መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, September 03, 2022

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 54

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +4

    ኣነ ከማን በታ ናይ መስጊድ ስም ክሓስብ ጸኒሐ። ብሰሓባ ኢየ ዝፈልጣ ነይረ! 🙏🙏🙏

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +2

    @ሳሚኤል መሓሪ፡ ኣብ ዝቕጸለ ሕቶታት👏👍👌

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 роки тому +1

    እዛ መደብ ዝጀመረትላ ማዓሕቲ ብሓቂ ዓቢ ተበግሶ ኢዩ ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንኸስብ ዘለና ብቀዳምነት ድማ ታሪኽ ሃገርና!! 👍🇪🇷🌴🐪⛪💞🕌🙏🕊️

  • @kibreabrussom2564
    @kibreabrussom2564 2 роки тому

    ይቅሬታ ጵጥሮስ ብቀዳምነት ሰላም እታ መስጊድ ኣስሓባ እያ ትብሃል ድሮ ግን ነታ ኮመንት ምስ ስደድክዋ ኣሪምኩማ ጽቡቅ

  • @shishaygeremedhin7124
    @shishaygeremedhin7124 2 роки тому +1

    wellcome ቬጥሮስ ሓወይ ጽቡቅ መደብ ❤❤

  • @hiwetgebrezgabiher5517
    @hiwetgebrezgabiher5517 2 роки тому

    ደስ ተብል መደብ አያ።

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 роки тому +1

    merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому

    ጴጥሮስ @Eri-TV,🙏👍👌

  • @AmirWasse
    @AmirWasse День тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @zecheredaberhane7226
    @zecheredaberhane7226 2 роки тому +1

    Selamat deki Eritreana, xibok medeb 🙏👍💥🌻❤🦾🇪🇷

  • @zem1988
    @zem1988 2 роки тому +3

    እዋይ ገሊኦም ተወዳደርቲስ ጽፍዓዮም ይመጸካ፣ ከወድኡኻ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому

    @ጴጥሮስን @Eri-TVን @ ተሳተፍትን🙏👍👌

  • @hizbawiginbarginbarghinda3872
    @hizbawiginbarginbarghinda3872 2 роки тому

    👍
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfewedimhxun2907
    @tesfewedimhxun2907 2 роки тому

    Welcome deqi qeyih bahri kemey qenuku bflay dma eri tv

  • @sailncermedia7904
    @sailncermedia7904 2 роки тому

    እዛ መስጊድ ብ ኣልሰሓባ ኢና ን ፈልጣ ፔጥሮስ ብዙሕ መኣርምታ ግበሩላ።

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 2 роки тому

    Welcome 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰 🥰

  • @yemanehaile9648
    @yemanehaile9648 2 роки тому

    መርሓባ ኣዳለውትን ኣቕረብትን ሙደብ መልሲ ኣብ መስመር እዛ መደብ መሃሪትን ሰሓቢትን እያ፥ ጴጥሮስ ግን ኣብ ምትብባዕ ሓተቲ ትዝሕለኒ ኣሎዃ፥ ንኣብነት እዘን 2 ደቀንስትዮ ብዛዕባ ቅ/ ዓወት ንሓፋሽን/ እታ ብዛዕባ ረፈረንዶም ን፥ ክዋሃባ ኔርዉን

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 2 роки тому +2

    ቀዳማይ ደዋሊ@ሳሚኤል መሓሪ፡ክክክክክክክ ብሕጊ ኣምላኽ ማንዳሪን ናይ ቻይና ኢዩ ወዲ ኤረይ! እንተገደደ ስፓኒሽ ክትብል ኔሩካ። ብራዚል ኣብ ደቡብ ኣመሪካ(ላቲን ኣመሪካ) ብፖርትጋላውያን ዝተገዝአት ሃገር ኢያ። ስለዚ ነዚኣ ታሪኽ እዚኣ ረሲዕኻያ ክትከውን ኣለካ።ስለዚ ኣብ መንጎ ቋንቋ ፖርትጊዝን ስፓንሽን ክትሓስብ ኔሩካ። ብዝኾነ ኣብ ቐጻሊ ኣንብብ ወዲ ኤረይ!

  • @saho_tv6856
    @saho_tv6856 2 роки тому

    Ikreta. Xobuk Alo Mesgid sahaba Iyatibahal

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 роки тому

    Merhaba ❤️🥰🇪🇷🙏💐🍀🌿👍

  • @fishaleasfaha7911
    @fishaleasfaha7911 2 роки тому

    ሰላም ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ጻዕዳ ብፍላይ ካአ አዳለዉቲ መደብ መልሲ አብ መስመር ከመይ አለኩም ምዉቅ ሰላምታይ ይብጻሕኩም አነ ሓደ ካብ ተካታታሊ መደብ መልሲ አብ መስመር እየ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ መደብ እያ እናዛናግዖት ታሪክ ሃገርካን ዓለማዊ ገለ ዘይ ንፈልጦም ተዛካክር መደብ ብሓፈሻ እዛ መደብ አብ ደገ ዘለና ብሃቀዉታ ኢና ንካታተላ እሞ ቀጽልዎ: ክንሳተፍ መደለና ግን ሳዓት ናይ ዘለናዮ ሃገር ኤመሪኻ አየራክባና ኮይኑ አብ ኤርትራ ቀዳም ካብ ሳዓት ክደይ ጀምራ ክደይ ትዉድእ ንሙሉእ ሓበሬታኩም ብልቢ የመስግን

  • @sadeyamuhamed2734
    @sadeyamuhamed2734 2 роки тому

    ♥️🇪🇷♥️✅

  • @wintana1600
    @wintana1600 2 роки тому

    Ewe dea agagikumuna neyrkum mesgid sehaba eye zfelta neyre

  • @temesghengoita5542
    @temesghengoita5542 2 роки тому

    1 መስከረም ብረታዊ ቃልሲ ዝጀመሩ ሰባት 7 እንተድኣ ኔሮም: ንምንታይ እዩ ኩሉ ጊዜ ዓዋተ ጥራይ ዝጥቀስ?

  • @gezaiharegot7651
    @gezaiharegot7651 Рік тому

    3

  • @mesghnatekie1667
    @mesghnatekie1667 2 роки тому

    Selam. Deki.era.seuk.hto.melsi

  • @letebrhanhabte4694
    @letebrhanhabte4694 2 роки тому

    deqi ereyyy halalat

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 Рік тому

    Ane wun sahaba melsi mkana feliteya nere

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 Рік тому

    Awet wey mot

  • @yeheyisghebremariam5466
    @yeheyisghebremariam5466 2 роки тому

    አዚ ፕሮግራም ናይ ሕቶን መልስን ዘይኮነስ ናይ ሕከያ ኮይኑ ይስማዐካ።IT IS REALY BORING.ኣድካሚ ሕከያ።

    • @michltsegay9638
      @michltsegay9638 2 роки тому

      ችድ ዱምሱስ። አንታኤኻ ኣፍሊጥካ። stupid

    • @ጽምዋኮይንኒብድሕሬኪ
      @ጽምዋኮይንኒብድሕሬኪ 2 роки тому

      ንህዝቢ ምዝንጋዕ እኮዩ ዕላምኡ ምዝንጋዕን ቁምነገርን ዘማልእ መደብ ኢዩ ስለዚ ክትወጽእ ትክእል ኢካ

    • @ortotv127
      @ortotv127 2 роки тому

      ኣብ ዘይቤትካ ኣቲኻ ከይትህሉ ቆልዓ ጎረቤት ምስዞም ትግራይ ትግሪኚ ትኸውን ሓሻኪ

  • @rahelnegede2703
    @rahelnegede2703 2 роки тому

    Xibuk medeb kexiluwa 🇪🇷

  • @luluteynatey5110
    @luluteynatey5110 2 роки тому

    ካብዚ መደብ: ታሪኽ ናብዚ ወለዶ ይሰጋገር ዘይምህልዉ ትርዳእ። ታሪኽ ግሰጋገር ብዙሕ ክስርሓ ኣለዎ።

  • @tesfalasearaya8856
    @tesfalasearaya8856 2 роки тому

    3 ደቅ አንሰትዮ ነረን

  • @aronfessaha9113
    @aronfessaha9113 2 роки тому

    Mehari medeb but boring as hell you need to put timer otherwise it will be unattractive elalall bezihuu,

  • @yemanemogos9463
    @yemanemogos9463 Рік тому

    7

  • @kahsaytekle309
    @kahsaytekle309 2 роки тому

    Dahan walaka ka 8 mshet ksab 7 ngho

  • @kahsaytekle309
    @kahsaytekle309 2 роки тому

    14

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 роки тому

    ሓሶትን ንብረት ካብ ህዝቢ ብምዝማትን፡ ንታራ ሰባት ብጭካነ ብኻራ ምሕራድን ዘይፍወስ ወልፊ ኮይንዎ ዝጸንሐን፣ ሕጂ ካኣ ንትሕቲ ዕድመ መሳኪን ቆልዑ ተግራይ ብሓሽሽ እንዳ ኣደንዘዘ ከይተረደኦም ናብ ኩናት ከም ዝኣትዉ እንዳ ገበረ ዘሀልቕ ዘሎን፣ ንምስኪን ህዝቢትግራይ ዝመጽእ ሓገዝ እንዳ ኣሕደገ ዝበልዕ ዘሎ ወያነ ጥራሕ ምዃኑ ብጀካ ኣማኒኤ ናይ ኣሰና ዕሱብን ከዳዕን ገለ ሳዓብቱንሰብ ዘይፈልጥስ ይህሉ'ዶ ይኸውን? ኣንሰ ዘሎ ኣይመስለን።

  • @tesfalasearaya8856
    @tesfalasearaya8856 2 роки тому

    ግራዛን ጅነራል

  • @tesfalasearaya8856
    @tesfalasearaya8856 2 роки тому

    1994

  • @nasirremodan8152
    @nasirremodan8152 2 роки тому

    Hu 23

  • @jemalmoh2612
    @jemalmoh2612 2 роки тому

    Ewa hiji tekira kytkewun ember megid alsahaba eya tebhal nera entzy tegagie

  • @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
    @ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 2 роки тому +1

    ብርጌን ንሓመዱ ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ነስመራ ክቆጻጸራ እዩ።

  • @1nahoma
    @1nahoma 2 роки тому

    Bota mhtat ba aynrese

  • @tesfamexai5699
    @tesfamexai5699 2 роки тому +1

    Kkkkk Ewyyyy Huwahat tarik albo artefishal kehadit bsre ayatatna
    eya torokrok tbl kkkkkkk !!!!!.

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 роки тому +1

    ሓሶትን ንብረት ካብ ህዝቢ ብምዝማትን፡ ንታራ ሰባት ብጭካነ ብኻራ ምሕራድን ዘይፍወስ ወልፊ ኮይንዎ ዝጸንሐን፣ ሕጂ ካኣ ንትሕቲ ዕድመ መሳኪን ቆልዑ ተግራይ ብሓሽሽ እንዳ ኣደንዘዘ ከይተረደኦም ናብ ኩናት ከም ዝኣትዉ እንዳ ገበረ ዘሀልቕ ዘሎን፣ ንምስኪን ህዝቢትግራይ ዝመጽእ ሓገዝ እንዳ ኣሕደገ ዝበልዕ ዘሎ ወያነ ጥራሕ ምዃኑ ብጀካ ኣማኒኤ ናይ ኣሰና ዕሱብን ከዳዕን ገለ ሳዓብቱንሰብ ዘይፈልጥስ ይህሉ'ዶ ይኸውን? ኣንሰ ዘሎ ኣይመስለን።