Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እሙን ዓርኪ ልበይ ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡🫀ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡🏃♂️ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ👼🏼ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡🌑🌅ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ☦️ዘየዳሉ አምላክ፡ ሓዳግ'ዩ ንዅሉ፡ክብሉኻ ሰሚዐስ፡ ብለይቲ መጺአ'ሎኹ፡ረቡኒ መሃረኒ፡ 'ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ፡ ከመይ ከም ምዃኑ፡ድነ ጸልማት ኰይኑ፡ ጕዕዞ ናይ ሕይወተይ፡'ዛ ልበይ ኪህበካስ፡ ብርሃነይ ኩነኒ፡ ኢየሱስ ንጉሠይ። * ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡. ፍቕርኻ ኪትገልጽ፡ ንሞተይ ሞይትካዮ፡ ኣዝካባኻ ብምህዳመይ፡ ትእዛዝካ ጥሒሰ፡ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ፡ ይሰቕሉኻ'ዶ ኢለ፡ፍቱወይ በዲለካ፡ ግብረይ ኣሕፊሩኒ፡ ኣነስ ተጣዒሰ፡ምሕረቱ ዘይውዳእ፡ አቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ፡ገስጸኒ እምበር፡ ኣይትመንነኒ፡ ኪዳንካ ዘክሮ፡ **** ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡ ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡ ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡ ፍቕርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ ኣዝንኽረኽበካ ኢለ፡ ክንደይ ዲየ ደይበ፡'ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ፡ ክርእየካ ከመይ'ለ፡ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ፡ ንድምጸይ ትሰምዖ፡ ተቕልበለይ'ዶ ኢለ፡ድሌት ውሽጢ ልበይ፡ እትፈልጥ ልብኻ፡ምሳይ'ያ ዘምሰየት፡ ምድኃን ውሽጢ ቤተይ፡ ንኽትመልስ ኢላ። * እዚ ዋና ልበይ፡ ክንደይ የፍቅረኒ፡ ዓቀብ ቍልቍል፡ ወሪዱ መጺኡኒ ውሽጢ ቤተይ ኣምስዩስ፡ ምሳይ እንክድረር፡ ዓጊበ'የ በቃ፡ ርእየ 'ዚ ተአምር።ወንጌል ዮሃንስ 316፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 📖
Thank you Luwam 🙏🏽
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🦶🙏🎉🎉🎉🎉❤ Hani hwy
♥️✝️🌺💞
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ጎይታይ ነዞም ብመዝሙር ዝጋስዩና ኣህዋት ሓልወልና ክብሪ ይሃብኩም ብዙሕ ህዝቢ ናብ ጎይታ ትመልሱ ኣለኩም
ኣሜን
ኣሚን ንስሊኦም ክንጽሊ ይግበኣና ጸግኦም ከብዝሓሎም ብሓጹር መንፈስ ቅዱሱ ክክሊሎም
Amen🤲🥺❤
Amen
Amennn🥰🥰🥰
ክምዚ ከማይ በዛ መዝሙር ዝተመሰጠ ኣሎ ኣ ዶ ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 4ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን ይዓድልካ ❤❤
Me too ❤❤❤
Ane wela
ናይ ሂወተይ መድሓኒት መዝሙርጋል 5 ዓመት ጋለይ ትዝምራ ኣላ ተባረኽ❤
😂🎉😊😅😮😢❤❤❤😂❤🎉🎉🎉🎉
Mnew@@tekkehaimanotdebesay-og7ej
ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታ እሙን ዓርኪ ልበይፍጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፍአይኣእላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡንዓይ ንኽደሊ ካብሰማይ ወሪዱፍቕሩ ገሊጹለይ'ዛ ሂወቱ ሂቡዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉክብሉኻ ሰሚዐ'ስ ብለይቲ መጽየ'ለኹረቡኒ ምሃረኒ ትናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ሙኻኑድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይዛ ልበይ ክህበካስ ብርሃነይ ኩነኒ ኢየሱስ ንጉሰይ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ ኣብዛ ቕድሚ ዓይነይ ይሰቕሉኻዶይለፍቱወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰምሕረቱ ዘይውዳእ ኣቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮንኽረኽበካይለ ክንደይ ድየ ደይበሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክርእየካ ከመይ'ለኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቕልበለይዶይለድሌት ውሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻምስይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ውሽጢ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ ዚ ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ ውሽጢ ቤተይ ኣብስዩስ ምሳይ እንክድረር ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዝትኣምር፥ኣምላኽ፡በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ኹሉ ናይ ዘልኣለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር፡ከይጠፍእሲ፡ንወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ፡ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።፥ኣምላኽ ንወዱ፡ዓለም ብእኡ ክትድሕን እምበር፡ንዓለም ክፈርዳስ ኣይለኣኾን።ወንጌል-ዮሃንስ 3፡16-17
ኣሜን (3) ❤❤❤❤❤
❤❤❤
That is good lyrics god blessed you
❤🙏
Thanks
ኣዛ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋባ ስኢነ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሄኔ ሓውይ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንፈለማየይይ የ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘልኩ ገለ ❤እዛ መዝሙር ግን ❤
❤️❤️❤️❤️❤️
ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ስሚዑ ምጽጋብ ዝስኣና ይህልው ዶ😍
ኣነ
Ane 🙏
Me too
Ane🙏🙏☦️☦️
❤@@SeluSelusha
❤ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ሰሚዑ ምጽጋብ ዝሰኣና ኣለኩም ዶ❤ሄኖክ ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓል❤እግዛብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ❤
Even me
Me 🥺
ኣነ ❤
ኣነ፡❤😢
Ane alku zemare mlakiti yesmeakna ❤❤❤❤❤❤❤
ዘማሪ ሄኖክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መዝሙራትካ ካብ ጭንቀት ካብ ሓዘን ኢዮም ዘገላግሉኒ ቡኡነት ተባረክ ጎይታ ይባርክካ ሓወይ
❤❤❤❤❤
እወ የሕዋት ሓቂ እዩ .ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ሒዝና ንኹሉ ክንክእል ንኽእልና.ክብርን ምስጋናን ንጎይታና ኣምላኽና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ይኹን.
🙏🙏🙏🙏🙏
*_ክትጥዕም ዛመዝሙር ሰሚአ ሙምናይ ስኢነያ😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 💝ስለቲ ኩሉ እቲ ዝገበረልና ውዕለት ክብርን ምስጋናን ስብሃትን ስግደትን ንጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ተመስገን🤲_*
🙏🙏🙏🙏
❤🙏🙏🙏🙏❤💒💒💒
me too
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤🙏🙏🙏💒
ሓደ ሚልዮን ነብጸሓያ ኣመንቲ ክርስትያን እዛ መዝሙር ብጣዓሚ ኢያ ጥዕምቲ ውሽጥካ ኣትያ ኢያ ትቅስቅሰካ ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ኮሞንቲ ብዘይ ምሕማቅ❤❤❤
Ya true especially Heni keep it up kulo gezai zemer❤
Ewe mara
Amen amen amen ❤❤❤❤❤
ክትበጽሕ ኢያ ጸገም የለን ❤❤❤
Thanks kemeu dabelku eye wala ane hgus ele qeriba eya 1M ktbexh
ኣምላከይ እምን ዓርከይ ኣብ ጸገመይ ኣብ ሓጎሰይ ኩልሳዕ ምእሳይ ዝኮንካለይ የመስግነካ❤❤❤❤
ተመስገን
ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።
Kemza mezmur gera zenbetni yelan 🥹🥺weyzi lewah goytay emun arki lbey fxum aykalon ane bmtfeay ..... qal hiwet yesmeana 🙏🙏🙏
Eza mezmur lbey tenkifatni🥺🥹😢Amlak xegu yebzehalka 🙏🙏🙏
እሙን ዓርኪ ልበይ ብሓቂ እሙን ዓርከይ ልበይ ጽቡቕ ስራሕ የሕዋት ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ።
Uffff mezmurka semiye ayxegbon iye tebarek rge zbel zmarie proud to be Orthodox ⛪️
እዊይ አነ ጡፋእ አለም ሲዒራትኒ ሐይልዃ ሀበኒ አበትካ ከምለሰ 😢😢😢
Wela kabza mezmur bzuh tizta temahire
ኣጆና።😢ሕጂ ውን ተስፋና ምሉእ እዩ።ብዝርጉሕ ቅልጽሙ ኢዩ ዝቕበለና ዘሎ።ንመለስ❤
ኣጆኻ፡ እግዚኣብሔር ንምንታይ ሓጢኣእካ ዘይኮነ ስለምንታይ ዘይተነሳሕካዩ ዝብል። ቃል ኣምላኽ ተመሃር ቤተ ክርስትያንካ ፍለጥ ቀስ ኣናበልካ ናብ ናይ ንስሓን ሂወት እቶ!
Wawwww Goyta ybarkka Lbka ztnkf muzmur Goytan zhawey Edmen Tenan yhabkum Smlsk ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏ኣነስ እዛ መዝሙር ደጋጊመ ሰሚዐያ ክፀግባ ግን ኣይከኣልኩን ለባም ሓውና እግዝብሄር ፀጋኻ የብዘሐለኻ#ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ#🙏🙏🙏ምሕረቱ ብዙሕ እዩ መግለጺ የብሉን💒🙏💒🙏💒🙏🥰
እቲ ጽሑፍ እንታይ እዩ?
ስወድህ 😊😊😊 ጎቦዝ እግዚአብሔር አምላክ ከዚ በላይ. ምታገልግልበት ፀጋ ይስጥህ❤❤❤❤❤❤
Ameeeeen
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmeana
እሙን ዓርኪ ልበይ ብጣሚ ደስ ትብል ህይወት ትቅይር መዝሙር እያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓውና ዘ ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ኩሉ ኣብ ትሰርሖ ስርሓት እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ!!!!!! እሙን ዓርኪ ልበይ ንብዓት ዓይነይ ተመልኪቱ ዘንብባ ንልበይ ብዘይ ብኣኻ ሰናይ የብለይን ፈቃር ኣምላኸይ !!!
ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ ፍጹም ኣይከኣሎ ኣነ ብምጥፍአይ ኣይላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ ነዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ዪወቱ ሂቡኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ዘማሪ ሄኖክ ሓውና ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ 🙏🙏❤❤
ዓጽምካ ዝሰባብር መዝሙር ። wawwwwwwww እንካዕ ናትና ኮንኩም ፡ኣብ ጣዕሳ ከይንነብር ንመለስ። ዎ ኣምላከይ ነቲ እምኒ ልበይ ኣውጺካ ስጋ ልቢ ሃበኒ፡ መንፈስካ ውን ኣብ ልበይ ኣንብሮ። ተምስገን ንኩሉ ጊዜ..............
❤❤❤ዝማሪ ሄኖክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ መዝሙርካ ኣህዳኢ ጭንቀት ፈዋሲ ነብሲ ዕጋበት ልቢዩ ጎይታ ይባርኽካ ዛሓወይ
😢ናትኻ መዝሙር ብጥዓሚ እዩ ውሽጥኻ ዝትንክፍ 😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕይኣምነካ እየ ንስኻ ትፈልጥ ልትብል መዝሙር ሰምዐ ኣይመናዋይ ሓጉስ እዩ ዝስምዐኒ 😢
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የብዘሐልኹም እቲ እሙን ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም 🙏😇🙏😍🙏
ንዓይ ንክደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ😥 ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛሂወቱ ሂቡ🥺ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ💞✝️♥️🌺
😅😊
ናይ ኣገልጉለትካ ዘመን ይባርከልካ ፈጣሪ ልበይ ተንኪፋኒ😢
I am 9 years old othodox i love this mezmur
እሙን ዕርኪ ልበይ ❤️💘ወይ'ዚ'ለዋህ ጎይታይ 🥹እሙን ዓርኪ ልበይ ❤️ፉጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፈእይ😓ኣእላፍ መላእክቱ ከለዉ ኣብ'ዙርያኡ ንዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ 🤲🏻ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ሂወቱ ሂቡ!!!🌹❤️✝️ኣዝ...ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ🥹 ክብሉኻ ሰሚዕስ ብለይቲ መጺእ'ኣለኹ 🚶♀️ረቡኒ መሃረኒ ቲ'ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም'ምኻኑ ❔ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ😶🌫️ ዛልበይ❤️ ክበካስ 🤲🏻ብርሃነይ ኩነኒ እየሱስ ንጉሰይ🤴🏻ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ 🩸🩸✝️ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 🧎🏻በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ👀✝️ ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ😓ኣዝ.....ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ 🏃♀️🏃ኣብዛ ቅድሚ ዓይንይ ይሰቕሉኻ ዶ' ኢለ 👀✝️ፍትወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ😓🫣ምሕረቱ ዘይዉዳእ ኣቦ ፍቅሪ ኢኻ'ሞ❤️🤴🏻ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ💍ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ🩸✝️ ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 😓በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ 👀✝️ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ🥹ኣዝ...ንኽረኽበካ ኢለ ክንደይ ድየ ደይበ ⤴️ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክሪኤካ ከመይ ኢለ 🫣ኣብ ጫዉጫዉታ ሕዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቅልበለይ' ዶ ኢለ 👂🥹ድልየት ዉሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ❤️ ምሳይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ዉሽቲ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ🤴🏻❤️ ዚ'ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ💘 ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ⬇️ ዉሽጢ ቤተይ ኣምስዩ'ስ ምሳይ እንክድረር🤴🏻ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዚ'ተኣምር 🙏✝️ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኹም ይቀበል ፍቁራት ኣሕዋት🙏✝️ ብጣዕሚ ደስ ትምል ዝማሬ ሰሚዕካ ዘይምኖ ግጥምን ዜማን❤️
እንወዳቸዋለን ሀገራችን በሰማይ ነው እኛ በመዳሃንታችን በእየሱስ ክርስቶስ አንድ ነን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።🙏🙏🙏
ኦ ጎይታ ናብ ቤትካ ኣቅርበኒ ✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
Amen 🙏
Eza mezmure mise semkuo Abe lebay ateya ,dehri newehi metfai church kayde lomi 🙏🙏🙏❤❤❤
ደስ ዝብል! እግዚኣብሔር ይመልኣልካ!
🙏🙏🙏
egzabiher ymesgen
Des zblyu btami.
Amen Amen Amen zemarie melakti yesmealna ❤
ብስም ሓደ ወዱ ንቅዱስ መንፈሱ ኣባኻትኩም ኣብዚሑ ንዘፍሰሰ ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።
በጣም ምርጥ መዝሙር ነው ደጋግሜ ብሰማው አልጠግብም ዘመንክ ይባረክ
Aww we😊 pop
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
እወ ፈቃር ጎይታ መምህር ፍቅርን ምሕረትን ሕድገትን ልኾነ ክብርን ምስጋናን ንከቕርብ ስለ ክብርኻ ክምስክርን ኣንደበተይ ወትሩ ክፉት ግበረለይ ቅዱስ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ኣሜን
🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ❤🙌🙏 Tebarek bruk ika
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿✝️✝️በርቱዕ ክትሰምዓ ደስ ክትብለኒ 🙏🏻💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ዝማሬ መልእክት የስምዐልና ጎበዝ ዘማሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቱድምፅኻ ንመዝሙር ክጥዕም 💙🙏❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
Bruk nay agelglot odmeka ybarek.Ane zemarit aykonkun gn kulu gize zhasbo ab hasabey zelo Egziabiher yhagzeni Nay msgana mezmur kzmrelu nluoul Fetari bxelotkum degufuni Amen amen amen.
ካባካ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሒሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልካ ዶ 😭😭😭ኢለየ❤️❤️❤️😔😔😔
ኦርቶደክስ ኣይኩንኩን ግን ምዛምራትካ ብጣዕሚ እዩ ንልቢ ዝምስጥ 😢ሄኑ ሓወይ ብመንግስቱ ክመጽእ ኩሎ ጎይታይ ኢየሱስ ይዘክርካ፡ ኩሉትና ሃይሞኖትና ብዝየገድስ ንጎይታ ከምዙይ ጌርና ከነመስግኖ ይግባእ ፡ምኽንያቱ ንሱ ብዘይ ሓልፍ ፍቅሪ ኣፍቂርና እዩ
ኣሜን ሓወይ! ምሕረት እግዚኣብሄርን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለኻ!
Amen...❤❤mezmure haymanot iyfeln eyou❤❤❤
True@@WintaKidane-xv3ei
@@WintaKidane-xv3ei ማለትካ ከማይ ማለት እዩ ?
ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመኣልና🙏🙏🙏
I PROUD OF ORTHODOX TEWAHDO! 💒✝️I LOVE THIS MEZMUR ♡
ME TO ✝️✝️⛪⛪
I like your mezmur henok keep it up your doing well
ኩሉ ሳዕ እዛ መዝሙር ቅድሚ ምድቃሰይ ዝሰምዓ🥺❤
ጥዑም ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Am protestant but I love u songs ,God bless u just keep shining !!!!tnx God u give us blessed brother ❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️🕊️
ቃል ሂወት የስምዓልና ❤️🙏!!!
ድምጽኻ ንናይ ንስሓ እዩ ዝኸውን ፡ ኣብ ቀጻሊ ብናይ ጣዕሳ መዝሙር ክትመጻና ክንጽበየካ ኢና ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤""እሙን ዓርኪ ልበይ"""❤❤❤❤ ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ሄኖገይ ኣምላክ ቅዱሳን ዝመሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬካ ይቀበለልካ ወንድሜ ኣለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ኣብ በቱ የንብርካ❤❤❤❤❤
Goytay. Emun arkilibey nay behaki. Kal hiwet yesmalna hawey buruk
ደስ ዝብል መዝሙር መንፈስካ ናብ እግዛብሂር ዘራኽብ ❤❤❤
አሜን((3))🙏🙏🙏 ዝማሬ መላአክት የስዓልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
Zemare melaketi ysemalena henok hawey egzabiher xegu yebzehaleka❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስማዓልና መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ንዘላኣለም ኣቤቱ የንብርካ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልካ ክብር ሓወይ እቶም ኩሉ ግዜ እናወደሱኻ ኣብ ቤትካ ዝነብሩ ኣየ ክንደይ ታዓዊትሎም መዝ ዳ 84 +4
ከምዚ ንዓይ ኣብ ውሽጠይ ኣትያ ትብክየኒን ትርተስፍወኒን መዝሙር ኣይረኸብኩን ተባረኽ ይበል ድምጺ ይበል ክሊብ ይበል ኣተኣላልያ ድምጺ ፈጺመ ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢነያ ኣለኹ
Your gospel songs makes me Worthy ND sensitive may god bless you n to all believers of Christ
ቢጣኣሚ ሰሚኢካ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማሬ ምላእክት የስማልና❤❤❤
ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐሰ ብለይቲ መጺአ ሎኹ ረቡኒ መሃረኒ ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ምዃኑ ድነ ጸልማት ኩይኑ ጉዕዞ ናይ ሕይወተይ ዛ ልበይ ኪህበካስ ብርሃነይ ኪነኒ ኢየሱስ ንጉሠይ ::ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዝመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️✝️🤲🙏🙏🙏
ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣምላከይ🙏🙏🙏❤️
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ ዓለም ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤።
ወንድሜ እግዚኣብሄር የ ኣጎልጉሎት ዘመንህ ይባርከልህ ❤❤❤
Nay bhaki temti mezmur like aynhmek ahwat
ካባኻ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሕሰኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልኻ ዶ'ኢለየ😭😭 💔💔
እግዚኣብሔር ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና!ይቅረ ግበረለይ ጎይታይ በዲለካ እየ!
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna. Nay agolgulot zemenka ybarkelka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ፍቁር ሓውና ሄኖክ፡ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና ጸኒሕካ፡፡
I love all orthodox mezmur. God bless you 🤲🙏❤❤
Absolutely Beautiful God bless you abundantly…..keep the Origen of Eritrean orthodox tewahdo yaredawie zema brother.
ዝማሪ ሄኖክ ዝማሬ መላዕክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ❤❤🙏🙏🙏
Heni hawey bruk ijka nska ❤❤temesgen goytay berti ajoka mezamurka btaimye zfetwo ❤❤
Asey Asey dase zabel mezmur abune gebre menfes qedus mesaka yekun ❤❤❤
ኣሜን እሜን ጎይታናን መድሓኒናን በዛ መዝሙር ይባርኸና ንዓኻ ጸግኡ የብዘሓልካ ተባረኽ
I’m in love with this mezmuer 🥰🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ
❤❤❤❤❤🙏 zmare melakit yesmalna mara kab mftawey ztele naza mezmur qalat haxirni ❤️
I couldn't stop listening 😢
Nay goytnan medhaninan eyesuse kerstos breketn rediaten ayfelyekum 🙏🙏🙏
Kmzi kemay yhlu do 1000 gize zidegema ❤good job Heni hawey ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ana alku❤❤
Ane❤
Me 2
Me too ❤
Ane aleku I’m catholic from keren bilen ❤🫶🏽
Zmare melaekt yesmalna
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው 🙏🙏🙏
Bitaemi tiemti mezmur, Amlak nay mezmur zemenka yibarek. Mientana kibl ezi kulu Sikay yihlifu Jesus Christos. Nabiu nimeles kulu nay za alem neger halfI eyou. ❤️❤️
Zmare Melaekti yesmalna ahwateyStay courage guided , and blessed!🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ኣነሲ ክሰምዓ ከለኹ ይነብዕ እንዲዒ እዛ መዝሙር ፍልይቲ'ያ 🙏🙏🙏 ድያቆን ሓወይ ጥዕና ይሃብካ ኣምላክ❤❤❤💖💖💖💟💟💟💟
Anes neza mezmur ngho ksab srah darga 6 gzie ydegma kmles kemu😢😢😢. Zmare melakti yesmeana. Xegu yebzhalka.
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክብር ሓወይ ናይ ኣገልግለት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርከልካ
ኣሜን ኣምላኽ ንኹሉ የፍቅር እዩ ብሩኽ መዓልቲ ይግበረልና።
❤❤❤❤❤❤❤. Asey hawey maarey kal hiwet yesmaelna ❤
Egzabher nay bahaki Emun Arki lbey
3:13 Amen amen amen kebri na Goyta amlak yekun. My brather amlak berktu yebzhalka. 🙏🙏🙏
❤❤❤ብጣዕሚ መሳጢጥ መዝሙር እያ❤❤❤❤❤❤❤
amlki yibarika henok hawey
እሙን ዓርኪ ልበይ
ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡🫀
ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡🏃♂️
ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ👼🏼
ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡🌑🌅
ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ☦️
ዘየዳሉ አምላክ፡ ሓዳግ'ዩ ንዅሉ፡
ክብሉኻ ሰሚዐስ፡ ብለይቲ መጺአ'ሎኹ፡
ረቡኒ መሃረኒ፡ 'ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ፡ ከመይ ከም ምዃኑ፡
ድነ ጸልማት ኰይኑ፡ ጕዕዞ ናይ ሕይወተይ፡
'ዛ ልበይ ኪህበካስ፡ ብርሃነይ ኩነኒ፡ ኢየሱስ ንጉሠይ።
*
ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡
ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡
ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡.
ፍቕርኻ ኪትገልጽ፡ ንሞተይ ሞይትካዮ፡
ኣዝ
ካባኻ ብምህዳመይ፡ ትእዛዝካ ጥሒሰ፡
ኣብዛ ቅድሚ ዓይነይ፡ ይሰቕሉኻ'ዶ ኢለ፡
ፍቱወይ በዲለካ፡ ግብረይ ኣሕፊሩኒ፡ ኣነስ ተጣዒሰ፡
ምሕረቱ ዘይውዳእ፡ አቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ፡
ገስጸኒ እምበር፡ ኣይትመንነኒ፡ ኪዳንካ ዘክሮ፡
****
ንናተይ ዕዳ፡ ንስኻ ክትከፍሎ፡
ንአበሳይ፡ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ፡
ብዓይነይ ርእየ'የ፡ ኣብቲ ቀራንዮ፡
ፍቕርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሞትካዮ
ኣዝ
ንኽረኽበካ ኢለ፡ ክንደይ ዲየ ደይበ፡
'ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ፡ ክርእየካ ከመይ'ለ፡
ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ፡ ንድምጸይ ትሰምዖ፡ ተቕልበለይ'ዶ ኢለ፡
ድሌት ውሽጢ ልበይ፡ እትፈልጥ ልብኻ፡
ምሳይ'ያ ዘምሰየት፡ ምድኃን ውሽጢ ቤተይ፡ ንኽትመልስ ኢላ።
*
እዚ ዋና ልበይ፡ ክንደይ የፍቅረኒ፡
ዓቀብ ቍልቍል፡ ወሪዱ መጺኡኒ
ውሽጢ ቤተይ ኣምስዩስ፡ ምሳይ እንክድረር፡
ዓጊበ'የ በቃ፡ ርእየ 'ዚ ተአምር።
ወንጌል ዮሃንስ 3
16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን። 📖
Thank you Luwam 🙏🏽
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🦶🙏🎉🎉🎉🎉❤ Hani hwy
❤❤❤❤
♥️✝️🌺💞
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ጎይታይ ነዞም ብመዝሙር ዝጋስዩና ኣህዋት ሓልወልና ክብሪ ይሃብኩም ብዙሕ ህዝቢ ናብ ጎይታ ትመልሱ ኣለኩም
ኣሜን
ኣሚን ንስሊኦም ክንጽሊ ይግበኣና ጸግኦም ከብዝሓሎም ብሓጹር መንፈስ ቅዱሱ ክክሊሎም
Amen🤲🥺❤
Amen
Amennn🥰🥰🥰
ክምዚ ከማይ በዛ መዝሙር ዝተመሰጠ ኣሎ ኣ ዶ ኣብ ማዓልቲ ልዕሊ 4ግዜ ኢየ ዝሰምዓ ኣምላክ ጸግኡን ጥበቡን ይዓድልካ ❤❤
Me too ❤❤❤
Ane wela
ናይ ሂወተይ መድሓኒት መዝሙር
ጋል 5 ዓመት ጋለይ ትዝምራ ኣላ
ተባረኽ❤
😂🎉😊😅😮😢❤❤❤😂❤🎉🎉🎉🎉
Mnew@@tekkehaimanotdebesay-og7ej
ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታ እሙን ዓርኪ ልበይ
ፍጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፍአይ
ኣእላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ
ንዓይ ንኽደሊ ካብሰማይ ወሪዱ
ፍቕሩ ገሊጹለይ'ዛ ሂወቱ ሂቡ
ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ
ክብሉኻ ሰሚዐ'ስ ብለይቲ መጽየ'ለኹ
ረቡኒ ምሃረኒ ትናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ሙኻኑ
ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ
ዛ ልበይ ክህበካስ ብርሃነይ ኩነኒ ኢየሱስ ንጉሰይ
ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ
ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ
ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ
ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ
ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ
ኣብዛ ቕድሚ ዓይነይ ይሰቕሉኻዶይለ
ፍቱወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ
ምሕረቱ ዘይውዳእ ኣቦ ፍቕሪ ኢኻ'ሞ
ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ
ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ
ንኣበሳይ ኣብ ዝባንካ ክትጾሮ
ብዓይነይ ሪኤየ ኣብቲ ቀራንዮ
ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ
ንኽረኽበካይለ ክንደይ ድየ ደይበ
ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክርእየካ ከመይ'ለ
ኣብ ጫውጫውታ ህዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቕልበለይዶይለ
ድሌት ውሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ
ምስይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ውሽጢ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ
ዚ ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ
ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ
ውሽጢ ቤተይ ኣብስዩስ ምሳይ እንክድረር
ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዝትኣምር
፥ኣምላኽ፡በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ኹሉ ናይ ዘልኣለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር፡
ከይጠፍእሲ፡ንወዱ በጃ ክሳዕ ዝህብ፡
ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
፥ኣምላኽ ንወዱ፡ዓለም ብእኡ ክትድሕን እምበር፡ንዓለም ክፈርዳስ ኣይለኣኾን።
ወንጌል-ዮሃንስ 3፡16-17
ኣሜን (3) ❤❤❤❤❤
❤❤❤
That is good lyrics god blessed you
❤🙏
Thanks
ኣዛ መዝሙር ሰሚዐ ምጽጋባ ስኢነ ዝማሬ መልእክቲ የስምዓልና ሄኔ ሓውይ እግዛብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ንፈለማየይይ የ ኮመንት ዝጽሕፍ ዘልኩ ገለ ❤እዛ መዝሙር ግን ❤
❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤
ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ስሚዑ ምጽጋብ ዝስኣና ይህልው ዶ😍
ኣነ
Ane 🙏
Me too
Ane🙏🙏☦️☦️
❤@@SeluSelusha
❤ከምዚ ከማይ ነዛ መዝሙር ሰሚዑ ምጽጋብ ዝሰኣና ኣለኩም ዶ❤ሄኖክ ሓወይ ዝማሬ መላእክቲ ይስመዓል❤እግዛብሄር ጽግኡ የብዝሓልካ❤
Even me
Me 🥺
ኣነ ❤
ኣነ፡❤😢
Ane alku zemare mlakiti yesmeakna ❤❤❤❤❤❤❤
ዘማሪ ሄኖክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ መዝሙራትካ ካብ ጭንቀት ካብ ሓዘን ኢዮም ዘገላግሉኒ ቡኡነት ተባረክ ጎይታ ይባርክካ ሓወይ
❤❤❤❤❤
እወ የሕዋት ሓቂ እዩ .ኩሉ ዝኽእል ጎይታ ሒዝና ንኹሉ ክንክእል ንኽእልና.ክብርን ምስጋናን ንጎይታና ኣምላኽና መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ይኹን.
🙏🙏🙏🙏🙏
*_ክትጥዕም ዛመዝሙር ሰሚአ ሙምናይ ስኢነያ😢ዝማሬ መላእክት የስመዓልና 💝ስለቲ ኩሉ እቲ ዝገበረልና ውዕለት ክብርን ምስጋናን ስብሃትን ስግደትን ንጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይኩን ተመስገን🤲_*
🙏🙏🙏🙏
❤🙏🙏🙏🙏❤💒💒💒
❤❤❤
me too
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልካ ❤🙏🙏🙏💒
ሓደ ሚልዮን ነብጸሓያ ኣመንቲ ክርስትያን እዛ መዝሙር ብጣዓሚ ኢያ ጥዕምቲ ውሽጥካ ኣትያ ኢያ ትቅስቅሰካ ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ኮሞንቲ ብዘይ ምሕማቅ❤❤❤
Ya true especially Heni keep it up kulo gezai zemer❤
Ewe mara
Amen amen amen ❤❤❤❤❤
ክትበጽሕ ኢያ ጸገም የለን ❤❤❤
Thanks kemeu dabelku eye wala ane hgus ele qeriba eya 1M ktbexh
ኣምላከይ እምን ዓርከይ ኣብ ጸገመይ ኣብ ሓጎሰይ ኩልሳዕ ምእሳይ ዝኮንካለይ የመስግነካ❤❤❤❤
ተመስገን
ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።
Kemza mezmur gera zenbetni yelan 🥹🥺weyzi lewah goytay emun arki lbey fxum aykalon ane bmtfeay ..... qal hiwet yesmeana 🙏🙏🙏
Eza mezmur lbey tenkifatni🥺🥹😢Amlak xegu yebzehalka 🙏🙏🙏
እሙን ዓርኪ ልበይ ብሓቂ እሙን ዓርከይ ልበይ ጽቡቕ ስራሕ የሕዋት ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ።
Uffff mezmurka semiye ayxegbon iye tebarek rge zbel zmarie proud to be Orthodox ⛪️
❤❤❤❤
እዊይ አነ ጡፋእ አለም ሲዒራትኒ ሐይልዃ ሀበኒ አበትካ ከምለሰ 😢😢😢
Wela kabza mezmur bzuh tizta temahire
ኣጆና።😢
ሕጂ ውን ተስፋና ምሉእ እዩ።
ብዝርጉሕ ቅልጽሙ ኢዩ ዝቕበለና ዘሎ።
ንመለስ❤
❤❤❤❤
Amen
ኣጆኻ፡ እግዚኣብሔር ንምንታይ ሓጢኣእካ ዘይኮነ ስለምንታይ ዘይተነሳሕካዩ ዝብል። ቃል ኣምላኽ ተመሃር ቤተ ክርስትያንካ ፍለጥ ቀስ ኣናበልካ ናብ ናይ ንስሓን ሂወት እቶ!
Wawwww Goyta ybarkka Lbka ztnkf muzmur Goytan zhawey Edmen Tenan yhabkum Smlsk ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏ኣነስ እዛ መዝሙር ደጋጊመ ሰሚዐያ ክፀግባ ግን ኣይከኣልኩን ለባም ሓውና እግዝብሄር ፀጋኻ የብዘሐለኻ#ወይ'ዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ#🙏🙏🙏ምሕረቱ ብዙሕ እዩ መግለጺ የብሉን💒🙏💒🙏💒🙏🥰
እቲ ጽሑፍ እንታይ እዩ?
ስወድህ 😊😊😊 ጎቦዝ እግዚአብሔር አምላክ ከዚ በላይ. ምታገልግልበት ፀጋ ይስጥህ❤❤❤❤❤❤
Ameeeeen
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmeana
እሙን ዓርኪ ልበይ ብጣሚ ደስ ትብል ህይወት ትቅይር መዝሙር እያ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ሓውና ዘ ሄኖክ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ኩሉ ኣብ ትሰርሖ ስርሓት እግዚኣብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ!!!!!! እሙን ዓርኪ ልበይ ንብዓት ዓይነይ ተመልኪቱ ዘንብባ ንልበይ ብዘይ ብኣኻ ሰናይ የብለይን ፈቃር ኣምላኸይ !!!
ወይዚ ለዋህ ጎይታይ እሙን ዓርኪ ልበይ
ፍጹም ኣይከኣሎ ኣነ ብምጥፍአይ
ኣይላፍ መላእኽቱ ከለዉ ኣብ ዙርያኡ
ነዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ
ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ዪወቱ ሂቡ
ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
ዘማሪ ሄኖክ ሓውና ፈጣሪ ጸግኡ
የብዝሓልካ 🙏🙏❤❤
❤❤❤❤
ዓጽምካ ዝሰባብር መዝሙር ። wawwwwwwww እንካዕ ናትና ኮንኩም ፡ኣብ ጣዕሳ ከይንነብር ንመለስ። ዎ ኣምላከይ ነቲ እምኒ ልበይ ኣውጺካ ስጋ ልቢ ሃበኒ፡ መንፈስካ ውን ኣብ ልበይ ኣንብሮ። ተምስገን ንኩሉ ጊዜ..............
❤❤❤ዝማሪ ሄኖክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ መዝሙርካ ኣህዳኢ ጭንቀት ፈዋሲ ነብሲ ዕጋበት ልቢዩ ጎይታ ይባርኽካ ዛሓወይ
😢ናትኻ መዝሙር ብጥዓሚ እዩ ውሽጥኻ ዝትንክፍ 😢ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ
ይኣምነካ እየ ንስኻ ትፈልጥ ልትብል መዝሙር ሰምዐ ኣይመናዋይ ሓጉስ እዩ ዝስምዐኒ 😢
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የብዘሐልኹም እቲ እሙን ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም 🙏😇🙏😍🙏
ንዓይ ንክደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ😥
ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛሂወቱ ሂቡ🥺
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ💞✝️♥️🌺
❤❤❤❤
😅😊
ናይ ኣገልጉለትካ ዘመን ይባርከልካ ፈጣሪ ልበይ ተንኪፋኒ😢
I am 9 years old othodox i love this mezmur
እሙን ዕርኪ ልበይ ❤️💘
ወይ'ዚ'ለዋህ ጎይታይ 🥹እሙን ዓርኪ ልበይ ❤️
ፉጹም ኣይከኣሎን ኣነ ብምጥፈእይ😓
ኣእላፍ መላእክቱ ከለዉ ኣብ'ዙርያኡ
ንዓይ ንኽደሊ ካብ ሰማይ ወሪዱ 🤲🏻
ፍቅሩ ገሊጹለይ ዛ'ሂወቱ ሂቡ!!!🌹❤️✝️
ኣዝ...
ዘየዳሉ ኣምላኽ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ🥹
ክብሉኻ ሰሚዕስ ብለይቲ መጺእ'ኣለኹ 🚶♀️
ረቡኒ መሃረኒ ቲ'ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም'ምኻኑ ❔
ድነ ጸልማት ኮይኑ ጉዕዞ ናይ ሂወተይ😶🌫️
ዛልበይ❤️ ክበካስ 🤲🏻ብርሃነይ ኩነኒ እየሱስ ንጉሰይ🤴🏻
ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ 🩸🩸✝️
ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 🧎🏻
በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ👀✝️
ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ😓
ኣዝ.....
ካባኻ ብምህዳመይ ትእዛዝካ ጥሒሰ 🏃♀️🏃
ኣብዛ ቅድሚ ዓይንይ ይሰቕሉኻ ዶ' ኢለ 👀✝️
ፍትወይ በዲለካ ግብረይ ኣሕፊሩኒ ኣነስ ተጣዒሰ😓🫣
ምሕረቱ ዘይዉዳእ ኣቦ ፍቅሪ ኢኻ'ሞ❤️🤴🏻
ገስጸኒ እምበር ኣይትመንነኒ ኪዳንካ ዘክሮ💍
ንናተይ ዕዳይ ንስኻ ክትከፍሎ🩸✝️
ንኣበሳይ ዝባንካ ክጸሮ 😓
በዓይነይ ሪኤ ኣብቲ ቀራንዮ 👀✝️
ፍቅርኻ ክትገልጽ ንሞተይ ሜትካዮ🥹
ኣዝ...
ንኽረኽበካ ኢለ ክንደይ ድየ ደይበ ⤴️
ሰንኪ ሕጽረት ግብረይ ክሪኤካ ከመይ ኢለ 🫣
ኣብ ጫዉጫዉታ ሕዝቢ ንድምጸይ ትሰምዖ ተቅልበለይ' ዶ ኢለ 👂🥹
ድልየት ዉሽጢ ልበይ ትፈልጥ ልብኻ❤️
ምሳይ'ያ ዘምሰየት ምድሓን ዉሽቲ ቤተይ ንኽትመልስ ኢላ🤴🏻❤️
ዚ'ዋና ልበይ ክንደይ የፍቅረኒ💘
ዓቐብ ቁልቁል ወሪዱ መጽዩኒ⬇️
ዉሽጢ ቤተይ ኣምስዩ'ስ ምሳይ እንክድረር🤴🏻
ዓጊበ'የ በቃ ሪኤ ዚ'ተኣምር 🙏✝️
ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝማሬኹም ይቀበል ፍቁራት ኣሕዋት🙏✝️ ብጣዕሚ ደስ ትምል ዝማሬ ሰሚዕካ ዘይምኖ ግጥምን ዜማን❤️
እንወዳቸዋለን ሀገራችን በሰማይ ነው እኛ በመዳሃንታችን በእየሱስ ክርስቶስ አንድ ነን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ክብርን ምስጋናን ነቲ ሓደ ወዱ ሂቡ ናይ ዘልኣለም ምድሓን ዝሃበን ልዑል ኣምላክ። ስለቲ ብሉጽ ስራሕ ንግብርን ውዕለት ጎይታና ኣብ ቀራንዮን ፍቅሪ ኣምላክ ኣብ ልዕሌና ብጥዑምን ብሉጽን ዜማን ዝማሬ ዘቅረብካ ኣምላክ ሞጎሱን ጥበቡን የብዝሓልካ። እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ ስደትና የሕጽር።🙏🙏🙏
ኦ ጎይታ ናብ ቤትካ ኣቅርበኒ ✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
Amen 🙏
Amen 🙏
Eza mezmure mise semkuo Abe lebay ateya ,dehri newehi metfai church kayde lomi 🙏🙏🙏❤❤❤
❤❤❤❤
ደስ ዝብል! እግዚኣብሔር ይመልኣልካ!
🙏🙏🙏
egzabiher ymesgen
Des zblyu btami.
Amen Amen Amen zemarie melakti yesmealna ❤
ብስም ሓደ ወዱ ንቅዱስ መንፈሱ ኣባኻትኩም ኣብዚሑ ንዘፍሰሰ ኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ።
በጣም ምርጥ መዝሙር ነው ደጋግሜ ብሰማው አልጠግብም ዘመንክ ይባረክ
Aww we😊 pop
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
እወ ፈቃር ጎይታ መምህር ፍቅርን ምሕረትን ሕድገትን ልኾነ ክብርን ምስጋናን ንከቕርብ ስለ ክብርኻ ክምስክርን ኣንደበተይ ወትሩ ክፉት ግበረለይ ቅዱስ ጎይታ እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ኣሜን
🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
ወይ'ዚ ለዋህ ጐይታይ፡ እሙን ዓርኪ ልበይ፡
ፍጹም ኣየኽኣሎን፡ ኣነ ብምጥፋአይ፡
ኣእላፍ መላእክቱ፡ 'ከለዉ ኣብ ዙርያኡ
ንዓይ ንኽደሊ፡ ካብ ሰማይ ወሪዱ፡
ፍቕሩ ገሊጹለይ፡ 'ዛ ሕይወቱ ሂቡ፡ ❤🙌🙏 Tebarek bruk ika
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🌿🌿🌿✝️✝️በርቱዕ ክትሰምዓ ደስ ክትብለኒ 🙏🏻💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ዝማሬ መልእክት የስምዐልና ጎበዝ ዘማሪ ሰሚዕካ ዘይምኖ ቱድምፅኻ ንመዝሙር ክጥዕም 💙🙏❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ
Bruk nay agelglot odmeka ybarek.Ane zemarit aykonkun gn kulu gize zhasbo ab hasabey zelo Egziabiher yhagzeni Nay msgana mezmur kzmrelu nluoul Fetari bxelotkum degufuni Amen amen amen.
ካባካ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሒሰ ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልካ ዶ 😭😭😭ኢለየ❤️❤️❤️😔😔😔
❤❤❤❤
ኦርቶደክስ ኣይኩንኩን ግን ምዛምራትካ ብጣዕሚ እዩ ንልቢ ዝምስጥ 😢ሄኑ ሓወይ
ብመንግስቱ ክመጽእ ኩሎ ጎይታይ ኢየሱስ ይዘክርካ፡ ኩሉትና ሃይሞኖትና ብዝየገድስ ንጎይታ ከምዙይ ጌርና ከነመስግኖ ይግባእ ፡ምኽንያቱ ንሱ ብዘይ ሓልፍ ፍቅሪ ኣፍቂርና እዩ
ኣሜን ሓወይ! ምሕረት እግዚኣብሄርን ጸሎት ቅዱሳንን ኣይፈለኻ!
Amen...❤❤mezmure haymanot iyfeln eyou❤❤❤
True@@WintaKidane-xv3ei
@@WintaKidane-xv3ei ማለትካ ከማይ ማለት እዩ ?
ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ'ዩ ንኹሉ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስመኣልና🙏🙏🙏
I PROUD OF ORTHODOX TEWAHDO! 💒✝️
I LOVE THIS MEZMUR ♡
❤❤❤❤
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
ME TO ✝️✝️⛪⛪
I like your mezmur henok keep it up your doing well
ኩሉ ሳዕ እዛ መዝሙር ቅድሚ ምድቃሰይ ዝሰምዓ🥺❤
ጥዑም ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Am protestant but I love u songs ,God bless u just keep shining !!!!tnx God u give us blessed brother ❤❤
🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️🕊️
ቃል ሂወት የስምዓልና ❤️🙏!!!
ድምጽኻ ንናይ ንስሓ እዩ ዝኸውን ፡ ኣብ ቀጻሊ ብናይ ጣዕሳ መዝሙር ክትመጻና ክንጽበየካ ኢና ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
❤❤❤
❤❤❤❤""እሙን ዓርኪ ልበይ"""❤❤❤❤ ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ሄኖገይ ኣምላክ ቅዱሳን ዝመሬ መላእክት ዝተቀበለ ዝማሬካ ይቀበለልካ ወንድሜ ኣለም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ቡሩክ ሓወይ ኣብ በቱ የንብርካ❤❤❤❤❤
Goytay. Emun arkilibey nay behaki. Kal hiwet yesmalna hawey buruk
ደስ ዝብል መዝሙር መንፈስካ ናብ እግዛብሂር ዘራኽብ ❤❤❤
አሜን((3))🙏🙏🙏 ዝማሬ መላአክት የስዓልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
Zemare melaketi ysemalena henok hawey egzabiher xegu yebzehaleka❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላኣክት የስማዓልና መንፈስካ ትሕድስ መዝሙር ንዘላኣለም ኣቤቱ የንብርካ እግዛኣቤሔር ኣምላክ ጸጉ የብዛሓልካ ክብር ሓወይ
እቶም ኩሉ ግዜ እናወደሱኻ ኣብ ቤትካ ዝነብሩ ኣየ ክንደይ ታዓዊትሎም መዝ ዳ 84 +4
❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏
ከምዚ ንዓይ ኣብ ውሽጠይ ኣትያ ትብክየኒን ትርተስፍወኒን መዝሙር ኣይረኸብኩን ተባረኽ ይበል ድምጺ ይበል ክሊብ ይበል ኣተኣላልያ ድምጺ ፈጺመ ሰሚዔ ምጽጋብ ሲኢነያ ኣለኹ
Your gospel songs makes me Worthy ND sensitive may god bless you n to all believers of Christ
ቢጣኣሚ ሰሚኢካ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማሬ ምላእክት የስማልና❤❤❤
ዘየዳሉ ኣምላክ ሓዳግ ዩ ንኹሉ ክብሉኻ ሰሚዐሰ ብለይቲ መጺአ ሎኹ ረቡኒ መሃረኒ ቲ ናይ ሰማይ ሃብቲ ከመይ ከም ምዃኑ ድነ ጸልማት ኩይኑ ጉዕዞ ናይ ሕይወተይ ዛ ልበይ ኪህበካስ ብርሃነይ ኪነኒ ኢየሱስ ንጉሠይ ::
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ሄኖክ ሓዉና ናይ አገልግሎት ዝመንካ ይብርክ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤️✝️🤲🙏🙏🙏
ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣምላከይ🙏🙏🙏❤️
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና ጸጉኡ የብዝሐልካ ፈጣሪ ዓለም ዝሓወይ❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤።
ወንድሜ እግዚኣብሄር የ ኣጎልጉሎት ዘመንህ ይባርከልህ ❤❤❤
Nay bhaki temti mezmur like aynhmek ahwat
ካባኻ ምህዳመይ ትእዛዝ ጢሕሰ
ኣበይ ኢለዮ ኣነ ይሰቁልኻ ዶ'ኢለየ
😭😭 💔💔
እግዚኣብሔር ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጽሓና!ይቅረ ግበረለይ ጎይታይ በዲለካ እየ!
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna.
Nay agolgulot zemenka ybarkelka 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
🙏🙏🙏 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡ እንቋዕ ብሰላም ተመለስካና ፍቁር ሓውና ሄኖክ፡ ነዊሕ ግዜ ጠፊእካና ጸኒሕካ፡፡
❤❤❤❤
I love all orthodox mezmur. God bless you 🤲🙏❤❤
Absolutely Beautiful God bless you abundantly…..keep the Origen of Eritrean orthodox tewahdo yaredawie zema brother.
ዝማሪ ሄኖክ ዝማሬ መላዕክት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ ❤❤🙏🙏🙏
Heni hawey bruk ijka nska ❤❤temesgen goytay berti ajoka mezamurka btaimye zfetwo ❤❤
Asey Asey dase zabel mezmur abune gebre menfes qedus mesaka yekun ❤❤❤
ኣሜን እሜን ጎይታናን መድሓኒናን በዛ መዝሙር ይባርኸና ንዓኻ ጸግኡ የብዘሓልካ ተባረኽ
I’m in love with this mezmuer 🥰🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤እሙን ዓርኪ ልበይ
❤❤❤❤❤🙏 zmare melakit yesmalna mara kab mftawey ztele naza mezmur qalat haxirni ❤️
I couldn't stop listening 😢
Nay goytnan medhaninan eyesuse kerstos breketn rediaten ayfelyekum 🙏🙏🙏
Kmzi kemay yhlu do 1000 gize zidegema ❤good job Heni hawey ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ana alku❤❤
Ane❤
Me 2
Me too ❤
Ane aleku
I’m catholic from keren bilen ❤🫶🏽
Zmare melaekt yesmalna
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው 🙏🙏🙏
Bitaemi tiemti mezmur, Amlak nay mezmur zemenka yibarek. Mientana kibl ezi kulu Sikay yihlifu Jesus Christos. Nabiu nimeles kulu nay za alem neger halfI eyou. ❤️❤️
Zmare Melaekti yesmalna ahwatey
Stay courage guided , and blessed!🙏🙏🙏❤️❤️❤️