ክኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 365

  • @Villain3663
    @Villain3663 9 місяців тому +82

    ክእለት ዘረባ ምህላው ሓደ ካብቲ ፍሉይ ዝኾነ ተፈጥራዊ ተውህቦ ደቂ ሰባት እዩ። የግዳስ ዘረባ መጻኒ ኢልካ ምህውታት ዘይኮነ፣ ቦታን ግዜን ትዛረበሉ ምፍላጥ፣ ምስ መንን ንመንን ትዛረብ ምፍላጥ ቀንዲ ወሳንነት ኣለዎ። ን ኣብነት ኣብ ዕላል ትዛረቦን፣ ኣብ መደረ ወይ ቃለ መሕትት ትዛረቦን ይፈላለ እዩ። እቲ ቀንዲ ከኣ ዘረባኻ ሓጺርን ንጹርን ክኸዉን ዝያዳ ይምረጽ ካብ ሕልኽላኽ ዝበዝሖን፣ ኣሰልካይን ምዃን ማለት እዩ። ኣብ ሕብረተሰብና ዝርአ ዋሕዲ ቃላትን ነብሰ ተኣማንነትን ብፍላይ ኣብ ምስ ነብስኻ ናይ ምልላይን ሓሳባትካ ናይ ምግላጽን ዝርአ ጸገማት እኳ እንተሃለወ፣ እቲ ቀንዲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ ኣብዚ ግዜ እዚ ግና፣ ዓቕሊ ናይ ጽን ኢልካ ዘይምስማዕን፣ ንዓይ ጥራይ ስምዑኒ ኣነ እየ ዝፈልጥ ኢልካ ምህዉታትን እዩ ኮይኑ ዘሎ።

  • @lovejlk5351
    @lovejlk5351 9 місяців тому +34

    ናይ ብሓቂ ኣታዓባብያና በዲሉና እዩ።
    ሓደራ እዙም ናይ ሕጂ ወሉዶ ደቅና ብናጽነት ሓሳቡም እንዳሰማዕና ነዕብዩም።❤❤

  • @micheltekie886
    @micheltekie886 5 місяців тому +3

    Waww ኣነ ሕጽይቲ ኣላትኒ ግን ኣነ ብዛዕባ ዕላል ፍቅሪ ኣይክእልን እንታይ ክገብር ኣለኒ ኣብ ግብሪ ኣብ ዕላማይን ግን ጀግና እየ ብዛዕባ ፍቅሪ ግን ብጣዕሚ ይሽገር።❤❤❤❤qexlo kea jegna eka.

  • @Eri-hero
    @Eri-hero 9 місяців тому +9

    መደባትካ ኩሉ ግዜየ ዝከታተል ኣዝዩ ማሃርን ኣገዳሲ መደባት ኢኻ ተቕርብሞ ቀጽሎ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ብሩህመጻኢ
    @ብሩህመጻኢ 9 місяців тому +7

    Ab Romania 🇷🇴 koyne yketateleka aleku Thank you Kubur Haw Aklilu💙❤

    • @eriglass6773
      @eriglass6773 8 місяців тому +1

      Hawey ab romania dea entay tegeber

  • @MulubrhaneAtenaw-ox3sl
    @MulubrhaneAtenaw-ox3sl 9 місяців тому +14

    ❤አክሊሉ ሓወይ (ህያብ ኣምላክ) ኢካ ጸግኡ የብዝሓልካ።

    • @sabielayosief703
      @sabielayosief703 9 місяців тому

      ❤❤❤

    • @youditberhane8021
      @youditberhane8021 9 місяців тому

      አክሊሉ የመስግነካ ክብቲ ዓብይ ዝኾነ አድላይ አገዳሲ ብሕልፊ ንዓና አርተራዉያን ካባይ አትሒዝካ ብዙሕ እዩ ዝጎድአና።😊ምስጋና ንዓኻ ይኹን🙏

  • @aziebSN
    @aziebSN 9 місяців тому +5

    This is very interesting and great work which can help to this generation on our journey.
    Right now I’m watching this video from Australia went there from USA to visit family members.
    God bless you richly brother.

  • @rozinaemanuel7993
    @rozinaemanuel7993 9 місяців тому +3

    Great tips! Thank you for sharing them with us!

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 9 місяців тому +9

    ናይ ብሓቂ ኣታዓብያና ሃሲና እዩ ኣብ እኩብ ሰብ ክዛረብ ዝጽገም ብዙሕ መንእሰይ ኣሎ።

  • @GrmayKelali
    @GrmayKelali 4 місяці тому

    ናይ ብሓቂ ቀንድን ብዓለም ለኸ ወሳናይ ዝኮነ ትምህርቲ እዩሞ ብጣዕሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና እና ከምዚኦም ዘኣመሰሉ ትምህርትታት ዘርጋሓልና ኢካ❤

  • @ሰላምኣብኩሉ
    @ሰላምኣብኩሉ 9 місяців тому +3

    ጽቡቕ መግለጺ ዕድመን ጥዕናን እሃብካ

  • @MerhawiBahta-e8y
    @MerhawiBahta-e8y 12 днів тому

    ኣኪለ በሊሕ መንእሰይ ንስኻስ እንቛዕ ናትና ኮንካ ብሓቒ ንዓኻ ዝወለደት ኣደ ኣምላኽ ዝባረኻ ኣደ ኢያ ዝሓወይ ክቡር ሰብ ኢኻ ብትህበና ዘለኻ ትምህርቲ ኣነ ብሳላኻ ብዙሕ ይምሃር ይፈልጥ ኣለኹ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃንካ ኣሜንንን❤❤❤❤❤

  • @teklemariamberhane313
    @teklemariamberhane313 9 місяців тому +5

    ኣክሊሉ ሓዉና ስለ ሃናጽን መሃርን ዝኮነ ሓሳባትካ የመስግ ቀጺለ እዚ ቃንቃ እንግልሽ ከኣ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትጅምረልና ይምሕጸን

  • @naodgherzgher6602
    @naodgherzgher6602 8 місяців тому +3

    ብጣዕሚ እየ ዘምስግናካ የቀንየልና ኩቡር ሓውና ኣክሊሉ ። ኣቡኡ ከለኩ ከድነቀካ ዝድሊ ኣዛራርብካ ኩሉ እቲ ርጋኣት ቃላትካ ደስ ዘብል ኢሞ ብዘይቀላዕለም ደስ ኢልኒ ካብዚ ናላዕሊ ሕዝካልና ንክትመጺ ብዓል ሙሉኡ ተስፋ እየ ።

  • @marytez5096
    @marytez5096 9 місяців тому +4

    Absolutely! Timely topic👌🏼,We Eritreans are struggling as we lacking good communication skills. Thankyou for sharing this with us.

  • @tesfiemichael9123
    @tesfiemichael9123 16 днів тому

    ጽቡቅ ፍልጠት. ከይሓዝካ. ምዝራብ. ክእለት ዘረባ ዘይኮነ. ሃስው ምታለል. ተዛራባይ ኢኻ
    ዝበዝሕ ሰብ ብ ስምዒት ድላዩ ይዛረብ. ሓቂ ዘይብሉ. ዘራባ.
    ክምዞም ሰባት ግይሩ ናይ. Articulate. ምግቫር ዘርብኦም ዝኽእል የለን
    ዝበዝሓ ደቂ ኣንስትይ. Stress ዘለውን.ኣዝየን articulate እየን ኣብ ዘርባ. ግን ኩሉ ጸርፊ ኩፉእ ዘራባ ኢዩ..እዜን ኣብ መድያ ንርየን.
    Ex,. ዓዱ ብልና,. ሞንካ,. ዳህላክ,. ካልእ እዞም ሕጂ ጽሉላት. ኸም. ሰገን., ድያባ. ፍልማዊት. ጣጣ ማዕንዱ. , ሸላ. Articulate ኣይኮኑን.ጽሉል ዘርብኦም ብዙሕ ይስሕብ

  • @merhawiweldu709
    @merhawiweldu709 9 місяців тому +2

    Thanks Akile for your contribution. quality of your products are starting going down from my perspective.

  • @Alem123Alem-q9h
    @Alem123Alem-q9h 9 місяців тому +3

    👍👍👍👍👍ናይ ባሐቂ እንድዩ ግን ብየናይ የእጋር አሰጋር ብፍላይ ኤሪትራውያን ካብዚ ናይ አኽሊሉ ንማሃር ከማኻ ኻአ ሽሕ ይወለዱ

  • @meharydebesay5080
    @meharydebesay5080 9 місяців тому +4

    Tanxx yuo hero ❤ msaka nabi alena bzuh ena nxbe kabaka bro

  • @mizanyemane2100
    @mizanyemane2100 9 місяців тому +2

    ብሐቂ ዝበለጸ ትምሕርቲዬ ብጣዓሚ ጽብቅ

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 9 місяців тому +5

    መብዛሕትኡ ሽግርና ውን ካብ ባዕልና እዩ ዝብገስ ምኽንያቱ ሰብ ሓቂ ንኽዛረብ ኣብክንዲ ዝተባባዕ, ኣይትዛረብ እዩ ዝብለካ እዚ ኽኣ ኣብስድራቤት ጥራይ ዘይኮነ ዘሎ ዝኾነ ኤርትራዊ ሓቂ ክትዛረብ ኣይደልን እዩ ምኽንያቱ ኣይርድኣንን እዩ ፍርሒ ድዩ ቅንኢ ምንቀኝ ነት ብጉቡእ ክጽናዕ ዘለዎ እዩ, ኤርትራዊ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ሃለውለው ክትብለሉ ደስ እዩ ዝብሎ, ኣብ መሬት ዘይዓልብ ዘረባ ክትዛረብ ክትጅምር ኮለኻ ግን ነገር ሽዑኡ እዩ ዝጅምር, ብጣዕሚ የሕዝን 😢😢😢

  • @TsegayTekle-c8u
    @TsegayTekle-c8u 5 місяців тому +1

    ናይ በሓቂ ጽቡቅ ልቦና ዝህብ

  • @faidaiibrahim6697
    @faidaiibrahim6697 7 місяців тому +2

    Watching this video from USA 🇺🇸 Amazing

  • @knitentertainment7818
    @knitentertainment7818 9 місяців тому +2

    ሓጻር ሪቶ ክውስኸልካ ኣክሊሉ። ኣብ ርእሲ ልቦናኻ ተዝምዕዱኻ፡ ኣብ ርእሲ ሃብትኻ ተዝውሽኹኻ ኢዩ።
    ተቅርቦም ሓሳባት መሃርትን ኣነቃቃሕትን ስለ ዝኮኑ ከመስግነካ ይደሊ። ቀጺለ ግና ኣብ ኣቀራርባኻ ዘለኒ ቅሬታ ክውስኽ። ኪኢላ ተዛራቢ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ሜላታት ይብል ደስ ዘብል ኣርእስቲ ኢዩ። ተሃዊኸ መልጎመይ ጠዊቐ። ክሳብ 8:44 ካሊኢትን ግና እታ ዘሀወኸትኒ ነጥቢ ኣይረኸብክዋን፡ ሕጂ ይጅምራ ይኸውን እንዳ በልኩ ቀጺለ፡ ቀጺለ፡ ቀጺለ ኣብ ሞንጎ ዓቅለይ ተፈታቲኑኒ። ክገድፋ ነዛ ቪድዩ፡ ኖ ክቅጽል ኣለኒ ኢለ ምስ ነብሰይ እንዳ ተማጎትኩ ካብ ብልቢ ምስማዕ ዘወር ኢለ።
    ናይ መጀመርያ ተከታታሊ ስለ ዘይኮንኩ እዚ ጸገም ብዙሕ ግዜ ሪኤዮ ኣለኹ። ክንደይ ሰባት ጠዊቖም ዘይ ወድእዋ ከም ዝህልዉ ሓሲበ። ስለዚ እተን 8:44 ካሊኢት ኣብተን ዝተረፋ ከባቢ 11 ደቂቃ ኣብ ሞንጎ ሞንጎ ተዘርጊሐን ኣትየን እንተዝነብራ እዛ ፊድዮ ክንደይ ቪው ምሃለዋ ኢለ ሓሲበ። ስለዚ ሓሳበይ ብቀጥታ ናብ እቲ ኣርእስቲ ዝብሎ ምእታው ንቻነልኩም ሓጋዚ ኢዩ ኢለ ስለ ዝሓሰኩ ኢየ። ቀጥታ ምጅማር ንምንዋሕ ግዜ ጸላዊ ኣይኮነን በሃላይ ኢየ። ክተትዎ ዝደለካ መልእኽቲ መቓቂልካ ኣዋስቦ በሃላይ ኢየ።

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  9 місяців тому

      ንርእይቶኻ ብልቢ የመስግን። የቐንየለይ

    • @hashmal4715
      @hashmal4715 5 місяців тому

      Yes

  • @aziebtefferi6376
    @aziebtefferi6376 9 місяців тому +2

    Indeed Aklilu hawey! Body language and clear communications is the key for our success. Often we overlook such skills and ignore to develop them. How to express our ideas concisely in a few words and to the point is crucial in this fast paced World when time is money. 🙏❤️

  • @birhanehagos3263
    @birhanehagos3263 9 місяців тому +2

    Thanks Aklilu Hawey
    I learn a lot from you

  • @midnightmoon1318
    @midnightmoon1318 9 місяців тому +2

    ❤❤❤ you are role model of many young people because you are the most influencer of our Mather language people I am one of them .

  • @HJs-yj1pv
    @HJs-yj1pv 5 місяців тому +1

    ንፊዕ ቀጽሎ ኣነ ኣብ ሽወደን እየ ዝነብር ይካታተሎ ኢየ መደብካ በርትዕ❤

  • @khaledaberra8940
    @khaledaberra8940 9 місяців тому

    ጽቡቕ መደብ ክቡር ሓውና የቐንየልና። መደባትካ ኩሉግዜ ሕጽር ዝበሉ፣ መሃርቲ፣ ጠቐምትን እዋናውያንን እዮም። በርትዕ ቀጽሎ! ነቲ ምዝራብ ዝብል ቃል መደረ ኢልካ ክትገልጾ ኣአን ብተወሳኺ ሓጋዚ ይመለኒ።

  • @mehamedmehamed-pv7rp
    @mehamedmehamed-pv7rp 4 місяці тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ❤❤❤

  • @sabaasmelashfeshaye3567
    @sabaasmelashfeshaye3567 9 місяців тому +2

    Thanks Aklilu I Appreciate

  • @frepaulos5064
    @frepaulos5064 9 місяців тому +1

    ጽቡቕ ስራሕ ኣኪለ።❤

  • @senaychannel2742
    @senaychannel2742 9 місяців тому +3

    Hii akile. Kulu tsbuk alo azye yemesgneka. Hanti ናተይ ርእይቶ መእተዊ(presentation) ክሳብ ናብቲ ቀንዲ ጉዳይ ምእታው ይበዝሕ ኣሎ።
    ካልእ ኣዝየ እየ ዘመስግን ከጽሎ። Thank u.

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 9 місяців тому +1

    Wawwww thank you so much My teacher good luck 🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @SimretWeldegergish-xf9kz
    @SimretWeldegergish-xf9kz 9 місяців тому +1

    የቀንየልና ኣኽለ ሓወይ ተባረክ

  • @ameteberhane3678
    @ameteberhane3678 9 місяців тому +1

    I really learned a lot from you keep up the good work!

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 4 місяці тому

    Thank you so much akile hawuna ❤🎉🎉🎉

  • @MehreteabKidane-y5k
    @MehreteabKidane-y5k 9 місяців тому +2

    You are right we have troubles even to give our suggestions, presentation.........better to practice practice like athletes

  • @mercytes9397
    @mercytes9397 9 місяців тому +1

    Thanks ,dear teacher super as always be God with you❤❤❤❤

  • @godisthekey7326
    @godisthekey7326 4 місяці тому

    I'm very proud of you may dear brother God bless you abundantly 🤲💕🌹💕🌹💕🌹kokob✨️✨️✨️ medeya keep your ayes on God he never takes his eyes off you 🤲🙏🙏🙏

  • @habtomShimendi-zi6xt
    @habtomShimendi-zi6xt 9 місяців тому +1

    Ab Latvia 🇱🇻 koyna ykattlka alku important for me thank so much god bless 🙌 🙏 💖 my brother

  • @abrahamteklemichael8730
    @abrahamteklemichael8730 9 місяців тому +1

    I really appreciate you because u are giving good ideas to our people keep going at last I give u a topic "how to beat procrastination " please make video about that ....

  • @semira-shikor78
    @semira-shikor78 5 місяців тому

    Thank you so, mulu haki/lki’i iyu iziktblo zitsenahka. Ata’ababya mara hasina.

  • @LetshKahsay-ev3ne
    @LetshKahsay-ev3ne 8 днів тому

    Great Thanks Bor

  • @AmanZerimaryam
    @AmanZerimaryam Місяць тому

    Akilu gal kteshka 😂😂😂entay ktgebr aleka❤❤❤❤

  • @MilenBeyene
    @MilenBeyene 9 місяців тому

    Btaemi ashegirna zelo hasab eyu azararba wela edafeletka ske enblolu geze ybezhe bezi tmhrti akililu hwey ketlo tebareke❤

  • @DebesayRedaeWhatever
    @DebesayRedaeWhatever 9 місяців тому

    Waw nabhaq akile hawey Hagazig kulen agediti endyen nay gn awu Elka anb male azi lomi mnbab jemires msnebse awu do elekenb weysi bwushiT konfiz koyne nere thanks keep it up ❤

  • @nazrawitesfalem8510
    @nazrawitesfalem8510 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሐሳብ

  • @maykifle8416
    @maykifle8416 6 місяців тому

    You are amazing guy. Thank you so much for everything. Explain to us. Thanks again.

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 9 місяців тому +3

    መምህር " ክመይ ዊዕልካን ቀኒኻን ! እስከ ክሓተካ " ሓደ ሰብ ፡ ብሓደ ቋንቋ ተጠቒሙ ፡ ኣብ ቅድሚ ሰባት ፡ ክዛረብ እንተ ሃሊዩ ፡ ካለኦት ቋንቋታት ቃላት እንዳ-ሓወስካ ምዝራብ ፡ ን'ኣብነት ፥ ብትግርንያ " እንዳ ተዛረብካ ፡ ኢንግሊዘንያ ፡ ኣምሓርንያ ወዘተ ፡ እንዳሓወስካ ምዝራብስ ፡ ብዝያዳ ፈላጥ ንምኻን ዶ ይሕግዘካ እዩ ? መልስኻ ክትውፍየለይ ብትሕትና ይሓተካ ፡ ሰላም ንዓኻ ፡ ንእትህቦ ኣስተምህሮ የመስግነካ ፡ ሃይለ እየ ፡ ካብ ስወደን 🙏

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal91 7 місяців тому

    Thanks more Akile hawey🙏❤❤❤

  • @henokabodom4485
    @henokabodom4485 5 місяців тому

    Nic nay bhaki hewey natey kemzi aynet tmhrti nana kem meneseyat xbuk tmhrti eu 👌👌👌👍👍👍

  • @SelemunDesta-q3e
    @SelemunDesta-q3e 28 днів тому

    እትህቦ ኣስተምህሮ ንሓዱሽ ወለዶ፡ዝቅይር ሂወትካ ዘፍተሽ ኣነ መን የ ዘብል ዩ ንስካ ውን ቀፅለሉ ሓንቲ ግን ጥበብ ብከመይ ትውንን ኣምፃልና

  • @NathanGoitom-z2r
    @NathanGoitom-z2r 5 місяців тому

    Good job GOD BLESS YOU ABUNDUNTLY!

  • @ahmedani6931
    @ahmedani6931 9 місяців тому +1

    Thank you very much for sharing to us.

  • @saimonmakelesaimonmakele6942
    @saimonmakelesaimonmakele6942 9 місяців тому +1

    Thank you so much akile.

  • @ephremtefade8471
    @ephremtefade8471 7 місяців тому

    You are on the right track!
    Keep it 🎉❤

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 9 місяців тому +1

    Thank you so much so true!!

  • @TigstiWerie
    @TigstiWerie 5 місяців тому

    ❤❤❤❤ tebarek

  • @simonnguse-kn9
    @simonnguse-kn9 9 місяців тому +1

    Thank you so dear,
    GBU!!!

  • @muluemehari6914
    @muluemehari6914 9 місяців тому +1

    Thank you akile hawey❤

  • @tesib3910
    @tesib3910 9 місяців тому +1

    Thank you very much Aklilu

  • @Veronica-cx7hl
    @Veronica-cx7hl 9 місяців тому

    You are actually my favorite speaker. Please narrate Tigrinya books and I will buy!

  • @amiraibehim8629
    @amiraibehim8629 5 місяців тому

    This is absolutely right it is very important it happened to me at my work I have experience and hard work because I can express myself i lost the position after I asked how can I do not get it the told me I don’t express myself. Thank you so much for bringing this.

  • @aberhambitsuhamlak5755
    @aberhambitsuhamlak5755 6 місяців тому

    Thank you akile hawey 🎉❤❤

  • @sratasrata5383
    @sratasrata5383 7 місяців тому

    የቀንየልና ❤❤❤

  • @EfremKiflemariam-bt9lz
    @EfremKiflemariam-bt9lz 7 місяців тому

    Ya! Thanks 👍 God bless you

  • @MT-zl6et
    @MT-zl6et 2 місяці тому

    Good Advice 👍
    Too much ad's ...

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 5 місяців тому

    Nay bhaki zhwey yekenelna 👍👍

  • @Vip123-vw5hm
    @Vip123-vw5hm 9 місяців тому

    Waw abi seb eka edmen tenan yhabka Aklilu kemaka ybzhu.

  • @AtakiltiHailemichael
    @AtakiltiHailemichael 9 місяців тому +1

    Kebur hasab kab kebur seb kibret yehblana akile hawena 🙏🙏🙏

  • @niyatsami6926
    @niyatsami6926 9 місяців тому +5

    ሰላም ዝኽበርካ ሓዉ ኣኽልሉ፡ ነዞም ትግርኛ ኪዛረቡ ኣርእት ጌሮም ካብቁዑ ፡ ፍርቃ ትግርኛ ፍርቃ ኢንግልሽ ዝዛረቡ ሲ ታይ ምበልካዮም ቛንቓኣ እንዳ ሓዋወሱ ጦቕ ኣብሎምና ዘለው ገለ ባ በለልና !

  • @DawitHagos-gu7tg
    @DawitHagos-gu7tg 9 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቀጽሎ

  • @helenyigzaw5273
    @helenyigzaw5273 9 місяців тому

    Nay behqi nefi zehawey kemu gerka yehwtka abrti edmen tenan yehbka❤❤❤

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 Місяць тому +1

    ብዛዕባ ሞያኻን ተመኩረኻን ተዛሪብካ ንኻልኦት ኣብ ምእማን ሓያል ክትከውን ኣለካ ኣብ ኣውሮጳ
    ሞያኻ ብስእልን ብቢዶን ከተርእዮም ኣለካ ። ስራሕ ክትረክብ ኣነ ንገዛእ ርእሰይ ብኸምዚ ትብሎ ዘለኻ ስራሕ ረኺበ ብሓቂ ።
    የቀንየልና ትኽክል እዩ ኣስትምህሮኻ ቀጽሎ

  • @michaeletadese4952
    @michaeletadese4952 9 місяців тому +1

    Thanks Akile

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 7 місяців тому

    የቀንየልና ክቡር መምህር ❤

  • @almazmehari4321
    @almazmehari4321 9 місяців тому

    GBU ዕድመን ጥዕናን ይምልኣልካ ተባረኽ❤️🙏🙏🙏

  • @TeweldeYemane-uf3ev
    @TeweldeYemane-uf3ev 9 місяців тому +1

    You are right ❤❤❤

  • @youditberhane8021
    @youditberhane8021 6 місяців тому +1

    ክብረት የሀብካ ሐደ ካብቲ ብጣዕሚ አድላይ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ።
    ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ🍁👫

  • @mebnig55
    @mebnig55 8 місяців тому

    Your help is greatly appreciated.

  • @ShamGoitom-j9x
    @ShamGoitom-j9x 3 місяці тому

    Thank you💞💞💞

  • @MedinaTkabo
    @MedinaTkabo 5 місяців тому

    Mehari xubuk zereba thanks

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 9 місяців тому +1

    thanks memhr ❤❤❤❤

  • @IbrahimSalih-b1t
    @IbrahimSalih-b1t 7 місяців тому

    Yekniyelna memhreyy❤❤❤❤❤❤❤❤ sele ti hasabka zekaflkana

  • @lene6205
    @lene6205 9 місяців тому +1

    Yes hakika besershna tuhugat ena gn kinzareb kieletn defreten yeblnannn

  • @حسامالراشد-ج3م
    @حسامالراشد-ج3م 8 місяців тому

    ትክክል ❤

  • @EfremKiflemariam-bt9lz
    @EfremKiflemariam-bt9lz 7 місяців тому

    You are tutor for us.

  • @Abduhifji
    @Abduhifji 7 місяців тому

    Này bhaqi fuluy zbla husab iyu bzi agtami keymskuka ayhalufn iya qaxlo zhawey❤❤❤❤

  • @MlashuGhedam
    @MlashuGhedam 9 місяців тому +1

    Very true ❤

  • @frezgig.8635
    @frezgig.8635 5 місяців тому

    Vey good ❤❤❤❤

  • @Tiebe-r8z
    @Tiebe-r8z Місяць тому

    Akile hawna memhr kulu eka emo edmen tienan yhabka qxelo

  • @bayremesgna1660
    @bayremesgna1660 8 місяців тому

    Merci thenk u

  • @nathanberihu2604
    @nathanberihu2604 9 місяців тому

    ግሩም ትምህርቲ
    የቀንየልና

  • @SalahMahamed-u1h
    @SalahMahamed-u1h 6 місяців тому

    Thank you ❤❤❤

  • @natnaeldesale9707
    @natnaeldesale9707 9 місяців тому

    Thank you bro semunu zechenkani negerat hizka tmexe aleka ab content crietion zeleka temokro ba habena abzi kebabi eye zeneni zeleku kkk Thanks hawna akile

  • @algabrhankidanu1048
    @algabrhankidanu1048 9 місяців тому

    የቐንይለና ኩቡር ሓውና ንዝሃብካና ሃናፂ ትምህርቲ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @hagereyhagersemaatat4355
    @hagereyhagersemaatat4355 5 місяців тому

    ብጣዕሚ እዋናዊትን ኣገዳሲትን እያ ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ቦታን የቀንየልና❤😂🎉

  • @JohnHabte-i9c
    @JohnHabte-i9c 9 місяців тому

    Thanks akile zgodeltni meliekaley ❤❤❤❤

  • @ArayambrahtuGeberemicael
    @ArayambrahtuGeberemicael 9 місяців тому

    ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ❤