ድኻ ክትከውን ዝገብሩኻ 7 ልምድታት/ 7 Money Habits Keeping You Poor

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 276

  • @senper7068
    @senper7068 11 місяців тому +32

    Note :-
    1፡- ንነብስኻ ቆጥብ
    2፦ ዕዳ ኣይትልመድ
    3፦ኣታዊን ወጻኢኻን ገምግም
    4፦ life style ንነብስኻ ምሰል
    5፦ኩሉ ግዜ ከተዋህልል ምፍታን
    6 ፦ ልዕሊ ዓቕምኻ ግብሪ
    7 ፦ኣብ ወፍሪ ምድንጓይ
    🎉🎉❤Thanks Akile ❤🎉🎉

  • @gheribau3886
    @gheribau3886 11 місяців тому +8

    ተስፋ ይገብር ኣብዛ2024 ምሕደራ ናይ ገንዘበይ ከማሓይሽ፡የቐንየልና

  • @YordiMoki
    @YordiMoki 4 дні тому

    ተልዕሎም ሓሳባት ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ እዮም ኩልግዘ እየ ዝከታተለካ አብ መወዳእታ ግን ናይ ሎማዓንቲ ትሕዝቶና . . . . . ኢልካ ንምዝክካር ዝአክል ዞም 7 + ብዝርዝር ዝርአናዮም ተተዘካክረና ንክነስታዉሶም ይሕጉዝና እዮም ብዝተረፈ 10q ከማካ ዝበሉ ምሁራት ይብዝሑ 🙏🙏

  • @km3080
    @km3080 11 місяців тому +22

    ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለካ በርቲዕ ፅቡቅ ትምህርቲ እካ ተመሓላልፍ ዘለካ የቐንየልና።

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 місяців тому +2

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

    • @hiwetleul4061
      @hiwetleul4061 5 місяців тому

      ​why my dear , dont say that anway we aint yo maids my dear 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😅😅😊😮😮😮

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823 11 місяців тому +2

    ኩቡር ኣክሊሉ ሓውና ካባኻ ንወስዶ ትምህትቲ ኣዝዩ ቡዙሕ ዩ ብካልእ ትሕዝቶ ጠቃሚ ብዝበልካዮ ክትመጸና ውን ብዓል ሙሉእ ተስፋ የ ስለዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝብካ ከይታሓለልካ እተበርክቶ ኣዚና ነመስግን ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ክብል ይፈቱ።

  • @الو-ث2ج
    @الو-ث2ج 11 місяців тому +12

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣክሊሉ ካባካ ቡዙሕ እየ ዝመሃር

    • @aklilu.Hmichael
      @aklilu.Hmichael  11 місяців тому

      የቐንየለይ፡ ክብረት ይሃበለይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 місяців тому

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

    • @abelsherifo7859
      @abelsherifo7859 11 місяців тому +1

      ​@@GenetChannel-uo3rv ok gen entay eki ketetkmla chanelki

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 місяців тому

      @@abelsherifo7859 atika reayo marey

    • @HaftuTakele
      @HaftuTakele 11 місяців тому

      ዋለ ኣነ ብዙሕ ነገር እየ ተማሒረ

  • @RahelMengis
    @RahelMengis 11 місяців тому +3

    ፍልጠትካ ይሰስን ❤ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሃልካ 🙏

  • @michaeletzerit7512
    @michaeletzerit7512 11 місяців тому +5

    Kab kulu azerarbaka hde zbele dmxka tem mkanu btaemi msati deselka tketatelo 👌👌👌

  • @SelamGirmay-bg1dl
    @SelamGirmay-bg1dl 10 місяців тому +1

    Thankyou so much this nice advice

  • @AskaluAkal
    @AskaluAkal 11 місяців тому +3

    ሰላም ሓወይ ናይ ባሓቂ ኢቲ ኩሉ ዘሎ ኣምጺካዮ ኣኪለ ሓወይ የቀኔልና ኣምላክ ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ ምስ ምሉእ ስድራካ❤❤❤❤❤

  • @tigraylove4084
    @tigraylove4084 11 місяців тому +5

    ናይ በሓቂ ፅብቅ ምክሪ እዩ ❤❤❤❤

  • @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ
    @ብተስፋተሓጎሱብፀበባተዓገ 11 місяців тому +4

    ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዕድመ ጢዒና ይሃቡካ ፈጣሪ ብሓቂ ኣበይ ከምዘለኹ ዘይፈልጣ ኣለኹ ኣቡዚ ንዓመታት ይሰርሕ ግን ክሳዕ ሐዚ ምንም ዘይብለይ ናይ ሎማዓንቲ ናተይ ጎደለታት ኣብዚ ኣቅሪብካዮ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ

  • @ibrahimmohammed2145
    @ibrahimmohammed2145 11 місяців тому +3

    እዛ ናይ ግብሪ ሓቅኻ ኢኻ ያኸ ኣጥፊኦምና እኮ እዚኦም thank you akile ብጣዕሚ ጠቃሚ እያ

  • @Bahrisemere-l4d
    @Bahrisemere-l4d 10 місяців тому

    ንፍዕ መምህር

  • @layneteshome7090
    @layneteshome7090 11 місяців тому +2

    ሰላም ኣኽሊሉ ሓውና ጾቡቅ ኣስተምህሮ እቶም እተማሓላልፎም ኣስተምህሮታትካ ሓጸርትን ኣዝዮም ገለጽትን እዮም እንተተኻኢሉ ብመልክዕ መጽሓፍ ወይ ሚሞሪ ካሴት ጥርንፍ ኣብልካ ናብ ኩሉ ሕብረተሰብና እንተትዝርግሖ ነቲ ሓዱሽ ወለዶ ናብ ዘየድሊ ባህልን ልምድን ምዕራባዊያን እንዳ ሳዕርር ዝኸይድ ዘሎ ሓጋዚ ምኾነ እብል ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ሓሻሸነትን ዘየድልዩ ወልፍታትን እንዳ ገደቂ ኣብ ዝኸዱሉ ዘለው እዋን ብምኻኑ ኣገዳስነቱ ዕዙዝ ይገብሮ የቀንየልና ቀጽሎ እብል❤

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 11 місяців тому +1

    ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ኣይትክሓድ። ኩሉ ሰብ ማዕረ ኣይኮነን። ኣብ ሰባት ፍልልይ ኣሎ። መልክዕና፡ ቁመትና፡ ሓሳባትና፡ ኣካይዳና ፡ ስሚዕትና ብጣዕሚ ፍልልይ ኣሎ። ኩሉ ሰብ ደራፋይ ክከውን ኣይክአልን ኢዩ. ስለዚ ናይ ተፈጥሮ ሕጊ ምስጢር ምካኑ እይትዘንግዕ።

  • @NRYYonas
    @NRYYonas 11 місяців тому +2

    ኣገናዕ መምህር ኣኪለ።

  • @zighehabtemariam5540
    @zighehabtemariam5540 3 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenwelde5200
    @temesgenwelde5200 10 місяців тому +1

    ኣዚና ነመስግን ሓዉና

  • @Inevergiveup1992
    @Inevergiveup1992 10 місяців тому

    እዋይ ኣበይ ዝጸነሐ ሃምብል ዝኾነ ወዲ ኢዮ ወደይ የቀነየልና እስከ ብራዘረይ❤

  • @filmonsbahetu7744
    @filmonsbahetu7744 11 місяців тому +3

    ጽቡቅ ትምርቲ ግን ሃፍታም ክትከውን ተስፋ ይገብር

  • @samuelhaile7296
    @samuelhaile7296 11 місяців тому +1

    You are the best we are sick and tired of politicians…please keep it up❤❤❤❤❤

  • @ggtui-tv1un
    @ggtui-tv1un 11 місяців тому +1

    ደስ ዝብል ሃሳብ ትምህትሪ እዩ ኣጆካ ቀጽሎ

  • @abelteklit1551
    @abelteklit1551 11 місяців тому +2

    We need more videos like this ❤

  • @bggebreyesus6179
    @bggebreyesus6179 11 місяців тому +2

    የቀኒየልና ቡሩክሐወይ❤

  • @XYONAWI
    @XYONAWI 11 місяців тому +2

    የቀኔልና መምህር❤❤❤

  • @Numy55
    @Numy55 11 місяців тому +2

    My best teacher in my life ❤️ ♥️

  • @Mulugetakassa-e6r
    @Mulugetakassa-e6r 3 місяці тому

    ኣኪሊሉ ሓወይ ኣነ ተኻታተሊ መደብካ እየ ይበል ፅቡቃት ኣርእሰቲ እየን ካብ ትግራይ

  • @asmeromteklemariam6766
    @asmeromteklemariam6766 11 місяців тому

    ኣኪለ ❤❤❤ ብራቦ ንፎዑ

  • @teklifinance
    @teklifinance 11 місяців тому +6

    I love ur today lesson bring more video like this

  • @ብንይምግርማይ
    @ብንይምግርማይ 10 місяців тому

    ቀፅለሉ ቪዴታትካ ማሃራይ እዩ

  • @esromghebrengus4746
    @esromghebrengus4746 11 місяців тому +1

    ❤Akile hawey thaks kabaka bzuh...ena nmehar edmen tinan yhabka fetari 🙏🙏📚👍🙏🙏🙏🥰 Wedi Erey...🇪🇷

  • @faidaiibrahim6697
    @faidaiibrahim6697 6 місяців тому

    Wow yes that’s true thanks ❤❤❤❤❤❤

  • @helenashu2072
    @helenashu2072 11 місяців тому +1

    ኣነስ ኣመስጊነ እየ ዘይ ጸግብ ንዓኻ ጎል 23 ዓመት እየ ግን ካባኻ ብዙሕ እየ ዝምሃር የቀኔለይ ብኹሉ ትገብሮ ነገራት ዕግብቲ እየ።☺️

  • @SarahAbebe-j2l
    @SarahAbebe-j2l 11 місяців тому

    Anes mehaz abini alo Wela Save tegere begele yelielo 😊god bless you tsubuk timharti❤

  • @majorluwam1513
    @majorluwam1513 11 місяців тому +1

    Memhirey ane aleku eta werhi kidmi mimixia kewixio zeleni gdin ye zmzgibo zgodili telu kea yegdulo. Klae atawiyey wihud endu ele shelel ayblon eye bkemu kea 50% kab atawitatey yetrifi eti megayexitat gn ngziu aymliketenini eu ❤

  • @saradaniel5579
    @saradaniel5579 11 місяців тому +1

    Thanks bflay za tax aflto mara u zhaxrena aynhatna neti mengsti

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 11 місяців тому

    ኣብ ልብና የሕድሮ
    የቐንየልና

  • @Samii-n7w
    @Samii-n7w 11 місяців тому

    ትክክል ሐበሬታ 👇👇👇

  • @HailayAbraha-c5v
    @HailayAbraha-c5v 3 місяці тому

    ንምኽርታትኩም ኣዝየ የመስግን

  • @selamtesfay2169
    @selamtesfay2169 10 місяців тому

    Aklilu hawuna ay sidirana miedo godilna nibl nerinamo hijsi nay behaaki firiki edimena temelisu hayal timhriti

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 11 місяців тому +8

    ሼር ላይክ ጌርና ነዕብዮ ኣዝዩ ምሃሪ ሰብ እዩ ክጠቅመና። የሕዋት❤❤

  • @ghideibelay4267
    @ghideibelay4267 11 місяців тому

    የቀንየለይ ናዪባሐቂ ጹቡቅ ምኽሪ ዝጠቅም እዩ❤❤

  • @yoditlamek4887
    @yoditlamek4887 10 місяців тому

    Wowwwww betami xubuk hibrta behaki ❤❤❤ thank you 🙏🏻🙏🏻✅️

  • @robelbokrezion4344
    @robelbokrezion4344 11 місяців тому

    Kabten kef zihbani channel 👏🏽

  • @hagosmusgun2512
    @hagosmusgun2512 11 місяців тому

    ሰላም ሓወይ ናይ ባሓቂ ኢቲ ኩሉ ዘሎ ኣምጺካዮ ኣምላክ ኢድመን ቲኢናን ይሃብካ

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 10 місяців тому

    ዝድነቅን ጠቃምን ምኽርን ሓበሬታ

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w 11 місяців тому

    Nay bhaqi nay sne hasab leyti yedlyena eyu mszi zelo menebabro 100% ✓

  • @ንኩሉሰብከምነብስኻአፍቅሮ

    ዓቢ ትምህርቲ🎉

  • @TsegaMahdere
    @TsegaMahdere 11 місяців тому

    Nay bhaki xbuk tmrti edmen tienan yhabka fetari lke abzi gzena zelena anxebaraki nfetu kab bzuhat nizobo beakmka zeykones ab zey arbehaka negerat gziyawi nmexaeka zey maibleka nfetu konaTanks ❤❤❤❤

  • @AmanMokonen-n2d
    @AmanMokonen-n2d 11 місяців тому +2

    ናይ በሓቂ ጽብቅ ምክረ እዩ❤❤

  • @Maranata-h1o
    @Maranata-h1o 11 місяців тому

    ❤xbuq temherti akililu hawna qexlo amlak edemen teenan yehabka❤❤❤

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 11 місяців тому

    የቐንየልና ከም ወትሩ ኣኽሊሉ ሓውና

  • @selam801
    @selam801 11 місяців тому

    ዋው ጥዑም ምክሪ tanx አኽሊሉ ሓወይ❤😊

  • @AbiAbi-sb8bu
    @AbiAbi-sb8bu 11 місяців тому

    ኣኪለ ሓው ጽቡቅ መደብ ኣብ ከምዚ ጸቂትካ ማሃር ብጣሚ ዩ ኣገዳሲ

  • @lichikiflom4740
    @lichikiflom4740 11 місяців тому

    thx bro gn dengu endemo terdana bmela anebabra❤

  • @YoditMeheratabe
    @YoditMeheratabe 11 місяців тому

    DAnke betame hagezekane ab heute❤

  • @dians1273
    @dians1273 11 місяців тому +1

    Wow great lesson thanks 🙏 brother 👍 God bless you I hope to hear more from you ❤🙏👍🇪🇷🇺🇲

  • @TemesgenTemesgen-t9e
    @TemesgenTemesgen-t9e 11 місяців тому

    Naybhaqi 7btami adniqeka haqi eya ezia

  • @YAFUD.C
    @YAFUD.C 10 місяців тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣብ ዝቅጽል ከኣ ሃደራኻ ኣብብጣዕሚ ግዱሳት ማናአሰይ ግን ሕጽረታት ዘለዎም ንክመሃሩ አንታይ ሓገዛት ካብ ትሬን ኣፕ ወይ ባዕሎም ተማሂሮም ናይ ፈተናን ሰርቲፊኬት ሃገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ ዶ ።ከም ኡ ዉን ኣብ ሞንጎ ኣብ ስድት ዝርከባ ስድራቤታት ከመይ ጌረን ምስ ደቆም ዱልዱል ዝምድናን ሰረተ አምነትን ይምስርቱ
    ።ካልእ ዉን ኩላትና ሓበሻ ኣብ ንረኣኣየሉ ህሞት ሰላምታ ናይ እግዚኣብሄርን ብ ናይ ምትሕግጋዝን ኣክብሮትን ዕይኒ ክንጠማመት ክትመክረና ይላቦ ያፉ ዲሲ አየ ካብ ካምፓላ ካብቶም ብጥብቂ ን መደባትክኣ ዝከታተል አየ ብልቢ የመስግን ኣክሊሉ ሓወይ

  • @mogoszemuy8737
    @mogoszemuy8737 11 місяців тому

    ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ ኣኪለ ቀጽሎ

  • @AndebrhanTeklom
    @AndebrhanTeklom 11 місяців тому

    Excellent teacher continu ok

  • @Natnaelbereket-wl1ji
    @Natnaelbereket-wl1ji 11 місяців тому

    Hiii akile bzaeba nay gbri zeygbana nkefl alena bkemey kere ykl

  • @MissuMom-pg7uz
    @MissuMom-pg7uz 11 місяців тому

    Abyada neyrka kesbi haje😢thank you ❤

  • @lme5630
    @lme5630 11 місяців тому

    Wawww adiniqeka mejemerya eye hji reyeka so kab lomi ndhar kiketateleka eye so thanks ❤

  • @TomasTesfe
    @TomasTesfe 11 місяців тому

    You smert men 100%❤❤❤

  • @KeseteTesfagergis
    @KeseteTesfagergis 10 місяців тому

    Thanks🎉❤🎉

  • @debishgirmay3268
    @debishgirmay3268 11 місяців тому

    eway ata burke hawi hiwetena leweti senalu yerkbe aleku ezia nay hiweteye eya dela xubuk tmherti thebena delaka nmsgeneka wedi abeyti abezi ewan be nateka astemhero knsgume ejemer mhelaweye lewethi yerayenie yerkabe aleku ❤❤❤ love you bero.

  • @SemharAbagoben
    @SemharAbagoben 4 місяці тому

    Btaemi xbuk Kexlo

  • @ምንባርብዓቅሊ
    @ምንባርብዓቅሊ 11 місяців тому

    Eza nay tax aytewhtetleyn mis mengsti bikemey eka kitmugit ika

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 11 місяців тому

    መምሕር Aklilu ሕቶ። ኩሉ እተቅርበልና ኣዚዮም ኣገደስትን መሓርትን እዮም ብፍላይ ኣብ ኢሮፓባ ንነብር ሰባት ኣጸቢቃ ነጊርካና ኢኻ ብፍላይ ብዛዕባ እዳ ዝበልካያ ትኽክል ኢልካ፡ ኣነ ኣታዉየ ኣጸቢቅ ይፈልጥ እየ እዳይ ዉን ብጉቡዕ ይኽፍል ግን ድሕሪ ወጻዒታት ግን ዝገብሮም ኣይፈልጥን ኣብ መወዳዕታ ወርሂ ናብ ልቃሕ ይኽይድ እዝን ወዲ ኽምዚ ንኽይልቃሕ ናብ ሓበሻ ዘብሉ ቦታ ኣለኩ ክልቃሕ ደሌ ሰብ ዘለቅሕ ኣብ ዘይብሉ ቦታ ኣለኩ ኣምላኽ ይመስገን ካዋሕልልን ከሃስብን ኪኢለ ኣለኩ ጽምዋ ግን ኣይከኣልኩዎን እምበር ካዕሊ ማራ ጽብቅ ይኽይድ ኣለኩ እቲ ደስ ዝበለኒ ቀዳመ ሰንበት በይነይ ኣብ ገዛይ ይኽዉን እሞ እርፍተይ ብጉቡኡ ይጥቀመሉ ኣለኩ ሺኡ ሶኒ ደስ ናበለኒ ሰብ ከይተሰዒ ናብ ስረሕይ ይኽይድ። ኣለኩ ኣብ ሓበሻ ዘለዎ ቦታ ከለኩ ግን ቀደመ ሰምበት ከመይ ከም ዝሃለፍ ኣይፈልጦን ኔረ ብዛዕባ ስረሕይ ዉን ኣይግደስን ኔረ ሕጂ ኣብዪ ለዉጢ ኣሎ

  • @berekettesfay4099
    @berekettesfay4099 11 місяців тому

    ክቡር ሓዉ ፡ብጣዕሚ ጽቡቅን ብሉጽ ኣጋላልጻ ። ይቀንየልና። ቀጽሎ ንፍዕ።

  • @FerejShumay
    @FerejShumay 11 місяців тому

    hawey kulu xbuq alo aqrrbka. ab metewi gn. zerba aytebzh

  • @lemlemberhe1005
    @lemlemberhe1005 11 місяців тому

    Very helpful thankyou brother God Bless you.👏👏

  • @amanuel8919
    @amanuel8919 11 місяців тому

    Nay behaqi gele aynet Thank you so much ❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 10 місяців тому

    Thank you I found your channel easy to understand and educational keep up good job

  • @SemereAbrahamSemereAb
    @SemereAbrahamSemereAb 11 місяців тому

    Akile btami xbuk ኣስተምህሮታት thb aleka yketateleka ye bertnea amlak edmen teanan yhabka

  • @xionmariamadey2982
    @xionmariamadey2982 11 місяців тому

    Wow 😮😮😮 i really appreciate part 2 please please please 🙏🏾 my dear it helps me a lot…
    Tax… inflation… Business… i can’t wait part two 2️⃣ MGBU aklilu hawey you are our blessing በረከትና❤

  • @balfanghebrihiwet3678
    @balfanghebrihiwet3678 10 місяців тому

    Thanks for sharing ❤💪

  • @berihuhaile4585
    @berihuhaile4585 11 місяців тому

    Waww great, keep it up Akile hawna

  • @SelamawitWeldemichael-w8k
    @SelamawitWeldemichael-w8k 11 місяців тому

    ናይ በሓኪ መሃሪ፡ እዛ ኢንቨት ትብሃል ግን ከመይ ገርካ እያ ትግበር ዘይትርድኣኒ፡ መልሲ ዘለኩም ሓጉዙኒ

  • @okbanegassi3797
    @okbanegassi3797 11 місяців тому

    Tebarek Tebarek Tebarek Tebarek

  • @Berra-BNH
    @Berra-BNH 11 місяців тому

    Habtam ktmesil dika konka key-tnebir tbl azekirkani🙌🏽

  • @mosaghde9236
    @mosaghde9236 11 місяців тому

    Waw blux hasab akile abi seb

  • @filimonyowhannes3935
    @filimonyowhannes3935 11 місяців тому

    ሰላም ኣኽሊሉ ሓውና አዚ ተቕርቦ መደብ ባይ በሓቒ ጠቓሚን መሃርን ኢዩ አሞ ኣይትሕመቕ ቖጽሎ።ብዛዕባ ናርሰሰሪ ዝብሃል ባህሪ ዘለዎም ሰባት ብኸመይ ክነብር ንኸአል አንታይ አንተ ጌርና ኢና ካብ ዕግርግር ባአስን ምፍልላይን ንድሕን የቐኔለይ ።

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 11 місяців тому

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ

  • @Mendelay-q2b
    @Mendelay-q2b 9 місяців тому

    Abay tmehrti eyamo endei eza year kea natna tkewun kutebana kenemhayish gna kemzi aynet hasabat bfluy ente tekrbelnas des mibeleni tnx bro

  • @wahs1235
    @wahs1235 11 місяців тому

    የቐንየልና ክቡር ሓው

  • @zaidtiquabo7584
    @zaidtiquabo7584 10 місяців тому

    Thanke❤🎉

  • @habtegebrieltewelde8272
    @habtegebrieltewelde8272 11 місяців тому

    Hi zehawey nebhak temhrta harken ketaelo ajeka

  • @mazasagaie9963
    @mazasagaie9963 11 місяців тому

    Wow very Good Job keep up I m Poured of you

  • @dayday7683
    @dayday7683 11 місяців тому

    Habtimka do nibaelika

  • @hanaemusa2986
    @hanaemusa2986 11 місяців тому +1

    Thanks my brother GBU

  • @fthawiokubay4399
    @fthawiokubay4399 11 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤selam egziabher amlak ms kulna ykun kbur hawna akilu

  • @AMI-wezbi
    @AMI-wezbi 11 місяців тому

    ሰላም ሰላም👋👋 ኣኪለ ሓወይ። ኣብ ዘለካዮ ሰላምካ የብዝሓዮ። ናይ ወትሩ ተከታታሊካ'የ። ብዛዕባ ወፍሪ እንታይ'ዩ፡ ኣበይ'ከ'ዩ ዝከኣል፡ ብገምጋም ክሳብ ክንደይ ዘኣክል ገንዘብ'ከ ክህልወካ ኣለዎ ወፍሪ ንክትገብር, ዝብሉ ኣርእስታት ስፍሕ ዝበለ ትምህርቲ እንተተመሓላልፈልና ከመይ ይመስለካ፡
    ንእትህበና ትምህርቲ ኩሉ ግዜ ምስ ኣመስገና ኢና😊

  • @habte6347
    @habte6347 9 місяців тому

    Thanks

  • @lilymogess3081
    @lilymogess3081 11 місяців тому +1

    Very Educational cational🙏thank you brother
    It is not easy to invest when you dont which is good or bad

  • @RezeneKahsay
    @RezeneKahsay 11 місяців тому

    ❤❤❤ btaemi des zbl tmhrti akile hawna azina nmesgn thanks

  • @zaidtedros9938
    @zaidtedros9938 11 місяців тому +1

    Gerat techer❤❤❤❤❤

  • @mussiefshaye8203
    @mussiefshaye8203 11 місяців тому

    Hey Akil hawey majmarta thanks sela eti xeubk Timhrteka ane kab eti kulu zeblkyo bezaye kalam ab hewit yegbro eti positiv maltay eya ab mawdat Quxri 7 zeblkyo ka qedmi 5 warhi jamra alku tesf yegbr xeubk wexet kamxalay neamta

  • @sabagidey6013
    @sabagidey6013 11 місяців тому

    Yekenelna akilu hawena❤❤