Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡሩ ኣቦና❤❤🤍☦️🤍
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ❤❤❤
In Jésus name 💔😭
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ዝተመሃርናዮ ቅዱስ ቃሉ ኣብ ፅላት ልብና የሕድረልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ትሑትን ክቡርን ኣቦና ኣዝየ እየ ዘኽብረኩም ብትሕትናኹምን ኣገልግሎትኩምን የቀንየልና❤❤❤❤ ካብ ንኣምላክና ምኽሓድን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላክና አሜን/፫/🙏👏👏👏
ናይ ምንታይ ጸጋ ከብዝሓሎም ንመምህራን ዝመሃርዎ ቆሪጾም ከም ትጠራጠር ዝገበሩካ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዘይብሃል እንታይ ሰሚዕካ😂
@@SelamAnday-lh5oj ክብርቲ ሓፍትና መጀመርያ ኣስተውዕሊ ትርጉም ፀጋ ንፍለጥ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝበሃልስ ነቶም ዝሙዕድና ኣምላክና ኣብኣቶም ሓዲሩ ዝምህረና ኣቦታት ደኣ እምበር ነቶም ከሓድቲ ኣይኮንናን ፀጋ ክበዝሓሎም ዝኽእል ናብ ልቦናኦም ይምለሶም እዩ ዝበሃል እና ኣስተዊዒና ንከራኸር ንኣቦና ቐሺ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ስለቲ ቃል ኣምላክና እትሙሁራ አሜን
@@ZewuduAlem-j3j እሞ ቀሺ በረቀት ይምህር ኣሎ ድዩ፡ ይርድኣኪ ድዩ፡ ኣይ ተሃድሶ ትምርትን ምጽላምን ፍለይዎ፡ ቖንዳፍ ኣይትኩን
Temeliskum bejakum neti qal btemesto smewo wa besmam
ሰምኪ ዝጸውዐ ናይ ዘልኣለም ሂወት ክህቦ እየ ። እዩ ዝበለ ኣቦና ብኻልእ ተረዲእኩሞ ። ድሕሪኡ ግን ነዚ ዘይኣምን ክህነት የብሉን እዩ ዝብል ። ጽቡቕ ጌርኩም ስምዕዋ
በስመኣብ በሉ ንድንግል ማርያም ዘይኣፍቀረ ደኣ ንመን ከፍቅሩ ኣይኮነን ንድንግል ማርያም ገድሊ ቅዱሳን ኣንብቡ ነገር ማርያም ተማህሩ ዘወር በሉ
አሜን ክቡር ኣቦና እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤❤🎉🎉
Egziabher mhert yehbena ember kesetat yebzih keti hiwet aywehbon eyu
Egziabher. yemasgen. behake. Eyu. Memhar. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🤔🌿
እዛ ናይዚ መጋቤ ሓዲስ ዝብሃል ኣቀዲምና ሪኢናያ ኢና፡ ንምንታይ ቆሪጽኩማ ኣቦይ ቀሺ ይቅሬታ ግበሩለይ ቀሺ ተባሂልኩምሲ ከምዚ ትሰርሑ ኣነ ይፈልጦ ብጣዕሚ ብምስጢር ዝዛረብ ጎበዝ እዩ ናይ ብሓቂ ተሃድሶ ምኳንኩም ሎሚ ፈሊጠ ንሱ ኣንበሳ እዩ ኣብ ስዊዝ መጺኡ ሞሂሩና ነይሩ በጃኩም ካብዚ ውጹ
ዋይ ታይ ዝቁሩፅ ንሀዎ እዩ ብደረቁ ዶ ንሰሞዖን ንሀናን ኣነ ለ ኣቅድመ ሰምዐዮ ነረ እየ ግን ዝእረም ብዙሑ ንሀዎ እዩ።
ሓሳዊ ኢካ እስኪ ዝእረም ኣሎ ትብሎ ስደዶ፡ ኣንድምታ ምስ ባሕረ ሓሳብ ክምህር እንዳወዓለሲ ንስካ እትፈልጦ ጌጋ ክጋገ፡ ኣነ ብውሽጢ ኪሰደሉ ዝእረም ዝበልካዮ ኣብዚ ጽሓፎ ልሳንካ ከይትዓጽፍ ቆሪጽካ ዘይኮነ፡ ብነጥቢ ጽሓፈለይ ከምዘይሰማዕካዮ ተረዲእኒ ኣሎ ሎሚ ገለ ክንሰምዕ ኢና፡ ነዞም ውሑዳት ረኪብና እምበር ዳውን ክትገብርዎም
ua-cam.com/video/Ed_U3D1rJJo/v-deo.htmlsi=VDt8geI08NFf1BcK
ፍጥረት ኩሉ እመቤታችን ድንግል ማርያም ንምምስጋን እዩ ተፈጢሩ እዚ ኸ መርገም ድዩ ምርቃ? 18:38 18:38
Nfqri zemrulna abotatna bdhru bwshti tredadu bejekatkum bfqri amlak
ኣብ ቅድሚ ስእሊ ድንግል ማርያም ዘይሰገደ ብስጉኡን ብነፍሱን ኣይርከብ ትንሳኤ ኣጸዋውዓ ስሙ ይጥፋእ እዚ መርገም ድዩ ምርቃ ? 16:56
kalehiwet yesmealna kbur abona axebikum bertau nbetekrstyana abfetena zatwa zelo eyu bzyada kea tedawawawlkum mmaad xbuk ymesleni
Aboy keshi xere wongel eyoum ezom Christan ay konun
Emberke keshi dyu yeshela ztekene kadri eyu ekreta eyibetekrstanawui azerarba zhezini
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን (3) ኣቱም ሰባት ንቅድስቲ ቤተክርስትያን (ተዋህዶ ) ዘይትምሕርዋ ብፍላይ ናይ ኣቡነ ሽነዳ ከምኡ ውን ኣቡነ መቃርስ ናይ ሕብረት ስብከት ኢመሪካ (መናፍቃን ) መሓሩና እንዶ ገድሊ ይኩን ተኣምር ማርያም ዝሕደስ የልቦን እዚ ቅሺ ከኣ ተከታሊ ናቶም ከምዝኮነ ወዲ መዝሙሩ ንከሳሁን መናፍቅ ተንኮለና እንትርፎ ሕሜታ እንታይ ትምህርቲ ትምህሩ ካብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ውጹ ኣምሲልኩም ብቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ኣንጦኖስ ኣምሲልኩም ኣይትሸቅጡ ወድሓንኩም ናብ ልብኩም ይምለስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ Amen Amen Amen
hi
ናይብሓቂ ክቡር መምህርና ትክክል ዝኾነ መብርሂ እኩም ብትሕትና ደስ ዝብል መልስኩምሎም ሰምዐዮም ነረ ኣብዝኾነ ምድያ ግን ኣይተዋሓጠለይ ነሩ ምቹው ዝኾነ ንመናፍቃን መንገዲ እዩ ነሩ ትምህርቲ
Abona smki zixewee nay zelalem hiwet kihbo eye kihnet eyom zibelu degmkum smewom
❤❤❤❤
ኣቦ ቐሺ ከተነጽሩለይ ዝደልያ፥ መርገጺሉም ኣብ ጥንተ ኣብሶ ናይ ድንግል ማርያም እንታይ እዩ፧
Nadina qdste qdusan weladit amlak ke qale ayatewen dyu kab amlak mwlad dabi entay alo abona msnay yqreta kidanemhret dtbahlet eka kidan ms atewela do aykonen ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ምስ ሠናይ ይቕሬት ኡ ኣቦና ኣትጋገዩ እቲ ቪድዮ ብምልኣ ስምዕዋ
ኣነ ሰሚዐያ ኣቀዲመ ብጣዕሚ ኣንበሳ ዝኮነ መምህርዩ ቆሪጾሞ ኣለው ምስኪናይ እንታይ ጌርዎም፡
ኢየሱስ መንገድን ሓቅን ሂወትን ኣከለ 44።
ኣቦ ቀሺ በረኸት ተባረኽልና እግዚኣብሄር ትባዓት ይሃብኩም.ነዞም ዘይበሰሉ መምሃራን ቅረፍና
😂
ብማሪያመይ ኣይትምጹና ወዳ ዝሃና ኪዳን መን ዩ ዝህብን ዝከልእን 😢 ንምንታይ ኢኩም ተዋህዶ እንዳመሰልኩም ናይ መናፍቕ ሓሳብ ተእትዉ ክዳን በጊዕ ተከዲንኩም ሰብ ኣይተታልሉ መሳፍቅ እንዳ በልኩም ስራሕ መናፍቅ ትሰርሑ 😢😢😢
ኣቦይ ቀሺ ጉንዲ እዝንካ ደጊፉ ኣስሚዕኩም ኣሎ ሓቅካ ኢካ ጸላዕላዕ ክብለካ እታ ቪዶ ጽቡቅ ጌርና ሰሚዕናያ ኢና ከተደናግር ኣይትፈትን ተኣምረ ማርያም ስለ ዘይትቅበል ኢካ እዚ ኩሉ ኮለል ዘብለካ ዘሎ ወንጌል ዮውሃንስ እንታይ ድዩ ዝብል መጀመርታ ቃል ነበረ እቲ ቃል ኣምላክ ነበረ ነቲ ቃለ ከኣ ድንግል ማርያም ወሊዳቶ ጀማሪት ድሕነትና ያ
Abona bnay weda kal.kidan ktewese tekil tekoyna ko kal kidan aikonen deyu bseltan weda 78 zble amladeato enta eyu flifliey
ድንግል ማርያም ትግርኛ ቃንቃ ትኽእል ድያ?
ኣማላድነት ቅዱሳን፡ኣማላድነት ድ፡ማርያም ተዝብሉ ምሓሸ ዝበሃል የሎን ዋጋ ዕዳጋ፡ ኣምላኽና ቃሉ ርጉጽ፡ሓቂ ዝሰርሕ ህያው ምዃኑ ኢዩ ዝፈልጥን ዘፍለጠናን። እንተኾንካ ኹን ኢሉ ኣይፈጠሮን ንፍጥረታት ህያው፡ህይወት ዝዘርእ ቃል ምዃኑ ኢዩ ዝፈልጥ እግ፡ር፡ ኣንብብ ዘፍጥረት 2 - 7 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ህያው ነፍሲ ዀነ። ኣምላኽና ጽኑዕ ቃል ኢዩ ዘለዎ ካእሊ ንኹሉ። ዳዊት 119 - 89 ዎ እግዚኣብሄር፣ ቃልካ ንዘለአለም ኣብ ሰማይ ጸኒዑ ኣሎ።
ንሓደ ካህን ወንጌል ከይመሃርካ ክህነት እንተሂብካዮን ንሓደ ጽሉል ካላሽን ዓሚርካ ከም ምሃብ ኢዩ። እዚ ሰብ ድንግል ማርያም ኢያ ኣምላኩ። ነታ ንሕና ኦርቶዶክስ ንፈልጣ ወላዲት ኣምላክ ኣይፈልጣን ኢዩ እዚ ሰብ። ከመይ ኢልኩም ቀሺ ትብልዎ ኣለኩም ዋላ ኣይርደኣን ኣሎ ንዓይ። ከምዚኦም ዝበሉ ዝተከልዎ ኢዩ ምንቃል ኣብዩና ዝነሀ። ህዝብና ካብ ስጋ ወደሙ ተፈልዩ ይነብር። ውጉዝ ከመ ኣርዮስ ኢለዮ ኣለኩ!!!
ልክዕ፡ ከም ሰዶም ምኾና ንገሞራ ውን ምመሰልና ዝብል ደኣ ንመን ኮን ይኸውን?
ብሩኽ ሓወይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ኣብቲ ወንጌል ማለት ጥዑም ብስራትዩ ዝበልካዮ ፍጹም የለን ፡ ማርያም ለሚና ኣይተብጽሓልካንያ፡ ወንጌል ዮሃንስ 146፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። እቲ እንኮ መንገዲ እየሱስ ክርስቶስ ጥራሕዩ መላእኽቲ ኣይኮነን ፡ ማርያምውን ኣይኮነትን። ዘዳግም 4፡ 1-49 ዘሎ ኣንብቦ ። በረኸ እግዚኣብሄር ይብዝሓልካ ብሩኽ ሓወይ
ዓለም ከይትጠፍ ቃል ናይ ድንግል ማርያም እዩ ሒዝዎ ዘሎ ማለት እንታይ ኢልካ ትገልጽ ንስካ ንባዕልካ ቃል ድንግል Isaiah 1 ትግ - ኢሳይያስ9: እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ገለ ሒደት ትርፊ እንተ ዘይሐድገልናስ፡ ከም ሶዶም ምዀንና፡ ንጎሞራ ምመሰልና ኔርና። ነዚ ቃል ኣቦታት ሊቃውቲ ኣብ ኣንድምታ ንድንግል ማርያም ንወዳን ኢሎም ይትርጉምዎ እዮም ከመይ ዲካ ተንብቦ ትመሃር ነርካ ድህነት ክመጽእ ከሎ ብመጀመር ምልክት ድሕነት እኮድንግል ማርያም እያ Isaiah 7 ትግ - ኢሳይያስ14: ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ። ነዚ እመኖ ደሓር እዳ ቆራረጽካ ቪድዮ ኣምጺኢካ ሰብ ኣይተታልል ምክንያቱ ተሃድሶ ስራሕኩም ምጽላምን ንክሕደትኩም ዘራጉድ ሃሰው ኣብ ምባል ጥራይ ኢኩም ትነብሩ ዳግማዊ ማርቆስ ደባስ ።
ጎበዝ፡ እታ video ናተይ እያ፡ እዚ ዝበልካዮ ከማን ግን ቆራሪጾም ገርህታት ክሽገሩ እዮም፡ ከምዚ ናትካ መን ይርድኦ
Hawey Dingl Marim Medhanit eya zibil ab Teamire Mariam, Esegid leki & Teamire Mariam mieraf 12: fikdi 54,55, 56&62 alo. Ezi kea total Ni Yesus Kirstos zikawemin zixarefin u. Goyta beynu Medhani. Amlak nezi hizbi mistiwalu yikfetelu ember denzizu u. ዮሃንስ 8:32፤ ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ።Hara kitwexu Mexhaf kudus anbibu atum Hizbi ግብሪ ሃዋ 4:12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ምሉኣ ቪድዮ ኣርእየና ሓውና
ግን ኣቦና ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ኣድሒኑና ኢና ንብል ድሕነት ኣብ መስቀል ኢዩ ተፈጺሙ።
ሰላም ክቡር ኣቦና እንኳዕ ደሓን መፁልና
ተማሃሩ ደሓን ብታሃኽ ኢኹም ክትነቕፉ መጺእኩም!
Aboy keshi eee endie kindakueim wala ko yeblenan sbkiet nayzom abo gn tkikiel ymslnie no tmaer mo men deyu hibwa kal kidan uelen deyu nsu kua eyu so metnkiek
እንታይ እሞ ክትገብር ሰሪቅካ ካብ ትቆርጾ
እንታይ ዳኣ ክትጸርፍ ትህንድ ሓወይ .ራኣዩኒ ኢሉ ካብ ዝዘርግሓ ቭዶ እዩ ረኪብዎ.እንበር ኣይሰረቖን ህድእ በል ኣምላኽና ኣምላኽ ህድኣት እዩ
እዚ ነዚ ዝማሃረ ብግቡእ ክታሓዝ ኣለዎካብ ካህን ኢየ ዝብል ከምዚ ዓይነት ትምህርትን ፈኸራን ንባዕሉ ዕብዳን ኢዩ። ኢይጻእ እቢይ ነገር እምኣፉኩሙ፡ ዘይኮነን ዝብል። ከም ደርሆ ታሓኒቆም ዝብል ቃል ገበን ኢዩ። እዚ ዓይነት ቃላት ካብ ውሽጣዊ ሰላም ዘለዎ ሰብ ዝወጽእ ኣይመስለንን እዚ ሰብ ሓገዝን ጸሎትን ክግበረሉ ኣለዎ።
ካብቶም ተሓንቅካ ዝወጹ ኢካ ትመስል፡ ምሉእ ፡ስምዓዮ ኣይትጋገ ቅድም ኣብ ናይ ክልቲኦም እቶሞ መንዩ ዝሕተት ትፈርድ
ትሃድሳ አዛ አብ ገድላት ጉዳላት አሎ ትብል ሕጂ ዓቢ አጅንዳም አዩ ኳይኑ ዘሎ ሕጂ ንሕና ኢና ሕቅናናት አመኒና አዩ ዝብሃል ዘሎ ብሕቂ አዚ ስሪሒ አዚ ቅሪሪ ምንፍቅና አዩ አምላኽ ሕይሊ አይሃብኩም
ቆራሪጽካ ካብ እተምጽኦ ምሉእ ዘይተመጽኦ፡ ከሓዲ፡
ክክክ ነግረኩም እካ ኣቦይ ቀሺ ኣብ ኮመንቲ ናትኩን ኣቴ ሸር ክብልኩም እዮም እለ ቀዳመይ ጽሕፈልኩም ኔረ እታ ዝበልኪዋ መጽያ
ጸርፍን መርገምን ካበየናይ ምዃኑ ትስሕቶ ኣይመስለንን እሞ: ደጊምካ ምስ ሰብነትካ ተዘራረብ ይብል: ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ: ወደየ ምስ ገዛእ ሰብነትካን ኣካልካን ደኣ ተዛራረብ ይብል። ንስንሳትኩምን ንሓድሕድኩምን ደኣ ተዘራረቡ ብምንታይ ብጥዑምን ህዱእን ዝኾነ ቃል: እንተዘየለ ተኸሓሓዱን ወዘተን ወዘተረፈን ኣይበለን።
Kahade emo neseka eka toye temhrite geda zeye temhere
Kahn do aykonkan
እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና ንሓድሕድኩም ትባልዑ ቤተ ክርስትያን ሓንቲ ዶ ኣይኮነትን ሓደ ዶ ኣይኮነን ትምርታ ሰለምንታይ ኢኩም ኣብ መድያ ወጺኩም ካብ ልሳን ዝተዓንቀፍዎ ትደጋግሙ ሓቂ ተለኩም ብውሽጚ ዘይትረክብዎም በቃ ናይ መድያ ኮምኩም ተሪፍኩም ብፍቅሪ ተማከሩ ካባኩ እንታይ ዩ ምእመን ክመሃር ኣቦታት ተዋህዶ እንተ ዝህልዉስ ምሓዘኑ በዚ ወለዶ መፍቶ ተካሉ ትኮኑ ባዕልኩም ኣፍቅር ብጸከ ከመ ነፍስከ ዝበሎ ጎይታስ ተረጊጹ
100% menafq ? Bzaeba dngl mariam Xbuq geyrka temahar
Ne powlos hawarya keman menafk yeblewo nerom gebri hawarya anbeb
እዋይ ተሃድሶ ምኻንኩምስ ሎሚ ኣሚንኩም ቐሺ በረኸት ።እቲ ትቆርጽዎ ዘለኹም ቪዶ ምሉእ ኣምጽእዎ ንሰብ ኣይተዳናግሩ ኩሉ ሰሚዕናዮ ኢና። ድሓር ከኣ ትግራይ ትግራይ ኣይትበሉና ተደሊኹም ንብኦም ኪዱ ።
ናይ ሰናፋት ፅሕፍ😏 ትግራይ ይበሉ ትግራይ እኾ ህዝቦም እና ንቶም ቁናዓት መማሃራን ዳኣ ከይንሰምዕ።😢
ካብዞምማሕበረ ተሀድሶ ማእንዲኻ ሓቀይ መቸም ኣይኮንኩን ኣይትብለንን ትኸውንኣብ ገለ ገለ ትምርትኻ ኳ ቅቡል እንተኾነ ዘርካ ዘርካ ግን በታ መናፍቃን ዝሕነቁላ ገመድ ዝቸሓነቅካ ኣኻ
ቀሽን መዳናገርን፡ ቁሩብ ከማን ንሰማይ ኣይትጥምትን ቆሪጽካ ትሰቅል
Ygerm u abona dahan lmadom eiu bmtay da gezeb karu
❤❤❤❤❤
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡሩ ኣቦና❤❤🤍☦️🤍
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና ❤❤❤
In Jésus name 💔😭
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ዝተመሃርናዮ ቅዱስ ቃሉ ኣብ ፅላት ልብና የሕድረልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ትሑትን ክቡርን ኣቦና ኣዝየ እየ ዘኽብረኩም ብትሕትናኹምን ኣገልግሎትኩምን የቀንየልና❤❤❤❤ ካብ ንኣምላክና ምኽሓድን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና እግዚአብሔር ኣምላክና አሜን/፫/🙏👏👏👏
ናይ ምንታይ ጸጋ ከብዝሓሎም ንመምህራን ዝመሃርዎ ቆሪጾም ከም ትጠራጠር ዝገበሩካ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ዘይብሃል እንታይ ሰሚዕካ😂
@@SelamAnday-lh5oj ክብርቲ ሓፍትና መጀመርያ ኣስተውዕሊ ትርጉም ፀጋ ንፍለጥ ቃለ ህይወት የስመዐልና ዝበሃልስ ነቶም ዝሙዕድና ኣምላክና ኣብኣቶም ሓዲሩ ዝምህረና ኣቦታት ደኣ እምበር ነቶም ከሓድቲ ኣይኮንናን ፀጋ ክበዝሓሎም ዝኽእል ናብ ልቦናኦም ይምለሶም እዩ ዝበሃል እና ኣስተዊዒና ንከራኸር ንኣቦና ቐሺ በረኸት ዕድመን ጥዕናን ይሓበልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ስለቲ ቃል ኣምላክና እትሙሁራ አሜን
@@ZewuduAlem-j3j እሞ ቀሺ በረቀት ይምህር ኣሎ ድዩ፡ ይርድኣኪ ድዩ፡ ኣይ ተሃድሶ ትምርትን ምጽላምን ፍለይዎ፡ ቖንዳፍ ኣይትኩን
Temeliskum bejakum neti qal btemesto smewo wa besmam
ሰምኪ ዝጸውዐ ናይ ዘልኣለም ሂወት ክህቦ እየ ። እዩ ዝበለ ኣቦና ብኻልእ ተረዲእኩሞ ። ድሕሪኡ ግን ነዚ ዘይኣምን ክህነት የብሉን እዩ ዝብል ። ጽቡቕ ጌርኩም ስምዕዋ
በስመኣብ በሉ ንድንግል ማርያም ዘይኣፍቀረ ደኣ ንመን ከፍቅሩ ኣይኮነን ንድንግል ማርያም ገድሊ ቅዱሳን ኣንብቡ ነገር ማርያም ተማህሩ ዘወር በሉ
አሜን ክቡር ኣቦና እንኳዕ ዳሕና መፃኩም❤❤❤❤🎉🎉
Egziabher mhert yehbena ember kesetat yebzih keti hiwet aywehbon eyu
Egziabher. yemasgen. behake. Eyu. Memhar. Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🤔🌿
እዛ ናይዚ መጋቤ ሓዲስ ዝብሃል ኣቀዲምና ሪኢናያ ኢና፡ ንምንታይ ቆሪጽኩማ ኣቦይ ቀሺ ይቅሬታ ግበሩለይ ቀሺ ተባሂልኩምሲ ከምዚ ትሰርሑ ኣነ ይፈልጦ ብጣዕሚ ብምስጢር ዝዛረብ ጎበዝ እዩ ናይ ብሓቂ ተሃድሶ ምኳንኩም ሎሚ ፈሊጠ ንሱ ኣንበሳ እዩ ኣብ ስዊዝ መጺኡ ሞሂሩና ነይሩ በጃኩም ካብዚ ውጹ
ዋይ ታይ ዝቁሩፅ ንሀዎ እዩ ብደረቁ ዶ ንሰሞዖን ንሀናን ኣነ ለ ኣቅድመ ሰምዐዮ ነረ እየ ግን ዝእረም ብዙሑ ንሀዎ እዩ።
ሓሳዊ ኢካ እስኪ ዝእረም ኣሎ ትብሎ ስደዶ፡ ኣንድምታ ምስ ባሕረ ሓሳብ ክምህር እንዳወዓለሲ ንስካ እትፈልጦ ጌጋ ክጋገ፡ ኣነ ብውሽጢ ኪሰደሉ ዝእረም ዝበልካዮ ኣብዚ ጽሓፎ ልሳንካ ከይትዓጽፍ ቆሪጽካ ዘይኮነ፡ ብነጥቢ ጽሓፈለይ ከምዘይሰማዕካዮ ተረዲእኒ ኣሎ ሎሚ ገለ ክንሰምዕ ኢና፡ ነዞም ውሑዳት ረኪብና እምበር ዳውን ክትገብርዎም
ua-cam.com/video/Ed_U3D1rJJo/v-deo.htmlsi=VDt8geI08NFf1BcK
ፍጥረት ኩሉ እመቤታችን ድንግል ማርያም ንምምስጋን እዩ ተፈጢሩ እዚ ኸ መርገም ድዩ ምርቃ? 18:38 18:38
Nfqri zemrulna abotatna bdhru bwshti tredadu bejekatkum bfqri amlak
ኣብ ቅድሚ ስእሊ ድንግል ማርያም ዘይሰገደ ብስጉኡን ብነፍሱን ኣይርከብ ትንሳኤ ኣጸዋውዓ ስሙ ይጥፋእ እዚ መርገም ድዩ ምርቃ ? 16:56
kalehiwet yesmealna kbur abona
axebikum bertau nbetekrstyana abfetena zatwa zelo eyu bzyada kea tedawawawlkum mmaad xbuk ymesleni
Aboy keshi xere wongel eyoum ezom Christan ay konun
Emberke keshi dyu yeshela ztekene kadri eyu ekreta eyibetekrstanawui azerarba zhezini
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን (3)
ኣቱም ሰባት ንቅድስቲ ቤተክርስትያን (ተዋህዶ ) ዘይትምሕርዋ ብፍላይ ናይ ኣቡነ ሽነዳ ከምኡ ውን ኣቡነ መቃርስ ናይ ሕብረት ስብከት ኢመሪካ (መናፍቃን ) መሓሩና እንዶ ገድሊ ይኩን ተኣምር ማርያም ዝሕደስ የልቦን እዚ ቅሺ ከኣ ተከታሊ ናቶም ከምዝኮነ ወዲ መዝሙሩ ንከሳሁን መናፍቅ ተንኮለና እንትርፎ ሕሜታ እንታይ ትምህርቲ ትምህሩ ካብ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ውጹ ኣምሲልኩም ብቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ ኣንጦኖስ ኣምሲልኩም ኣይትሸቅጡ ወድሓንኩም ናብ ልብኩም ይምለስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ Amen Amen Amen
hi
ናይብሓቂ ክቡር መምህርና ትክክል ዝኾነ መብርሂ እኩም ብትሕትና ደስ ዝብል መልስኩምሎም ሰምዐዮም ነረ ኣብዝኾነ ምድያ ግን ኣይተዋሓጠለይ ነሩ ምቹው ዝኾነ ንመናፍቃን መንገዲ እዩ ነሩ ትምህርቲ
Abona smki zixewee nay zelalem hiwet kihbo eye kihnet eyom zibelu degmkum smewom
❤❤❤❤
ኣቦ ቐሺ ከተነጽሩለይ ዝደልያ፥ መርገጺሉም ኣብ ጥንተ ኣብሶ ናይ ድንግል ማርያም እንታይ እዩ፧
Nadina qdste qdusan weladit amlak ke qale ayatewen dyu kab amlak mwlad dabi entay alo abona msnay yqreta kidanemhret dtbahlet eka kidan ms atewela do aykonen ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ምስ ሠናይ ይቕሬት ኡ ኣቦና ኣትጋገዩ እቲ ቪድዮ ብምልኣ ስምዕዋ
ኣነ ሰሚዐያ ኣቀዲመ ብጣዕሚ ኣንበሳ ዝኮነ መምህርዩ ቆሪጾሞ ኣለው ምስኪናይ እንታይ ጌርዎም፡
ኢየሱስ መንገድን ሓቅን ሂወትን ኣከለ 44።
ኣቦ ቀሺ በረኸት ተባረኽልና እግዚኣብሄር ትባዓት ይሃብኩም.ነዞም ዘይበሰሉ መምሃራን ቅረፍና
😂
ብማሪያመይ ኣይትምጹና ወዳ ዝሃና ኪዳን መን ዩ ዝህብን ዝከልእን 😢 ንምንታይ ኢኩም ተዋህዶ እንዳመሰልኩም ናይ መናፍቕ ሓሳብ ተእትዉ ክዳን በጊዕ ተከዲንኩም ሰብ ኣይተታልሉ መሳፍቅ እንዳ በልኩም ስራሕ መናፍቅ ትሰርሑ 😢😢😢
ኣቦይ ቀሺ ጉንዲ እዝንካ ደጊፉ ኣስሚዕኩም ኣሎ ሓቅካ ኢካ ጸላዕላዕ ክብለካ እታ ቪዶ ጽቡቅ ጌርና ሰሚዕናያ ኢና ከተደናግር ኣይትፈትን ተኣምረ ማርያም ስለ ዘይትቅበል ኢካ እዚ ኩሉ ኮለል ዘብለካ ዘሎ ወንጌል ዮውሃንስ እንታይ ድዩ ዝብል መጀመርታ ቃል ነበረ እቲ ቃል ኣምላክ ነበረ ነቲ ቃለ ከኣ ድንግል ማርያም ወሊዳቶ ጀማሪት ድሕነትና ያ
Abona bnay weda kal.kidan ktewese tekil tekoyna ko kal kidan aikonen deyu bseltan weda 78 zble amladeato enta eyu flifliey
ድንግል ማርያም ትግርኛ ቃንቃ ትኽእል ድያ?
ኣማላድነት ቅዱሳን፡ኣማላድነት ድ፡ማርያም ተዝብሉ ምሓሸ ዝበሃል የሎን ዋጋ ዕዳጋ፡ ኣምላኽና ቃሉ ርጉጽ፡ሓቂ ዝሰርሕ ህያው ምዃኑ ኢዩ ዝፈልጥን ዘፍለጠናን። እንተኾንካ ኹን ኢሉ ኣይፈጠሮን ንፍጥረታት ህያው፡ህይወት ዝዘርእ ቃል ምዃኑ ኢዩ ዝፈልጥ እግ፡ር፡ ኣንብብ ዘፍጥረት 2 - 7 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፡ ኣብ ኣፍንጫኡ ድማ ትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ህያው ነፍሲ ዀነ። ኣምላኽና ጽኑዕ ቃል ኢዩ ዘለዎ ካእሊ ንኹሉ።
ዳዊት 119 - 89 ዎ እግዚኣብሄር፣ ቃልካ ንዘለአለም ኣብ ሰማይ ጸኒዑ ኣሎ።
ንሓደ ካህን ወንጌል ከይመሃርካ ክህነት እንተሂብካዮን ንሓደ ጽሉል ካላሽን ዓሚርካ ከም ምሃብ ኢዩ።
እዚ ሰብ ድንግል ማርያም ኢያ ኣምላኩ። ነታ ንሕና ኦርቶዶክስ ንፈልጣ ወላዲት ኣምላክ ኣይፈልጣን ኢዩ እዚ ሰብ። ከመይ ኢልኩም ቀሺ ትብልዎ ኣለኩም ዋላ ኣይርደኣን ኣሎ ንዓይ። ከምዚኦም ዝበሉ ዝተከልዎ ኢዩ ምንቃል ኣብዩና ዝነሀ። ህዝብና ካብ ስጋ ወደሙ ተፈልዩ ይነብር።
ውጉዝ ከመ ኣርዮስ ኢለዮ ኣለኩ!!!
ልክዕ፡ ከም ሰዶም ምኾና ንገሞራ ውን ምመሰልና ዝብል ደኣ ንመን ኮን ይኸውን?
ብሩኽ ሓወይ እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣብ ኣብቲ ወንጌል ማለት ጥዑም ብስራትዩ ዝበልካዮ ፍጹም የለን ፡ ማርያም ለሚና ኣይተብጽሓልካንያ፡ ወንጌል ዮሃንስ 14
6፤ የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን። እቲ እንኮ መንገዲ እየሱስ ክርስቶስ ጥራሕዩ መላእኽቲ ኣይኮነን ፡ ማርያምውን ኣይኮነትን። ዘዳግም 4፡ 1-49 ዘሎ ኣንብቦ ። በረኸ እግዚኣብሄር ይብዝሓልካ ብሩኽ ሓወይ
ዓለም ከይትጠፍ ቃል ናይ ድንግል ማርያም እዩ ሒዝዎ ዘሎ ማለት እንታይ ኢልካ ትገልጽ ንስካ ንባዕልካ ቃል ድንግል Isaiah 1 ትግ - ኢሳይያስ
9: እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ገለ ሒደት ትርፊ እንተ ዘይሐድገልናስ፡ ከም ሶዶም ምዀንና፡ ንጎሞራ ምመሰልና ኔርና። ነዚ ቃል ኣቦታት ሊቃውቲ ኣብ ኣንድምታ ንድንግል ማርያም ንወዳን ኢሎም ይትርጉምዎ እዮም ከመይ ዲካ ተንብቦ ትመሃር ነርካ ድህነት ክመጽእ ከሎ ብመጀመር ምልክት ድሕነት እኮድንግል ማርያም እያ Isaiah 7 ትግ - ኢሳይያስ
14: ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ። ነዚ እመኖ ደሓር እዳ ቆራረጽካ ቪድዮ ኣምጺኢካ ሰብ ኣይተታልል ምክንያቱ ተሃድሶ ስራሕኩም ምጽላምን ንክሕደትኩም ዘራጉድ ሃሰው ኣብ ምባል ጥራይ ኢኩም ትነብሩ ዳግማዊ ማርቆስ ደባስ ።
ጎበዝ፡ እታ video ናተይ እያ፡ እዚ ዝበልካዮ ከማን ግን ቆራሪጾም ገርህታት ክሽገሩ እዮም፡ ከምዚ ናትካ መን ይርድኦ
Hawey Dingl Marim Medhanit eya zibil ab Teamire Mariam, Esegid leki & Teamire Mariam mieraf 12: fikdi 54,55, 56&62 alo. Ezi kea total Ni Yesus Kirstos zikawemin zixarefin u. Goyta beynu Medhani.
Amlak nezi hizbi mistiwalu yikfetelu ember denzizu u.
ዮሃንስ 8:32፤ ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፡ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ።
Hara kitwexu Mexhaf kudus anbibu atum Hizbi
ግብሪ ሃዋ 4:12፤ ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
ምሉኣ ቪድዮ ኣርእየና ሓውና
ግን ኣቦና ኣብ መስቀል ተሰቒሉ ኣድሒኑና ኢና ንብል ድሕነት ኣብ መስቀል ኢዩ ተፈጺሙ።
ሰላም ክቡር ኣቦና እንኳዕ ደሓን መፁልና
ተማሃሩ ደሓን ብታሃኽ ኢኹም ክትነቕፉ መጺእኩም!
Aboy keshi eee endie kindakueim wala ko yeblenan sbkiet nayzom abo gn tkikiel ymslnie no tmaer mo men deyu hibwa kal kidan uelen deyu nsu kua eyu so metnkiek
እንታይ እሞ ክትገብር ሰሪቅካ ካብ ትቆርጾ
እንታይ ዳኣ ክትጸርፍ ትህንድ ሓወይ .ራኣዩኒ ኢሉ ካብ ዝዘርግሓ ቭዶ እዩ ረኪብዎ.እንበር ኣይሰረቖን
ህድእ በል ኣምላኽና ኣምላኽ ህድኣት እዩ
እዚ ነዚ ዝማሃረ ብግቡእ ክታሓዝ ኣለዎ
ካብ ካህን ኢየ ዝብል ከምዚ ዓይነት ትምህርትን ፈኸራን ንባዕሉ ዕብዳን ኢዩ። ኢይጻእ እቢይ ነገር እምኣፉኩሙ፡ ዘይኮነን ዝብል። ከም ደርሆ ታሓኒቆም ዝብል ቃል ገበን ኢዩ። እዚ ዓይነት ቃላት ካብ ውሽጣዊ ሰላም ዘለዎ ሰብ ዝወጽእ ኣይመስለንን እዚ ሰብ ሓገዝን ጸሎትን ክግበረሉ ኣለዎ።
ካብቶም ተሓንቅካ ዝወጹ ኢካ ትመስል፡ ምሉእ ፡ስምዓዮ ኣይትጋገ ቅድም ኣብ ናይ ክልቲኦም እቶሞ መንዩ ዝሕተት ትፈርድ
ትሃድሳ አዛ አብ ገድላት ጉዳላት አሎ ትብል ሕጂ ዓቢ አጅንዳም አዩ ኳይኑ ዘሎ ሕጂ ንሕና ኢና ሕቅናናት አመኒና አዩ ዝብሃል ዘሎ ብሕቂ አዚ ስሪሒ አዚ ቅሪሪ ምንፍቅና አዩ አምላኽ ሕይሊ አይሃብኩም
ቆራሪጽካ ካብ እተምጽኦ ምሉእ ዘይተመጽኦ፡ ከሓዲ፡
❤❤❤❤
ክክክ ነግረኩም እካ ኣቦይ ቀሺ ኣብ ኮመንቲ ናትኩን ኣቴ ሸር ክብልኩም እዮም እለ ቀዳመይ ጽሕፈልኩም ኔረ እታ ዝበልኪዋ መጽያ
ጸርፍን መርገምን ካበየናይ ምዃኑ ትስሕቶ ኣይመስለንን እሞ: ደጊምካ ምስ ሰብነትካ ተዘራረብ ይብል: ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ: ወደየ ምስ ገዛእ ሰብነትካን ኣካልካን ደኣ ተዛራረብ ይብል። ንስንሳትኩምን ንሓድሕድኩምን ደኣ ተዘራረቡ ብምንታይ ብጥዑምን ህዱእን ዝኾነ ቃል: እንተዘየለ ተኸሓሓዱን ወዘተን ወዘተረፈን ኣይበለን።
Kahade emo neseka eka toye temhrite geda zeye temhere
Kahn do aykonkan
እንታይ ዝበለ ግዜ ኢና በጺሕና ንሓድሕድኩም ትባልዑ ቤተ ክርስትያን ሓንቲ ዶ ኣይኮነትን ሓደ ዶ ኣይኮነን ትምርታ ሰለምንታይ ኢኩም ኣብ መድያ ወጺኩም ካብ ልሳን ዝተዓንቀፍዎ ትደጋግሙ ሓቂ ተለኩም ብውሽጚ ዘይትረክብዎም በቃ ናይ መድያ ኮምኩም ተሪፍኩም ብፍቅሪ ተማከሩ ካባኩ እንታይ ዩ ምእመን ክመሃር ኣቦታት ተዋህዶ እንተ ዝህልዉስ ምሓዘኑ በዚ ወለዶ መፍቶ ተካሉ ትኮኑ ባዕልኩም ኣፍቅር ብጸከ ከመ ነፍስከ ዝበሎ ጎይታስ ተረጊጹ
100% menafq ? Bzaeba dngl mariam Xbuq geyrka temahar
Ne powlos hawarya keman menafk yeblewo nerom gebri hawarya anbeb
እዋይ ተሃድሶ ምኻንኩምስ ሎሚ ኣሚንኩም ቐሺ በረኸት ።እቲ ትቆርጽዎ ዘለኹም ቪዶ ምሉእ ኣምጽእዎ ንሰብ ኣይተዳናግሩ ኩሉ ሰሚዕናዮ ኢና። ድሓር ከኣ ትግራይ ትግራይ ኣይትበሉና ተደሊኹም ንብኦም ኪዱ ።
ናይ ሰናፋት ፅሕፍ😏 ትግራይ ይበሉ ትግራይ እኾ ህዝቦም እና ንቶም ቁናዓት መማሃራን ዳኣ ከይንሰምዕ።😢
ካብዞምማሕበረ ተሀድሶ ማእንዲኻ ሓቀይ መቸም ኣይኮንኩን ኣይትብለንን ትኸውን
ኣብ ገለ ገለ ትምርትኻ ኳ ቅቡል እንተኾነ
ዘርካ ዘርካ ግን በታ መናፍቃን ዝሕነቁላ ገመድ ዝቸሓነቅካ ኣኻ
ቀሽን መዳናገርን፡ ቁሩብ ከማን ንሰማይ ኣይትጥምትን ቆሪጽካ ትሰቅል
Ygerm u abona dahan lmadom eiu bmtay da gezeb karu
❤❤❤❤❤
ምሉኣ ቪድዮ ኣርእየና ሓውና
❤❤❤❤❤