ፀረ ሰላም ኢልና ዝኣሰርናዬም ሓለፍቲ ፀጥታ ኮይኖም ቃለ መሕትት ምስ ዋና ኣዛዚ ኣርሚ 43

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024
  • #ወዲ_ብርሃነ #ሞኾኒ #ኣርሚ_43 #tigray_horizon #zara_media_network #natna_forum #ethioforumኢትዮፎረም #target_media #tigrai_broadcast_servic #tigrai_media_network

КОМЕНТАРІ • 300

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 5 днів тому +5

    Thank you for your services. We stand with you be strong our hero’s TDF💪

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому +4

    Give support for Desye Ashenafi and Molla! Brave Raya!

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 5 днів тому +4

    thank you for your service ጅግና እካ❤

  • @mezgeberezenom1667
    @mezgeberezenom1667 5 днів тому +8

    ብጣዕሚ መግረሚ እዩ ንሓደ ተራ ጋዜጠኛ ኣርሚ ዝኣክል ዝእዘዘሎ ብዝኾነ መዐቀኒ ሓቀኛ ስርዓት ክኸውን ኣይኽእልን፡፡ ሓቂ ንምዝራብ እዚ ሰብ ብገበን ዝጥርጠር እንተኾይኑ እውን ካብቲ ወረዳ ፖሊስ ዓቕሚ ክኸውን ኣይኽእልን ፣ ብምፅሓፍን ብምፅላምን ዝእሰር እንተዝኾውን ነይሩ ድማ ካልኦት ዝኸፍለ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ዘራሓሓቕ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ዝብቱንን መላእ ህዝቢ ዝፈልጦም ግን ድማ ምንም ተባሂሎም ዘይፈልጡ ኣለው፡፡ ብዝኾነ ግዜን እግዚያብሄርን ይፍረድ፡፡

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  5 днів тому

      ❤❤

    • @ፀብቅለይዓድዋ
      @ፀብቅለይዓድዋ 4 дні тому

      እሞ ከም ሓለቃኻ ንኢትዮ ፎሮም ድዩ ክዛረብ ነይሩዎ ንስኻ ባ ተግርም !!

  • @HagosAli-ik2ut
    @HagosAli-ik2ut 3 дні тому +2

    ማሃይም ንስኻስ ኣርሚ ኣዛዚ ብጣዕሚ ያሕዝን

    • @Manjuse252
      @Manjuse252 День тому

      Go out from this house, Shaibiya. we did the optimum to rescue you in a number of wars

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 5 днів тому +4

    Thanks for your service ❤❤❤

  • @HabeshaFx-d4h
    @HabeshaFx-d4h 2 дні тому +1

    ሰራዊት ዘይሻራዊ ኾይኑ ፀጥታ ከኽብር እንተዘይክኢሉ DDR ናዓና እንኮ መፍትሒ እያ

  • @KbromKb-xp6wk
    @KbromKb-xp6wk 5 днів тому +9

    ስም ጀጋኑ ኣናጥፍኡ እናወዓሉ ስቅ ኢልካ ምርኣይ ትግራይ ናብሓደጋ የእትውዋ ኣለዎ።

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  5 днів тому

      ❤❤

    • @AmirNuru-l3t
      @AmirNuru-l3t 5 днів тому

      ኤርትራውያን ብጣዕሚ ጉጉይ ርድኢት ሒዝኩም ዘለኹም ኮይኑ ይስማዓኒ'ሎ። ኣብ'ዚ ኲናት ትግራይ፡ትግራይ ተሳዒራ ዝሳዓርናያ ድማ ንሕና ኢና ኢልኩም ኣሚንኩም ኣለኹም ፡ሕጂ 'ን ንሱ መሰረት ጌርኩም ክትብድዑን ከተፋራርሑን ትራኣዩ ኣለኹም። (ህግደፋያንን ገለ ዘየትረዳኣኩምን)። ምስ መን ኮይኑም ኢኹም ንትግራይ ተዋጊእኹማ? ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘውፈረ ኣብ ጎኒ መንግስትን ሰራዊትን ኮይኑ ዝወፈረ ሓይልን ኣጽዋርን ናይ መንን መንን እዩ ኢልኩም ክትሓስቡ ኣይካኣልኩምን። ንተጋሩ ስዒርኩም ኣይትፈልጡን፡ኣይትስዕሩን ካኣ። ኣሽንኳይ ዶ ቅድም ኢሉ ምስ ዓቕማ፡ ሕጂ እውን ኣብ ዝኸፍአ ፈተናን ማሕለኻታት ኮይና እውን እንተኾነ ኣይትስዕርዋን፡ ክትስዕረኩም እምበር። ኣብዛ ኲናት እዚኣ ብፍላይ ዓቕምኹም ተራእዩ እዩ። ኲናት ኣይኮንኩን ዝጉስጉስ ዘለኹ፡ ተራ ጉራን ብደዐን ግን ወጊድ በልዎ እብለኩም ኣለኹ። ጽባሕ ድማ ካልእ እዋን ዩ።

    • @tesfaymehari5308
      @tesfaymehari5308 4 дні тому +2

      ገደል ትኢቶ

    • @aradommedia9855
      @aradommedia9855 6 годин тому

      Dedeb fara

  • @kiroswalker7444
    @kiroswalker7444 5 днів тому +3

    I can’t agree more, everything has a limit. Freedom of speech has a limit. You can oppose anyone but with out hate speech and aggression. Some people are going beyond the limit. We humans have to respect each other. Say what you think but with out breaking the low and order. At the moment some Tegaru are taking the low into their own hands. ‘Respected person respect others’. Beating and intimidating Tigrai mothers and our TDF is not acceptable. ☝️

  • @EmbayeHibue
    @EmbayeHibue 5 днів тому +3

    ወዲ ብርሀነ ጉንበት 20 1983 አዲስ አበባ ንምሓዝ ካብቶም ጀጋኑ ከኮማንደር ረጀመንትታት ሓደ ነይሩ አስአበባ ምስ ተቃፃፀረ ስላምን ፀጥታን ብምርግጋፅ ዕጥቂ ፀላኢ አብ ምርጋፍ ዕዙዙን መትካላውን ኘይሩ ሐዚ እውን ንድሕንነነት ትግራይ ይሰርሕ አሎ

  • @TigrayFirst-xu5iq
    @TigrayFirst-xu5iq 4 дні тому +3

    ኣረ ደሴ ትፍለ ኢካ ፀላዕላዕ ኣበልካዮም

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 дні тому +2

    ናዚ ስብኣይ ድሕረት መጨረሻ የብሉን ወሃብን ከላእን ዲሞክራሲ ይመስል ባህላዊ ጋንታ ክመርሕ ዘይግበኦ መሃይም እዩ

  • @yetimgetamamo4299
    @yetimgetamamo4299 4 дні тому +2

    አብርሀያ ናበይ ከ'እዩ ክውሰድ ተደልዩ ገበን ተፈፂሙ ውን አብቱኸባቢ ዘይእሰር ናበይ ከ እዩአምፅእዎ ዝብሃል መንከ እዩ አምፅእዎ ዝብል አካል ናበይ እዩአምፅእዎ ዝብል ዘሎ።?

  • @hailegebretsadik6016
    @hailegebretsadik6016 5 днів тому +2

    Thank you for your service Tigray people are still standing as people because your service and sacrifice again thank you ❤for your service 🙏🙏

  • @SelamMeles-lt8lz
    @SelamMeles-lt8lz 5 днів тому +3

    Tdfy jeganuna adme tana yhabkum yhwatey 🙏❤️❤️❤️❤️❤️

  • @-vr8un
    @-vr8un 5 днів тому +3

    ኢዝባህላዊ ጀነራል ኢዩ ።

  • @SELEMONKINDE-bq5bz
    @SELEMONKINDE-bq5bz 5 днів тому +3

    ሰራዉት ሃገር እዩ ዝሑሉዉ ሰብ ክኣስር አይኽልን

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 5 днів тому +2

    ትግራይ ጅግና ዘይብላ፡ መፃወቲት ጓኖት ክትከውን ብምሉእ ዓቕሙ ዝሰርሕ ዘሎ ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ከም፡ፍልሖ ፈሊሑ እንድዩ ዘሎ፡ ፈተና ተጋሩ ከብዝሕ እምበር ዝስዕር የለን። ዕድመን ጥዕናን ንተጋደልቲ ትግራይ።ጀጋኑና። ጅግንነት ተጋሩ ክደክም ክብርዕን ብሰፊሑ ይስራ ኣሎ።

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 4 дні тому +1

    Tinsae Birhan must be accountable for attacking the people of Raya.

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 дні тому +1

    ሰለስተ ወለዶ ዘወድኡ እዩ ክበሃሉ ዝግበኦም ጅግና ኪናት ዘትርፍ ሓይሊ እዩ ክኾን ዝግብኦ ድሑራት ሓሻኽር ስብሓት ነጋ

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 дні тому +1

    ሰራዊት ንDDR ዝተዳለወ ሓይሊ እዩ ፅባሕ ምስ ህዝቢ ማዕረ ትኾኑሉ ግዜ ክመፅእ እዩ ኣሽዑ ድማ ትሕተቱ ኢኹም

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 дні тому +1

    ሓቁ 30 ዓመት ብዓልየት ተጎጅልኩም ገዚእኹምና ሓቁ ጀግና እዩ

  • @BereheGerezigher
    @BereheGerezigher 5 днів тому +5

    ጅግና ኣዛዚ

  • @WeldieDimtsuTedla
    @WeldieDimtsuTedla День тому

    He labelled him criminal. Amusing!!

  • @teklaygebremedhin-k3r
    @teklaygebremedhin-k3r 22 години тому

    ጎጠኛ በአኻ ስንኪ ሰራዊት ተፀሊኡ

  • @AlemGmedhin-wl9mj
    @AlemGmedhin-wl9mj 3 дні тому +1

    እሞ መሰሎም እዮ ም ዝዛረቡ ዘለው ህዝቢ ትግራይ ከይእሰር እዮ ተቃሊሱ ባህላዊ ጀነራል

  • @davidteklehaimanot4377
    @davidteklehaimanot4377 4 дні тому

    Atta, hassab binetsa limiglatsico mejemeria nai willkesebawi messel kihiluw giddiniu! Tegarus kem awlie inatexemeru kinebru! When are we going to start seeing individuals as individuals?

  • @ABCDE-r8j
    @ABCDE-r8j 2 години тому

    ናይ ብሓቂ ባህላዊ ይውሕደካ😂

  • @HayluBeyene
    @HayluBeyene День тому

    ጀግና ወዲ ብርሃነ

  • @Wubetwedikoraro4901
    @Wubetwedikoraro4901 4 дні тому

    ፀረ ሰላም ኢልና ዝኣሰርናዬም?? He said the case is under investigation. If so why you gave anti-peace in the title?

  • @momonatube5905
    @momonatube5905 4 дні тому +1

    ባህላውያን ዘብለኩም ዘሎ ንህዝቢ ከይኮነስ ንሓደ ጉጅለ ባራዩ ኮይንኩም ስለ ተገልግሉ እዩ።

  • @GjGg-d9k
    @GjGg-d9k 5 днів тому +1

    ዋና ኣዛዚ ደብረ ዕክል

  • @kahsaykebede6284
    @kahsaykebede6284 5 днів тому +1

    ደስየ አሸናፊ ደአና ድራየቶት አየውክልናን ኦሮሞ እዩ

  • @harbin1raya139
    @harbin1raya139 5 днів тому

    I don't to say much or else but the post Melese...... Tigray is assured < than vacuum, come back Melese ...100% your plat form is .... platform traditionally (BAHELAWI)

  • @HaftuEmam
    @HaftuEmam 5 днів тому +2

    እቲ ሓታትን ተሓታትን ሃለዉለዉ ኮይኑ

  • @adhenanigus1134
    @adhenanigus1134 5 днів тому +3

    ኣይ ንህዝቢ ዝብል ዘረባ መሸቀጢ ኾነ::

  • @tesfaymehari5308
    @tesfaymehari5308 4 дні тому +1

    መሬት ራያ ብደቂ ራያ ይመሐደረ ብቃ ቻው

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому

    Demeke Zewde = Molla! We have to support Demeke Zewde strategy to free Raya!

  • @gmbarxorona2655
    @gmbarxorona2655 4 дні тому

    Kab Tigray mexekum Endrta teregxuna allekum kidu Ntgraykum

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому

    Now is clear why Demeke Zewde says no more occupation by Adwa!

  • @KiflomWgebriel
    @KiflomWgebriel 4 дні тому

    ጎጠኛ ባዕሉ ንባዕሉ ዝዋቃዕ ቃለመሕትት

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому

    Raya must be free from occupation of Adwa!

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 4 дні тому

    Nay Monjorino General Eka!

  • @alulamekonen9070
    @alulamekonen9070 2 дні тому

    በዚ ርእሲ እዙይስ ኣርሚ ኣዛዚ ሽመት በዚሕዎ

  • @GolgolRaya
    @GolgolRaya 5 днів тому

    ልምንታይ ይእሰሩ >>>ባህላዊ ስለ ዝበሉ

  • @GrmayG
    @GrmayG 3 дні тому

    ኣሮግቶት ኣይርዶኦምን እዚ ዲክታተር ኣብ ትግራይ ማኣስ እዩ ሰላማዊ ሰልፊ ሓሳብካ ምግላፅ ኣሎ ሓሳዊ

  • @HabtamuKassy
    @HabtamuKassy День тому

    የሕዝን

  • @yetimgetamamo4299
    @yetimgetamamo4299 4 дні тому

    ጃላነት ወይ ጃላነት ዝብል ብምንታይ ቋንቋ እዩ
    ጃላ ዝብል ዓረብኛ እንግሊዝኛ ትግርኛ አምሓርኛ?

  • @esayastadesse1343
    @esayastadesse1343 4 дні тому

    Please excel at sound technique

  • @kal1675
    @kal1675 5 днів тому

    As tdf please listen your people. If you want tplf,you have to stop tdf.

  • @tesfa20052
    @tesfa20052 3 дні тому

    የቐነልና:: TDFን ፖሊስን ይፍለ:: እሞ ንሓደ ውልቀ ሰብ TDF ይምደበሉ ወይስ ንክትፅልኡ አዩ ዓላሞኦም ካበኡ ጨካናት ክገብርኽም ድዩ ድሌቶም? ዘይርሳዕ ናይ ሕሊና ቑስሊ ኣብ ሻዕብያ ዝሰማዕናዮ TDF ኣብ ልዕሊ ኣካል ጉዱኣት TDF መንብዒ ትኪ ዝተጠቐመ ከማኻ ጀግና ብሕልንኡ ዝሓስብ ብምሳኣና ኢና:: እንኻዕ ብሂወት ተረፍካልና tnx ተጋዳላይ ትንሳኤ ሓውና

  • @aberahadgu3024
    @aberahadgu3024 4 дні тому

    እቶም ኣዛዚ መን ዩ ኣሳሪ ገይርዎም?

  • @Wondetigray
    @Wondetigray 4 дні тому

    ሰራዊት ንDDR ዝተዳለወ ሓይሊ እዩ ፅባሕ ምስ ህዝቢ ማዕረ ትኾኑሉ ግዜ ሓቂ እዩ

  • @kbromgher9281
    @kbromgher9281 4 дні тому

    ሓሸከር አደመመመሙሙሙሙሙ

  • @bekeleberhanu9302
    @bekeleberhanu9302 День тому

    Mr Commander, you seem to be angry. You are accusing the section of the army as ‘gott’. I think you are wrong.

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 4 дні тому

    Tinsae Birhan: Let me tell you: you have no right to attack and jail the people of Raya in support of Monjorino.

  • @DestaTesfay-c1b
    @DestaTesfay-c1b 5 днів тому +2

    ምንም ቑምነገር እንዶ አውግዕ መእሰሪ ዘይብሉ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 4 дні тому

    Which law says jail any person who oppose Monjorino?

  • @XhXi-y7r
    @XhXi-y7r 5 днів тому

    ናዓኻሰለዝፀረፈትአሰርማለትድዩወይስአርሚሰለዝሓዝካምእሳርንምፍታሕንመሰልአለካማለትድዩ

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 5 днів тому

    Lewxelom denakur eyom nskas hzbi tedhn?

  • @yetimgetamamo4299
    @yetimgetamamo4299 4 дні тому

    ድል እንተ ዘይትኾኑ ንምንታይ ንሓደ ውልቀሰብ ፖሊስ ካብ ዓቕሚ ንላዕሊ ድዩ ኾይኑ ሰራዊት ምክልኻል ክአትዉ ዝገበርካ ንምንታይ አድለየ መን ከ እዩ ይትሓዝ ኢሉ ዝእዝዝ ዘሎ?

  • @mohammedJemal-d5b
    @mohammedJemal-d5b 5 днів тому

    Nay bahlawi jeneral were kndey ybezih wedi lemant

  • @YohansGebremeskel-dz1wf
    @YohansGebremeskel-dz1wf 4 дні тому

    ናይ ደም ማዕበል ፀረ ህዝቢ ፀረ. ሓቂ ጉጅለ ዓጃቢ ኢኻ ትፍፅሞ ዘለኻ ወጀል ተሓታታይ ኢኻ

  • @negagetachew974
    @negagetachew974 5 днів тому +1

    ናይ ሕወሓት ታሪኽ ደርጊ፣ ደርጊ፣ ደርጊ ሐሊፊስ ብሻዕቢያን ኢትዮጵያ ተጠሊምኩም ኢኩም Zero ዝኮነ ታሪክ አይትንገረና፣ ሕወሓት ካብ ጌጎኦም ዘይማሐሩ ብ17 ዓመት ታሪኽ ዝነብሩ ጉጅለ እዬም ብኔትዎርክ ምስራሕ ግደፍዎ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому

    Free Raya now! Free Mola!

  • @davidteklehaimanot4377
    @davidteklehaimanot4377 4 дні тому

    Hasewti!

  • @Wubetwedikoraro4901
    @Wubetwedikoraro4901 4 дні тому

    Ell eyu embey. ኣዛዚ ኣርሚ 43 seems kadre of Debretsintet's TPLF

  • @kbromgher9281
    @kbromgher9281 4 дні тому

    ባህላዊ ኮነሬል

  • @admassumisgun5946
    @admassumisgun5946 3 дні тому

    ጄኔራል ንምዃኑ ፖለትካ ስልጠና ወስዱ ይፈልጥ ድዩ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 5 днів тому

    Adwa should not be allowed to occupy Raya!

  • @efurkiros2800
    @efurkiros2800 4 дні тому

    ፍርድቤት ወንጀለኛ ኢሉ ዘይወሰነሉ ተጠርጣሪ እዩ ዝበሃል

  • @KiduTdf
    @KiduTdf 5 днів тому +2

    ሓቀኛ መራሒ ናይ ህዝቡ መድሕን ከም ወርቂ ተፈትኑ ዝወፀ ካብ ሓዊ ፁሩይ ትግራዊይ

  • @mulugeta9439
    @mulugeta9439 5 днів тому

    እዙይን ከምኡ ዝበሉን ኣብዑር ዝኾኑ መራሕቲ ዝመርሕዎ ሰራዊት ናይ ህዝቢ ዘይኮነስ ሓሽከር ጉጅለ እምበር ካሊእ ክኸውን ኣይክእልን። ህዝቢ ማለቱ ጉጅለ ህወሓት ማለቱ እዩ። ህዝቢማ ተወሪሩን ተመዛቢሉን ኣብ ፀበባ ጢሒሉ እናሃለወ ኣይንታዩን።

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 дні тому

    ሰረት ሚዲያ ብግዲ ኩላ አዳሚጸዮ ካብ ድንቁርናን ድሕረትን ዝለመዶ ዓፋናይነቱ ብግልጺ የርእኢ አዚ'ውን ጀነራል ድዩ ? እሱ ዝበሎ ከዮኮነስ ህጻውንቲ ቆልዑ አብዘይፈልጥዎ ቦታ እተው ናበለ ዘርገፎም ብደቂ ድኻ ዝቅልድ ድሑር ። ብዝኮነ ንተ/ይ ሞላ ተተቅርቦ እሞ ንሰምዖ አፈላላዮም ።

  • @GolgolRaya
    @GolgolRaya 5 днів тому

    ሓቅታት ሓደ ኽልተ ኢሉ እዩ ገሊፁ >>>ባዕልኻ መርትዖ ዘይተቅርብ

  • @EdedJe
    @EdedJe 3 дні тому

    ታርጌት ሚድያ ሓደ ነገር ክሓተካሞ ንኹሎም ጀነራላት ትግራይ ሓትቲካ መልስ ትበን
    1 ንምንታይ እዮም ኩሎም ጀነራት ከባቢ 38 ካብ ዓድዋ ኮይኖም
    2 ንምንታይ እዮም 49 ዐመት ዝበዝሑ ማእኸላይ ኮሚቴ ወድ ዓድዋ
    3 መብዛሕትኦም ወረዳታት ዞባታት ናይ ክልል ብሮታትን ደቂ ዓድዋ ዝመርሕሉ
    ናይ ዝኦም መብረሂ ሃበን ከይኾረኻ

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 5 днів тому

    He needs to go Jail. Put him in jail.

  • @UffhmdBfye
    @UffhmdBfye 4 дні тому +2

    እዝ ኣርም 43 ማለት ፀረ ወጣት ራያ ይኡ ኽልተ ዓመት ሙሉእ ፀርፀር ዳበለ ታርካዊ ፀላእና ይኡ።ወጣት ንክስደድ ያገደዱ ኦፉሩ ንከይአት መጋዛ መረበቱ መንበር ዘስአነ ኣሸባር ሓይል።😢

    • @Targetmidea
      @Targetmidea  4 дні тому +1

      ❤❤

    • @HabeshaFx-d4h
      @HabeshaFx-d4h 2 дні тому

      ብጣዕሚ ሕዘኒ ኸምኡ እንተገይሮም መሕፈርቲ እዮም ። ኣጀኹም ሓደ መዓልቲ ፍትሒ ክመፅእ እዩ ። ዞም ኸምኡ ዝገብሩ ግን ዱሑራትን ንትግራይ ዘይውክሉን ንኸብዶም ሓደርቲ ፅረ ትግራይ እዮም ።

  • @davidteklehaimanot4377
    @davidteklehaimanot4377 4 дні тому

    Bisum hafash wilkesebat indasakekum tinebru! Kufuat zeitiliwexu hiwasat'ikum!

  • @meydaraya1129
    @meydaraya1129 5 днів тому +1

    hasewti halawo mankor medalewuti

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 3 дні тому +1

    ደስየ ሕልኩስ

  • @abrhadesaley7279
    @abrhadesaley7279 5 днів тому

    ንምንታይ ደኣ በታቲኽካ ተቕርቦ ?

  • @TopG-j7s
    @TopG-j7s 5 днів тому

    Lmntay eyu nay bet frdi tezaz endhr nerwo bpolice zeythaz

  • @JOHNRAYA-tk6vs
    @JOHNRAYA-tk6vs 5 днів тому

    Serawitna nay mender halawi gerkumo😢

  • @kbromgher9281
    @kbromgher9281 4 дні тому

    አሠንታ ተለኣኣኺ ጉጅለ😊

  • @BerhaneKidane-lx7fh
    @BerhaneKidane-lx7fh 5 днів тому

    Eiomdiom Generalat zbehalu

  • @መዳቦይ
    @መዳቦይ 5 днів тому

    Bahlawyan generalat ziblikum zelewu ko, beti nay kedem bahlawi mesarhi sletwagau eyu, abzi zemen ezi kunat bzemenawi mesarhi eyu, bahlawyan gin nisikum tigray aykonkumin, nay Ethiopia, Eritrea, africa bhafesha eyu zimilket

  • @abdurezakendalew
    @abdurezakendalew 4 дні тому

    Sim tegadelti zetselmu enkuan desiye aykonen tegadelti zineberu tekonu mihret ayedlin!!

  • @AradiAbrha
    @AradiAbrha 5 днів тому

    ኽቡር መራሒ ኣርሚ 43 ዝተቋቆመሉ ሕጊ ዘየሎ ምዃኑ ሓደ ፀገም ከምዝኾነኩም ይርዳእ እየ።ኾይኑ ግን ሐዚዉን ናይ ሕጊ ኣፍልጦ ዘይብሎም ምዃኖም ካብ ኣንደበቶም ሰምዕኻ ምርዳእ ይከኣል እዩ። ማለት ዝኾነ ሰብ ክእሰርን ክፍታሕን ዝኽእል ብትእዛዝ ቤት ፍርዲ እምበር ብሓይልታት ፀጥታን ብላዕሊ ዝበሃል ኣካልን አይኮነን ።ዋላ እቲ ዝኣሰሪዎ ጋዜጠኛ ጥፍኣት ይሃልዮ ኣብ ቤት ፍርዲ መእሰሪ ትእዛዝ ብፖሊስ ተሓቲቱ ምስተፈቀደሉ ምዃኑ ክንገሮምን ከስተዉዕልዎን ኣለዎም በሃሊ እየ።

  • @TaameHaile-nk3uy
    @TaameHaile-nk3uy 3 дні тому

    ጋዜጠኛ ኣይነፋዕካን

  • @RedaeWayu
    @RedaeWayu 4 дні тому

    ወዲ ብርሃነ ትገብሮ ዘለኻ ግፍዒ አብ ልዕሊ ህዝቢ ራያ ዋጋ ከኽፍለካ እዩ

  • @haftomabraha4557
    @haftomabraha4557 5 днів тому

    ፀረ ሰላም መን ከምዝኾነ ህዝቢ ፈሊጡ ኣሎ

  • @selamhayilekiros8188
    @selamhayilekiros8188 4 дні тому

    Gazetega diliyetu misihaf mesel alewo anitum bahilawiyab🙄🙄🙄🙄

  • @hakieye5649
    @hakieye5649 5 днів тому

    you don't know the people you know how fill your belly and you serve shabia more than the people of Tigray.

  • @mesgnawabebe3071
    @mesgnawabebe3071 5 днів тому

    Letestarefee Be Army yeteaser lebele men eyuu?

  • @GebregergsGebreslasie
    @GebregergsGebreslasie 5 днів тому

    እዚ ምላ ሓድሽ ዝባሃል ዝተባሃለ ካብቲ ዝነበሮ ስራሕ መሪሕነት tdf ድሕሪ ምስንባቱ ስራሕ መንግስቲ ንምንታይ ስራሕ ረኪቡ ኡልካ ተቃውም ምቅራብ ጥዕናን ቅንዕናን የቡሉን እምድማ ብዝማረከብካዮም ወታደራት ክትምራሕ እንከለካ ከይሕተትካ ትምራሕ ጸኒሕካ ምላ ስራሕ ክረክብ የቡሉን እልካ ተቃውም ፍጹም ኣይቀኑዕን

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he 3 дні тому

    ብሽም ሕዝቢን tdfን አይትሸቕጡ እስካውን ናይ አደመ ትወካሊኢ'ካ

  • @destatirfu3235
    @destatirfu3235 4 дні тому

    Tensae Birhan: You are guard and supporter of Monjorino. You have no right to attack people of Raya.

  • @sunrise3179
    @sunrise3179 5 днів тому +1

    ታይ'ሞ ጠላም ኢሰያስ ከሎ ሓደ ህዝቢ ከፋፊሉ ህዝብና ኣብ ክልቲኡ ዘሎ ተሃስዩ....

    • @qelhi7922
      @qelhi7922 5 днів тому

      😂😂😂😂😂😂😂😂

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 5 днів тому

      በጃ ኢሰያስ ጋሕ በል:: ተጋሩ ክልል ኢኹም 2 መልሓስ ዩ ደለኹም ጠዋይ ዩ ልብኹም:: ኢሰያስ ንደብረጽዮን ነጊሩዎ ኔሩ ንምንታይ ንኩናት ትዳለዉ ኣለኹም ኢሉዎ??

    • @sunrise3179
      @sunrise3179 5 днів тому

      @AkliluKaleab ሱቁ በል ደንቆሮ ደንቢያ

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 5 днів тому

      @@sunrise3179
      ኣነ ኤርትራዊ የ ኢሰያስ መራሒ ኤርትራ ዩ:: ተጋሩ ደይናትኩም ኣይተቃሙቱ ድሑራት ፍጥረት

    • @sunrise3179
      @sunrise3179 5 днів тому

      @AkliluKaleab ንስኻ ኤርትራዊ ኣይኮንካን .... ድቃላ ደንቢያ ረሳሕ ዓልየት ኢኻ + ደንቆሮ ሓማሴን ኪድ ከብቲ ጓሲ....

  • @MebrahtuHailu-sm1or
    @MebrahtuHailu-sm1or 4 дні тому

    Wurdet she serawt media wonunu ere demo poltica geltegna eye ybl alo