Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Thank u so much jstudio...for the truth 💓
ሕጂ ሊላይ ጀይስቲድዮ ስራሕኩም ጀሚርኩም::አይግድን ወርቃዊ ግዜኹም ወያነ ኢዲኤፍ ክትብሉ አሰልቺኹምና ነይርኩም :: ሐደራ ንዝቐምኩሙሉ ዕላማድአ ተባላሐቲ::
Thanks Jstudio isthere not bold Eritrean to get rid those weaked Generals with their boss!
Thank you josi hawna ahhhh btami zehzn iyu
Welcome God job 👍👍👍👍👍
Thank you ጆሴ My Brother 🥰🙏:: ሻዕበያ ዳዕሽ ኣልሸባብ ሽፍታ ውድብ
True story 😢😢😢
ኣቤት ድምጽን ኣቃራርባን"ጸፋዕኻያ ነዛ ጸልማን ውድብ ።
I really feel shameful to say I'm Eritrean😪
You should go to Ethiopia. You are from Tigray . 👎. Eritrea only nai Eritreawian
Abza alem kidey kabzi dikefin dibezih alo ete konegeb deki eta hager milanom dey komu dixelis ne neqahat hizibikan ne higi ne mitkal eyom dixiru kab kabza hager mukaneney xelihe tibili jermnawian ab alem ti dikefe digeberu eyom ete kone gen jemal mikaney yfinfin dibil yelen nay eeitrawin gen fuluy eyu 😂tgray kitikoni sile tideliy eyu::
So sad😢
Fikre is my relative, the story is all true !!
ጋንታ ኣህባይ ብዘይካ ንህዝቢ ምጽናት ካልእ ቁምነገር ክገብሩ ብቕዓት ዘይብሎም::Great job Joe
ምስኪናይ የሕዝን። ኣብ ፍጡራት ኣምሳለ ፈጣሪ ፣ ከምዚ ዝበለ ግፍዒ እንትበበጽሕ እቲ ዕዳ ነቲ ኣጽቂጢ ተራፋይ እውንዩ።ጭካነዩምበር ከይነብር ዘብቅዕ ጥፍኣት ኣይነበሮን፥ ከምትረኻ Jossy!
I use to see samson wedi keshi and wechu every day ab mizan tamoil gas station endaaboy menges
ኣቤት እዛ ማሰ ክትጥዕሞ ❤
3ይ ክፋል ደኣ የብላን ዲያ
wedi berad wekaria sahel
እዚኦም ሰራማት ርጉማት ጀነራላት ንምንታይ ከምተቃለሱ ገሪሙና ኣሎ 😪😪 ብደርጊ ከማን ክንድዚ ንጹሃት ኤሬትራውያን ኣይተቀትሉን 😢
መጀር ፍጽሓጼን..... መጀር ኣቶብርሃን...... ኮሎኔል ካሕሳይ በየነ(ወዲ በየነ) 😢😢😢😢
Ehhhhhhhhhhhhhh emmmmmmmmmmmmmmm,kab Srnay kirdad hiza eba Adi terefet 😢😢😢
Jstudio God sees all please read King Solomon. Ecclesiastes verse 4:1-3 our world is beautiful it is up to us to do good or bad.
Like like like like please 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Mekerana zeywdae eway menaesey ahewatey😮
Abraham afan abey eu adu negerena eba josi hawey
Yosef abti gize aboy hamumu asmera ziateklu gize eyu neru. Ane ayfelton eye hzbi asmera gin bteami senbidu haxinu ab chinqet ziatewu frhin terern atiywo abnefsiwekef geza hazen eyu neru anewun Tarik u semia bteami hazine.ezi ymskrelka baeley.
ሽመይ ገብረአብዝጊ ይባሃል አብ ውሽጢ እስርቤት ዓዲእግሊዝ ከለኩ ማስቲካ እልም መድሀኒት አብሊዖምኒ
Nmtay abliomka ms belakayo ke entay konka ?
@@ኢሰገክያሮ ሐንጎለይ ተበላሽይዩ፣💛💚❤️
@@gebreabzgiyemanebrhan2921 ሕጂ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለኻ መን ይኣሌካ ትምህርቲ ወይስራሕ ኣለካ ዶ
@@ኢሰገክያሮ ስራሕ የብለይን ዝሐውይ፣❤️💚💛
ዋይ ግድ ንህዝብኻ ዶ ወደይ ባዕልኻ ትይፍኦም ኢኻ 🤦🤦🤦🤦
ስቅ በል ሓንካስ ቆራይ ጽግዔቴና ሓንቲ ምዓልቲ ግን ነዞም እንዳ ባዘሊን መራሕቲ ተዛሪብካሎም ኣይትፈልትን ኢኻ
እዚ መደብ ንኤርትራ ከም ዝስማዕ ይገበር ሓደራ!!
Eze.kulus.adelieyom.deyom.hibomka.welas.kuru.nay.ayeni.misiker.ika..antey.hiji.ab.wesai.konka.afe.chile.mikan.weray.sedeteta.tetegheber.do.imehashie.
ንስኻ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ኣእተወካ። ግደፎሞ እቲ ናይ ሓሶት ዜናኻ ንስኻ ኣብ ኤርትራ ዝተወለድካ ትግራዋይ እንተክኢልካ ኣብ ክልልካ ኬድካ ንደውረጨንካ ሓግዝ። ኤርትራ ትግራዋይ ኢኻ ኢላ ከይፈንፈነት የዕቢያትካ። Please ንገንዘብ ሃረምረም ክትብል ኣብ ሓዶትን ሕስድናን ኣይትንበር። ዋእ በዞም ተወልጀ ተዋረድናኮ
ግደፍባ ከምሰብ ሕሰብ ብደዐ አይጽቡቕን ፣ እዚ ታሪኽ ሓቂዮ ንፍቕረውን አጸቢቐ ይፈልጦየ የግዳ በዞም አዛብእ ቐትሪ ተበሊዑ ንእስነቱ ከይጸገበ ፣ ሰብሰብ ከይጨንው ምሒልኩም እንዲኹም አንቱም መኻናት ሕልና እዛ ፍቕረ ዝሓለፋን ዝረኸባን መከራ ንዓኻ ትርከብካ
@@eseyasberhe7842 ከማኻ ኣይጻረፍን እየ ምኽንያቱ ትጻረፍ ኤርትራዊት ኣደ ኣየዕበየትንን። እመን ኣይትእመን ክትፈልጥ ኣባል ናይ ዞባ ኤሮጳ ናይ የኣክል ኣባል እየ። ናይዚ ዮሴፍ ዝበሃል ተወልጀ መድያ ኣትየ ግዜይ ከባኽን ኣይፈቅድን እየ። ምኽንያቱ ንተጋሩ (ዓዱ)ከም ጻድቃናት ኣምሊኹ ንሃገረ ኤርትራ ግን ከም ሰይጣን ዝጽየን ግናይ ሰብ ኢዩ። ኣብ ዓድና ብዙሕ ብዙሕ ክዕረ ዝግበኦ ጉዳይ ኣሎ እዚ ግን ኤርትራውያን ሰሚርና ደኣምበር ንተጋሩ እንዳምለኽካን እንዳሓወስካን ኣይኮነን። ነዓይ ዘሕርቐኒ ግን ምስቶም ጸላእትና ተጋሩ ኮይኖም ናይ ሃገርና ሕማቕ ነገር ጥራይ ክሰብኩ ከለዉ ጥራይ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ ብወያኔ ንተጋሩ ኣብ ዓዱ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ግፍዕታት ደኣ ዘየቃልሑ? እቲ ተጋሩ ነዓና ካብ ኣቦኦም ኣሉላ ኣትሒዞም ክሳብ ግዜ መለስ (ጭሕሚ ወጠጦ) ዝተገብረ ግፍዒ ኸ መዓስ እዮም ከቃልሑ። ኣበይ ደኣሎ እቲ ሚዛናውነት? ክቡር ሓው ወዲ ሃገረ ኤርትራ እንተኾንካ ሓቢርና ጉዳይና ከምነዐሪ ንሕሰብ፡ ወደሓንካ።
ኣዱን ፡ ኣውዱን ስለ ንፈልቶ ብዛአባ አሪትራውነቱ ትርትር የለን ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ሃሳብ ተማጎት ፡ ወሃብን ከልካልን ኤርትራውነት ክትከውን ኣይትክአልን አካ ።
ኤርትራዊ ኮይኑ ንኤርትራ ዘናሹ እሞኸኣ ዓሽከር ናይ ክልል ትግራይ ዝኾነ ከዳዕ ፍጹም የለን። እስከ ንገረና ኣበይ እዩ መበቆል ዓዱ ክንሓተሉ? ከምዘይትነግረኒ 100% ርግጸኛ እየ። ኣነ ግን ሕቡን ወዲ ማዕረባ ወዲ ጸረ ራእሲ ኣሉላ ዝኾነ ወዲ ጀግና ራእሲ ተሰማ ወዲ ዑንትራ እየ። ወደሓንካ።
ወዲ ማዕረባ ዑሩብ ሕልና በል እዚ ዛንታ ትሰምዖ ዘሎኻ ከሕመካ ይግባእ ኔሩ ፡ ግዳ እንዳ ሰመዐ ዘጽቀጠስ ነውኒውካዮ ነይሰምዕ ከም ዝበሃል ዋላ ተነጊርኩም ትሰምዑ ኣይኮንኩምን ፡ ግዳ ምናልባት ኣብዚ ጉዳይ ወይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ኢድ ክህልወካ ይኽእል እዩ ምስቲ ሓውኻ ብርሃነ ከበደ ፡ ግን ድሓን ኩሉ ንግዜ ክንገድፎ ኢና ፡ ኣብ መወዳእት ግን ኩላ ነናይ ኢዳ ክትወስድ እያ ።
Aye Asmera, enkuan do Mekina sewer zewerwer zibl seb ewin yeblan. 😔
This person must be tigraway .
hahaha kelbi weyane entay bele; wuhwuh...
Who’s Sactism??? Is it you Yosief??? I don’t know where is this all come fro???
😈😈
Alway you lie and lie and lie full of lies!!!! Remember all of your bad wishes will come back and haunt you!!
ሓቂ ከይመስለኩም እንዳ ብርጌድ ንኸብዶም፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ጽልኣት ክተሕድሩ ኢሉ ኢዩ፡፡
ይብል ናይ ወያኔ መዲያ። ሕሶት ስርቂ ጥልመት ሕሰዳ ዝልማዱ አቅራቢ።
ንመንነትካን መሰልካን ክትቃለስ እንተዘይክኢልካ ደኣ ዋላ ሱዳናዊ ክፍኣት ህግደፍ ክትንትኖዩ እምበር እንታይ ደኣ ደሊኻ!!!"ሓቂ ነንዝተዛረበ ትግራዋይ ክትብልዎ ክትነብሩ"
Semiani.izi.reisenanu.seghai.zenawex.semeinaka..intay.gheberika.do.weas.hazinkum.iytereseu.iyu.iti.meleikiti..izi..tekoinu.melekiteka.kunu.haxur.yederbe.meliekiteka
Abeya da alewu Beal edris Hamed Ali aye ezi gfiey nbiat seb hayenta eyu kem gasha wuhuge klkmekom eyu
Thank u so much jstudio...for the truth 💓
ሕጂ ሊላይ ጀይስቲድዮ ስራሕኩም ጀሚርኩም::
አይግድን ወርቃዊ ግዜኹም ወያነ ኢዲኤፍ ክትብሉ አሰልቺኹምና ነይርኩም ::
ሐደራ ንዝቐምኩሙሉ ዕላማድአ ተባላሐቲ::
Thanks Jstudio isthere not bold Eritrean to get rid those weaked Generals with their boss!
Thank you josi hawna ahhhh btami zehzn iyu
Welcome God job 👍👍👍👍👍
Thank you ጆሴ My Brother 🥰🙏:: ሻዕበያ ዳዕሽ ኣልሸባብ ሽፍታ ውድብ
True story 😢😢😢
ኣቤት ድምጽን ኣቃራርባን"ጸፋዕኻያ ነዛ ጸልማን ውድብ ።
I really feel shameful to say I'm Eritrean😪
You should go to Ethiopia. You are from Tigray . 👎. Eritrea only nai Eritreawian
Abza alem kidey kabzi dikefin dibezih alo ete konegeb deki eta hager milanom dey komu dixelis ne neqahat hizibikan ne higi ne mitkal eyom dixiru kab kabza hager mukaneney xelihe tibili jermnawian ab alem ti dikefe digeberu eyom ete kone gen jemal mikaney yfinfin dibil yelen nay eeitrawin gen fuluy eyu 😂tgray kitikoni sile tideliy eyu::
So sad😢
Fikre is my relative, the story is all true !!
ጋንታ ኣህባይ ብዘይካ ንህዝቢ ምጽናት ካልእ ቁምነገር ክገብሩ ብቕዓት ዘይብሎም::
Great job Joe
ምስኪናይ የሕዝን። ኣብ ፍጡራት ኣምሳለ ፈጣሪ ፣ ከምዚ ዝበለ ግፍዒ እንትበበጽሕ እቲ ዕዳ ነቲ ኣጽቂጢ ተራፋይ እውንዩ።
ጭካነዩምበር ከይነብር ዘብቅዕ ጥፍኣት ኣይነበሮን፥ ከምትረኻ Jossy!
I use to see samson wedi keshi and wechu every day ab mizan tamoil gas station endaaboy menges
ኣቤት እዛ ማሰ ክትጥዕሞ ❤
3ይ ክፋል ደኣ የብላን ዲያ
wedi berad wekaria sahel
እዚኦም ሰራማት ርጉማት ጀነራላት ንምንታይ ከምተቃለሱ ገሪሙና ኣሎ 😪😪 ብደርጊ ከማን ክንድዚ ንጹሃት ኤሬትራውያን ኣይተቀትሉን 😢
መጀር ፍጽሓጼን..... መጀር ኣቶብርሃን...... ኮሎኔል ካሕሳይ በየነ(ወዲ በየነ) 😢😢😢😢
Ehhhhhhhhhhhhhh emmmmmmmmmmmmmmm,kab Srnay kirdad hiza eba Adi terefet 😢😢😢
Jstudio God sees all please read King Solomon. Ecclesiastes verse 4:1-3 our world is beautiful it is up to us to do good or bad.
Like like like like please 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Mekerana zeywdae eway menaesey ahewatey😮
Abraham afan abey eu adu negerena eba josi hawey
Yosef abti gize aboy hamumu asmera ziateklu gize eyu neru. Ane ayfelton eye hzbi asmera gin bteami senbidu haxinu ab chinqet ziatewu frhin terern atiywo abnefsiwekef geza hazen eyu neru anewun Tarik u semia bteami hazine.ezi ymskrelka baeley.
ሽመይ ገብረአብዝጊ ይባሃል አብ ውሽጢ እስርቤት ዓዲእግሊዝ ከለኩ ማስቲካ እልም መድሀኒት አብሊዖምኒ
Nmtay abliomka ms belakayo ke entay konka ?
@@ኢሰገክያሮ ሐንጎለይ ተበላሽይዩ፣💛💚❤️
@@gebreabzgiyemanebrhan2921 ሕጂ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣለኻ መን ይኣሌካ ትምህርቲ ወይስራሕ ኣለካ ዶ
@@ኢሰገክያሮ ስራሕ የብለይን ዝሐውይ፣❤️💚💛
ዋይ ግድ ንህዝብኻ ዶ ወደይ ባዕልኻ ትይፍኦም ኢኻ 🤦🤦🤦🤦
ስቅ በል ሓንካስ ቆራይ ጽግዔቴና ሓንቲ ምዓልቲ ግን ነዞም እንዳ ባዘሊን መራሕቲ ተዛሪብካሎም ኣይትፈልትን ኢኻ
እዚ መደብ ንኤርትራ ከም ዝስማዕ ይገበር ሓደራ!!
Eze.kulus.adelieyom.deyom.hibomka.welas.kuru.nay.ayeni.misiker.ika..antey.hiji.ab.wesai.konka.afe.chile.mikan.weray.sedeteta.tetegheber.do.imehashie.
ንስኻ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ኣእተወካ። ግደፎሞ እቲ ናይ ሓሶት ዜናኻ ንስኻ ኣብ ኤርትራ ዝተወለድካ ትግራዋይ እንተክኢልካ ኣብ ክልልካ ኬድካ ንደውረጨንካ ሓግዝ። ኤርትራ ትግራዋይ ኢኻ ኢላ ከይፈንፈነት የዕቢያትካ። Please ንገንዘብ ሃረምረም ክትብል ኣብ ሓዶትን ሕስድናን ኣይትንበር። ዋእ በዞም ተወልጀ ተዋረድናኮ
ግደፍባ ከምሰብ ሕሰብ ብደዐ አይጽቡቕን ፣ እዚ ታሪኽ ሓቂዮ ንፍቕረውን አጸቢቐ ይፈልጦየ የግዳ በዞም አዛብእ ቐትሪ ተበሊዑ ንእስነቱ ከይጸገበ ፣ ሰብሰብ ከይጨንው ምሒልኩም እንዲኹም አንቱም መኻናት ሕልና እዛ ፍቕረ ዝሓለፋን ዝረኸባን መከራ ንዓኻ ትርከብካ
@@eseyasberhe7842
ከማኻ ኣይጻረፍን እየ ምኽንያቱ ትጻረፍ ኤርትራዊት ኣደ ኣየዕበየትንን። እመን ኣይትእመን ክትፈልጥ ኣባል ናይ ዞባ ኤሮጳ ናይ የኣክል ኣባል እየ። ናይዚ ዮሴፍ ዝበሃል ተወልጀ መድያ ኣትየ ግዜይ ከባኽን ኣይፈቅድን እየ። ምኽንያቱ ንተጋሩ (ዓዱ)ከም ጻድቃናት ኣምሊኹ ንሃገረ ኤርትራ ግን ከም ሰይጣን ዝጽየን ግናይ ሰብ ኢዩ። ኣብ ዓድና ብዙሕ ብዙሕ ክዕረ ዝግበኦ ጉዳይ ኣሎ እዚ ግን ኤርትራውያን ሰሚርና ደኣምበር ንተጋሩ እንዳምለኽካን እንዳሓወስካን ኣይኮነን። ነዓይ ዘሕርቐኒ ግን ምስቶም ጸላእትና ተጋሩ ኮይኖም ናይ ሃገርና ሕማቕ ነገር ጥራይ ክሰብኩ ከለዉ ጥራይ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ ብወያኔ ንተጋሩ ኣብ ዓዱ ክልል ትግራይ ዝግበር ዘሎ ግፍዕታት ደኣ ዘየቃልሑ? እቲ ተጋሩ ነዓና ካብ ኣቦኦም ኣሉላ ኣትሒዞም ክሳብ ግዜ መለስ (ጭሕሚ ወጠጦ) ዝተገብረ ግፍዒ ኸ መዓስ እዮም ከቃልሑ። ኣበይ ደኣሎ እቲ ሚዛናውነት?
ክቡር ሓው ወዲ ሃገረ ኤርትራ እንተኾንካ ሓቢርና ጉዳይና ከምነዐሪ ንሕሰብ፡ ወደሓንካ።
ኣዱን ፡ ኣውዱን ስለ ንፈልቶ ብዛአባ አሪትራውነቱ ትርትር የለን ፡ ኩሉ ግዜ ኣብ ሃሳብ ተማጎት ፡ ወሃብን ከልካልን ኤርትራውነት ክትከውን ኣይትክአልን አካ ።
ኤርትራዊ ኮይኑ ንኤርትራ ዘናሹ እሞኸኣ ዓሽከር ናይ ክልል ትግራይ ዝኾነ ከዳዕ ፍጹም የለን። እስከ ንገረና ኣበይ እዩ መበቆል ዓዱ ክንሓተሉ? ከምዘይትነግረኒ 100% ርግጸኛ እየ። ኣነ ግን ሕቡን ወዲ ማዕረባ ወዲ ጸረ ራእሲ ኣሉላ ዝኾነ ወዲ ጀግና ራእሲ ተሰማ ወዲ ዑንትራ እየ። ወደሓንካ።
ወዲ ማዕረባ ዑሩብ ሕልና በል እዚ ዛንታ ትሰምዖ ዘሎኻ ከሕመካ ይግባእ ኔሩ ፡ ግዳ እንዳ ሰመዐ ዘጽቀጠስ ነውኒውካዮ ነይሰምዕ ከም ዝበሃል ዋላ ተነጊርኩም ትሰምዑ ኣይኮንኩምን ፡ ግዳ ምናልባት ኣብዚ ጉዳይ ወይ ኣብ ከምዚ ዓይነት ግፍዒ ኢድ ክህልወካ ይኽእል እዩ ምስቲ ሓውኻ ብርሃነ ከበደ ፡ ግን ድሓን ኩሉ ንግዜ ክንገድፎ ኢና ፡ ኣብ መወዳእት ግን ኩላ ነናይ ኢዳ ክትወስድ እያ ።
Aye Asmera, enkuan do Mekina sewer zewerwer zibl seb ewin yeblan. 😔
This person must be tigraway .
hahaha kelbi weyane entay bele; wuhwuh...
Who’s Sactism??? Is it you Yosief??? I don’t know where is this all come fro???
😈😈
Alway you lie and lie and lie full of lies!!!!
Remember all of your bad wishes will come back and haunt you!!
ሓቂ ከይመስለኩም እንዳ ብርጌድ ንኸብዶም፡ ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ጽልኣት ክተሕድሩ ኢሉ ኢዩ፡፡
ይብል ናይ ወያኔ መዲያ። ሕሶት ስርቂ ጥልመት ሕሰዳ ዝልማዱ አቅራቢ።
ንመንነትካን መሰልካን ክትቃለስ እንተዘይክኢልካ ደኣ ዋላ ሱዳናዊ ክፍኣት ህግደፍ ክትንትኖዩ እምበር እንታይ ደኣ ደሊኻ!!!
"ሓቂ ነንዝተዛረበ ትግራዋይ ክትብልዎ ክትነብሩ"