"ኣብ ትሕቲ ጌታቸው ጸገም ዘለዎ ሰብ ተሃልዩ ..." ሰለሙን ትኩእ |Halefaydigital

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 105

  • @Halefaydigital695
    @Halefaydigital695  2 дні тому

    ua-cam.com/video/HJTfAiqer3E/v-deo.html

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 Місяць тому

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ በሳል ሰብ አገንዕ ጅግና ተጋዳላይ .very matured and a person who can analyze deep thanks sir.

  • @fisehawelu2102
    @fisehawelu2102 Місяць тому +1

    አነ እውንዶ ስልጣን ተረኸብኩ ንጌታቸው አሞጊሰ ንኒ ደብረፅዮን ክፃረፍ

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df Місяць тому +7

    እነሱ(የእነ ደ/ቡድን) በ94 ወረዳዎች "ውይይት" ሲካሂዱ ፣ እናንተስ ምን እየሠራችሁ ነው? እየተበለጣችሁ መሆኑን ይገባችኋል?

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu Місяць тому

    God bless tigaray and my people ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 ❤️ ♥️ 🙌 💛 🙏🏻 💕 😅

  • @atakltikassa7296
    @atakltikassa7296 Місяць тому +3

    Hero

  • @asefage7357
    @asefage7357 Місяць тому +4

    ❤❤❤

  • @NomarBegala
    @NomarBegala Місяць тому +6

    ሰሌ ጅግና ኣገላልፃ ፕሪተረያን እዋናዊ መፍትሕታትን ፅቡቅን ንፁሩን ሓሳብ ሰለ ዘቅረበ ክምስገንን ቡኡ መንፀር ክንሪኦን ኣለና።

  • @girmay483
    @girmay483 Місяць тому

    ጅግና ተጋዳላይ ሰሌ በርትዕ ሓፋሽ ኣብ ጎንኹም'ዩ

  • @kibromhaile1798
    @kibromhaile1798 Місяць тому

    ጅግና አዮካ በርትዕ መንእሰያት አብጎንካ አለና።

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe Місяць тому +6

    ሓቓፋይ ማለት ንህቢ ን2 ዓመት ኣብ ሓሳረ መከራ ዘንብር ድዩ ።ጆኖሳይደራት ዝፈትሕ ድዩ ።ግዝኣት ትግራይ ዘይመልስ ድዩ።ብመፅብዓ ዘፅንሕና ማለት ድዩ።

  • @GrtachewKiros
    @GrtachewKiros Місяць тому +4

    ጅግና የቀንየልና ፁቡቆ ገይርኻ ገለፆካዮ

  • @NegasiGtensay
    @NegasiGtensay Місяць тому +1

    ሰለሙን ለባምን መስተዉዐልን ጀግናን ተቃላሳይ ፈታዊ ህዝቡ እዩ

  • @samigebremedhn-v3r
    @samigebremedhn-v3r Місяць тому +1

    facilities of the reform needs like Solomon 👌👌

  • @mhretaebgebregergies8984
    @mhretaebgebregergies8984 Місяць тому +1

    እዚ ወዲ ክነፍዕ

  • @desbelekibreab6950
    @desbelekibreab6950 Місяць тому +7

    እዚ ወዲ, ብዙሕ ጽቡቕ ሓሳባት ኣለዎ፥ ኣብ ዓበይቲ ሚድያታት ክቐርብ ኣለዎ

  • @hanisredae
    @hanisredae Місяць тому +3

    Thanks More ሓለፋይ Media 👉 Solomon tukue ውላድ ትግራይ ካብዘፍረዮቶም በልሕ መስተውዐሊ 100% ንህዝቢ ዝጠቅምን ዝቆመን 👉መንእሰ እዩ 👈 He is a far sight of Man🙏 ሰልየ ሕዝቢ ትግራይ ትደልዮ እያ ❤ብተወሳኺ open & Collective leadership ዝደሊ መንእሰይ ትግራይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤NB ዓቅሚ ምንኣስ ምልክት( ምፍርራሕ ምውቃሕ)ይጅምር👉 ግን መፋራረሒቲ ሰባት ንገሩና👈ትግራይ ሲ ንመን ክትፀቦ ንመን ከ ይሰፍሖ???? only the matter of time ✔👆☝

  • @HayelomTesfay-q7m
    @HayelomTesfay-q7m Місяць тому +9

    ሰልየ + ዘርኡ ኩሉኹም ጀጋኑ በርትዑ ኢኹም።

  • @AtakilteKidanemariam
    @AtakilteKidanemariam Місяць тому

    ሰለሞን ፈታዊ ገሊ ትግራይን ፈታዊ ተጋደልቲ ሰብ ክፅግሞ ዘይደልን ሓላይ ወዲ ሰብ እዩ

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 Місяць тому +6

    ሰሌ ጅግና

  • @Tedotv-1
    @Tedotv-1 Місяць тому

    ጀግና💪💪💪

  • @MuluKiros-i4u
    @MuluKiros-i4u Місяць тому +3

    Slomon, good to see you, we are proud of you . Continue a good job

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem Місяць тому +4

    #OnlyOneTPLF.

  • @Berheize
    @Berheize Місяць тому +1

    ደስ ዝብል ኣዘራረባ ትግርኛ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Місяць тому +2

    መን'ዩ ናይኘሪቶሪያ ስምምእነት ተግባራዊ ተግባራዊ ንክኸውን ክጽእር ዝግብኦ?

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb Місяць тому

    ሰልየ ፅቡቅ ገሊፅኻዮ

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ Місяць тому +2

    ህወሓት ናይ ኣባላታ እያ እንተኢልና፡ ብ በዝሒ ድምጺ (members majority vote) እዩ ዝውሰን።
    ከምኡ እንተዀይኑ ድማ ናይ ጌታቸው ህወሓት ይወድቕ። ናይ ደብረጽዮን ህወሓት እዩ ህወሓት ኰይኑ ዝቕጽል።
    ብዓል ሰለሙን ዕግርግር ካብ ትብሉ: ወጺእኹም ካልእ ውድብ መስርቱ።

  • @abebaviard60
    @abebaviard60 Місяць тому +1

    ሰላም ንኹሉ ወድሰብ ሓሳብን መብራሕትን ትምሕርትን ተኻፊልካ እዩ ውጤት ዘምፅእ እመብር አውሻጦ ኽቅመጥ ዋጋ የብሉን : ብሩኽ መአልቲ ይግበረልኹም:

  • @SolomonBerhe-xz9mu
    @SolomonBerhe-xz9mu Місяць тому

    ሰለሙን ትኩእ ብጣዓሚ ለባምን ተባዕን መንእሰይ ኢኻ እዚ ማለት ግን ቃልሲ ኣየድልየካን ማለት ኣይኮነን። ቀፃሊ አብ ጎኒ ሓቅን ፍትሕን ደው ምባል ከድልየካ እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንህ/ዞ/ምብራቅ ድማ ብተወላዲኡ ክምራሕ ምጅማሩ እንካዕ ሓጎሰካ ክብሎ ይፈቱ። ከምዚ ምባለይ ንሓደ ሓደ ለዋሃት ምስ ፀቢብነት ከተሓሕዝዎ ይፍትኑ ይኾኑ እዚ ግን ዓቢ ጌጋ እዩ። ምክንያቱ እዚ ባዕልኻ ንባዕልኻ ምምሕዳር ሕገ-መንግስታውን ፍትሓውን መሰል እዩ። ተወላዲ ስለ ዝኾነ ዋላ ሕማቅ ይሸዎም ማለት ኣይኮንኩን ዓቅሚ ዘለዎ ብብቁዕ ተወላዲ ክመርሕ ምግባር ግን እቲ ኣብ ላዕሊ ዝበልክዎ እዩ። እዚ ኣብ ኩሉ ክቅፅል ዘለዎ ኣካይዳ ክኸውን ይግባእ። እዚኣ እነቶም ኣብ ኩሉ ኣቦ ወንበር ምኻን ዝለመዱ ክቅበልዋ ክሽገሩ ከምዝክእሉ ዘጠራጥር የብሉን። ነገር ግን ፀገም የብሉን ኣብ ቀፃሊ ክለውድዎ ከምዝኾነ ዘጠራጥር የብሉን።

  • @GideyBerhanu
    @GideyBerhanu Місяць тому +4

    ሰለሙን ትኩእ ንፉዕ ተጋዳላይ::

  • @SamiSami-jg3wi
    @SamiSami-jg3wi Місяць тому +4

    ስለየ ጀግና አጆካ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Місяць тому +2

    ህዋሓት ንምፈራስ ዝገብር ጉጅለ ምህላው ትፈልጡዶ?

  • @user-dk4ww6yc3y
    @user-dk4ww6yc3y Місяць тому +1

    ምስ ህወሓት ንቅድሚት

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 Місяць тому

    Sele jegina ❤❤❤❤

  • @jhi3325
    @jhi3325 Місяць тому

    ጀግና እኻ እዞም ደናቁር ብሐደ ርእሲ ዝሐስቡ አብቅዖም እዮም 😊

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox Місяць тому +4

    ጀግና ፅብቅ ሓሰብ አዮ
    ቀፅለሉ ❤

  • @gerger-pc5lf
    @gerger-pc5lf Місяць тому +1

    ይበል ቀፅለሉ ጅግና ወድህዝቢ

  • @yohanneshagos4062
    @yohanneshagos4062 Місяць тому

    ፕርቶርያ ቢሚፊራሙ ካብቲ ሰለሞን ዝገለጾ ብተወሳኺ ሀይሊ ፀላኢውን ክበታተን ገይሩ እዩ

  • @HsuveuBsgyi
    @HsuveuBsgyi Місяць тому

    ጀግና ሰሌ

  • @Mebratu-n2x
    @Mebratu-n2x Місяць тому +3

    ፅቡቅ ሓሳብን ትንተና❤❤❤

  • @هاامانا
    @هاامانا Місяць тому

    ሰልየ ጅግና

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Місяць тому +5

    ክልተ ህዋህት የለን ህዝቢ አተዳናግሩ።

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Місяць тому +2

    አየናይ ህቶ?ናይ ትግራይ ላአላዊት ምምላስ: ተፈናቀልቲ ናብመረበቶም ምምላስ።

  • @habtom1983
    @habtom1983 Місяць тому

    ሰለሞን እዛ ቃለ መሕተት ብተሳዓራይነት መንፈስ ኢኻ ወዲእኻያ! አብታ ናይ መቐለ መድረኽ ዝነበረትካ ወነ ተኒና ሬኤያ! ናይቲ ህዝቢ ድሌት ብዝግባእ ዝተረዳእኹም ይመስለኒ! ሕዚ ይቕሬታ ሕተቱ እሞ ተራ አባላት ኮይንኩም ትቕፅሉ!👌

  • @michaelkidane6578
    @michaelkidane6578 Місяць тому +1

    Welcome our beloved hero GOD bless you bro 🙏

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh Місяць тому +5

    Ambessa zkone wedi ajoka bzuh menesey abgonka alena

  • @LemelemNega
    @LemelemNega Місяць тому

    ጀግና ወዲ ህዝቢ

  • @ninamedia20
    @ninamedia20 27 днів тому

    እዚ ወዲ ዝብሎ ዘሎ ብዝግባእ ተንርደኦ ዝወፆ የብሉን

  • @Dageboy11
    @Dageboy11 Місяць тому

    ኔትወርክ ዘይብሉ ፓርቲ መስርቱ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 Місяць тому +2

    አይተወቅን ህሶት`ዩ

  • @Mengstu-p4x
    @Mengstu-p4x Місяць тому

    Sele jgna
    Tesfa alena abakum

  • @Hafetube-t1t
    @Hafetube-t1t Місяць тому

    ata ktena amehaderti kkonu zeybqeeu sebat amtsekum aytrebushna...

  • @SibhatKiros-bt7gj
    @SibhatKiros-bt7gj Місяць тому +1

    ዝተወገዘ እዩ ! ሚድያኻ ባዕሉ ፅሩይ ድዩ ?

  • @HaileAlemayehu-u3y
    @HaileAlemayehu-u3y Місяць тому +2

    ስልጣን ደሊኻ ለኻዕኻዕ አይትበል ታይ ሂዝካ

  • @RedaHaile-t8l
    @RedaHaile-t8l Місяць тому +3

    ህወሓት ዘይኮነስ ህወሓት ዝደርበየቶ በቂቸ

    • @RestoreTigray
      @RestoreTigray Місяць тому

      ስለምንታይ እሞ ህወሓት ትድርብዮ እንድሕር ፍልይ ዝበለ ሓሳብ እንተምጺኡ?

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey Місяць тому +1

    ውድብ ህወሓት ኣባል ተኮይን በትህግን ስነስርዓት ዝተቀበልካዮ ዝአመንካሉ አስራርሓ ተቀብልካ ንምንታይ ናብ ውድባዊ ጉባኤ አትካ
    ሙርፅ ሓሳብ ተሃልኻ ንመንእስይን ንሙሁርን አብጎንካ ዘይተስልፍ
    አብሚድያ ኮይንካ ሐተውተው ናዓካን ንውድብ ኣይጠቅምን አይትዓሹ

  • @KflomGs
    @KflomGs Місяць тому +2

    ናይቲ ከሓዲ ጉጅለ ግዝያዊ ናይ ምድንጋር ዋና መሳርሒ ዝገብረኩም ዘሎ ኣካላት ፦
    ዶ/ር ፣ ፕሮፌሰር ፣ ኢንጅነር ጀነራል ወ ዘ ተ ናይ ሙሁራት (ሰብ ዓቅሚ ያ )ክበሃለለይ እህ ህህህህህ 😢
    ግን እቲ ዘሐጉስ ትማሊ ዝተደናገረ ህዝበይ ሎሚ ናስተውዓለን ናበርሀሉን ዘዋፅኦ ውድብ ህወሓት እናደገፈ ይረአ ኣሎ ።
    ስለዚ ናሊ ሰዓል ዘየድሕኑ ዶ/ር ምልፍላፍ ከንቱ ና ከንቱ እዩ ።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem Місяць тому

    Pretoria: Genocider Abiy Ahmed and that savage Nazi Tsadkan Gebregenocide's deal to destroy Tigray.

  • @Mengstab-m4f
    @Mengstab-m4f Місяць тому +1

    ሚድያኹም ሚዛናዊ ኣይኮነን።ሰለሞን ከዓ ሓሳዊን ብህረፍ ስልጣን ዝሳቐን ታራግለሰብዩ።

  • @AberaAtaklti-tf7hn
    @AberaAtaklti-tf7hn Місяць тому +1

    መን ይበሀል በይዛኻ እንትሕሱ ምሕረት ዘየብሉ !!

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros Місяць тому

    Ezi sebayzuy kebid siliet yere ab wishti koyinom tenkol yealmu embi misbelom nab serfin minieekin yeatiwu aye amel zehifir

  • @بريهون
    @بريهون Місяць тому

    Melkieka xubuk hasabka kakay

  • @SehaleKiros
    @SehaleKiros Місяць тому

    Ab
    94 weredatat zitegebre selemetat kurub teteriana netiselemeka zihigiz mikone

  • @abrahaleyhadush3622
    @abrahaleyhadush3622 Місяць тому

    way gudam eka

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 Місяць тому

    Esiha muhur koynka mallet diyu ?Education is behavioral change and wisdom ,it is not having Masters or PHD.first work on your behavior

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 Місяць тому

    Ezi simetaw zihone .Kulu poleticegna koinu?

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 Місяць тому +4

    ጌታቸው ዝሓቖፎ ነገር እንተሃለወ ጥርሙዝን ዋንጫን ጥራሕ'ዩ::

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 Місяць тому

      ክንዲ ጥርሙ ትከውን ከይሓቁፈካ ተጠንቀቅ

    • @haileabay4021
      @haileabay4021 Місяць тому +1

      @@mebrahtomteklay1152
      ቲፎዞ ኽስረት እንትትከውን ቃላትካ ብሙሉእ'ውን ኣይትፅሕፍን'ሞ ይትረፍካ::

    • @BrhanuKiros-b7x
      @BrhanuKiros-b7x Місяць тому

      Reesika Akarika tinebir Reesika tetekemelu

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 Місяць тому

      ኩሎም ሕወሓት አብ ኢትዮጵያ ዝወደቁ ዊስኪ ክሰትዩ ስለዝሐድሩ ስለዝነበሩ ጌታቸው ጥራሕ ገርካ ምስአል ጌጋ እዩ ።

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 Місяць тому

      @@haileabay4021 ጎደሎ ስለ ዝኮንካ እየ ጎደሎ ቃላት ፂሒፈልካ

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 Місяць тому +1

    ሚድያ እንዓፀኻ ኣይት ቀባጣጥር ሓቀኛ እንተኮይንካ ቸኻቲዕኻ ምሽናፍ እዩ

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 Місяць тому

    ኣቲኻ ምስትኽኻል ዶ ኣማሓሸን ሚድያ እንዳዓፈንካ ዴምክራሲ የለን

  • @DawotTa
    @DawotTa Місяць тому +2

    ሰሌ ጅግና

  • @haftegerensea
    @haftegerensea Місяць тому

    Hero