Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ባሓቂ ብሉጽን ብሱልን ሓሳብ
ዳሓን ንግዜ ንግደፎ ረዘነ ብቕልጡፍ መፍትሒ ይደሊ ህዝቢ ስዊዝ ብዶሆ ኣንጻር መንነትና ንዝላዓል ሐይሊ እዩ 🇪🇷♥️🇪🇷
ብቂሐ-ጽልሚ ዝተሰርሐ ሓደ ሓያል ዋልታ።ደቂ ሓላል መሬት ውሽና ምፍላጥ ከድሊ እዩኩሉ ኣቅልቦና ኣብቲ ሃገራዊ ሓድነት ኣለና ብዘይ ምምታእ ሓድ ሓድ ዝሃውተቱን ናይ ፓለቲካ ሸፋቱ ገዲፍካ።ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ሰንደቅ ሓንቲ መዝሙር ኤርትራ ኤርትራ መዝሙርና ።ነታ ብሕድሪ ዝተረከብናያ ኤርትራዊት ሪም ኩልና ንረማረም። ሓድነት ኣብ ቦትኡ ምዃኑ ዘጠራጥር የለን።ጥምርትን ስኒትን ድማ ኣትሪርና ንወስከሉ ኣዮ ኣቲ መበገሲ ሓሳበይ።ሓያል ውዳቤ መልክዕ ንቅሓትን ናይ ምዕቡል ሕብረተ ስብ ኢዩ ኣብ ብረታዊ ቃልስና ሓድ ካብቲ ሚስጢር ዓወትን ውን ኢዩ። መስርዕ ዘይበትኽ ሓይል ጥርኑፍ ፣ውዳቤ ካብ ዝኾነ ዝንባሌን ስሚዒትን ህልክን ዝራሓቀ ፡ውዳቤ ምስ ግዜን ባይታ ዝሓቶ ውዳቤ፥ንመሕብእን ውድድርን ባይታ ዘይህብ ጥምረት ኣብ ዕላማታት ጥራሕ ዘተኮር።ስምን ሓረጋን ሕብርታትን ትርግም ዝህብ ኣይኮነን።ትርጉም ዝህብ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍ ቅርጽን መልክዕን ክፈጥር እንከሉ ኢዩ እወ ሕብርታት ቂሐጽልሚ ኣብዝሓ ሕብርታት እዩ (Mosaic) ዝብሃል እዚ ግን ኣብ ሓድ ምስ ተጠርጥርነፈን በቲ ዝህቦ መልኽዕን ቅርጽን ግርማን ትርጉምን ይህብ። ሞስብ ውርቂ ወይ ክቡር እምኒ ብሕብርታት ዝወቀብ ኣብ ፍሬም (Frame ) ሰጢሙ ዝህቦ መልክዕን ቅርጽን ትርጉምን ኣብ ስራሕ ትጥቀመሉ ይከውን ብዝተረፍ ትርጉም-ኣልቦ ኢዩ።ሕብርታትና ኣብ ጥርናፈን ስኒትን ፣ንቲ ሃገራዊ ሓድነት ሓይልን ግርማን ትርጉም ዘህብ ክኸውን ይግባእ ። ኣብ ኤርትራዊ ስነ ልቦና እቲ ኣብ ቃልሲ ዘጥረናዩ ኤርትራዊ ፓለቲካዊ ስነ-ልቦና ዝተስረተ ጥሙራት ከም ማእዶ ። ወርቂ ሞሶብ መልክዕን ግርማን ኣቶም ተመስርሖም ተጠርኒፎምንዝቅምዋ ሕብርዊ ቅርጻ ኢዩ ነገራዊ ዝገብሮም ኣብነት እዞም ስእልታት ንትዓዘብ ፍሕ ኢሎም መልክዕን ስምን የብልምን ዝገልጽ ቅርጺ የለን ። ተጠርኒፎም ግን ትርጉም ይህቡና። ሓይሊ ናይቲ ሕብሪ ይጋሃድ። መግለጺ ውዳቤታትና ድማ ከምዚ ኢዩ። ኣብ ሓድ ፍሬም ዝተጠርንፈ ሕብርታት ሓድ ሓያል ዋልታ ብቂሓ ጽልሚ ዝተሰረተ።
ገብረመስቀል ገብረ አዝጋብሄር አዩ ስሙ አቲ ናይ ኤረ ቲቪ ጋዘጤኛ
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹❤️🇪🇷❤️🌹👍
ሓዊ ብሓዊ ምጥፋእ ኣይነብርን እቲ ተበግሶ
Hhh
ዘሕለፍናዩ ንነብሮን ኣብቲ ቀንዱ ሓቅታቱን ክውንነት ኢዩ እዚ መግለጺ ወዲ ሚዒትኒ
ኣገዳሲ እዋናዊ ኣርእስቲ
ባሓቂ ብሉጽን ብሱልን ሓሳብ
ዳሓን ንግዜ ንግደፎ ረዘነ ብቕልጡፍ መፍትሒ ይደሊ ህዝቢ ስዊዝ ብዶሆ ኣንጻር መንነትና ንዝላዓል ሐይሊ እዩ 🇪🇷♥️🇪🇷
ብቂሐ-ጽልሚ ዝተሰርሐ ሓደ ሓያል ዋልታ።
ደቂ ሓላል መሬት ውሽና ምፍላጥ ከድሊ እዩ
ኩሉ ኣቅልቦና ኣብቲ ሃገራዊ ሓድነት ኣለና ብዘይ ምምታእ ሓድ ሓድ ዝሃውተቱን ናይ ፓለቲካ ሸፋቱ ገዲፍካ።
ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ሰንደቅ ሓንቲ መዝሙር ኤርትራ ኤርትራ መዝሙርና ።ነታ ብሕድሪ ዝተረከብናያ ኤርትራዊት ሪም ኩልና ንረማረም። ሓድነት ኣብ ቦትኡ ምዃኑ ዘጠራጥር የለን።ጥምርትን ስኒትን ድማ ኣትሪርና ንወስከሉ ኣዮ ኣቲ መበገሲ ሓሳበይ።
ሓያል ውዳቤ መልክዕ ንቅሓትን ናይ ምዕቡል ሕብረተ ስብ ኢዩ ኣብ ብረታዊ ቃልስና ሓድ ካብቲ ሚስጢር ዓወትን ውን ኢዩ። መስርዕ ዘይበትኽ ሓይል ጥርኑፍ ፣ውዳቤ ካብ ዝኾነ ዝንባሌን ስሚዒትን ህልክን ዝራሓቀ ፡ውዳቤ ምስ ግዜን ባይታ ዝሓቶ ውዳቤ፥
ንመሕብእን ውድድርን ባይታ ዘይህብ ጥምረት ኣብ ዕላማታት ጥራሕ ዘተኮር።
ስምን ሓረጋን ሕብርታትን ትርግም ዝህብ ኣይኮነን።ትርጉም ዝህብ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍ ቅርጽን መልክዕን ክፈጥር እንከሉ ኢዩ
እወ ሕብርታት ቂሐጽልሚ ኣብዝሓ ሕብርታት እዩ (Mosaic) ዝብሃል እዚ ግን ኣብ ሓድ ምስ ተጠርጥርነፈን በቲ ዝህቦ መልኽዕን ቅርጽን ግርማን ትርጉምን ይህብ። ሞስብ ውርቂ ወይ ክቡር እምኒ ብሕብርታት ዝወቀብ ኣብ ፍሬም (Frame ) ሰጢሙ ዝህቦ መልክዕን ቅርጽን ትርጉምን ኣብ ስራሕ ትጥቀመሉ ይከውን ብዝተረፍ ትርጉም-ኣልቦ ኢዩ።
ሕብርታትና ኣብ ጥርናፈን ስኒትን ፣ንቲ ሃገራዊ ሓድነት ሓይልን ግርማን ትርጉም ዘህብ ክኸውን ይግባእ ። ኣብ ኤርትራዊ ስነ ልቦና እቲ ኣብ ቃልሲ ዘጥረናዩ ኤርትራዊ ፓለቲካዊ ስነ-ልቦና ዝተስረተ ጥሙራት ከም ማእዶ ። ወርቂ ሞሶብ መልክዕን ግርማን ኣቶም ተመስርሖም ተጠርኒፎምንዝቅምዋ ሕብርዊ ቅርጻ ኢዩ ነገራዊ ዝገብሮም ኣብነት እዞም ስእልታት ንትዓዘብ ፍሕ ኢሎም መልክዕን ስምን የብልምን ዝገልጽ ቅርጺ የለን ። ተጠርኒፎም ግን ትርጉም ይህቡና። ሓይሊ ናይቲ ሕብሪ ይጋሃድ። መግለጺ ውዳቤታትና ድማ ከምዚ ኢዩ። ኣብ ሓድ ፍሬም ዝተጠርንፈ ሕብርታት ሓድ ሓያል ዋልታ ብቂሓ ጽልሚ ዝተሰረተ።
ገብረመስቀል ገብረ አዝጋብሄር
አዩ ስሙ አቲ ናይ ኤረ ቲቪ ጋዘጤኛ
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🌹🌹🌹❤️🇪🇷❤️🌹👍
ሓዊ ብሓዊ ምጥፋእ ኣይነብርን እቲ ተበግሶ
Hhh
ዘሕለፍናዩ ንነብሮን ኣብቲ ቀንዱ ሓቅታቱን ክውንነት ኢዩ እዚ መግለጺ ወዲ ሚዒትኒ
ኣገዳሲ እዋናዊ ኣርእስቲ