፖሊሲ ኣለዎም????
መምህር ሓቂ ደድሕሬኻ እንዳኸድና ኢና ነቲ መሬት ዘይወድቅ ዘረባኻ ንሰምዕ: በርትዕ አጆኻ!!!
ጃግና ኢካ መምህር ረይ
መም ኣብራሃ ተኽሉ ብጣዕሚ ንፍዕ ከማኻ ዝበለ ሰፍሕ ኣታሓሳስባ ዘለዎ ሰብ ኣብትግራይ ኣይራእኹን እሞ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ብፍላይ ኣብ ኤረትራ ዘለካ ኣራኣእየ ንጹር ዩ ምኽንያቱ እቲ ሓቂ ንሱእዩ ተኸባብርካ ልእላውነትካ ኣኽብርካ ምንባር ዩ ስርዓታት ኢትዮጵያ ኩሉ ግዜ ናብ ኤረትራ ዩ ቋላሕተኦም ንስኻ ግን ንጹር ዩ ራኢኻ ከማኽ ዝበለ ንሰላም ዝጉስጉ ኣይሰማዕኩን እሞ ዝስዕቡኻ ንኽህልዉ ባዓልምሉእ ተስፋእየ ሰላም ሰላም ንኽሉ ህዝብታት ደለይቲ ሰላም መምህር ኣብራሃም ንፍዕ ቀጽሎ
ካብ ደላዪ ሰላም ኤረትራዊ ዘይጋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሶሪ ቡሉጽ ኢኻ
Abraha Teklu in a do it or leave it situations of Tigrai (Tigray). Brave young man.
መምህር ኣብርሃ ተኽለ፡ ናይ ሰላም ኖቨል ክሽለም ዘሎዎ፡ ኣዝዩ ንቁሕን በሊሕን ትግራዋይ ኢዩ። ኣነ ከም ኤርትራዊ፡ ከምዚ ዓይነት ተጋሩ ክተባብዑ ኣሎዎ በሃላይ ኢየ። ሰላም ሰላም ሰላም ንዘምር!!
ኽቡር ሓውና መምህር ኣብርሃ ተኽሉ ናይባሓቂ ባሕሪ ፍልጠት ቐዲሕኻ ዘይውዳእ ፍልጠት እዩ ዘለካ✍️ ንበረልና
Mr. Abrham , maybe by far you are the best and the most measured and wisest Tigray intellectual I have ever had the pleasure to listen to. Your worldview I share hundred percent! Your perspective and analysis is so to the point that in any passible future negotiation between Eritrea and Ethiopia, I would hope you would be a participant. I think you could bring about a great deal of good and peace to the region that desperately needs…
Having said that , your host Was the typical Tigrayan media personality that is hell bent on perpetuating and that has drunk the Kool-Aid Vis- vi chauvinism of the Tigray elite and hyperbole of Eritrea hatred
Well said.
Yesssss
መምህር ኣብርሃ ከምቲ ትሓስቦን ትዛረቦን ዘለካ ኣብ ክልል ትግራይ ከተተግብሮ ሰላም ምስ ኤርትራን ምስ ካልእ ውሑስ ክከውን ክትሰርሕ ባይታ ክትረክብ እምነየልካ
ዓወት ንሓፋሽ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ
ንገረልና እስኪ ነዞም ናይ ግምት አካይዳ
እዚ ወዲ'ዚ ጽቡቅ ኣተሓሳስባ ኣለዎ ግን መን ክሰምዕ
Objective analysis and keep it up
ሐቀኛ ትግራዋይ ተረዲእዎ ዘሎ keep up.
Tigray the need like you thanks
Muhur tgraway zbehal abzi nehelkum
Kemzi zmesele seb enteaqrebkum eyu grma zhb ember, chihmom anwihom professor, doctor and general zbahala sagua hizom gzena zehmmulna mhurat tblwom kewlwom dfunat riesi eyom.
Ente nezi hawna gn I've fully respect 🙏
Very smart man and deserves real peace ,truthful description we love you eritreans.
You smart I have beg respect ❤❤❤
Selam selam selam kab eritrea
The best analysis
Ezi memher kabzom ab tigray zelewu wey muhurat behaleti denakur wey Gazetenatat win komom merahti Eti University wey college entay zefri Tseli fekera hasot zey tarika wey zeynateka miminay diu eti subjetct Abiom meniseyatom hade ) , ezi zehashe koynu Rekibeyo kegagiwo nesu Eta Tekikil mesmer zelo busil zereba ) ezi gazetena hawa ne medhi Gemjaie entay belka shabia mis tefie 😂 wey mis hezbi Eritrea 🇪🇷 teblsi eti hemamekum si hade yu shabia neti Resah kedami sereat weyane Junta Atefelekum alo Akedimu , beal neseka medhin Gemjaie Helmekum ab Hewa gena yensafef Alo hakey ) ( Be selam kinebr tekebabirena behabar kinmeibel elekum keytehasebu do . tsbuk ayenedelin entelekum dema Hezbi Tigray metsenat Gubuie gerekum wesedekimo ,TDf Hamed lihsu tesiu Tanki hezeka wefereka Betrie silaie Hezeka Temeleseka ba Girm fekera shabia mis wetseleka ab . Mekele. UA-cam kefeteka fekera N uyyn teresiu dero 2te Ametu nabta Amelekum Joe bayden teresiu dero protection habuna ne tsent alena Hayal Atena , nesekum entay keytekonu Adetatekum abotatekum ab hazen Tenberu zelekum kedemti kedemom zeyreberebu , ( Shabia malet shab hezbi malet yu Hezbi mengsti Eritrea 🇪🇷 hade yom ) Eritrea 🇪🇷 nay Eritreawian wetru Awet N Hezebi eritrea 🇪🇷 Zelealemawi Zekrin kibrin N Semaietatena 🇪🇷
በጌጋ ቅማረ ፍታሕ ኮይኑ ተገምጊሙስ , ህጁማትን ቆረጻን ተባራርየን ወሎዶታትን ጸጋታትን ክልቲኡ ህዝብታት ከም ሕሱም ጸንቂቐን ዝረብሓ የለን ,
ስለዚ እዚ ረማሲ ድግምግብ ዕንኪልልነት ጽልኢ ዕብዳን ሕነ ኣፈዳዳይ ብሓባር ንበል ከብቅዕ ኣለዎ ::
2025 ዓ ም ዓመተ ሰላምን ፍቕርን ራህዋን ምክብባርን ምትሕግጋዝን ክተኮነልና ካብ ልቢ እብህግ ይምነ!!!
ደላይ ሰላም ኤርትራዊ !!!
Very educated and really good politician the only one in tigray .
Memhr Abraham❤hkena eka🇪🇷
Tarif degim mxraf kangedfo lebam tagrawayi terkbu
አብርሃ ተኽሉ ፅቡቅ ገሊፅካዮ ዕድመ የሃብካ ይኹን እምበር ንዛ ሕቱኽቱኽ መንቀሊኣ ፃድቃን እዩ ተልእኾ ግምት ገዲፉ ሪፎርም ኢሉ መፂኡ እዚ ድማ ናብቲ ጎንፂ ተኣቲዩ እዋኑ ዘይሓለወ ሪፎርም።
Mr. Abraha Teklu, you are smart, wise and courageous man 👍🏽👌🏽
If there is A Peace Bitween this To People The First Person I visit is This Man.
This intelectual/politician is really fantastic and I am commend him as the right person for Tigray and can contribute crucial role for the peace and cooperation of the region