"ማሕበረሰባዊ ምርመራ የድልየና 'ዩ" ቃለ መሕትት ምስ ኮ/ል ቢኒያም ተወልደ _Full Interview with Biniam Tewelde

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,3 тис.

  • @Qanchi_Haki_English
    @Qanchi_Haki_English 9 місяців тому +5

    wow Dr. Binyan tewelde really important person. ተጋሩ ፀገምና ንፈልጥ አለና።

  • @kibromgebremichael1008
    @kibromgebremichael1008 11 місяців тому +10

    ብጣዕሚ ሳሓቕ ልተመሎኦ ደስ ልብል ቃለ መጠየቕ እዩ ኔሩ። እንኳዕ ሓሊፉ ብሂወት ተሪፍኩም ትስሕቑሉ ገበረኩም ኣምላክ።
    ና ዶ/ር ቢንያም መልስታት ደሞ ኩሎም ኣዝዮም ሳይነሳዊ ልኾኑ መምሀርቲ ሓሳባት እዮም። Thank you

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 11 місяців тому +13

    ቢንያምኣስመራ ምዕባይ ጠቂሙካ ሓቅነትኣተሓሳስባኻ ጸቢብ ዘይሙኻን ሓጊዙካ ስሒቅና እንዳወያና ኣይትስኣኑ

    • @Manfromnortherner
      @Manfromnortherner 11 місяців тому +2

      ሱቅ በሊ ወታፍ ሻዕቢያ

    • @haypfdj1st
      @haypfdj1st 10 місяців тому +4

      @@Manfromnortherner shaebiya eyom eko FeqedEu Kolel Zebelukum

    • @fissehayeweldu6258
      @fissehayeweldu6258 9 місяців тому +1

      Asmara. Miebay gelemele gidefo. Ab Tigray nesanet mizirab alo. Ab Asmara ab enda shaebiya kemzi interview ayhisebin. Medhin haftina mesela felita eya binesanet tihatit zela. Tigray tegaru haben !

  • @DanielHabte-z4t
    @DanielHabte-z4t Рік тому +5

    ዶ/ር ቢኒ ወዲ አስመራ & ጋዘጠኛ መድህን first thank-you for real interviews. God bless you.pls ድ/ር ብኒ ኣብ መንጎ አዝይ ክልተ ይህዋት ንስካን ክማካን ድልድል ካንኩም አቀራርብዋ ። መድህን ውን ንምቅርራብ እዚ ክልተ ይህዋት ቀጽሊዮ ካብ ጽሊአኢ ዝርከብ የልን . Thanks again.😊

  • @homiegoi2824
    @homiegoi2824 11 місяців тому +10

    Simply Honesty is the best policy thanks Doc.

  • @BirhanuAssemahgn
    @BirhanuAssemahgn 11 місяців тому +2

    ቢኒ ብጣዕሚ ገረምቲ ሓሳባት ደስ በሃሊ ና ብሓቂ ጀግና ብዓል መትከል ኣብ ዕላማ ትኣምን ና ብሓቂ ጀግና።

  • @freweynibrhanu489
    @freweynibrhanu489 10 місяців тому +4

    ትኽክል ዶ/ር ቢንያም እቲ ዕዶት ተወድኡ እዩ ሓዱሽ ነገር ክንፈጥር ኣለና።

  • @biniamhaile1301
    @biniamhaile1301 Рік тому +45

    ዘበነ ስሓቕን ሓጎስን ይግበረልኩመ ይሕዋት
    ጽቡቅ መግለጺ ቢንያም ሓውና መድሂን ክኣ ንፍዕቲ እኺ ዓወት ንምነ 👍

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @davidberhane1515
    @davidberhane1515 11 місяців тому +6

    medhin I am glad you come out safe during the war i was worried about you ,you are one honest jornalist keep up the good work lots of respect I am eritrean making comment thank youi

    • @stepbystep8459
      @stepbystep8459 11 місяців тому

      Wow, you're insightful, Eritrean. I I'm Tigrian [Tigraway], born abroad didn't know her b4, only recently after the war situation, yeah! I approve you, 👌 👏

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 9 місяців тому +1

    ቢንያም ናይ በሀቂ ሀቀኞ ሰብ እዪ፡ ንምሳል ፡ ዘይፍትን ፡ ሀቀኞ፡ ትግራዎይ፡እዪ። እንዳምሀረ፡ ብምስትዎአል፡ ዝዛረብ። ጋዜጠኞ፡ ሲሂቂ፡አስሂክኒ፡ ሀደ፡ሀደ ፡ ጊዜ፡ ዘና፡ ምባል፡ ፅቡቅ፡እዩ፡ እዞም፡ ዝትችውኪ፡ ካብ፡ ፀቢብ፡ ሰነ- አእምሮ፡ ዝነቀለ፡ እዩ፡ አድህቦ፡ አይትሀብዯ፡ምስሀቅ፡ ፅቡቅ፡ነገር፡እዪ። ፈጣሪ፡ ይባርኪ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ebu-x9z
    @Ebu-x9z 11 місяців тому +9

    I am Eritrean-American, I Love you guys, I can't stop laughing with your genuine testimonial interview, may God bless Tigray.

    • @haypfdj1st
      @haypfdj1st 10 місяців тому

      Lehasi !

    • @haypfdj1st
      @haypfdj1st 10 місяців тому

      Amselu Qorbet BegiE Ztekedne Tokla. Kemaka Eritrawi yeblnan.

  • @michaelaraya682
    @michaelaraya682 11 місяців тому +6

    ዝርያያያ 🤴 very intersting converse! May Peace be up on our Tigray! ሸገር ተወሊደ ዝአበኹ ትግራዋይ...

  • @lets.7860
    @lets.7860 11 місяців тому +4

    I really enjoyed this interview! I stopped watching interviews, this one is exceptional! Thank you Binjam, thank you Medhin. ☮️🕊💫

  • @RobelMeles-p4q
    @RobelMeles-p4q 11 місяців тому +2

    ጥሩ ውይይት ነው ዶ/ር ኮ/ል ቢኒያም መድህን በርቺ

  • @DanielBrhanu-hg3un
    @DanielBrhanu-hg3un Рік тому +5

    ብጣዕሚ ቅኑዕ እዩባ ቢኒ ዓርከይ !Thans🙏😂😂

  • @makilisanework9613
    @makilisanework9613 9 місяців тому +1

    Wow Interesting Conversation.....

  • @GebreyohanesGebreselasie
    @GebreyohanesGebreselasie 11 місяців тому +6

    መድህን ሕቶታትኪ ደስ ዝብል እዩ ቐፅልሉ

  • @hayelomtsegay1844
    @hayelomtsegay1844 6 місяців тому +2

    thank you Dr biniam new and golden expression

  • @estifanosabraham-m8v
    @estifanosabraham-m8v Рік тому +35

    ብሩኻት : ምሉእ ሰሐቕ ይግበረልኩም:: ሐቢርና እንስቀሉ ሰናይ ዘመን የምጽአልና ፈጣሪ::

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @arayaabreha950
    @arayaabreha950 9 місяців тому +2

    Great adventure
    Thanks

  • @goitommeresa6611
    @goitommeresa6611 Рік тому +21

    ጅግና ተጋዳላይ ቢኒ ❤
    ዋዕሮ ተጋዳሊት መዲ ❤ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም.
    ንስሕቀሉ ዘመን ድማ ይምፃእ።

    • @abeldesta5822
      @abeldesta5822 Рік тому +1

      Meaz tegadilu eyu bekayi bekyu metsus kea kem jgna yafr😂😂😂

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 11 місяців тому

      ምግዳልስ እምበኣይ መቐለዲ እዩ ሂወቶም ከድሕኑ ካብ መቐለ ስለ ዝወፁስ ተጋድልቲ 🤔

  • @abelsolomon9172
    @abelsolomon9172 10 місяців тому +1

    ዝደቀስናሉ ሂወት የቢልናን እካደአስ ሕጂ ገዲዱ ንሰሀ ተሓሰበልካ ፈጣሪ ፅቡቅ ነገር ስራሕ ተቃለስ

  • @MossGreat-jv3tt
    @MossGreat-jv3tt Рік тому +3

    ብታዕሚ ገራሚ ዝኮነ ግሉጽነትን ኩፉት ዝኮነ ተኣማንነትን ደስ ትብሉ ኣሕዋት።
    ኣነ ዝገርመኒ ግና እዞም ትግርኛ ዝዛረቡ ህዝቢ ከም ኣሕዋት ምስቲ ንንዊሕ ግዜ ዘጥረይዎ ናይ ጻዕሪ መንፈስ ብሓንሳብ እንተ ንሰርሕሉ ኔርናስ ኣበይ ኮን መሃለና ?
    ነዓይ ዝገርመኒ ነገር ግና እቲ ዝገርም ምሕረት ዝገበረልና ፈጣሪ ።
    ሻዕብያን ሕወሓትን ነቶም ንጥፋትን ምህራትን ዝበሃሉ ሰባት ዘይ ጥቀምሎም ምካኖን ኢዩ።
    ምክንያቱ ንሰልጣኖም ፈሪሖም ካብ ናይ መዋቅር መንግስቲ ጠቂሊሎም ኢዮም ዘርሕቅዎም።
    ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ኩሉ ሕዝቢ ሰለማዊ መነባብርኡን ሂወቱን ዝመርሓሉ ግዜ ክመጻና ትሓባቢርና ድማ ዓቢ ቦታ ንበጽሓሉ ክመጻና ❤❤❤❤❤ love you more my people.

  • @TesfayGyesus
    @TesfayGyesus Рік тому +5

    ቢኒ ናይ ብሓቂ ዶክተር ኢኻ

  • @Pasttest543
    @Pasttest543 Рік тому +4

    ዶ/ር ቢንያም ተወልደ ብጣዕምይ ዝፈትወን ግልፅይን ሙሁሩን ሰብ እዩ ,እዝይ ሰብ ንትግራይ ተዝመርሕ ተጋሩ አበይ ምስበፀሕና , ትግራይ ምቐየራ ነይሩ ባሀላይ እየ

  • @filldess1987
    @filldess1987 10 місяців тому

    Our genius our philosopher bini & our rational journalist medi ❤ so much respect

  • @KidaneAraya-zi3jw
    @KidaneAraya-zi3jw 11 місяців тому +6

    I think this the right time to fixed problem with Eritrea at the moment Tigray region have hunger problem we need save people from hunger which is open border to get food

  • @TsegayGereziher-f4c
    @TsegayGereziher-f4c 11 місяців тому +5

    Bini l proud for you that's great ideas for tigrai people you are saints and generous

  • @Gift-b2p
    @Gift-b2p 11 місяців тому +5

    ደስ በሃልቲ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @habtebeyene5402
    @habtebeyene5402 Рік тому +6

    ብጣሚ ደስ ዝብል ታርኽ እናሰሓቕካ ትማሃር ቢንያም ተወልደ እንቃዕ ንዙይ ኣሪኤየኩም

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      -ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @yordanoswoldetnsai4371
    @yordanoswoldetnsai4371 11 місяців тому +6

    I can listen to you all day very interesting men

  • @TsegayA-gr9ki
    @TsegayA-gr9ki 10 днів тому +1

    መዲ ሰላምኪ የብዛሓዮ አረሕደጊ ሚስራት ከርተት እኮ ተይፈተወ አዘኽዚኽክዮ ንስኺ እትፈልጥዮ ሓጥያት አየስርሕኻ አቢልክኒ ብቻ ደስ በሃልቲ ኢኹም ሰላምኩም የብዛሓዮ ።ባይዘወይ ንቢኒ ፀጋይ GIS ምዃነይ ንገርዮ።

  • @WediTigray-f3b
    @WediTigray-f3b 11 місяців тому +3

    Why is people like this man don't get opportunity to lead country, he is very interesting person

  • @twyw8794
    @twyw8794 11 місяців тому +1

    I am happy my people found joy and laughter amidst the unimaginable tragedy. Tigray will always previail. Love and Respect to all people of Tigray and Diaspora

  • @YemaneMuzey
    @YemaneMuzey Рік тому +13

    Medhin,
    This will be remembered as one of your best interviews ever. Laughter, sadness and fact filled interview. I was laughing with you the whole time. Fantastic job. Binyam was equally funny, witty and enlightening. I loved every bit of it. Do more of these interviews. Great job again.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      The most SWEETEST part of the GOOD NEWS of the century the world have ever heard and enjoyed is, during the latest last 3 years old war alone, nothing less than 1.5 millions ur fellows ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ትግራዋይ are being ERASED out of the surface of ETHIOPIA and in addition in HUNDRES of THOUSANDS permanently PHYSICALLY DAMAGED, is that not as SWEET as HONEY to hear such GOOD NEWS??? Upon all this, right now all BIBLICAL CURSES such as ጥሜት፡ ኣንበጣ፡ ዘላለማዊ ቊዛመን ቃንዛ፡ ስቃይ ወዘተ... are manifesting or falling upon against ur fellows ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ ትግራይ: ኣሜን! ኣሜን! ! ኣሜን!

    • @Nadia-rf8kp
      @Nadia-rf8kp Рік тому

      Agree.

  • @akliluweldemariam1471
    @akliluweldemariam1471 11 місяців тому +1

    Great interview....thank you

  • @mosesadulis1443
    @mosesadulis1443 Рік тому +8

    ሕማም ዝፍውስ፣ ጭንቀት ዝብትን፣ ሽውሃት ዝኸፍት tragic and comedic ዝተመልኦ ቃለ መሕትት ነይሩ! ማራ ደስ በሃሊ ! መድህን አብ ከመይ ዓይነት ህድማን ፍርሕን ከምዝነበረት ብ imagination ክሪኣ ክኢለ! ክብርን ምስጋናን ይግበአኪ!

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      .ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @HalishYaya
    @HalishYaya 11 місяців тому

    bni btaemi hanatsay mharay hasab eka legiskalina taks❤❤❤❤❤

  • @Gift-b2p
    @Gift-b2p 11 місяців тому +10

    ሙሉእ ሰሓቅ ይግበረልኩም ሕዝቢ ትግራይ 😂😂😂😂😂😂😂😂 ኤርትራዊት ኣደ ❤❤

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 Рік тому +64

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል: ህያው ዝኾነ ወግዒ! ምሳኹም እናስሓቅናን: እናስተንተናን ኢና ንከታተል ዘሎና።
    ዳግማይ: ሙሉእ ዓወት: ናይ ሃገረ ትግራይ: ንርእየሉ እዋን ክኣ የምጽኣልና'ሞ: መሊእና ክንሕጎስን ክንስሕቅን።
    Thank you.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

    • @robiman531
      @robiman531 Рік тому +1

      ሕሱር ኢኻ /ኺ መዕበይኻ አይዕበ ዝተብሀለስ ኸምናትካ/ኪ ዝበለ እዩ

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      @@robiman531 ጉዳይ ጥሪ ሲኦል !! ዘለኣለማዊ ክብርን መጎስን ብምኽንያት ኹናት "ባሕላዊ ጸወታ“ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ብEXPRESS ጥሪ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELL ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም "ሓዱሽ ANIMALS" ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ Republic TDF ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ፥ ብዓረባዕተ እግሪ ዝኸይዱ ዉርጋጣት ወርደተኛታት ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ተወጋሪ ትግራዋይ ንሰማእታት: ኣሜን! ኣሜን!!!! ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ሓዱሽ ANIMALS ብሓንሳብ ጉድጓድ ምስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተፈጠሩ ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ሕዝቢ ትግራይ ከይጸነተ ሰላም የለን!!!ኣሜን! ኣሜን!

    • @tedgebregzi3832
      @tedgebregzi3832 9 місяців тому +1

      There will not be freedom only for Tigray,it is the mind.

  • @samimengis9022
    @samimengis9022 Рік тому +15

    I'm Eritrean. I really admire the freedom of your interview and Dr Biniams honesty. I feel jealous that we as Eritrean didn't have this kind of freedom inside Eritrea.

    • @AT-ut7yx
      @AT-ut7yx Рік тому +2

      you should educate your self to become like instead of blaming senef❤

    • @babylon6078
      @babylon6078 Рік тому +8

      so why don't you go to Tigray and exercise your freedom of speech what a looser ሚስጥር ዓወትና አብ ምዐቃብ ሚስጥርናዩ ሻዐብያ ድማ ሳላ ምዐቃብ ሚስጥሮምዮም አብዚ በጺሖም ግን ከምዚ ተጋሩ ቦሮም ቦሮም ቦሮም አንደሕር ደሊኻ አንሆ ሜዳ አንሆ ፈረስ ትግራይካ ኬድካ ተላመዶ

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      @@AT-ut7yx -ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      @@babylon6078 -ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @mohname5495
      @mohname5495 Рік тому

      ሻዓብያ ኣበይ በጺሖም? እንታይ ኣሎ ዘመክሕ ዝገበርዎ ብጀካ ንሃገር ኣብ ክትወጸሉ ዘይትኽእል ዓዘቅቲ ምውራድ። ሒ​@@babylon6078

  • @YiheDesta
    @YiheDesta Рік тому +6

    ሀቅን ሀቅን መሰረት ዝገበረ ቃለመጠይቅ

    • @FilliAdele
      @FilliAdele 11 місяців тому

      ኮረኔል ሲ ውግእ ክመርሕ ኣይክእልን እየ ይብል። ዘገርም እንታይዳኣ ትገብር ኔርካ ኮረኔል ጆነሳይድ ፥ ኣበይ ክሓልፈልኩም እስኻትኩም ፥ ባዕልኹም ደቂ ኣንስትዮኹም ዓሚጽኩም ንኻልእ ከተላግብሉ ዘበት እዩ ፥ ከምዝፍለጥ ሓደ ጀነራልኩም 40 ደቂ ኣንስትዮ እንዳዓመጽኩም ከመይ ጌሩ ፍጣሪ ክሕግዘኩም፥
      ኣንታ ፍሹል ኮረኔል ዓለም ግደፍዶ ጅኖስይድ እስኻ መዓልታዊ እንታይ ትገብር ትፈልጠካ እያ ደንቖሮ። ኣብ ክልልኩም መን ጅኖርሳይ ፈጺሙ ዓለም ትፈልጥ እያ ፥ እስኻትኩም ግደፍዶ ንሰብ ንእንስሳ ተበላሽው (ኣባጊዕ) እንዲኹም ንመን ኢኹም ሕጂ ተታልሉ ደሊኹም ፥ ሕጂ ባዕልኹም እቲ ዝነበረ ርክብ ኣባላሺኹሞ ኢኹም ፥ ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ኣብዝላዓለ ጥርዙ ጽልእኹም በጺሑ እዩ ድሕሪ ደጂም ቻው ቻው ቻው ፡

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 11 місяців тому +1

    Dr Bini so smart

  • @weredekal
    @weredekal 11 місяців тому +6

    ተጋዳላይ ቢንያም:-
    ክብረት ይሃበልና🙏
    ቅድሚ ሕዚ ፅንተት ተፈፂሙና ዶ ኣብዝብል ቃልመሕትት ንፁር መልሲ ንምሓብ ተፀጊምካ ምስረኣኹ ተገሪመ ነይረ::
    ሕዚ ግና ብብሩህን ግልፅን ትግርኛ ፅንተት ተፈፂሙና እዮ ኢልካ ስለዝመስከርካ አዝየ ንኢደካ:: ከምትዝፍለጥ ፈላስፋታት ካብ ጌገኦም ዝእረሙ እዮም::
    ደጊመ ኢድ ይነስእ አለኹ!!

    • @nebunebu262
      @nebunebu262 11 місяців тому +1

      ብሰንኪ ክፍእ ግብሩኹም ገና ትፀንቱ ኢኹም ዘለኹም

    • @weredekal
      @weredekal 11 місяців тому

      @@nebunebu262
      ዝሰረቕክሞ ታኒካ-ማኒካ ይኣኽለኩም::
      አብ መርበብና ጠብሎቕ እንዳበልኩም አይተትክሩና ሓሻኽር ሙሱሎኒ !!

    • @haypfdj1st
      @haypfdj1st 10 місяців тому

      If you drive the whole Tegaru human wave after human wave yes because of the incompetent TPLF millions have dead or injured. But what lead to that ? Have you ever asked yourself about that ? What lead to that ?

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 10 місяців тому +1

    ደስ ዝበል ወግዒ እዩ ቀፅልሉ

  • @BiniamAraya-cm2qe
    @BiniamAraya-cm2qe Рік тому +3

    Wawww zbelexe politician Tentani Tigray n haqi haqi n hasot hasot behali glxi 👏👏👏👏👏👏

  • @kiflomtsegaye15
    @kiflomtsegaye15 11 місяців тому +2

    ይገርማል ቢኒያም ከቴዲ ጋር ኢንተርቪው ስታደርግ ጤናማ አልነበረም መልስህ አሁን ግን በጣም በጣም ነው ያረካኸኝ

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 11 місяців тому

      መጀመርያ እውነቱን ተናግረዋል ኣሁን ብዙ ምስፈራርያ ስለደረሰበት ነው ሁለት ምላስ የሚናገር ያለ

  • @Toronto.traffic
    @Toronto.traffic Рік тому +6

    A genuine human being. Right bring Right. This is the first time I see and hear a Tigray telling the truth

  • @risack8640
    @risack8640 10 місяців тому

    Interesting conversation, I really loved it. I am shabiya but it's tragic what has happened - war is not a jock and should be taken lightly. Both people need to wake up

  • @channel-in8uj
    @channel-in8uj 11 місяців тому +3

    በሊሕ ሰብ ❤❤

  • @MustefaTigray
    @MustefaTigray Рік тому +53

    I am proud of you Dr. Biniam! I am expecting from you to positively change Tigray. Justice for everyone in Tigray. Continue to challenge, speak the truth, and bring change to Tigray. We need change now, not tomorrow. You can do it, we will support you.

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 Рік тому +1

      He Will Tegaru born and raised in 🇪🇷 are smart eg Tedros Adhanom, Binyam, glawdios Atkebe

    • @RahaseFtuwi
      @RahaseFtuwi Рік тому +2

      Wawwww zgerm

    • @sonofelamida
      @sonofelamida Рік тому

      ​@@lilymogess3081😂😂😂

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      @@lilymogess3081 ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      @@RahaseFtuwi ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @biniyamhaghos5391
    @biniyamhaghos5391 11 місяців тому +17

    ቢኒ ወደስመራ ናይ ብሓቂ ዕላልካ ሲሒቡኒ ደስ ዝብል ኢንተርቪው ግልጽነት ዘለዎ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ተወሊድካ ዝዓበኻዮ ንኽልቲኡ ህዝብታት ስለትፈልጦ ንምቅርራቡ ድማ ኣበርክቶኻ ግበር የቐንየለይ።

    • @MichaelHanal
      @MichaelHanal 11 місяців тому +1

      Wedi..asemera.ayekonene...terara..zebele....yebelenanee...hasewete

  • @rahelberhane5307
    @rahelberhane5307 11 місяців тому +2

    First time waching this long interview, engoyed it

  • @abadifetaw3201
    @abadifetaw3201 Рік тому +13

    Excellent speech Biniam we have now clearly understood you ! We respect your mindfulness brother 🙏🙏🙏🙏🥰

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @samsontekle5627
    @samsontekle5627 Рік тому +2

    ቢኒያም ኒመጀመርታ ጊዜ ቢዛእባ ኣብ ኣስማራ ሚእባዩ ፂቡቅን ሃቂን ዚዛረብ ቲግራዋይ I enjoyed this interview .As an Eritrean I appreciate you for the good memory of your growing up in Asmara unlike most tigrayans that grow up in Asmara.You are an interesting and intelligent person

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 Рік тому +4

    Bini great thanks keep going...

  • @amanerilove
    @amanerilove 11 місяців тому +1

    ናይ ብሓቒ ተተሓሳስበኒ ነገር ኣብ ብዙሕ ዓለም ዘይረ እየ ከም ተገሩ ጌሩ ዝሕሱ ሕ/ሰብ ኣጋጢምኒ ኣይፈልጥን ። ብራቮ ቢንያም ስክፍታካ ብምግላቭካ

  • @seifutareke673
    @seifutareke673 Рік тому +4

    Interesting. Thank you.

  • @محمدالسوداني-ل2ز

    መዲ ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ኢኪ መራሕቲ ህወሓት እስኪ ኣቅርብልና?

  • @Non-nb3pi
    @Non-nb3pi Рік тому +4

    wow ዶክተር ቢንያም ስላየንህ ደስ ብሎናል

  • @angesomluel2776
    @angesomluel2776 10 місяців тому +2

    Genius guy

  • @GidenaKindeya
    @GidenaKindeya 11 місяців тому +3

    Great interview...

  • @filmontv5961
    @filmontv5961 Рік тому +2

    Medhiney mkrti aziye zfetweki seb hlna selam n fkrn yewrdelna

  • @hagerawi5745
    @hagerawi5745 Рік тому +13

    This kind of interview is what I expect from you Colonel Benyam. knowing and accepting our current status and looking to the future with hope is very important.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +2

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @hagerawi5745
      @hagerawi5745 Рік тому

      @@chuksokadigbo4750 ቺድ ድሑር እንስሳ

  • @garyfetey4039
    @garyfetey4039 Рік тому +6

    I enjoyed this interview

  • @m.nassirsalih4148
    @m.nassirsalih4148 Рік тому +4

    ብልቢ ኣሲሕቂ ቢኒያም።ጸላኢና ይብኪ መድህን።

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 Рік тому +9

    ቁም ነገር ዘለዎ ስነልቦናና ዝህክም ወግኢ እዩ ቢኒ በርትአልና ልህዝብኻ ብፍልጠትኻ ሀግዝ ግርም ተቀግሶ እዩ በርትአልና ❤❤❤❤❤❤

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @KIDANE-m8g
    @KIDANE-m8g Рік тому +11

    ብጣዓሚ ደስ ዘብል መደብ ናይ ሰላምን ራህዋን ዘመን የምጸኣልና ❤❤❤

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @anteneh41
    @anteneh41 11 місяців тому +1

    መድህን እንደዛሬ ስቀሽ አላውቅም ኮሌጅ እያለሽ የኔ ተማሪ ነበርሽ ደስ ብሎሽ ነው ያየሁሽ go for you Young lady😅

  • @tesfamichaelmebrehatu841
    @tesfamichaelmebrehatu841 Рік тому +3

    ቢኒ ተጋሩ የሕዋትና ኣዚኹም ሕማቕ መንገድን ጉጉይ መረዳእታን ኢዩ ጸኒሑኩም እዚ ትብሎ ዘሎኻ ዘጋጠመኩም ጸገም ኣብ ጥዑይ ኣእምሮ ዘሎዎም ሰባት ዘይፍጸም ኢዩ ሕማቕ መንገዲ ኢኹም ተጋዒዝኩም ሕጂ ግን ኣብ ትኽኽለኛ ሰባት ኩኑ

  • @raiseup4000
    @raiseup4000 5 місяців тому +1

    This guy is beyond the society around the East African.

  • @soloak2067
    @soloak2067 Рік тому +4

    ናይ ብሓቂ መሳጢ መሃራይ መዘናግዒ ዝኾነ ቃለመሕትት ኮይኑ ረኺበዮ ቢኒ ሓዉና የቕንየልና ከምኡ'ዉን መዲ ከይተፈለጠኒ ደስ ኢሉኒ ተኸታቲለዮ

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 Рік тому

      ❤❤❤💛💛💛❤❤❤💛💛💛

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      @@ArtistKMW16 kidaneድያብሎሳትmariamwelday ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      @@ArtistKMW16 kidaneድያብሎሳትmariamweldai ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.

  • @mizanhailu-m5o
    @mizanhailu-m5o Рік тому +18

    ኣብ ፍልጠት ዝተመስረተ ዋዛ ዝሓወሰ መሃራይ ቃለ መሕትት🙏🙏🙏 ንቀፃሊ ከምዚኦም ዝበሉ ሙሁራት ኣቅርቡልና ብራኸ ሾዉ

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

    • @stepbystep8459
      @stepbystep8459 11 місяців тому

      ​@@chuksokadigbo4750
      ብናይ ፅልኢን: ናይ ሕርቃን: ናይ ቅንእን ናይ ተስፋ ምቁራጽ መንፈስ ትሓርርን ትቃጽልን ምህላውካ ግልፂ እዩ:: ምሕረት የውርደልካ/ኪ/ኩም... #ዘለኻዮ/ኺዮ ግን 😢😢😢 የሕዝን

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy Рік тому +7

    ብሱልን መሀርን ሀናጽን አዛናጋዒ,ውን ቃለምልልስ :: ካብ ቁስልኻ ምሕካኽ ውጽእ ዝበለ ጽቡቕን ምሕዝነታውን ምብህሀል ምንባሩ ኽአ ሰሓቢ ዘይአሰልቻዊ ነይሩ::
    ብራቮ ቢንያም❤

    • @lilymogess3081
      @lilymogess3081 11 місяців тому

      Binyam is made in Eritrea With 🇪🇷culture No lies honesty the others like Arkebe are smarter than the rest of you

    • @shegerketema6622
      @shegerketema6622 11 місяців тому

      @@lilymogess3081 KKKKK U LIE, YE TALIYAN PASTA KEKAY..NO LIE? ISSAYAS SHABIYA LIED THE ALL COUNTRIES,WORLD FOR A DECADE .......

  • @eskendertesfaye3914
    @eskendertesfaye3914 Рік тому +2

    50:46 Woooooooo amazing but i like to ask a question where is he now what is he doing. Is he working with the government?

  • @hlnafkri5658
    @hlnafkri5658 Рік тому +3

    I like your idea greatfull.we need a peacefull mind.The one who think good.for all genretion we have to make peace.revengion make alwasy war.❤❤❤❤

  • @sawaserawur4808
    @sawaserawur4808 8 місяців тому +1

    Dr. Binyam, as an Eritrean, I really respect you for admitting that you are a liar. Thank you.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @assefagebre7952
    @assefagebre7952 Рік тому +8

    ❤❤❤ዶር ቢንያም ካባኻ ብዙሕ ንማሃር ኣለና ዝገርም ብቓዓት ኣለካ እቲ ዝሓለፍክምዎ መንከራ ናብ ረብሓ ትግራይ ኣብ ምቕያር ዓብይ እጃም ንፅበይ ካባኻ ::

  • @ephraimkebede8170
    @ephraimkebede8170 Рік тому +4

    Healing is badly needed as a country we need a person like biniam for such process.God bless.

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 Рік тому +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ወግዕታት ተዘክሮታትን ዓበይቲ ጠቀምቲ ሐሳባት እዮም የቀንየልና ዶ/ር ቢኒ መድህን ድማ ነመስግን ከምዚ ዝበሉ ሰባት ተተቅርቢ ጽቡቅ እዩ ። ምንም ጥቅሚን ትምህርትን ዘይብሎም ሰባት ከም በዓል ክንፈ ጸርፊ ጥራሕ ሰልችይና እና ኢዩ ። እና ቀጽልሉ መድህን

  • @AregawiAbadi-b7r
    @AregawiAbadi-b7r 11 місяців тому +3

    ልመጀመርያ ግዜ ዝሐሽ ቃለ ምልልስ ገይሩ ናይ ቢንያም ርእሲ ይሓዊ እሎ ይመስል

  • @mom12127
    @mom12127 Рік тому +6

    ቢኒ ብሓቂ በሳል ሓሳብ ነመስግን

  • @kurubielmaekele174
    @kurubielmaekele174 Рік тому +2

    Waww Dr bitaemi hakena mahari hasab

  • @MelakuHaile-si9zj
    @MelakuHaile-si9zj Рік тому +8

    His flow idea & realistic view is totally on anothe level❤❤

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 місяців тому

      ..ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.

  • @selamasfaw5665
    @selamasfaw5665 Рік тому +2

    እዚ ናይ ሓውና ዶር. ብንያም ቃለመሕትት ናይ ብሓቂ ምሁራዊ ትንተና ምስ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝኸድ እዩ ኢለ ይኣምን! ከምቲ ኣብ መሕትቱ ዝበሎ ገለገሊኡ ሓቅታት ንምቕባልን ንምውሓጥን ይሓንቕ ዝመስሎ ሰብ ብዙሕ እዩ ብፍላይ ብፍላይ ምስቲ መሪሕ ውድብ ዝተታሓሓዙ ነገራት ናይ ብሓቂ ብልክዑ ፈትሽካ ንዑኡ ዝምጥን መፍትሒ ኣብ ምቕማጥን ካብሕዚኡ ተሓታትነት ክህሉ ብትብዓት ኣብ ምስራሕ ዘሎ ዕንክሊል ዘሕዝን እውን ዘናድድ እውን እዩ ሓደሓደ ግዜ ድማ ህዝቢ ትግራይ ከምሼር ካምፓንኦም ንዝሓስቡ ሰባት ክንድዚ ዕድል ክዋሃቦ ዝገብር ዘሎ ሓይሊ መን እዩ ንዝብል መልሲ ንምሃብ ካብቲ ኣእምርኡ ትኽክል ዘይኮነነ ዝዓወረ ናይ ውልቀሰባት ሓይሊ ምፅባይ ባዕሉ እቲ ዝዓበየ ፀገም እዩ! ክንደይ ምሁር ክንደይ ተመራማሪ ተፅዕኖ ፈጣሪ ዘለዋ ዓባይ ትግራይ ከምዚ ሓውና ዝበሉ ሰባት ትኽሎን ዓቕምን ዘለዎም ሓዱሽ ሓይሊ ስልጣን ክሰጋገር ኣለዎ ካብ ዝብሉ ተጋሩ እየ ክኸውን'ውን ኣለዎ::

  • @abeshalove2007
    @abeshalove2007 Рік тому +3

    ቢንያም ኩሉ ነገራት ዝበሎ ብዙሕ ትርጉም ኣለዎ ብጣዕሚ ዝድነቕ ሪኢቶታት ሂቡ ሰባት ካብኡ ይመሃሩ ኣለዉ ቢንያም ቀጽሎ ኣጆኻ ብተወሳኺ ኣብ ኣስመራ ከምዝዓበየ ኣይፈለጥናን ነሪና ኤርትራውያን የፈትውዎን የኽብርዎን ክልተኹም ንቁሓትን በላሕቲን ኢኹም ኣምላኽ ጥዕናን ሓጎስን ሂቡ ትምኒትኩም ይፈጽም።👏👏

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      .ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 Рік тому +9

    Excellent journalist and ofcourse Dr.Biniam, you are unique.

  • @messerettaddesse1560
    @messerettaddesse1560 11 місяців тому +9

    አሜን እግዚአብሔር የብርሃልና ንእግዚአብሔር ዝሳኣኖ ነገር የለን ኩላትና ከም ሓውና ቢንያም ቅንዕና ንሕሰብ ብዝተረፈ ናይ እግዚአብሔር ስራሕ እዩ🙏🙏🙏

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 11 місяців тому

      ..ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!.

  • @AmanAman-v4w
    @AmanAman-v4w Рік тому +16

    This is very interesting,humble, beautiful and humorous interview. Thanks Berake show

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

    • @tglove720
      @tglove720 Рік тому

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому +1

      @@tglove720 ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @atsbhah1971
    @atsbhah1971 Рік тому +7

    Very interesting and entertaining interview. I finished it without pausing for a second.
    Keep it going Bini and Medhin.

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!

  • @fithanegesaraya
    @fithanegesaraya Рік тому +2

    ሓቀኛ ሓሳብ ዶር ቢኒ

  • @hadushhailuu5604
    @hadushhailuu5604 Рік тому +3

    ንዶር ቢንያም ግን ክንደይ ሰብ እዩ ዝርደኦ? አብ ባይታ ዘሎ ሓቂ እዩ ኣቀሚጡ። ሰአን ምርዳእ ድዩስ ወይስ ምስ ሓቂ ዝተበአሱ እዮም ዝቃወምዎ?

  • @helenhaile2483
    @helenhaile2483 Рік тому +15

    ናይ ሰሓቅ ዘበን ይግበረልኩም ምቁራት

    • @chuksokadigbo4750
      @chuksokadigbo4750 Рік тому

      ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ more than 1.5 million Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን

  • @Niguse-l7o
    @Niguse-l7o Рік тому +4

    በሓቂ docter ብንያም ጎበዝ ኢኻ

  • @lemmagebremicheal3537
    @lemmagebremicheal3537 Рік тому +2

    thanks Bini@

  • @bitaniyama9154
    @bitaniyama9154 11 місяців тому +3

    EXCELLENT DISCUSSION 👌 THANK YOU AGAIN 🙏

  • @ደከመኝልተኛ
    @ደከመኝልተኛ Рік тому +2

    ተጋዳሊት መድህን ከምዚ ስሒቓዶ ትፈልጥ? ጅግና ተጋዳሊት ናይ ዓርኽቲ ጸወታ ደስ በሃሊ ከማን

  • @gebresilassiegidey6579
    @gebresilassiegidey6579 11 місяців тому +4

    ኣብ ልቢ ኩላትና ዘሎ እእዩ ተዛሪቡልና ብፍላይ ብዛዕባ ገምጋም።

  • @Sportcorner-24
    @Sportcorner-24 Рік тому +11

    The most educational, motivational above all truly, live free flow of ideas without any hesitation accepting the Truth taking lessons from the past and looking forward so as not being repeated again and again.
    Thanks Bini

  • @shirealene4436
    @shirealene4436 Рік тому +7

    ሳሓቅኩም ይብዛሕ