Orota Media
Orota Media
  • 189
  • 332 865

ВіЎеП

ሓጺር ታሪኜ ወዲ ህዝቢ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን!! | Part 2
ПерегляЎів 1,2 тОс.3 Ќісяці тПЌу
ሓጺር ታሪኜ ወዲ ህዝቢ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን!! | Part 2
ሓጺር ታሪኜ ወዲ ህዝቢ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን!! | Part 1
ПерегляЎів 9453 Ќісяці тПЌу
ሓጺር ታሪኜ ወዲ ህዝቢ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን!! | Part 1
መደብ ደቂ ሓደ ልቢ ቶሮንቶ | Eritrean Fenkil Celebration 2024 in Toronto, Canada (February 18, 2024) PART 2
ПерегляЎів 1794 Ќісяці тПЌу
መደብ ደቂ ሓደ ልቢ ቶሮንቶ | Eritrean Fenkil Celebration 2024 in Toronto, Canada (February 18, 2024) PART 2
Artist Mokonnen Kidane
ПерегляЎів 7 тОс.8 Ќісяців тПЌу
Artist Mokonnen Kidane
Presenting Simon Berhane
ПерегляЎів 1298 Ќісяців тПЌу
Presenting Simon Berhane
መደብ ደቂ ሓደ ልቢ ቶሮንቶ | Eritrean Fenkil Celebration 2024 in Toronto, Canada (February 18, 2024) PART 1
ПерегляЎів 2478 Ќісяців тПЌу
መደብ ደቂ ሓደ ልቢ ቶሮንቶ | Eritrean Fenkil Celebration 2024 in Toronto, Canada (February 18, 2024) PART 1
መንእሰይ በዓል መትኚል!!
ПерегляЎів 3379 Ќісяців тПЌу
መንእሰይ በዓል መትኚል!!
ህጹጜ ገንዘባዊ ሓገዝ ንህጻን ሰናይ ተኜሉ ተስፋይ !!
ПерегляЎів 1,3 тОс.9 Ќісяців тПЌу
ህጹጜ ገንዘባዊ ሓገዝ ንህጻን ሰናይ ተኜሉ ተስፋይ !!
ብምኜንያት በዓል ፈንቅል ዛዕባ ዝሓለፈን ዘሎን ታሪኜ ኀርትራ ብገዲም ተ/ጋ ሹዘነ ኣስፋሃ (ወዲ ምዒተ) PART 2
ПерегляЎів 1,3 тОс.9 Ќісяців тПЌу
ብምኜንያት በዓል ፈንቅል ዛዕባ ዝሓለፈን ዘሎን ታሪኜ ኀርትራ ብገዲም ተ/ጋ ሹዘነ ኣስፋሃ (ወዲ ምዒተ) PART 2
ብምኜንያት በዓል ፈንቅል ዛዕባ ዝሓለፈን ዘሎን ታሪኜ ኀርትራ ብገዲም ተ/ጋ ሹዘነ ኣስፋሃ (ወዲ ምዒተ) PART 1
ПерегляЎів 48210 Ќісяців тПЌу
ብምኜንያት በዓል ፈንቅል ዛዕባ ዝሓለፈን ዘሎን ታሪኜ ኀርትራ ብገዲም ተ/ጋ ሹዘነ ኣስፋሃ (ወዲ ምዒተ) PART 1
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 3
ПерегляЎів 1,4 тОс.11 Ќісяців тПЌу
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 3
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 2
ПерегляЎів 3,5 тОс.11 Ќісяців тПЌу
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 2
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 1
ПерегляЎів 13 тОс.11 Ќісяців тПЌу
ኣካባብራ በዓል ደቂ ሓደ ልቢ ክቜነር፡ ጓልፍ፡ ሃሚልቶን፡ ቶሮንቶ | 09/12/2023 | Part 1
Zeyfitah Hilmitat Ethiopia - Salim Ali (Offical Video)
ПерегляЎів 70111 Ќісяців тПЌу
Zeyfitah Hilmitat Ethiopia - Salim Ali (Offical Video)
ልባዊ ምስጋና ንመላእ ህዝቢ ኀርትራን ልዑል ኣምላኜን (ሚብን) ይኹን ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን (Awet Mohammed Ali John)
ПерегляЎів 6 тОс.Рік тПЌу
ልባዊ ምስጋና ንመላእ ህዝቢ ኀርትራን ልዑል ኣምላኜን (ሚብን) ይኹን ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን (Awet Mohammed Ali John)
ህጹጜ ገንዘባዊ ሓገዝ ንወዲ ስዉእ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን !!! (Part 7)
ПерегляЎів 956Рік тПЌу
ህጹጜ ገንዘባዊ ሓገዝ ንወዲ ስዉእ ዓወት መሓመድ ዓሊ ጆን !!! (Part 7)
ክንእሚመሉ ዘለና ጉዳይ !!!
ПерегляЎів 1,2 тОс.Рік тПЌу
ክንእሚመሉ ዘለና ጉዳይ !!!
ኣባላት መካናይዝድ ክፍለ ሰራዊት 47 (Part Two)
ПерегляЎів 1,5 тОс.Рік тПЌу
ኣባላት መካናይዝድ ክፍለ ሰራዊት 47 (Part Two)
ኣባላት መካናይዝድ ክፍለ ሰራዊት 47 (Part One)
ПерегляЎів 371Рік тПЌу
ኣባላት መካናይዝድ ክፍለ ሰራዊት 47 (Part One)
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Four
ПерегляЎів 118Рік тПЌу
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Four
Eritrean Martyr's Day June 20, 2022 In Guelph
ПерегляЎів 125Рік тПЌу
Eritrean Martyr's Day June 20, 2022 In Guelph
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Three
ПерегляЎів 118Рік тПЌу
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Three
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Two
ПерегляЎів 86Рік тПЌу
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part Two
Part One - 11.4ይ ክፋል 20 ሰነ ወርሒ ሰማእታትና June 24, 2022
ПерегляЎів 158Рік тПЌу
Part One - 11.4ይ ክፋል 20 ሰነ ወርሒ ሰማእታትና June 24, 2022
Part Two - 11.4ይ ክፋል 20 ሰነ ወርሒ ሰማእታትና June 24, 2022
ПерегляЎів 169Рік тПЌу
Part Two - 11.4ይ ክፋል 20 ሰነ ወርሒ ሰማእታትና June 24, 2022
ሓፈሻዊ ገምጋም በዓል ስርሒት ፈንቅል ኣብ መደብ ኚብሒ ታሪኜ!!!!
ПерегляЎів 87Рік тПЌу
ሓፈሻዊ ገምጋም በዓል ስርሒት ፈንቅል ኣብ መደብ ኚብሒ ታሪኜ!!!!
ኣፍልጊና ኣብ ኣጣቓቕማ ሶሻል መዲያ!!
ПерегляЎів 68Рік тПЌу
ኣፍልጊና ኣብ ኣጣቓቕማ ሶሻል መዲያ!!
ጜምብል ባዓል ናጜነት መበል 31 ዓመት ኣብ ጓልፍ ኣንቶርዮ | Eritreans 31st Independence Day Celebration Guelph, ON
ПерегляЎів 89Рік тПЌу
ጜምብል ባዓል ናጜነት መበል 31 ዓመት ኣብ ጓልፍ ኣንቶርዮ | Eritreans 31st Independence Day Celebration Guelph, ON
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part One
ПерегляЎів 69Рік тПЌу
Teklay Tekie Interview with Mebrahtu Hidray - Part One

КОМЕНТАРІ

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897 2 ЎМі тПЌу

    Wedi Miete Jigna Eritrawi Ade welidatimken Tebae Jigna Nay Sahl Jigna Nay Ginbar xorona 🙏❀🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❀🙏👌👌👌👌👌👌💓💓

  • @suzitsegay1897
    @suzitsegay1897 5 ЎМів тПЌу

    Jeganu Eretrea azentwu hadera Bitaemi Mahari Wedi Miete Anbesa Gnbar Xorona

  • @zedalbejan8606
    @zedalbejan8606 13 ЎМів тПЌу

    Thanks Oreta media ❀🇪🇷❀🇪🇷❀🇪🇷❀🇪🇷👍

  • @zersenai2876
    @zersenai2876 13 ЎМів тПЌу

    መርሓባ ኊሮታ

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 13 ЎМів тПЌу

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @idrissaed-d7b
    @idrissaed-d7b 13 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀❀

  • @tesfalemkiflai5118
    @tesfalemkiflai5118 13 ЎМів тПЌу

    ሰላም❀❀❀❀❀❀❀❀

  • @ashenafiabraham4838
    @ashenafiabraham4838 13 ЎМів тПЌу

    ጞባ ዘስቲ ኣስተምህሮ ብ/ወዲ ምዒተ፡ብልቢ ኮሪዐልካ፡ናይ ልበይ ህልህልህ ኣቢልካ ኣሚስሪስካኒ፡ዚቐንዚልና መደብ ኚብሒ ታሪኜ ክብሪ ይሃብኩም፡

  • @esknderinfomedia
    @esknderinfomedia 15 ЎМів тПЌу

    ትዕግስቲ መራር’ያ ፍሪኣ ግና ሙቁርዩ --------------------------- ዝኞበርካ ኀርትራዊ ፣ክቡራት ወለድን፣ኣሕዋት መናእሰያትን ነበርቲ ሃገሹ ጀርመን ኚምኡዉን ኩልካ ግዱስ ኀርትራዊ ኣብ ዝሃለካ ክፍሊ ዓለም ትነበር።ንሕና ጥርናፈ ሆርዳታ ነበርቲ ጀርመን ኣንጻር ኩሉ ኣብ ሃገርና ዝወርድ ዝነበሹ ብኩሉ ሞነካት ማለት ብጜሑፍ፣ብሜድያ፣ክስኣብ ብኣካል ዝነበሹ ጎነጻት ክንብድህ ዝተጠርነፍና ንኩሉ እንዳበዳህናን ንብኣካል ዘጋጥሙ ኹይተሹፈ ዋጋ ኹፋልናን እንዳኚፈልናን እንርኚብ ደቂ እዛ ሰማእታት ሃገሹ ሕድሪ,ኀርትራ, ኢና።ኣብ ልዕሊ ጥርናፈና ጥርናፈ ሆርዳታ ሰልቹዩና ኹይበለ ጾለሎ ኣብ ምቅባእ፣ተዓጢቆም ንምብትታን እዚ መንእሰይ ኚይደቀሱ ክብሚቶም ኣብ ባይታ ኣዊሪዶም ምሕናክ ኣብዩዎም ኣብ ምዕልባጥ ዝርኚቡ ደወንቲ ኣፍና ዓብሲና መዛሚቢ ጋና ንኹይንኹዉን ትም ኡካ ተመሚጜና ሓልዮትና ብተግባር ኮይኑ መንግስትናን ህዝብናን ድርብ ስራሕ ንኚይንፈጥሚሉ ኣካይዳ ጎቀ መሪጜና ክብርና ዓቂብና ተበግሶን ኣካይዳ ዘይሓላፍነታዊያን ብኣንክሮ ዳተዓዘብና ኣብ ስጥመትና ኣሚና ንምርሜ ኣሎና።በዚ ኣጋጣሚ ኣስሚርና ጞላእን ፈታዉን ክፈልጩ እንደልዮ ተሃልዩ ቃል ብተግባር እንኣምን መንእሰያት ጥርናፈ ሆርዳታ በገባብ ኩሉ ኣታሕዛን መሚዳእታን ስኢኑ ኣብ ዘዚድሊ መንገዲ ዝርኚቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኹነንቅሕን ኣማሙቅና ኣብ ዉዳቀታቶም ዓዕሲልና ገጜ ወለዶምን ሃገሮምን ኚምዝርኡ ጥራሕ ኚይክነስ ሃሞምን ቀልቩምን ብንቅሓት ምስ ህዝቩምን ሃገሮምን መንግስቶምን እንዳተዳሙጹ ሓደራ ሰማእታቶም ዘዚዕብሩ ብኩሉ ቡቁዓትን ስልጡናትን ኮይኖም ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ ጉዳያት ሃገሮም ዕዙዝ ሱታፌ ዝህልዋም ሕቡናት መናእሰያት ንክንሃንጜ እጅገና ሰብሲብና ብመትኚል ኣብ ጎድኒ ቀት ጜሕፈትና ተሚዳድእና እንሰርሕ ሎቩዋ ሰማእታትና ድኣ እምበር ምንጋር ዘዚድልዚና ብይክኣሎ ዋርሳይ ኚምኡዉን መንደላይ ዝማሞቅና ጥርናፈ ሙኻና ኚነዘካክር ንፈቱ።ኣብ መወዳእታ እንብሎ ንሕና ሆርዳታዉያን ስነ-ምግባር ሕብሚተሰብና ወሪሲና ኣያታትና ዘዉሚሱና ቅላሰ ጉዳያት ተኚቲልና ማኣዝና ኚይጥፍኣና ክሳብ መሳርዕ ሓይልታትና ተመሊስና ሃገርና እትሓቶ ዘበለ ኩሉ ክሳብ መስዋእቲ እንገብር ድሉዋት ሰብ ሕድሪ ድኣ እምበር ማዳ ሃገር ዘይሙኻና ኞምቲ ምስላ ወለድና ዝብሎ ዓቅሊ ዋጋ በቅሊ እንዳበልና ንኩሉ ንጊዜ ንግደፎ እብል። ብጻይኩም MSJ.A ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሜ!!

  • @AlganeshTekle-lh5rf
    @AlganeshTekle-lh5rf 15 ЎМів тПЌу

    Wae wae ajoka jgna qsen knhgzeka ina

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 15 ЎМів тПЌу

    ተወደብ ንወደብ ጜቡቕ ሓሳብ ንቅሓትን ውዳቀን ምስጢር ዓወትና ኢዩ፥ ሰንሰለታዊ ውዳቀ መስርዕ ዘይበትክ ውዳቀ ኣብቲ ሓድነትና ስጥመትና ዘባራትዕ ውዳቀ ሓፋሜ ዘማእኚለ ዝፈሹሰን ዝኣሚግን ዝጜግን ነቲ ዝሕንገር ክሕንግር ነት ዘልሓጥ ዝብል ሲሕቡ ኣብ መስርዕ ዝጜንብር። ንዝኣሚገ ማሕሚሻ ቀጥቂጡ ዘትብዕ ዝሃሰሰ ወርቂ ዝኹልዕ ኣነ ንስኻ ኢዚ ንሕና ንሶኹም ኢና ኮታ እቡንቱ ወይ ኢንኪኖ ክንብል ዘብቃዕና ውዳቀ ዚድሊ። ተናቢብና ዘይንበጜሖን ክንግብሮ ዝእግመና ነገራት'ውን ኣይክህሉን ኢዩ። ኣብ መጚሚሜታ “ገደናና ሓደ ባህጊ ልብና ሓደ ንወርዶ ሮባ ሓደ ዓማጺና ምስ ተፈርደ ደበናና ምስ ነጎደ እንታይ ኢዩ ህዝበይ ናትና ግደ፧ ? ? ?” ብጥቅልል ዝበለ ቅያ ስጡም መስርዕ። ኢንኪኖ!!! ብርሃነ ገብሚማርያም ደንማርክ

  • @elsateskay7060
    @elsateskay7060 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 16 ЎМів тПЌу

    Yeqenyelna Oreta media, b.taemi xubuq medeb. Aziyu mesati nay Sewurana zanta, hayal tarikh, zeydigem nay jeganuna tarikh. Bless our beautiful Eritrea. ❀🇪🇷🇪🇷🇪🇷❀🙏

  • @tsehayeweldu9335
    @tsehayeweldu9335 16 ЎМів тПЌу

    ኣርሓ ኣምበሳ ወዲ ሚዒተ ኣምላኜ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ። ንበሹልና ክበሚልና🎉🎉🎉❀❀❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀

  • @michaeltesfay3296
    @michaeltesfay3296 16 ЎМів тПЌу

    ❀❀

  • @SeadiaMohammed
    @SeadiaMohammed 19 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀❀ኣሮታ ጀግና

  • @freweynivanzwettsegaye5241
    @freweynivanzwettsegaye5241 20 ЎМів тПЌу

    ❀❀❀❀❀❀❀❀❀🇪🇷🙏

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 22 ЎМі тПЌу

    👍❀🇪🇷❀👍🇪🇷

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 22 ЎМі тПЌу

    ዘሕለፍናዩ ንነብሮን ኣብቲ ቀንዱ ሓቅታቱን ክውንነት ኢዩ እዚ መግለጺ ወዲ ሚዒትኒ

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 22 ЎМі тПЌу

    ❀🇪🇷❀🇪🇷🌹🌹🌹❀🇪🇷❀🌹👍

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 22 ЎМі тПЌу

    ሓዊ ብሓዊ ምጥፋእ ኣይነብርን እቲ ተበግሶ

  • @lulakbrom9508
    @lulakbrom9508 23 ЎМі тПЌу

    ዳሓን ንግዜ ንግደፎ ሹዘነ ብቕልጡፍ መፍትሒ ይደሊ ህዝቢ ስዊዝ ብዶሆ ኣንጻር መንነትና ንዝላዓል ሐይሊ እዩ 🇪🇷♥🇪🇷

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 23 ЎМі тПЌу

    ኣገዳሲ እዋናዊ ኣርእስቲ

  • @berhanegabremariam4884
    @berhanegabremariam4884 23 ЎМі тПЌу

    ብቂሐ-ጜልሚ ዝተሰርሐ ሓደ ሓያል ዋልታ። ደቂ ሓላል መሬት ውሜና ምፍላጥ ኚድሊ እዩ ኩሉ ኣቅልቊና ኣብቲ ሃገራዊ ሓድነት ኣለና ብዘይ ምምታእ ሓድ ሓድ ዝሃውተቱን ናይ ፓለቲካ ሞፋቱ ገዲፍካ። ኣብ ትሕቲ ሓንቲ ሰንደቅ ሓንቲ መዝሙር ኀርትራ ኀርትራ መዝሙርና ።ነታ ብሕድሪ ዝተሚኚብናያ ኀርትራዊት ሪም ኩልና ንሚማሚም። ሓድነት ኣብ ቊትኡ ምዃኑ ዘጠራጥር ዚለን።ጥምርትን ስኒትን ድማ ኣትሪርና ንወስኚሉ ኣዮ ኣቲ መበገሲ ሓሳበይ። ሓያል ውዳቀ መልክዕ ንቅሓትን ናይ ምዕቡል ሕብሚተ ስብ ኢዩ ኣብ ብሚታዊ ቃልስና ሓድ ካብቲ ሚስጢር ዓወትን ውን ኢዩ። መስርዕ ዘይበትኜ ሓይል ጥርኑፍ ፣ውዳቀ ካብ ዝኟነ ዝንባሌን ስሚዒትን ህልክን ዝራሓቀ ፡ውዳቀ ምስ ግዜን ባይታ ዝሓቶ ውዳቀ፥ ንመሕብእን ውድድርን ባይታ ዘይህብ ጥምሚት ኣብ ዕላማታት ጥራሕ ዘተኮር። ስምን ሓሹጋን ሕብርታትን ትርግም ዝህብ ኣይኮነን።ትርጉም ዝህብ ኣብ ሓደ ተጠርኒፍ ቅርጜን መልክዕን ክፈጥር እንኚሉ ኢዩ እወ ሕብርታት ቂሐጜልሚ ኣብዝሓ ሕብርታት እዩ (Mosaic) ዝብሃል እዚ ግን ኣብ ሓድ ምስ ተጠርጥርነፈን በቲ ዝህቩ መልኜዕን ቅርጜን ግርማን ትርጉምን ይህብ። ሞስብ ውርቂ ወይ ክቡር እምኒ ብሕብርታት ዝወቀብ ኣብ ፍሬም (Frame ) ሰጢሙ ዝህቩ መልክዕን ቅርጜን ትርጉምን ኣብ ስራሕ ትጥቀመሉ ይኹውን ብዝተሚፍ ትርጉም-ኣልቊ ኢዩ። ሕብርታትና ኣብ ጥርናፈን ስኒትን ፣ንቲ ሃገራዊ ሓድነት ሓይልን ግርማን ትርጉም ዘህብ ክኾውን ይግባእ ። ኣብ ኀርትራዊ ስነ ልቩና እቲ ኣብ ቃልሲ ዘጥሚናዩ ኀርትራዊ ፓለቲካዊ ስነ-ልቩና ዝተስሚተ ጥሙራት ኹም ማእዶ ። ወርቂ ሞሶብ መልክዕን ግርማን ኣቶም ተመስርሖም ተጠርኒፎምንዝቅምዋ ሕብርዊ ቅርጻ ኢዩ ነገራዊ ዝገብሮም ኣብነት እዞም ስእልታት ንትዓዘብ ፍሕ ኢሎም መልክዕን ስምን ዚብልምን ዝገልጜ ቅርጺ ዹለን ። ተጠርኒፎም ግን ትርጉም ይህቡና። ሓይሊ ናይቲ ሕብሪ ይጋሃድ። መግለጺ ውዳቀታትና ድማ ኹምዚ ኢዩ። ኣብ ሓድ ፍሬም ዝተጠርንፈ ሕብርታት ሓድ ሓያል ዋልታ ብቂሓ ጜልሚ ዝተሰሚተ።

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 23 ЎМі тПЌу

    ገብሚመስቀል ገብሚ አዝጋብሄር አዩ ስሙ አቲ ናይ ኀሚ ቲቪ ጋዘጀኛ

  • @Ayatatt
    @Ayatatt 23 ЎМі тПЌу

    Hhh

  • @TekGhebremichael
    @TekGhebremichael 23 ЎМі тПЌу

    ባሓቂ ብሉጜን ብሱልን ሓሳብ

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 25 ЎМів тПЌу

    Bravo, wedi Erey carry on, bzuh seb kikiteleka eyu, hmak neger aysemawkulkan jigna, 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❀

  • @yemaneteckie8155
    @yemaneteckie8155 26 ЎМів тПЌу

    ጜቡቅ ዘሚባ እንጀራ ዓለም ብላዕ ቀጜሎ

  • @SenayBirkt
    @SenayBirkt 27 ЎМів тПЌу

    Ayana wedi miete xbuk agalalixa

  • @alemasmerom7706
    @alemasmerom7706 27 ЎМів тПЌу

    ሰላም ደቂ ኀሚይ ሓላላት ጜቡቕ ሃሳብ ክኾውን እዩ ኹመይ ዘይኾውን እዚ ናይ ባሓቂ ኩልና ክንተሓባበር አለና እዚ ዘይምስልኻ ክሕብ ዝውዕል እንድህር ኩልና ወይግድ እንተይልናዮ እቲ ጞላኢ ቊታ ዚብሉን መፍተው ጻላአቲ አይንኹን ዓገብ ዓገብ ንበል ደቂ ኀሚይ ሓላላት ንኺድ ጥራይ ብርሃን እዩ ቅድሜና ኊሚታናይ ባሓቂ ጜቡቕ መደብ ቀጜሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብሪ ንስዋአትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሜ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @lunatewald4812
    @lunatewald4812 27 ЎМів тПЌу

    ሰላም ሰላም ደቂ ኀሚይ ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🊁🊁💪💪👍👍🌹🌹❀❀💯💯👌

  • @BerheAsefha
    @BerheAsefha 27 ЎМів тПЌу

    ኊሚታ አጀካ ጜባሕ ካልእ ኪብሉካ ሞካኖሞ ፈልጥ እዩ ትግራይ ትብል ቃል ሰለዝበልካ ንሕና ሞሰ ህዝብ ትግራይ ጜልእ ዚብልናን ሞሰት ሰሚዓት እዩ

  • @tekieyemane5079
    @tekieyemane5079 27 ЎМів тПЌу

    Very interesting decision Guys

  • @selammichael2268
    @selammichael2268 28 ЎМів тПЌу

    Great program until June 2025.

  • @woalesk2432
    @woalesk2432 28 ЎМів тПЌу

    Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥ ✚ 😍 ❀ 💕 🇪🇷 ♥ ✚ 😍 ❀

  • @senaitgeremedhin6515
    @senaitgeremedhin6515 29 ЎМів тПЌу

    Orota welcome💪🐪🇪🇷🐪💐💐💐💐

  • @AmanuelTekle-rf5bi
    @AmanuelTekle-rf5bi 29 ЎМів тПЌу

    Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹

  • @FeshayeTewelde
    @FeshayeTewelde 29 ЎМів тПЌу

    ጜቡቕ መደብ ቁጜልዎ ወዲ ሚዒተ ጜቡቅ ዝምስገን ተመኩሮታት ብምግላጜካ ዚመስግነካ ክብ ውድ ዓሹዛ

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 29 ЎМів тПЌу

    መብሬ ብዘይ ቀለዓለም ኀርትራዊ ዕትበት ክህልወካ እምነ። እንታይ ትገብር ኚምዘለኻ ኣይተሰወሚካን ኩስትርትር በል በጃኻ። ሰብ ልቢ ኣለዎ ዘድልዚና ዘሎ እቲ ዝዝሹበሉ ጉዳይ ኀርትራዊ ንቅሓትዩ።

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 29 ЎМів тПЌу

    ምልኣት ኀርትራዊ ንቅሓት ዝውንኑ፣ ኚምዚባኞኣ ኣለዩ ዘብሉ ኹምበዓል ወዲ ሚዒተ ብዙሓት ኹምዘለዉ ርዱእ ስለ ዝኟነ። ውልቃዊ ጜልእን ህልኜን ወጊድ ኢልኩም ኣብዚ መደብ ብድፍሚት ኣሳትፍዎም።

  • @samibarentu9602
    @samibarentu9602 ÐœÑ–сяць тПЌу

    ❀❀❀⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷❀❀❀💪💪💪🙏🙏🙏

  • @Sabateklezghi
    @Sabateklezghi ÐœÑ–сяць тПЌу

    ኹምዚ ጌርኩም ዘርግሕዎ ኩሉግዜ ነቲ መንእሰይ ፍቅሪ ሀገሩ ክሕዞ ማዕሹክንደይ ሐይሊ ኣለዎ ደርፊ ገድሊ እቲ ዝተጋደለ እዩ ዝፈልጩ

  • @ibrahimidris5914
    @ibrahimidris5914 ÐœÑ–сяць тПЌу

    Yeqenyelna Oreta media zeqre,bkayo medeb aziyu mehari medeb eyu, qexiliwo aythmequ. ❀🇪🇷🇪🇷❀