Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዓወት ንውድባዊ ጉባኤና ህወሓት
ሕጊ ግን ክኽበር ኣለዎ፡ ዳግማይ ናብ መከራ ህዝቢ ከይተእትው።
ህዝስ pp መሲልኩም ናይ ስትራተጂ ናይ መሪሕነት ውድቀት በፂሕና እናተብሃለ ብኔት ወርኪ ተኣሳሲርኩም ብልገበርክምዎ ኔት ወርክ ጂሞክራስያዊ ለይኮነ ጉባእኤ ምኽያድኩም ብጣዕሚ የሕዝንእንድሕር ናይ ስትራተጂ መራሕቲ ለይብሎም መራሕቲ ካም ፖለቲከኛ እንተይኮነስ ካም መልኣክ እትኣምንዎም ብኣመራራሓ ልወደቁ መራሕቲ ሰብሰብቲ ገይሩኩም እትመርፁ ወጮ እንትቀየርካዮ ወጮ ምንም ለውጢ ኣይመፅእን ህዝቢ ትግራይ ካምቁርዲድ ኣይትማፅይዎ ውረዱ ካብ ርእሱሰላም ቅሳነትን ልቱ ሓላል ህዝቢ ትግራይ.ክብርን ሞገስን ልስውኣትና.
ዓወት ንውድባዊ ጉባኤና ህወሓት
ሕጊ ግን ክኽበር ኣለዎ፡ ዳግማይ ናብ መከራ ህዝቢ ከይተእትው።
ህዝስ pp መሲልኩም ናይ ስትራተጂ ናይ መሪሕነት ውድቀት በፂሕና እናተብሃለ ብኔት ወርኪ ተኣሳሲርኩም ብልገበርክምዎ ኔት ወርክ ጂሞክራስያዊ ለይኮነ ጉባእኤ ምኽያድኩም ብጣዕሚ የሕዝን
እንድሕር ናይ ስትራተጂ መራሕቲ ለይብሎም መራሕቲ ካም ፖለቲከኛ እንተይኮነስ ካም መልኣክ እትኣምንዎም ብኣመራራሓ ልወደቁ መራሕቲ ሰብሰብቲ ገይሩኩም እትመርፁ ወጮ እንትቀየርካዮ ወጮ ምንም ለውጢ ኣይመፅእን ህዝቢ ትግራይ ካምቁርዲድ
ኣይትማፅይዎ ውረዱ ካብ ርእሱ
ሰላም ቅሳነትን ልቱ ሓላል ህዝቢ ትግራይ.
ክብርን ሞገስን ልስውኣትና.