Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Amennn (((3))) qal hiwet yesmeolna kbur memhr Abona &Habtom hawna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ሂወት የስምዓልና
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Qale hiwet yesmana abona
Kal hiwet yesmalna kbur abona hawnakaa edmeye yhabka egzabher msaka ykun nebona sle zemxakalna
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤ thanks
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ❤❤❤❤❤ ትሃንክስ
Kal hiwet yesmeana abona
ኣበይ ይርከብ ናይ ንንጉስ ዳዊት፡ ከምዚ ዝበልኩሞ ሰይቲ እሴይ ትምነዮ ዝነበረት ጎበዝ ዝበልኩሞ፡ኣበይ መጽሓ ኢና ክንረክባ ንክእ
Ab andmta atika rayo ❤❤❤
❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ሕቶይ ተመሊሳ ኣላ ጸጉኡ የብዝሕ ፈጣሪ ኣብዛ ዝበልኩማ ኣብዚ ኮመንት ዝጽሕፉ 3 ስብ ኣለዉ ክትብሉ ጸኒሕኩም ኣነ ንክፈልጥ እየ ሓቲተ ። እምበር ጌጋ ንክረክብ ወይ ካብዘይ ኣማኒ ኣይኮንኩን ክብል ይፈቱ።ትሓትዎ ዘለኩም ሕቶ ንክትፈልጡ ዲኩም ጌጋ ክትረክቡ ኢኩም ደሊኩም ምባልኩም ደስ ኢልኒ የቀንየለይ ።ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወዳ ምስ ኩላትና ትኩን ኣሜን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝወደይ ክብረት የሃበለይ
Nono ajeka des zbelekum kthatt meselkum ❤❤❤eu
Anes ygebrelka ye 3gize teketatilekum bhaki ❤
Kbret yhabelna❤❤❤❤❤
Bteami des zbl medeb abona kea sle zeynfelto knfelt zgeberkumna agzeabihier amlak nay zebenkum agolgulot zebenkum ybrkelkum ms kubr hawuna qxluwo qalehiwet yesmealna
amen amen.amen
ኣቐዲመ ርእይቶ ኣቕሪበ ነረ፡ ኣብዚ ተቕርብዎም ብመጻሕፍቲ ዝበሰሉ ክኮኑ ይግባእ ኢለ ኔረ ብዝኮነ ቁሩብ ረብሓኹም ስለ ዘቀዽምኩም ይመስለኒ ብዝኮነ መብርሂ ክህበሎም ንሊቀ ብርሃናት፡ ዳዊት በዓመጻ ዝበሎ ሓደ ልክዕ ኢዩ ኣደ ዳዊት ምስ ጎረቤት ጎበዝ መንእሰይ ዝየራከብት ስለ ዝመሰላ፡ ኢዩ ዳዊት ግና ካብ ኣቡኡ እሴይ ኢዩ ተወሊዱ። 2ይ ትርጉም ንጥንተ ኣብሶ ማለት ናዳማዊ ሓጢኣት ኢዩ። እዚ ኣዳማዊ ኃጢኣት ግና ሎቱ ስብሐት ብወልደ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፈጺሙ ተደምሲሱ ኢዩ። ስለዚ ዳዊት ከምኡ እንተበለ ሎሚ ኣሎ ማለት ኣይኮነን። እታ ወነኣምን በአሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢኣት ዝተባህለት ድማ ብቁሙ ኣዳማዊ ኃጢኣትና ብጥምቀት ጐይታ ከም ዝተደምሰሰ ንምግላጽ በቲ 2ይ ድማ ብምልኣት ኃጢኣት ማለት ሰብ ኣረማዊ ወይ ኢኦርቶዶክሳዊ ኮይኑ ኣብ ዝሙት ኣምልኮ ጣኦት. .. ይጸንሕሞ ናብ እምነት ምስ መጸ ናይ 7ተ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ኣፍደገ ጥምቀት ስለ ዝኮነ ምስ ተጠምቀ ኃጢኣቱ ይድምሰሰሉ ውልድነት ድማ ይረክብ። ቅድሚ ጥምቀት በዚ ወነኣምን በአሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢኣት በለ። እታ ምስ ተጠምቀ ንስሓ ያኣቱ ሞ ይድምሰሰሉ ዝበልዋ ኣርምዋ ኢኩም። ቅድሚ ጥምቀት ዝተገብረ ኃጢኣት ብጥምቀት ይድምሰስ ድኅሪ ጥምቀት ዝተገብረ ኃጢኣት ድማ ብንስሓ ማለት ብሥጋኡ ወደሙ ይድምሰሰ። 1ይ ዮሓ፡1 ወደሙ ለእግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ያነጽሐነ እም ኩሉ ኃጣዊነ ዝብል ትርጓሚኡ ንመልከት። ዝለዚ ሓደራ ነቶም መልሲ ሒዞም ዝመጹ መጻሕፍቲ ተመልኪትኩም ሊቃውንት ሓቲትኩም ምጹ፡ እዚ ሃይማኖት ኢዩ። ኣቅሊልካ ዝረአ ኣይኮነን።
ስለቲ ንህዝብኩም ምምሃር ምብጋስኩም ኣዝየ የመስግነኩም ቀጽልዎ ግን ይቕሬታ ግበሩለይ እንበር እዚ ብዛዕባ ጥምቀት ንህጻን ስርየት ሓጥያት ዝኾኖ ምስ ዓበየ እዩ ዝብል ፍጹም ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን፡ እቲ ህጻን ምስ ዓበየ እንተዘይተናሲሑ ከ ደኣ ኣበይ ኣሎ ናይታ ዝተጠመቃ ስርየት ሓጥያት፧ናይቲ ትምልስዎ ከኣ ምንጪ መጽሓፍቲ ጥቀሱ።
ሓወት ዝተጠመቀ ሰብ ሓጣቱ ተተነሲሑ ስርየት ሓጣት ይረክብ ተዘይተነሲሑ ካኣ ሲኦል ይኣቱ ዘይተጠመቀ ሰብ ተተነሲሑ ስርየት ሓጣት ኣይረክብን ስለዚ ብጥምቀት ኣቢልካ ኢካ ስርየት ሓጣት ትረክብ ኣስተውዕል እዚ ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን ኣይትበል ማጀመርታ መጽሓፍቲ ኣንብብ ኣቦታት ሕተት ይቅርታ ግን ፡፡
@@IsraelZenebs ሕራይ ጽቡቅ እዚ ትብልዎ ዘለኩም ምናልባት ኣነ ዘይፈልጦ ክከውን ይኽእል እየ ኮ፡ ስለዚ እዚ ዝገለጽኩሞ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ትምህርቲ እንተኮይኑ ኣበየናይ መጽሓፍ ከምዝርከብ ምንጪ ጥቀሱልና እሞ ኣንቢብና ክመሃር፡ ናይ ቤተክርስትያና ትምህርቲ መቸም ኣብ መጽሓፍትና ዝሰፈሩ እዮም ስለዚ ኣነ ቅድሚ ካልእ ሕቶ ምቕራበይ ናይዚ ትምህርቲ ምንጪ ዝኾነ መጽሓፍ ሓብሩና።
@@God-db9vp abotat htet
@@IsraelZenebs ሓታቲ እንተኮንካ ትምልስ ዘለካ ከመይ ኢልካ ኣቦታት ሕተት ትብለኒ ኣለካ፡ እዞም ምሳካ ዘለዉ ኣቦ ሓደ ካብ ኣቦታት ኣይኮንን ድዮም፡ ኣቦ ኢለ እየኮ ዝሓትት ዘለኩ፧ ኣቦ ምሳኻ ከለዉ ኣቦታት ሕተት ማለት ግን ኣይግድን መልሲ ኣይኮነን።
@@God-db9vp esu xbuq aleka gn glxi kkonelka gn klte seleste abotat mhtat xbuq eu ele eye ane sle zhatt eye komu eleka bgiga aytredayo my bro
ኃጢኣት ብምክንያት 1ይ ኣዳም ኃጢኣት ኣብ ኲሉ ሰብ ሐለፈ እዚ ብምንታይ ይድምሰስ?
እየሱስ ክርስቶስ ካብ ድንግል ማርያም ከምዝተወልደ ትፈልጥ ዲካ
ብዛዕባ ክህነት ምሕታት ሲ እንታይ ሂወት ይህብ እንታይ ይጠቕሞ ንምእመን ንኻህን ዝደፈረ መእመን ከ እንታይ ኢዩ ፍርዱ?
እንታይ ረብሐኻ ሳብስክራይቭ ግበሩ ትብል, ሊቀ ብርሃናት ከመይ ኢሉ ሰብ ናይ ብርሃናት ሊቅ ዝኾውን ? 3:55
ንስካን ከምዚ ከማካ ዘይተማሃርኩም ክትምሃሩ አለ እየ ድሓር ካኣ ሊቀ ብርሃናት ዝብል ስም ኣነ ኣይኮንኩን ኣይጸሎም ቤቴክርስትያና ኢያ ሸይማቶም ሳክስክራይብ ግበሩ ዝብል ፡ ከመይ እሉ ናይ ሰብ ሊቀ ብርሃናት ዝከውን ንዝበልያዮ ድማ ምስተማሃርካ ክርድኣካ እዩ
Amennn (((3))) qal hiwet yesmeolna kbur memhr Abona &Habtom hawna ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቃለ ሂወት የስምዓልና
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Qale hiwet yesmana abona
Kal hiwet yesmalna kbur abona hawnakaa edmeye yhabka egzabher msaka ykun nebona sle zemxakalna
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤ thanks
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ❤❤❤❤❤ ትሃንክስ
Kal hiwet yesmeana abona
ኣበይ ይርከብ ናይ ንንጉስ ዳዊት፡ ከምዚ ዝበልኩሞ ሰይቲ እሴይ ትምነዮ ዝነበረት ጎበዝ ዝበልኩሞ፡ኣበይ መጽሓ ኢና ክንረክባ ንክእ
Ab andmta atika rayo ❤❤❤
❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዓልና ሕቶይ ተመሊሳ ኣላ ጸጉኡ የብዝሕ ፈጣሪ
ኣብዛ ዝበልኩማ ኣብዚ ኮመንት ዝጽሕፉ 3 ስብ ኣለዉ ክትብሉ ጸኒሕኩም ኣነ ንክፈልጥ እየ ሓቲተ ። እምበር ጌጋ ንክረክብ ወይ ካብዘይ ኣማኒ ኣይኮንኩን ክብል ይፈቱ።
ትሓትዎ ዘለኩም ሕቶ ንክትፈልጡ ዲኩም ጌጋ ክትረክቡ ኢኩም ደሊኩም ምባልኩም ደስ ኢልኒ የቀንየለይ ።
ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወዳ ምስ ኩላትና ትኩን ኣሜን።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝወደይ ክብረት የሃበለይ
Nono ajeka des zbelekum kthatt meselkum ❤❤❤eu
Anes ygebrelka ye 3gize teketatilekum bhaki ❤
Kbret yhabelna❤❤❤❤❤
Bteami des zbl medeb abona kea sle zeynfelto knfelt zgeberkumna agzeabihier amlak nay zebenkum agolgulot zebenkum ybrkelkum ms kubr hawuna qxluwo qalehiwet yesmealna
amen amen.amen
ኣቐዲመ ርእይቶ ኣቕሪበ ነረ፡ ኣብዚ ተቕርብዎም ብመጻሕፍቲ ዝበሰሉ ክኮኑ ይግባእ ኢለ ኔረ ብዝኮነ ቁሩብ ረብሓኹም ስለ ዘቀዽምኩም ይመስለኒ ብዝኮነ መብርሂ ክህበሎም ንሊቀ ብርሃናት፡ ዳዊት በዓመጻ ዝበሎ ሓደ ልክዕ ኢዩ ኣደ ዳዊት ምስ ጎረቤት ጎበዝ መንእሰይ ዝየራከብት ስለ ዝመሰላ፡ ኢዩ ዳዊት ግና ካብ ኣቡኡ እሴይ ኢዩ ተወሊዱ። 2ይ ትርጉም ንጥንተ ኣብሶ ማለት ናዳማዊ ሓጢኣት ኢዩ። እዚ ኣዳማዊ ኃጢኣት ግና ሎቱ ስብሐት ብወልደ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ፈጺሙ ተደምሲሱ ኢዩ። ስለዚ ዳዊት ከምኡ እንተበለ ሎሚ ኣሎ ማለት ኣይኮነን። እታ ወነኣምን በአሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢኣት ዝተባህለት ድማ ብቁሙ ኣዳማዊ ኃጢኣትና ብጥምቀት ጐይታ ከም ዝተደምሰሰ ንምግላጽ በቲ 2ይ ድማ ብምልኣት ኃጢኣት ማለት ሰብ ኣረማዊ ወይ ኢኦርቶዶክሳዊ ኮይኑ ኣብ ዝሙት ኣምልኮ ጣኦት. .. ይጸንሕሞ ናብ እምነት ምስ መጸ ናይ 7ተ ምሥጢራተ ቤተ ክርስቲያን ኣፍደገ ጥምቀት ስለ ዝኮነ ምስ ተጠምቀ ኃጢኣቱ ይድምሰሰሉ ውልድነት ድማ ይረክብ። ቅድሚ ጥምቀት በዚ ወነኣምን በአሐቲ ጥምቀት ለሥርየተ ኃጢኣት በለ። እታ ምስ ተጠምቀ ንስሓ ያኣቱ ሞ ይድምሰሰሉ ዝበልዋ ኣርምዋ ኢኩም። ቅድሚ ጥምቀት ዝተገብረ ኃጢኣት ብጥምቀት ይድምሰስ ድኅሪ ጥምቀት ዝተገብረ ኃጢኣት ድማ ብንስሓ ማለት ብሥጋኡ ወደሙ ይድምሰሰ። 1ይ ዮሓ፡1 ወደሙ ለእግዚእነ ኢየሱስ ክርስቶስ ያነጽሐነ እም ኩሉ ኃጣዊነ ዝብል ትርጓሚኡ ንመልከት። ዝለዚ ሓደራ ነቶም መልሲ ሒዞም ዝመጹ መጻሕፍቲ ተመልኪትኩም ሊቃውንት ሓቲትኩም ምጹ፡ እዚ ሃይማኖት ኢዩ። ኣቅሊልካ ዝረአ ኣይኮነን።
ስለቲ ንህዝብኩም ምምሃር ምብጋስኩም ኣዝየ የመስግነኩም ቀጽልዎ ግን ይቕሬታ ግበሩለይ እንበር እዚ ብዛዕባ ጥምቀት ንህጻን ስርየት ሓጥያት ዝኾኖ ምስ ዓበየ እዩ ዝብል ፍጹም ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን፡ እቲ ህጻን ምስ ዓበየ እንተዘይተናሲሑ ከ ደኣ ኣበይ ኣሎ ናይታ ዝተጠመቃ ስርየት ሓጥያት፧
ናይቲ ትምልስዎ ከኣ ምንጪ መጽሓፍቲ ጥቀሱ።
ሓወት ዝተጠመቀ ሰብ ሓጣቱ ተተነሲሑ ስርየት ሓጣት ይረክብ ተዘይተነሲሑ ካኣ ሲኦል ይኣቱ ዘይተጠመቀ ሰብ ተተነሲሑ ስርየት ሓጣት ኣይረክብን ስለዚ ብጥምቀት ኣቢልካ ኢካ ስርየት ሓጣት ትረክብ ኣስተውዕል እዚ ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን ኣይትበል ማጀመርታ መጽሓፍቲ ኣንብብ ኣቦታት ሕተት ይቅርታ ግን ፡፡
@@IsraelZenebs ሕራይ ጽቡቅ እዚ ትብልዎ ዘለኩም ምናልባት ኣነ ዘይፈልጦ ክከውን ይኽእል እየ ኮ፡ ስለዚ እዚ ዝገለጽኩሞ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ትምህርቲ እንተኮይኑ ኣበየናይ መጽሓፍ ከምዝርከብ ምንጪ ጥቀሱልና እሞ ኣንቢብና ክመሃር፡ ናይ ቤተክርስትያና ትምህርቲ መቸም ኣብ መጽሓፍትና ዝሰፈሩ እዮም ስለዚ ኣነ ቅድሚ ካልእ ሕቶ ምቕራበይ ናይዚ ትምህርቲ ምንጪ ዝኾነ መጽሓፍ ሓብሩና።
@@God-db9vp abotat htet
@@IsraelZenebs ሓታቲ እንተኮንካ ትምልስ ዘለካ ከመይ ኢልካ ኣቦታት ሕተት ትብለኒ ኣለካ፡ እዞም ምሳካ ዘለዉ ኣቦ ሓደ ካብ ኣቦታት ኣይኮንን ድዮም፡ ኣቦ ኢለ እየኮ ዝሓትት ዘለኩ፧ ኣቦ ምሳኻ ከለዉ ኣቦታት ሕተት ማለት ግን ኣይግድን መልሲ ኣይኮነን።
@@God-db9vp esu xbuq aleka gn glxi kkonelka gn klte seleste abotat mhtat xbuq eu ele eye ane sle zhatt eye komu eleka bgiga aytredayo my bro
ኃጢኣት ብምክንያት 1ይ ኣዳም ኃጢኣት ኣብ ኲሉ ሰብ ሐለፈ እዚ ብምንታይ ይድምሰስ?
እየሱስ ክርስቶስ ካብ ድንግል ማርያም ከምዝተወልደ ትፈልጥ ዲካ
ብዛዕባ ክህነት ምሕታት ሲ እንታይ ሂወት ይህብ እንታይ ይጠቕሞ ንምእመን ንኻህን ዝደፈረ መእመን ከ እንታይ ኢዩ ፍርዱ?
እንታይ ረብሐኻ ሳብስክራይቭ ግበሩ ትብል, ሊቀ ብርሃናት ከመይ ኢሉ ሰብ ናይ ብርሃናት ሊቅ ዝኾውን ? 3:55
ንስካን ከምዚ ከማካ ዘይተማሃርኩም ክትምሃሩ አለ እየ ድሓር ካኣ ሊቀ ብርሃናት ዝብል ስም ኣነ ኣይኮንኩን ኣይጸሎም ቤቴክርስትያና ኢያ ሸይማቶም
ሳክስክራይብ ግበሩ ዝብል ፡ ከመይ እሉ ናይ ሰብ ሊቀ ብርሃናት ዝከውን ንዝበልያዮ ድማ ምስተማሃርካ ክርድኣካ እዩ