🛑 ተጋዳሊት ፌቨን መልሲ ሂባ እዚ እዩ እቲ ሓቂ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 454

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  3 місяці тому +65

    ሳብስክራይብ ስለ ዝገበሩ ኣዚና ነመስግን

    • @muluBerhe-g3j
      @muluBerhe-g3j 3 місяці тому +5

      ዋዕሮና ናዝጋህታፍ ክትሰምዕዮ የብልክን ኣሳዳጊ ዝበደሎ እዩ ታኣፉ ስገራ መዉጫ ነው የምመስለኝ እና በርትዒ❤❤❤

    • @abrenwegenne5637
      @abrenwegenne5637 3 місяці тому +1

      ሃፍትና ጅግና ተጋዳሊትን ባል ሙያ ጤዕና ትምሳሌት ጅግንነትን ፅናዓትን ደቃነስቲዮ ትግራይ ፈቨን አረፈ ንዞኦም ባንዳታት ኩርኩር ፀላዓቲ ህዝብ ትግራይ ዝሆኑ ህማቓት ሰቫዓት ዘረቫስ ክትሰሚዒ ዓይገባኪ
      ምክንያቱም ንስኦም ምጅምርውን ናብ ኣለም ይመፅኡን ካለው ንሃሶት ዘረባዪ ንስሂ ድማ ንስራ እዪ ናብ ኣለም ዝመፀሂ

    • @shalom5798
      @shalom5798 3 місяці тому

      ሰላምንታይ ግን ትግርኛ 100% ሙሉእ ብሙሉእ ኣብ ትግርስይ ዘይዝረብ ? ኣብ ጽንተት ቛንቛኡ ሰለምንታይ ይዋፈር እዚ ማሕበተስርብ ?

    • @shalom5798
      @shalom5798 3 місяці тому

      ብቻ?
      እንትን?
      ወድያውን-?
      ኣስታዊሰ-?
      እንዲያውም-?
      ክደይ ክንብሎም.....
      እዞም ወረርቲ ቃላት እንዳ ሓወስኩም ሰላምንታይ ከም ሙዕሩይን ቕኑዕን ትግርኛ ትዛረቡዎ? የሕፍር ብሓቒ ቛንቛና ነቕደም።
      ወረሪቲ ሓሊ ኮነ ወረርቲ ቃላት(ቛንቛን) ክጽረብ ይግባእ። ክልቲኦም ማዕረእዩም።

  • @FsSd-jd1ym
    @FsSd-jd1ym 3 місяці тому +24

    ኣጀኪ ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ❤❤❤ተስፍይ ኣድጊ ንክንደይ ጀጋኑ ናተፃረፈ ይዉዕል ኣሎ ዓገብ በልዎ

    • @zenebechkebede7457
      @zenebechkebede7457 3 місяці тому +1

      አረ አድጊ ይበልጾ ። ልፀርፊ ትፈጠረ ።

  • @sas7080
    @sas7080 3 місяці тому +12

    ስለ ናይ እዚኦም ኣይትገደስሎም ከምዚኦም ዝበሉ ለመንቲ ናይ ምድያ እዮም ኣይትስምዕዮም ጀግና ጓል ጀጋኑ ኢኪ ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ 💪💪💪❤️❤️❤️

  • @Gabera2022
    @Gabera2022 3 місяці тому +43

    ምኽሪ ንጋዜጠኛ: ከምዚ ዓይነት ከጋጥም እንተሎ ንመቓልስታ ወይ መሓዙታ ቃለ መሕትት እዩ ዝግበር።

    • @SelamDesta-gx2ti
      @SelamDesta-gx2ti 3 місяці тому +1

      ምስ ብፆታ ኮይና ዝተልዓለቶ ፎቶ መረጃ ሒዛ እያ ቀሪባ እንበር በይና ኣይቀረበትን

    • @medhin8187
      @medhin8187 3 місяці тому +1

      እቲ ቪዶ ፈለማ ነዳምፅ ንወድኣዮ ።

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 місяці тому

      ​@@SelamDesta-gx2ti መረጃ×××××× መርትዖ ወይ ምስክር በሊ√√√√√√√

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 місяці тому +74

    ተጋሩ አሕዋተይ ንካባበር እዶ ንምንይ እና ካብ ሕስድና ዘይንወፅእ😢ጀጋኑ አሕዋትና እኮ አብ ትሕቲ አምላክ ዋሕሲ ህዝብና እዮም ግን ናይ እዶም አንህቦምን ዘለና እና አሕዋትና ነክብር❤❤❤❤

    • @syakkesan
      @syakkesan 3 місяці тому +5

      ጌጋ ውልቀ ለይቡ ተጋሩ ክውክሉ አይኸእሉን ፣ ዘዓበደ ኹሉ ተጋሩ እንዳበልካ ምሰይም ጌጋ እዩ

    • @medhin8187
      @medhin8187 3 місяці тому +4

      ብሓበራ ተጋሩ ምባል ኣይኸብድን ?🙄 ሓድ ሓዴና ተጋሩ ብዝብል ተትኸዉን ዝበለፀ ዩ ።

    • @WediTsegay-e4z
      @WediTsegay-e4z 3 місяці тому +2

      ኩልና ተጋሩ ዘይኮነስ ክንደይ ፈታዊ ዓዱ ኣሎ እዩ ሓደ ሓደ ኣለው ደቃሉ ሓሸውቲ ዓደሙን ህዝቦምን ዘፀልሙ ከም እል ወድራያ ብዕራይ ዝበሉ ካልኦት እውን ኣለው ኣብ ውሽጢ ትግራይ ስለዚ ነዚ ነገር እዚ ክንጥንቀቆም ኣለና ኣሕዋተይ

  • @geretesfay376
    @geretesfay376 3 місяці тому +8

    እዚይ ጋኣህታፍ ውዲ ራያ እየ ባሃሊይ ሓሽዊይ ባንዳ ክእዳዕ ማንም ክእይኣምኑ ኣጅኩይ ጅእግና ዋዕሩና❤❤❤❤❤❤

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 3 місяці тому +3

    አጆኪ ዋዕሮ ሓፍተይ መርአያ ትግራወይቲ ዋዕሮ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 3 місяці тому +6

    ኣጆኺ ማዓረይ ❤እዚ ወዲ እዙይ እንኮ ፀላኢ ትግራይ እዩ 😷 😢

  • @semereasge
    @semereasge 3 місяці тому +12

    ፌቡ ሽኮር ጅግና ዌእሮ ተጌዳሊት ትግራወይቲ ኣይዞሽ t,d,f

  • @WediAslafyMesmer
    @WediAslafyMesmer 3 місяці тому +28

    ዋዕሮ ጅግና ተጋዳሊት አጆኺ ሕዝብኪ አይርስኣኪን!!

  • @NatiEndrias-rz3mm
    @NatiEndrias-rz3mm 3 місяці тому +20

    ፌቪ ዋዕሮ ጀግና ተጋዳሊ ጓል ህዝቢ💛❤💊💊💪💪💪

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 3 місяці тому

    ጅግና ኢኺ ንህዝብኺ ተጋዲልኪ ዋዕሮና ኢኺ ክብሪ ይግበአኪ እዩ። እቶም ብሰንኪ ቅንዒ ጠራዕራዕ ዝብሉ ዋጋ አይትሀብዮም።

  • @OkbayAbrha
    @OkbayAbrha 3 місяці тому +39

    ታርክ ምስራሕ ዘይ ክእል ንባዓል ታርክ ምንኣስ እዩ ስርሑ ኣጀክ ጅግና ዋዕሮ እክ❤️👍👍👍

  • @Daniel-fe5pd
    @Daniel-fe5pd 3 місяці тому

    Thank you Feven for your service!
    Thank you Helen the host as well. Keep up the great work!

  • @MohammedAli-c4o
    @MohammedAli-c4o 3 місяці тому +10

    ገድሊ ፖሊስ ኒ ተጋደላይ ጆዕ አምፅእልና ምስ ናይ ፊዮሪ ተክላይ ዝተታሓሓዘ ክንፈልጥ ንደሊ ኢና ታሪክ ናብ ባዓል ዋና ይኩን

  • @hagosmeles7685
    @hagosmeles7685 3 місяці тому

    ናይ ተጋደልቲ ጁዕን ፍየርን ውን ብሓባር ኣቅርቢልና ሄለን የማነ የመስግነኪ

  • @AmedAsre
    @AmedAsre 3 місяці тому +9

    ጅግና ሓፍትና እንካዕ ብሂወት ሃለኪ

  • @ሃገርና
    @ሃገርና 3 місяці тому +7

    ኣጆኺ ብዚኦም ከይትደሃሊ ዋዕሮና 💊✊

  • @loveyourself2406
    @loveyourself2406 3 місяці тому

    ዋይ❤❤❤ ተጋሩስ አብዚ ኹሉ መከራ አህሊፈንስ ከምኡውን ዘይተረጋገዕ አብ ስግአት አና ነበርካስ አዙ ኹሉ ቑንጅናን ደም ግብአትን ፁሩይ ቁንጅና!
    I am proud to been Tigrieyns!❤❤

  • @ethiopiae2392
    @ethiopiae2392 3 місяці тому +1

    ዋዕሮና ክብርይ ይግባእክይ ሳላኹም ከብርና

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 3 місяці тому +1

    ዋዕሮ ተጋዳሊት ፌቨን ናኽብረኪ በርትዒ ምርጓድ ምቕጣን ተፈጥሯዊ እዩ በርትዒ ለይትን ክፃድቃናት እዩ ላፅምድ እስኺ ዋዕሮታትን ጀጋኑና ሐክሚ ኻልእ ርስዕዮ ❤❤❤❤❤❤

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 3 місяці тому +3

    ኣጆኺ ጅግና ዋዕሮና 💛❤️💪✊
    እዝኒ ኣይተሃብሎም ባንዳታት ኢዮም

  • @YySs-u1h
    @YySs-u1h 3 місяці тому +8

    ኣጀኺ ዋዓረና

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 3 місяці тому

    ኣጆኪ , ዋዕሮና እዚ ባንዳ ጋህታፍ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ እዩ 💖💖💖💊💊💊🥰

  • @rewina11
    @rewina11 3 місяці тому +2

    ሰብ ዝበለ ይበል ንስኪ ጉቡእኪ ጌርኪ አጀኪ ዋዕሮ ትግራይ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @Tree339
    @Tree339 3 місяці тому +3

    Our sister, be strong and continue your hard work to save our people and TDF members. Pass greetings to all family members

  • @MarishagebeyewMulew
    @MarishagebeyewMulew 3 місяці тому +2

    ኣጆኺ ዋዓሮና ብናይ ባንዳ ዘረባ አይትጨነቒ እሶም ስርሖም እዮም ዝሰርሑዘለው እንኲንዶ ናሀትኪ ወርቂ ዝኾነ ታሪኽ እታ ክዳንኪ እውን ቡዝሕ አጋዲላ እያ

  • @Karem-b5l
    @Karem-b5l 24 дні тому

    ንተጋዳላ ጁዕ ኣምፅእልና ጀግና ነባር ፍሊ ሓይሊ እዩ።ካብ ዳንሻ ጀሚሩ ።

  • @SalamSalam-n8e
    @SalamSalam-n8e 3 місяці тому +2

    ዋዕሮ ጅግና አጆኺ ብኸምዚ ዘረባ ክስምዐኪ የብልክን እስኺ ዕላማኺ ዘሳዒኺ ሕርቲ ዋዕሮ ኢኺ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፅንዓትጩራተስፋ
    @ፅንዓትጩራተስፋ 2 місяці тому

    ናይ አእምሮ ጸገም ኣሎዎ
    ትወዲ ስለዚ ኣይትሓዙሉ
    ጅግና ጅግና እዩ

  • @akezaweldehawaryat6833
    @akezaweldehawaryat6833 3 місяці тому

    Proud of you my heroes you have been defending protecting your people Tigray so keep it up for the wonderful defense ❤❤❤❤

  • @MohamedMabrato
    @MohamedMabrato 3 місяці тому +8

    አጀኪ ዋዕሮና ጅግናን እቲ ከልቢ ይነብሕ ጅግና ግን ታሪክ እዩ ይሰራሕ።ተስፋይ ወዲ ራያ ግን ይሑሱ ኩሉ ግዜ ምስ ሓሰወ

  • @GjGj-vd2bh
    @GjGj-vd2bh 3 місяці тому

    ሸዊት መዝገቦ ኣቅርብልና ሽጋራኣ ሰቲዩ እናሰዓማ እትብል ❤❤❤❤

  • @GebrehiwetBerhe
    @GebrehiwetBerhe 3 місяці тому

    አይዞኺ ዋዕሮና ህዝቢ ትግራይ እዩ ዝሕበነልኪ ናይ ተስፋይ ዘረባ ግን አጀንዳ እንተዘይ ትገብርወ

  • @arayashamaye1241
    @arayashamaye1241 3 місяці тому

    ፀላኢኺ ይሰበር ንሕማቃት እድኪ ክትህቢ አበደን ዝበዝሕ አድናቂኽን ሬክላም TDF እኺ አጆኺ

  • @faswelsfr1974
    @faswelsfr1974 3 місяці тому

    ኣጀኪ ማዕርይ ስኪ ጅግና እኪ❤❤❤

  • @filmongirmay1683
    @filmongirmay1683 3 місяці тому +1

    Atgedeslom nezom ameharu eyom
    Waero haftna gn jigina eki ❤❤❤❤

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 3 місяці тому +1

    We proud of you ❤❤❤

  • @YsakFikre
    @YsakFikre 3 місяці тому

    እቶም ናይባዕሎም ጅግንነት ብሻጥ ዝሓድሩ ንኸብዶምን ባንዳነት ዝነብሩ እም። አጆኺ አቲ ዋዕሮ

  • @ንግሰቲጋልራያ
    @ንግሰቲጋልራያ 3 місяці тому

    ማዓረይ አጆኺ ❤❤ ድዚ አጎዛ ቦታ አይታሃብዮ ማዓረይ❤❤

  • @Kokoba123
    @Kokoba123 3 місяці тому +30

    እዝ ረሳሕ ወድ ራያ ግዜ ይወስድ እምበር ግድን እዩ ጉቡኡ ክኺፈል። አጆኺ ዋዕሮና ፍትዊት❤

    • @hhshdhjdueiirh1923
      @hhshdhjdueiirh1923 3 місяці тому +1

      ትረፍ ኤርትራዊ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 3 місяці тому +1

      ​@@hhshdhjdueiirh1923 ችድ ድሁል እትዛረቦ ፍለጥ ከም ሰብ ትሓስብ ተኾይንኻ ንተስፋይ ንጉስ ግደፍ በሎ እዛ ዋዕሮና ተጋዳሊት ምዃናን ዘይምዃናን ንዕኡ ኣይምልከቶን ጓል ዓድዋ ብምዃና እዩ ሽማ ዘጥፍኣ ዘሎ ሓደ ትግራዋይ ብከባቢኡ ክተጥቀዖ የብልኻን ጥፍኣት ተሊይዎ ውን ናብ ልቡ ክምለስ ምምኻር እምበ

    • @hhshdhjdueiirh1923
      @hhshdhjdueiirh1923 3 місяці тому

      @@netsanettdf9263 ችደ ረሰሕ ተስፋይ ንጉስ ለ ጀግና

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 3 місяці тому +17

    እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ ጅግናና ብጣዕም ንፈትወኪ እና❤❤❤

  • @JohnFisseha
    @JohnFisseha 3 місяці тому

    ጅግና እኪ !ሕሱር ኩሉ ግዘ ሕሱር እዩ።

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 3 місяці тому

    ❤❤❤❤❤ ጅግና

  • @AbsalatFikr
    @AbsalatFikr 2 місяці тому

    ሓፍተይ ናተይ ባዕሎም ይፈሉጡ ግን አነ ብወገነይ እንኳዕ ብሰለም መፃአኺ ጅግና እኺ በአኺስ ተጨንቄ ነረ

  • @AwetKiros-tv7ho
    @AwetKiros-tv7ho 3 місяці тому +10

    አትም ሰባት አብ አመርካሰ ዘለው ተጋሩሰ ካብ ማንም ብላዕሊ ኮእዮም ዝተቃለሱ ብቅርን በፃሓይን ብዝናብን ዝቃለሱ ዝነበሩ ድያሰፖራ ተጋሩ አረ አይባሃልን ነውሪ እዬ

  • @herilove7610
    @herilove7610 3 місяці тому

    ኣጄኪ ጅግና ❤

  • @tsegamebrahtu2546
    @tsegamebrahtu2546 3 місяці тому

    ፌቡየ መርኣያ ጅግንነት ኢኪ እሞ ኣጆኪ በርትዒ ዋዕሮ ኢኪ😍😍😍

  • @NobelSolomon-pv6vi
    @NobelSolomon-pv6vi 2 місяці тому

    ፌቡዬ ዋዕሮ ጅግና ኢኺ ብሓቂ ኣጆኺ

  • @medhin8187
    @medhin8187 3 місяці тому

    እንኳዕ ሰላም መፃእኽን ክቡራተይ❤
    ዋዕሮና ብሂወት ምትራፍኪ ተመስገን ፈጣሪ ደስ ኢሉና ክብሪ ኣለና ጀጋኑና ❤

  • @yordanosgirmay569
    @yordanosgirmay569 3 місяці тому

    ጅግና ሐፍተይ አይትሰከፊ ብዞም አሰታኻት አጆኺ ማይ ዘይሕፀብ ግዳ አብዘረባ አብፀለመ ዝውእል እሱብ እዬ

  • @HiwotDagnew-u7c
    @HiwotDagnew-u7c 3 місяці тому

    ዋዕሮ ጅግና ኢኪ ናይዞም ባንዳታት ተጋሩ ኢና ዝብሉ ብዘይ ግድስ ማኣረይ 🥰🥰💪💪💪💪💪💪💪

    • @KebedeTajebe-sk9bc
      @KebedeTajebe-sk9bc 3 місяці тому

      ካብ መሳርሕታ እውን ከምዝሓተትኪ መመቀረ ትርሓሰይ

  • @MariG-z3l
    @MariG-z3l 3 місяці тому

    ጀግና ዋዕሮ ኢኪ ሓፍትና ኣጆኪ ንስኪ ሰፋ ዘይብል ታሪክ ሰሪሕኪ ኢኪ ምስ ብፆትኪ ኣጆኪ በርትዒ ዋዕሮ TDFy❤❤❤

  • @ኣኽሱምጽዮን
    @ኣኽሱምጽዮን 3 місяці тому

    ኣጆኺ ካብቲ ዝሓለፍክዮ ሃልሃልታ ሓዊ ሓሊፍኪ ናይዞም ተልእኾ ጸላእትና ተላኢኾም ዝመጹ ሽዩጣት ሰሚዕኪ ብዙሕ ክስማዓኪ የብሉን ኣይትገደስሎም

  • @mebrihitgebre2
    @mebrihitgebre2 3 місяці тому

    ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ተጋደልትና ብኸምዚ ሞራል ምትንካፍ ክንውግዶ ክንቃለሶን እዩ ዘለና ስለዚ እዚ ወዲ እዚ ቡዙሓት ተጋደልትና እናጸረፍ እዩ ዝውዕል ስለዚ ክምዚኦም ዝበሉ ዕሱባት ተጋሩ ኢና ባሃልቲ ብደምቢ ክንወቕዖም እዩ ዘለና ❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ 3 місяці тому

    ጅግና ኣጀኺ❤

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk 3 місяці тому +1

    ሕሙም ዘይብሉ ከተማ ኣይምዕርግን ዝበሃልስ ሓቂ ወድ ራያ ዓሻ እዩ ዝመስል ጅግና ዝሓፍተይ ቀፅልሉ ዓርሞሸሽ

  • @VxmgLhkjii-vl1zv
    @VxmgLhkjii-vl1zv 3 місяці тому +5

    አጆጆ አቲ ዋዕሮ እግዚአብሔር ሰላምን ራህዋን የብዘሓልኪ❤

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 3 місяці тому +4

    ኣጀኺ ዋዕረና

  • @salams7331
    @salams7331 3 місяці тому +2

    ዋዓረና💚🙏

  • @SahayaSahaya-vg8wj
    @SahayaSahaya-vg8wj 3 місяці тому +10

    ኣጀኪ ዘሓፍተይ ተስፋይ ወዲ ራያ ብዉንኡ የለን ዓብዱ እዩ እኒሆ ካብ ለዓብድ ሓሙሽተ ዓመቱ ኣሕሊፋ እኒሆ እበር ብፂተይ ወዕሮ

  • @ganagana-d7m
    @ganagana-d7m 3 місяці тому

    Ajoki abesa eiki gal hezbi lezam tdf❤❤🎉❤❤❤

  • @RvtdtThtd-lw6nr
    @RvtdtThtd-lw6nr 3 місяці тому

    ኣጆኻ ጅግና ወዕሮና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TsegayeBerhe-n9f
    @TsegayeBerhe-n9f 3 місяці тому

    ሓፍተይ ማኣረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ባንዳ እማ ካብ ምፅራፍ ሃሊፉ እንታይ ክብለኪ ትደሊ ስለዚህ ንስኪ ንህዝቢ ንኣድኪ ዝተቃለስኪ ጅግና ተጋዳሊትና ክብሪ ይግበኣኪ በርትዒ ሓጠው ቀጠው ንኣኪ ወይከ ፈተክ ሳላክን ቡዛሓት ብፆትክን ካብ ሞት አውፂክና። ኣጆኪ በርትዒ ባንዳ ባንዳ እዮ ተገላባጣይ ዓላማ የብሉ መንገዱ ኣይፈልጥ ናይ ዝብኢ ባህሪ ዘለዎም እዮም ።long live TDF and i wish u best. Thank you a lot.

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 3 місяці тому

    ነዞም ዕዩናት እዝኒ ኣይትሃብዮም ዋዕሮ ኩሉ ጊዜ ጎናጎኒ ሕማቅኪ እምበር ፅቡቅኪ ዘይደልዩ ዝተወሰኑ ዕንዙዛት ክህልዉ ይክእሉ እዮም ❤ዋዕሮ❤ ምኳንኪ ከዓ ምሳኪ ዝነበረ ጀግና #TDF ምስክር እዮም ስለዚ ንሰማይ ምድሪ እዩ ኢሉ ንዝከራከር ኣይትጨነቂ

  • @HATFuGrmey-gf6gp
    @HATFuGrmey-gf6gp 3 місяці тому

    ጅግና ኣጆኪ❤

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 місяці тому +1

    ተጋዳሊት ፈቬን ዋዕሮ ኢኪ ❤❤

  • @ffff8192
    @ffff8192 3 місяці тому

    ኣጀኪ ማዓረይ❤❤😢

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 3 місяці тому +1

    ኣጆኺ ማዓረይ ዋዕሮና❤

  • @GhDf-h4q
    @GhDf-h4q 3 місяці тому

    ኣጀኪ ቤፂተይ❤❤❤❤❤

  • @emaye9799
    @emaye9799 3 місяці тому +23

    ጅግና ሀፍትና። ሃደ ናይጌታቸው ሃሽከር እዮ ከምዚ ገባራይ ሌያቡ እዮም ።

    • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
      @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 місяці тому

      በይዚ ጌቲቸው ኹዳ ታይ ማለት እዩ 😕

    • @lucibrhane8037
      @lucibrhane8037 3 місяці тому +1

      @@ትግራይሃገረይእያዓለምይራእንታይ እዩ ዝፀሀፍክዬ ዘይንበብ ብራሩ ና ጌታችው ሰካራም 🪰🪰🤮

  • @SelemunTsegay-g5b
    @SelemunTsegay-g5b 3 місяці тому

    ጅግና ብፂት

  • @biniaber9538
    @biniaber9538 3 місяці тому

    ጀግና ማዓረይ❤❤

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 3 місяці тому +11

    ጋዜጠኛ ብጣእሚ ጎቦዝ ሀታቲት ኩሉ ጌዜ ርግእቲ ጀግናና ግና ናይ ሰብ ወረ አይትሰብዲ ጀግንነት ብምስራህ ቀፅልሉ ሀፍትና ንኾረአልኪ እና 💕💕🙏🙏🙏💕💛💕💛❤️💛❤️💛

  • @YeshimebetBerhane
    @YeshimebetBerhane 3 місяці тому

    You're heroe for the people of Tigray. We're proud of you and thank you for your service ❤️ 💪
    You don't have to prove to nobody . Ignore those losers

  • @tsegaga4353
    @tsegaga4353 3 місяці тому

    ፌቪ ጀግና ዋዕሮና ንፈትወኪ ነኽብረኪ ንህዝብኽን ንዓድክን ኢልኺ ሂወትኪ ክተወፍይ ምግዳልኪ ንኾርዓልኪ❤💪 እቲ አብ ማ/ሚድያ ወረይረይ ዝብል ወዲ አመሉ ዩ ስም ምጥፍእ እሞ አይትገደሽሎም። ስዲ ወዲ ዩ።

  • @asfawz6
    @asfawz6 3 місяці тому

    ህይወትኺ ምእንተ ህዝብኺ ክትህቢ ዝተጋደልኺ ኽብርቲ ዋዕሮ ኢኺሞ ኹርዒ! ነቶም ግጉይ ሓበሬታ ዘለዎምውን ዳሓን ንኽእረሙ ግዘን ዕድልን ሃብዮም:: ዝሰራሕኽዮ መዅርዒ ታሪኸ ኣይሃስስን:: I'm so proud of you!

  • @kalkiflom
    @kalkiflom 3 місяці тому +1

    ንተስፋይ ባዓል ዓቢ ቀርኒ ብዕራይ ራያ ኢለዮ አለኹ

  • @fisehakidanemarlam1805
    @fisehakidanemarlam1805 3 місяці тому +1

    ጅግና ኢኺ

  • @FihbHhjj
    @FihbHhjj 3 місяці тому +3

    ዋዕሮ ጀግና ኣጀኪ❤❤❤❤❤

  • @mengegerami7124
    @mengegerami7124 3 місяці тому +1

    ዋዕሮና 💊👌

  • @getachew983
    @getachew983 3 місяці тому

    ዋዕሮ ጅግና!!

  • @segf-oi4sc
    @segf-oi4sc 3 місяці тому

    Za embtay eski jagna eki lemnin mabrarhi tehbi gedta yablki zom ajawjaw leblwi aytsmiyom enka tarfkna werona ❤❤💪🙏

  • @BlanchG-yy9ml
    @BlanchG-yy9ml 3 місяці тому

    አጆኪ ጅግና ዋዕሮ ሰብ ክንደይ ዘይዛረብ

  • @biniyamberhe8530
    @biniyamberhe8530 3 місяці тому

    ጅግና ዋዕሮ✊✊✊

  • @martameles5117
    @martameles5117 3 місяці тому

    ጀግና ተጋዳለት አየትግደሲሎም ንአፍኛታት ።👏👑❤💛

  • @TesfayeAbreha-u9e
    @TesfayeAbreha-u9e 3 місяці тому

    ፌብዬ ጅግና ዋእሮ ኢኺ።

  • @akberetbahta7414
    @akberetbahta7414 Місяць тому

    ጋዜተኞ ሄለን ብጣዕሚ ደስ ክትብሊ

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 3 місяці тому

    ዋዕሮ ጅግና💛♥💪

  • @Asi4394
    @Asi4394 3 місяці тому

    Ajoki waero❤ be strong 💪
    Zkefelkyo waga bxotki ymskru eyom.

  • @rahilehailu8309
    @rahilehailu8309 3 місяці тому +1

    ajeke zheafet❤💛🙏

  • @sjhdjjiddhddj
    @sjhdjjiddhddj 3 місяці тому +1

    አበሳ ኢኪ❤❤❤❤🎉ድብሪፅ አይበልኪ

  • @جمالابراهيم-ق1ك
    @جمالابراهيم-ق1ك 3 місяці тому

    ፈቨ ‏‪ን ኩሉ ትግርኛ ዝተዛረበ. ትግራዋይ አይኮነን. ሞ መንከምኡይብለኪ. ከምዘሎ ኣይጠፍአክን. እሞ. እዞም ቀናአት ጎረቤተና ሓሳዳት. እዮም. እና ከይትስኮኒይ ጀግና ዋዕሮና. ዋዕሮ ትግራይ

  • @HxJnc
    @HxJnc 3 місяці тому

    ጅግና አጅክ ሰብ ሕማቕ እዩ እና አጀክ🥰🥰

  • @KibromTamiru
    @KibromTamiru 3 місяці тому

    ጀግኒት ደስ በሃሊት

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 місяці тому +7

    ዋዕሮይ አይዞኪ አንቱም ሓሰውቲ ክትፈላልዩ አይትሕሰቡ ❤️💛❤️💛🙏

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    መሊከዐን ግን ሓደ እየን ዝመሳላ!ሓፊተይ ማዓረይ ክብሪ እዩ ዝግባኣኪ እንበር ፀለመ ኣይግባኣኪን ብፊለይ TDFይ እሞራሊ እዩ💔❤ተስፋይ እንተ ሪእካዮ ብዓሊ ወፂእካ ይቂሪታ ሓተታ ኣብ ቤተሰብ ዓብይ በሰላ እዩ ዘሓዲሪ ዘሎ ቃላቲካ ቃሊ ብጣዓሚ እዩ ሓይሊ ዘለዎ ፈጣሪ ካብ ሓማቂ ዘረባ ከናፊሪና ቂፊሪ ይግበረሊና🙏

  • @XgHc-zp2rl
    @XgHc-zp2rl 3 місяці тому

    ኣጆኪ ጅግናና ኢኪ ❤❤❤🎉🎉

  • @NegasiNegasi-n3p
    @NegasiNegasi-n3p 3 місяці тому

    ኣቲ ጅግና

  • @KasayeGgorgis
    @KasayeGgorgis 3 місяці тому

    ዝተወሰኑ ምስ ባዕሎም ዝተፃልኡ ዕቡዳት ስለ ዝተዛረቡ ንምንታይ ትግደስሉ ንስኺ ጀግና ዋዕሮ ኢኺ