Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣብርሃም ዝፈቱ እስኪ Like ጽቐጡ ማዕረ ክንደይ ከምነፍቅሮኣቦ ፍቕሪ ኣቦ ኩሉ ኢኻ ነዓይ።
💪
😍😍🤗🤗🤗🤗🤲🙏👌
Nebraham zey fetu futur alo tublo
@@rutamr3579 ኣይመስለንን ኣብርሃም ሓደ ዩ ተፈጢሩ ካላይ የማነ ባርያ ከይረሳዕኩ ማለት ዩ
😍😍❤❤❤
ኣብርሸይ ናይ ልበይ ዕንባባ መምህር ናይ ምንባር ነብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ
Abrsh hawey mmhr hiwet aby abey alka wala eba nhant ket mxna abrhmey
@@asmaitkefle7643❤😢 qqqqq😢
I am from Tigray. Abrish is legend!
ካብ ቁልዕነተይ ስለዝፈትዎ አብርሽ ኤርትራዊ እንዳሀለወ እስካብ ሐዚ ወዲ ዓድግራት ይመስለኒ!!!ዕብዳን🙏
❤❤❤❤😂😂😂
--ኣብርሃምን የማነ ባርያን ኩሩዕ እየ ሓውኩም ሙካነይ ---ንኽሰርሕ ዝብገስ ነተባብዕ ንዝተጸገሙ ይሕዋትና ንሓግዝ ንዘይ ፈልጡ ንምሃር እቶም ዘይ ንፈልጥ ውን ጸርፊ ገዲፋና ካብ ስምዒት ወጺና ንምሃር በቃ ንደጋገፍ ንትጋገየ ንኣርም ምሕረት ንግበር ኣብኽንደይ ምውሓድና ፋሕ ፋሕ ኣይ ንበል ንጠናነግ ካብ ፍልልይና ንዝረብሑ ዕድል ኣይ ንሃብ እዚ ግዜ ብዙሕ ይምህረና ኣሎ ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ ኣይ ንፈጽም ዓበይቲ ኣቦታትና ዝኣኽሉ ከመኡ ውን ምሁራትና ነክብር ኣብ ምክብባር ዩ ዘሎ እቲ ዓወት 😍😍😍🇪🇷🇪🇷 ስደት ብዙሕ ዩ በዲልና መልኣክና ኣጥፊኢልና እሞ ቅድሚ ምዝራብ ነስተብህል 2ጊዜ ንሕሰብ 🙏🙏🙏🙏ብሩኽ ምዓልቲ ንኹልኹም ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ቅሳነትን
anbesa ewe nedgagef
Like nfue seb ❤
Bexam aebi sebi eika nisika God bless you
Bitami xibuq hasab des zibel mikri hawina amlak edime yhabka
Hasabatka des ybleka hawey tesfa zeleka Ftret
ኣነ ትግራወይቲ እየ ኣብረሃምን ግን ብማንም አይትከኦን እንኮ መቀረት ሂወት እዪ ። ኣብረሃም ከይሰማዕኩ ምውዓል ኣይክእልን ምግበይ እዩ። ❤❤❤
ኣነ ኢትዮጵያወይቲ ኢየ ብዝሓት ኢትዮጵያዊያን ብዝተፈላለየ ቋንቋ ዝደርፍዎ፡ደርፍታት የዳምፅ ኢየ ከም ናይ ኣብርሃም ድርፊ ውሽጠይ ዝነኽኦ ግን የለን ኣብሪሽ መቐረት ሂወት።
Nihna tezarebti Tigrigna tigrawet ena haftey kab laelay adi mukaneyu Eritrea malet
ተጋሩ ካዚ ቻናል ምተምሃርና ዶ መሓሽ ንኣብነት ናይ ኪሮስ ኣለማዩ ዋላ ናይ ቡዛሓት ናትና ናይ ተጋሩ ደርፊኮ ፅንዓት፣ ሓቦ ፣ኩርዓት ፣ሓሳብ ፤ፍቅሪ ፣ተጋድሎ ፣ሕልሚ ፣ተስፋ ኮታስ ኣብ ዓለም ዝተፈጥረ ዝተገብረ ኩሉ ዓዲልና እዩ እሞ ንጠቀመሉ
@@ብዘይካንመልክዐይንውሽጠይ ዝኾነ ሰብ ናይ ባዕሉ ዝስሕቦ ነገር ኣሎ ኣነ ድማ ናይ ኣብርሃም ብጣዕሚ ሰለ ዝስሕበኒ እምበር ናይ ዓደይ ሙዚቀኛታት ንዕቐ ወይ ፀሊአ ኣይኮንኩን ብጣዕሚ ኢየ ዝኽብሮም ናይ ዓደይ ኣርቲስታት ከምቲ ዝበልካዮ ብዙሕ ተደሪፉ ከም እንኢያሱ በርሀ , ኣታኽልቲ ሃይለምኪኤል, ኪሮስ ኣለማዪህ ትግራይ ኮሪዕልኪ ዓዲ ወርቂ ተባህልኪ ።ንመን ሓድገ ንመን ክገልፅልካ እቶም ጠቂስዮም፡ዘለኩ ካፍቶም ብሂወት ዘየለዉ ማለት እምበር ብጣዕሚ ብዝሓት ገብዛት ኣርትስታት ኣለውና።
@@zafuhabesha3678 ኣይ ኣነውን ንምንታይ ፎቲክዮ ኣይበልኩን እኳድኣስ ክምዚ ቻናል እዚ ተዝህሉ በሃሊ እየ
@@ብዘይካንመልክዐይንውሽጠይ ሰናይ ሓሳብ ከምኡ እማ ብፍላይ እቶም ብሂወት ዘየለው ስራሕቶም ናይ ባዕሎም ቻናል ሃልዩዎም ንወልድ ወሎዶ ተዝምሓለለፉ ደስተኛ ኢየ።
አብርሽ የምንግዜም ምርጥ❤ ነፍስህ በአፀደ ገነት ትኑር
Abraham Afewerki alo gena aymoten ab libna kembihadish eu tefetiru ❤❤❤ love you deki Erie 🇪🇷 🙏🇪🇷 🙏🇪🇷 🙏
😢Ja!!!!!
❤❤❤ ኣብ ስደት ተስፋ ኣብ ሕማመይ ሓይሊ ኣብ ጭቀተይ ሩፍታ ካብ ዓግርግር ርጋኣት ዝህብ ጥበብ ኣብርሸይ ብጣዓሚ ኢየ ዝክብርካን ዘፍቅረካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣለካ 😢😢😢😢😢
"በይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ" እዋይ እወ አዚ በይንካ ምንባር ኣጽሊኢኒ ዘሎ ደቂ ኤረይ።
Beylul Gebrelul beyluley love ❤️ you
ኣብርሃምን ፍቅርን ብሓደ ጠፊኦምና ። I Love you more ❤❤❤
::
Bhade trah ay konun tefiom bhade tewelidom bhade tefiom❣️❣️❣️❣️❣️
QQqqqq
ብትኽክል
ብሓቂ💔💔💔
ምሳይ በይነይ ኣይከዊኒን'ዩ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ'ዩ ካብ ዕቅመይ ንላዕ'ሊሓሳብ ኣይቀየርኩን ትምኒተይ ምሳኪ ዕድመይ ተቀበሊ-----------------------------------------------------አዛ ልዕሊ ኩለን ታ ዝመርጻ ፍልይቲአዛ ድምቅቲ ወርሂ ኣብ ጽምዋ ለይቲ-----------------------------------------------------አንክዘውር ምሳይ አንክሰሪሕ ምሳይ ኣብመጽናዕቲ ምሳይ ዘይተጸበክዎ ሓሳባት ሒዙኒ ምሳይ ምሳይ ------------------------------------------አንክዛወር ምሳይአንክሰርሕ ምሳይ አንክዲቅስ ምሳይ ዘይተጸበክዎ ሓሳባት ሒዙኒ ምሳይ ምሳይ -------------------------------------ኪኖ ቲ ከተማ ስግር ናይቲ ጎቦኣርሒቀ ክትምት ጸሓይ ዕራርቦ ዑፍ ኮይንካ ክትበርር ዘህህግ ክትሓስቦ ታ ኣነ ዝደልያ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦ ታ ኣነ ዘፍክራ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦ ------------------------------------ብፍቅራ ቅሲነ ኣላ አንዳበልክዋ ዝነበረኒ ሓሳብ ከየካፈልክዋ ስሚተይ ትርጉሙ አንከይነገርክዋ -----------------------ሃንደበት ምካዳ ኮይንኒ ኣሎ ታዕሳሃንደበት ምጋሻ ኮይንኒ ኣሎ ታዕሳ-------------------------በይነይ ኣይከዊኒን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ'ዩ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊሓሳብ ኣይከየርኩን ትምኒተይ ምሳኪ 'ዩ ዕድመይ ተቀበሊ ---------------------------------አዛ ልዕሊ ኩለን ዝመርጻ ፍልይቲ አዛ ድምቕቲ ወርሒ ኣብ ጽምዋ ለይቲ-------------------------ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ ኣብ ግዜ ሽግር ምሳይ ኣብ ሂወተይ ምሳይ ናይ ናብራ ብጸይተይ መሪጸ ትኮነኒ ምሳይ ----------------------------ኪኖ ዚ ከተማ ሲግር ናይቲ ጎቦ ኣርሂቅካ ክትጥምት ጸሓይ ዕራርቦ ዑፍ ኮይንካ ክትበሪር ዘብህግ ክትሓስቦ ------------+-+----------ታ ኣነ ዘፍቅራ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦታ ኣነ ዝብህጋ ሰብ ዶ ኮነ ትርከቦ------------------ብፍቅራ ከሲነ ኣላ አንዳበልክዋ ዝነበረኒ ሓሳብ ከየካፈልክዋ ሙሉአ ስሚተይ አንከይነገርክዋ -----------------ሃንደበት ምካዳ ኮይንኒ ኣሎ ጣዕሳ ሃንደበት ምጋሻ ኮይንኒ ኣሎ ጣዕሳ,ል።---------end--------Deki ereyy nberu sesnu
I love my Mom graet ,💯✔️🖋️🖋️
Anbesa
ድቓላ ቺሮስ ኣለማዮ ክክክ ፎኦ ፉንፉን ኣልማጺ
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ኽክክክክክክክክ ኣታ ችድ ዋእ ጨካን ኣይትኩን ክክክክክክክክክ
ኣብራሃም ጻዕዳ ርግቢት 🕊🌹🕊
ኣየ ኣብርሽ ልምስ ቃላት እምበሪ ስኢነልካ ሕማቅ ምስድስምዓኒ መጸናኒዐአይ ኣብርሸይ ኩሉ ግዜ ኣብልበይ
እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭 በይነይ ኣይኮውንን ከብድካ ትበልዐካ ሙዝቃ
ኣነ ውን በይነይ ኣይከውንን እየ ኣብሪሽ ።
መድሃኒት ዝኾነ ደርፊ፣እስከ መዓልታዊ ናይ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምዓልታዊ ትሰምዑ 👍 (like) ጌርኩም የሐጉሱኒ።👇🏽👍
Abrihimo my hero you are always with us. Eritreans love and miss you so much!!!!!Alem godolo ❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ ኣብ ግዜ ሽግር ምሳይ ኣብ ሂወተይ ምሳይ ናይ ናብራ ብጸይተይ '
Pp o !! ..... . .. . . n. 🤗🤩🤩🤗🤗🤗 🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗 🤗🤗🤗. 🤪🧒🤪🤪🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🤪🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒 📢. 😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😑😌🤣😂😊🤩🤗🤪🤪🧒📢😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😑😌🤣😂😊🤩😊🤗🤪🧒📢😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😙😑😌🤣😂🤩😊🤗🤪🧒📢😉😐 🎉🇪🇷 ✅. 🤣 🤔. 😀😀
Exactly
I feel very sad to see Abraham left us so early. My heart is broken for him. This world is not fair always. God bless his soul.
ናይ ክብሪ ማዕረግ ዶክተር ኣብርሃም ኣፎርቂዩ ዝግባኣካ ሙዚቀኛ ጥራይ ዘይኮካስ ሓኪም ሂወት ኢኻ I love abreshey ❤️🇪🇷 20/03 / 2021 for my memory 🎊🎊🎉
ብሉጹ ናይ ብሉጻት ኣብራሃም ኣፈወርቂ።
እዛ ደርፊ ነቶም ኣፍቃሪቶም ብሞት ወይ ብገለ ኣጋጣሚ ዝተፈለዮቶም መግለጺት'ያ: ብጣዕሚ ተንካፊት ከብድካ ትበልዕ:: ጽንዓት ይሃቦም ካኣ ንዘጋጠሞም::ኣብርሃም ግን ዘይተገንጸለ መጽሓፍ 'ዪ ❤️🇪🇷
Eway anta entay weriduka dea xbuk kitzareb xenihka dea makel edka awxikalu zeymflat diyu.🖕ezia turgma tfelta dika.
@@samsomsamsom5731 yeah yegatm eyu kiremela ndehray mealti ele eye Ms seb keytebaeso🤣😀.
@@nopainnogain3581 ላይክ አዩ ሓሲብዎ ድሓን ኣሪምካ ኣንብቦ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሞተ ኮ
@@miketesfay6846 tewali zarkey.
@@nopainnogain3581 hhhhh
ኣብርሸይ ሓላል ኣቦ ጥበብ ልበይ ረኺብካኒበይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ዩ ኣብርሸይ ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጸካ ግን Love for ever ኣብ ልበይ ኩሉ ግዜ ኣለኻ
በይንና ኣይንኸውንን ካብ ዓቕምና ንላዕሊ'ዩ ኣብርሃመይይይይይ.....😭😭😭💔💔💔
Eske tgdisna semena bei fekri nenber kem asa aynble zydgem seb mekseb zkone fetret u fetari abe gentka tkbelo 😍😍😍😍😍😍✌👌🙏
ንማዓልቲ 4 5 ጊዘ ከይሰማዕክዋ ዘይዉዕል ደርፊ❤
አብርሃም እቲ መወዳዲረቲ ዘየብሉ ደራፋይ ሃገርና እዩ ።ብወገነይ ንዕኡ ክሰምዕ ከለኹ መግቢ ፈጽሙ አየዲልየንን እዩ
ዋውውው በቃ እዚ ደርፊ እዚ ካብ ዎሎዶ ናብ ዎሎዶ እንዳ ተሳጋገረ ክነብር እዩ ሓወልቲ ዝኮነ ደርፊ ❤❤❤❤ ንጅግና ከተምጽኦ ዘይ ኮነ ዘለካ ክትስቦ እዩ ዘለካ።
ፍጹም በይነይ ኮኢና ኣይፈልጥን ንስካ ኣብ ዘይብሉ ምስ ምሉእ ዜማታትካ ኢየ ዝነብር መንግስተ ሰማያት የዋርስካ!!!
enjera alem blae derfi nay abrham tsedelna zeleka
መምህር ፍቅሪ& መ/ር ህይወት ኣብራሃም ኣፈወርቂ 💕👈
Geshu pic new
አብርህሸይ መፅናንዕየይ አብ ሂወተይ ዘይርሰዐኻ💞💞💞💞💞❤❤❤😢😢😢😢😭😭😭
ነብርሃም ኪሰምዕ ከለኩ ይነቢዕ በቲ ኩቱር ፍቅሩ፣ ድሓር ከኣ ዓለም ንሪሳ ከማን ዝተረግመት ሲለዝኮነት፣ ነቶም ለዋሃት ዝኮኑ ሰባት ቦታ ይብላይ ፣ ኣብ ልብና ይነብር ከም ዘሎ ግን ን ኣብርሸይ መን ይነግረለይ♥♥♥♥♥♥♥♥
ኣብርሸይ ጥዑም : ወዲ ኣምላኽ ። ደርፍታትካ ሃይማነታዊ ደርፊ 'ምበር , ዓለማዊ ኣይኮነን ። ኣምላኽ ምሒር ስለ ዝፈተወካ ይመስለኒ : ናብቲ ዓቢ ቤቱ ፀዊዑካ ። ኣብርሸይ : ኣምላኽ ንነብስኻ ገነት የውርሳ ። ሓውኻ ካብ ትግራይ'የ ።ህዝቢ ትግራይ ይፈትወካ እዩ ።
Always love you from Ethiopia, RIP.
ምሳሕ ኣይተመሳሕኲን ድራር'ውን ኣይተደረርኲን ነይረ። ሕጂ ግና... ብደርፊ “ምሳይ!” ብሽም ድም. ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ተመሲሐን ተደሪረን ኣሎዂ። ንዘለኣለም ኣብ ገነቱ የንብርካ፡ ዓቢ ታሪኽ'ውን ስለ ዝሰራሕኻ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ መድሃኒትን ታሪኽን ንዝዀነና ገዲፍካልና'ኻ ከይድካ።
ሓደሲ ኣብርሽ አቃኣ ሞተ አልንስ ማለት አለዮ ብህወት አና ሃለወ ዘዓበደናስ ብህወት ትዝህሉነሩ ታይ ምገበረና ኣቦ ፍቕሪ ❤❤❤❤❤❤
Abraham Afeworq, the beloved artist, is on my mind! A memorable song that reminds me of my childhood in Assab.
❤ኣብራሃም ዝፈትዎ እየ እንታይ እሞ ይግበር ዓለም ጎዶሎ እያኣ
When my boyfriend first played ❤️❤️❤️Abraham Afewerki ❤️❤️❤️ it’s was beautiful he told me all about the music 🎶
Is u r bf eritrean
።፨ረሩሮሮቀሮሐኩ
Abrham kebur sab kebrka akebirkana deki Eri i am so happy❤🇪🇷
you are different abrihimo...best singer ever
ኣያ ትግርኛ ሙዚቃ ኣብርሽ 🙏❤
Abraham Enquae ayreakayo zelenayo! Hgdef yshetuwa alewu hagerna
Abraham legend men emo kemaka ahh R.i.p abo fkri
Abity Abo kulu gelaxi all daely life more and tooo Love abo fikiri gelaxi mensey alem 9%
Abrahamabo fiqri ❤
🇪🇷❤🇪🇷abrshey memhr fkri💯💯
Abrsh ma teacher
Abraham afewerki nay yenbani yeshikeni abo art ❤❤❤
በይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ እዩ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊዩ እወ የኣክ ኣብርሸይ 💞💞
Abi mekseb alem ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣብሪሽ ሓወይ ኣነ ውን በይነይ ኣይከውንን እየ ። ግን ብሰንኪ ስደት በይነይ ኣለኹ
ኣብ ቤት-ትምህርቲ ኣዱሊስ ኣስመራ 7 ክፍሊ ከለኹ ፣ ዕረፍቱ ከርድኡና ይዝከረኒ ፣ ብምልእታ ቤት-ምህርቲ ንብዓት ብንብዓት ክትከውን ይዝከረኒ ። እታ መዓልቲ ብፍጹም ዘይርስዓ እያ። ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ዝሰፈረ መምህር ምንባር ።
abrahamey abyi seb anes geyre zhazn afkarit abraham kab tigray
abreshmy hero from 🇪🇹🇪🇹
i am from ethiopia I love this song wow abrsh !
Nesdrabetka xeneat yhabom Egziabher fetarina
በከፋኝ ጊዜ አብርሽ ብቻ ነው የውስጤ መድሀኒቴ❤we love u from Tigray❤❤ የትግርኛ ሙዚቃ ካንተ ሞት ቡኋላ ልቧ ተሰብሯል😭😭
😭😭በይነይ አይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ
እታ ብ ኩሉ ነገራ ብልጽቲ ደርፊ ሰዲድኩማ የቀነልና ። ካብ ኩሉ ዜማኣ ብ ምንም ተኣምር መዳርግቲ ኣልቦ አያ ብፍላይ ጥልቅ ኢሉ ንዝሰምዓ ፡ ኣብረሃም ቀልጢፍና ደቂ ኤሬ ሓደ ከም ኣብረሃም ፍቅሪ ሕውነት ዝምህር ሲኢና ከም ደቂ ዛግራ ፈቀዱኡ ፋሕ ኢልና መፍቶ ጸላእቲ ንኸውን ኣለና ።
ሕልና ክኣ
Zxbeya zneberku derfi mexia thanks God to bring this song whoever sung it specially Abrham great
King 🤴 abrhimo hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka😊
መን ከም ኣብራሃሚኖ ተዝክሮ 1 ዙርያ፥ ናፊቅናካ ኣብራሃሚኖ
Indeed.
😍😍😍
አብራሃም አፈወርቅ ጡዑም ዜማ
Abraham Abo fqiri ❤️❤️❤️
Abrshay alem godolo yake 👍👍👍🙏🙏😍
Abraham Afewek memote yelebet sew i love abraham
What words to choice to definition of love ohhhh abrihimo legend is legend alweys in the world
ኣብሪሸይ ከምቲ ሰማይ ዝገደፍካልና ሰማይካ ወንን
Kulu gize mesana ❤❤
ኣብሩሽ መምህረይ ዓለም ጎዶሎ ንጥዑይ ሰብ ዘይትኾን😢
ካብ ማይን መግብን ንላዕልን ኣብሊጸ ኢዪ ዝርእዮ ድርፍታትካ ኣብርሃም ክቡር ሰብ ናይ ዘላኣለም ዕረፍቲ ክቡር ።
Abraham nay xumuwa arkey fetahi shgrey I love forever ♥ tekolifka amber ms kulu raeka 💔
ንሳ ዘይኩነት ኩልና ወትሩ ምሳና ንስካ ኤካ መምህር ሄወት። ከመይ ጊርና ሞ ክንክእሎ ክንርሰዓካ ንሓልዩት ፍቅሪ ቀጻልነይ ርህራሀ ንጽባሕ ሪሲዕና ካልእ ክንሰምዕ። ምንባር ንመን ትግብኦ ነብራሃም ምስ ሕመቀይ ካኡ ኩሉ ተማሂረ Thanks father of love
A.A ❤✌️🇪🇷☝️🙏
Msitir fikri l Love you forever halaleyyy eka natey
Abraham the Legend of Eritrea .always in our hearts,Rest in peace.
ane ygermani tray eyu nay abrham afewerki hlmi zkone kalat ahhhh
ኣብርሽይ....ኩሉ ግዜ ውሽጢ ........respect....
Memher feikrein selamein wedei Eri you always in our heart!
WE LOVE YOU ABRIMO
Respect to this Legend. Much love from Addis. RIP.
I Love you always and forever abraham afewerki king
My heart❤❤❤ words are hard to find to what my heart feels ...its a mix of love and pain at the same time
I cant add more, I feel you
Abraham Afeworki the legend of Tigrigna Music
Ahhhh abrihimo beynka aykonkan nska dea neana eka beynuna gedifkana. Abrihimo legend.
Abraham är kung av musik
Beyeney aykownn kab akmey nlali
ኣብ ሽግረይ ምሳይ ኣብ ሓጎሰይ ምስይ ኣብ ሂወተይ ምሳይ !!!!!!ኣሕ ኣለም ጎደሎ ኣብርሸይ መምህር ሂወት😰😰😰🥺🥺🥺🥺🥺🥺
Abrsh legend singer . U r in my heart always. Grade 9 .2006.....
AbrhimoAlways in our heart ❤️💗💗💗
Nefsehn yemarew ena ye Addis sheger lij nenge hul geza kedame kesat ehanen zefen esema neber we love you forever
በይነይ ኣይከውንን
መንፈስካ ዘሕድስ ደርፊ፡ ኣብሪህሞ መምህር ሂወት፣ ብመንፈስ ንዘልኣለም ክትነብር ኢኻ
Abraham shkor
Abi Egzbher amlk ab Edi yqablka abtey natey
I love you abrishey nafiknaka eba abrishey
king of tigrigna music
Seb tefini leli berur werki men tebelka abraham afwerki 😘🙏🎹🎤📓🎷🔊👍🎸🎹🎵😥🎺
ኣብርሃም ዝፈቱ እስኪ Like ጽቐጡ ማዕረ ክንደይ ከምነፍቅሮ
ኣቦ ፍቕሪ ኣቦ ኩሉ ኢኻ ነዓይ።
💪
😍😍🤗🤗🤗🤗🤲🙏👌
Nebraham zey fetu futur alo tublo
@@rutamr3579 ኣይመስለንን ኣብርሃም ሓደ ዩ ተፈጢሩ ካላይ የማነ ባርያ ከይረሳዕኩ ማለት ዩ
😍😍❤❤❤
ኣብርሸይ ናይ ልበይ ዕንባባ መምህር ናይ ምንባር ነብርሸይ ኣቦ ፍቅሪ ዝፈቱ ላይክ ይሃበኒ
Abrsh hawey mmhr hiwet aby abey alka wala eba nhant ket mxna abrhmey
@@asmaitkefle7643❤😢 qqqqq😢
I am from Tigray. Abrish is legend!
ካብ ቁልዕነተይ ስለዝፈትዎ አብርሽ ኤርትራዊ እንዳሀለወ እስካብ ሐዚ ወዲ ዓድግራት ይመስለኒ!!!ዕብዳን🙏
❤❤❤❤😂😂😂
--ኣብርሃምን የማነ ባርያን ኩሩዕ እየ ሓውኩም ሙካነይ ---
ንኽሰርሕ ዝብገስ ነተባብዕ ንዝተጸገሙ ይሕዋትና ንሓግዝ ንዘይ ፈልጡ ንምሃር እቶም ዘይ ንፈልጥ ውን ጸርፊ ገዲፋና ካብ ስምዒት ወጺና ንምሃር በቃ ንደጋገፍ ንትጋገየ ንኣርም ምሕረት ንግበር ኣብኽንደይ ምውሓድና ፋሕ ፋሕ ኣይ ንበል ንጠናነግ ካብ ፍልልይና ንዝረብሑ ዕድል ኣይ ንሃብ
እዚ ግዜ ብዙሕ ይምህረና ኣሎ ጌጋ ኣብ ርእሲ ጌጋ ኣይ ንፈጽም ዓበይቲ ኣቦታትና ዝኣኽሉ ከመኡ ውን ምሁራትና ነክብር ኣብ ምክብባር ዩ ዘሎ እቲ ዓወት 😍😍😍🇪🇷🇪🇷 ስደት ብዙሕ ዩ በዲልና መልኣክና ኣጥፊኢልና እሞ ቅድሚ ምዝራብ ነስተብህል 2ጊዜ ንሕሰብ 🙏🙏🙏🙏ብሩኽ ምዓልቲ ንኹልኹም ኣብ ዘዘለኹሞ ሰላምን ቅሳነትን
anbesa ewe nedgagef
Like nfue seb ❤
Bexam aebi sebi eika nisika God bless you
Bitami xibuq hasab des zibel mikri hawina amlak edime yhabka
Hasabatka des ybleka hawey tesfa zeleka Ftret
ኣነ ትግራወይቲ እየ ኣብረሃምን ግን ብማንም አይትከኦን እንኮ መቀረት ሂወት እዪ ።
ኣብረሃም ከይሰማዕኩ ምውዓል ኣይክእልን ምግበይ እዩ። ❤❤❤
ኣነ ኢትዮጵያወይቲ ኢየ ብዝሓት ኢትዮጵያዊያን ብዝተፈላለየ ቋንቋ ዝደርፍዎ፡ደርፍታት የዳምፅ ኢየ ከም ናይ ኣብርሃም ድርፊ ውሽጠይ ዝነኽኦ ግን የለን ኣብሪሽ መቐረት ሂወት።
Nihna tezarebti Tigrigna tigrawet ena haftey kab laelay adi mukaneyu Eritrea malet
ተጋሩ ካዚ ቻናል ምተምሃርና ዶ መሓሽ ንኣብነት ናይ ኪሮስ ኣለማዩ ዋላ ናይ ቡዛሓት ናትና ናይ ተጋሩ ደርፊኮ ፅንዓት፣ ሓቦ ፣ኩርዓት ፣ሓሳብ ፤ፍቅሪ ፣ተጋድሎ ፣ሕልሚ ፣ተስፋ ኮታስ ኣብ ዓለም ዝተፈጥረ ዝተገብረ ኩሉ ዓዲልና እዩ እሞ ንጠቀመሉ
@@ብዘይካንመልክዐይንውሽጠይ ዝኾነ ሰብ ናይ ባዕሉ ዝስሕቦ ነገር ኣሎ ኣነ ድማ ናይ ኣብርሃም ብጣዕሚ ሰለ ዝስሕበኒ እምበር ናይ ዓደይ ሙዚቀኛታት ንዕቐ ወይ ፀሊአ ኣይኮንኩን ብጣዕሚ ኢየ ዝኽብሮም ናይ ዓደይ ኣርቲስታት ከምቲ ዝበልካዮ ብዙሕ ተደሪፉ ከም እንኢያሱ በርሀ , ኣታኽልቲ ሃይለምኪኤል, ኪሮስ ኣለማዪህ ትግራይ ኮሪዕልኪ ዓዲ ወርቂ ተባህልኪ ።ንመን ሓድገ ንመን ክገልፅልካ እቶም ጠቂስዮም፡ዘለኩ ካፍቶም ብሂወት ዘየለዉ ማለት እምበር ብጣዕሚ ብዝሓት ገብዛት ኣርትስታት ኣለውና።
@@zafuhabesha3678 ኣይ ኣነውን ንምንታይ ፎቲክዮ ኣይበልኩን እኳድኣስ ክምዚ ቻናል እዚ ተዝህሉ በሃሊ እየ
@@ብዘይካንመልክዐይንውሽጠይ ሰናይ ሓሳብ ከምኡ እማ ብፍላይ እቶም ብሂወት ዘየለው ስራሕቶም ናይ ባዕሎም ቻናል ሃልዩዎም ንወልድ ወሎዶ ተዝምሓለለፉ ደስተኛ ኢየ።
አብርሽ የምንግዜም ምርጥ❤
ነፍስህ በአፀደ ገነት ትኑር
Abraham Afewerki alo gena aymoten ab libna kembihadish eu tefetiru ❤❤❤ love you deki Erie
🇪🇷
🙏
🇪🇷
🙏
🇪🇷
🙏
😢Ja!!!!!
❤❤❤ ኣብ ስደት ተስፋ ኣብ ሕማመይ ሓይሊ ኣብ ጭቀተይ ሩፍታ ካብ ዓግርግር ርጋኣት ዝህብ ጥበብ ኣብርሸይ ብጣዓሚ ኢየ ዝክብርካን ዘፍቅረካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣለካ 😢😢😢😢😢
"በይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ" እዋይ እወ አዚ በይንካ ምንባር ኣጽሊኢኒ ዘሎ ደቂ ኤረይ።
Beylul Gebrelul beyluley love ❤️ you
ኣብርሃምን ፍቅርን ብሓደ ጠፊኦምና ። I Love you more ❤❤❤
::
Bhade trah ay konun tefiom bhade tewelidom bhade tefiom❣️❣️❣️❣️❣️
QQqqqq
ብትኽክል
ብሓቂ💔💔💔
ምሳይ
በይነይ ኣይከዊኒን'ዩ
ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ'ዩ ካብ ዕቅመይ ንላዕ'ሊ
ሓሳብ ኣይቀየርኩን ትምኒተይ ምሳኪ ዕድመይ ተቀበሊ
-----------------------------------------------------
አዛ ልዕሊ ኩለን ታ ዝመርጻ ፍልይቲ
አዛ ድምቅቲ ወርሂ ኣብ ጽምዋ ለይቲ
-----------------------------------------------------
አንክዘውር ምሳይ
አንክሰሪሕ ምሳይ
ኣብመጽናዕቲ ምሳይ
ዘይተጸበክዎ ሓሳባት ሒዙኒ ምሳይ ምሳይ
------------------------------------------
አንክዛወር ምሳይ
አንክሰርሕ ምሳይ
አንክዲቅስ ምሳይ
ዘይተጸበክዎ ሓሳባት ሒዙኒ ምሳይ ምሳይ
-------------------------------------
ኪኖ ቲ ከተማ ስግር ናይቲ ጎቦ
ኣርሒቀ ክትምት ጸሓይ ዕራርቦ
ዑፍ ኮይንካ ክትበርር ዘህህግ ክትሓስቦ
ታ ኣነ ዝደልያ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦ
ታ ኣነ ዘፍክራ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦ
------------------------------------
ብፍቅራ ቅሲነ ኣላ አንዳበልክዋ
ዝነበረኒ ሓሳብ ከየካፈልክዋ
ስሚተይ ትርጉሙ አንከይነገርክዋ
-----------------------
ሃንደበት ምካዳ ኮይንኒ ኣሎ ታዕሳ
ሃንደበት ምጋሻ ኮይንኒ ኣሎ ታዕሳ
-------------------------
በይነይ ኣይከዊኒን
ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ'ዩ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ
ሓሳብ ኣይከየርኩን ትምኒተይ ምሳኪ 'ዩ ዕድመይ ተቀበሊ
---------------------------------
አዛ ልዕሊ ኩለን ዝመርጻ ፍልይቲ
አዛ ድምቕቲ ወርሒ ኣብ ጽምዋ ለይቲ
-------------------------
ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ
ኣብ ግዜ ሽግር ምሳይ
ኣብ ሂወተይ ምሳይ
ናይ ናብራ ብጸይተይ መሪጸ ትኮነኒ
ምሳይ
----------------------------
ኪኖ ዚ ከተማ ሲግር ናይቲ ጎቦ
ኣርሂቅካ ክትጥምት ጸሓይ ዕራርቦ
ዑፍ ኮይንካ ክትበሪር ዘብህግ ክትሓስቦ
------------+-+----------
ታ ኣነ ዘፍቅራ ሰብ ዶ ኮን ትርከቦ
ታ ኣነ ዝብህጋ ሰብ ዶ ኮነ ትርከቦ
------------------
ብፍቅራ ከሲነ ኣላ አንዳበልክዋ
ዝነበረኒ ሓሳብ ከየካፈልክዋ
ሙሉአ ስሚተይ አንከይነገርክዋ
-----------------
ሃንደበት ምካዳ ኮይንኒ ኣሎ ጣዕሳ
ሃንደበት ምጋሻ ኮይንኒ ኣሎ ጣዕሳ,ል።
---------end--------
Deki ereyy nberu sesnu
I love my Mom graet ,💯✔️🖋️🖋️
Anbesa
Anbesa
ድቓላ ቺሮስ ኣለማዮ ክክክ ፎኦ ፉንፉን ኣልማጺ
@@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ ኽክክክክክክክክ ኣታ ችድ ዋእ ጨካን ኣይትኩን ክክክክክክክክክ
ኣብራሃም ጻዕዳ ርግቢት 🕊🌹🕊
ኣየ ኣብርሽ ልምስ ቃላት እምበሪ ስኢነልካ ሕማቅ ምስድስምዓኒ መጸናኒዐአይ ኣብርሸይ ኩሉ ግዜ ኣብልበይ
እፍፍፍፍፍፍፍፍ😭😭 በይነይ ኣይኮውንን ከብድካ ትበልዐካ ሙዝቃ
ኣነ ውን በይነይ ኣይከውንን እየ ኣብሪሽ ።
መድሃኒት ዝኾነ ደርፊ፣እስከ መዓልታዊ ናይ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ምዓልታዊ ትሰምዑ 👍 (like) ጌርኩም የሐጉሱኒ።
👇🏽👍
Abrihimo my hero you are always with us. Eritreans love and miss you so much!!!!!
Alem godolo ❤❤❤❤❤
❤❤❤
ኣብ ሓጎሰይ ምሳይ
ኣብ ግዜ ሽግር ምሳይ
ኣብ ሂወተይ ምሳይ
ናይ ናብራ ብጸይተይ '
Pp o !! ..... . .. . . n
.
🤗🤩🤩🤗🤗🤗 🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗🤗 🤗🤗🤗. 🤪🧒🤪🤪🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🤪🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒🧒 📢. 😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😑😌🤣😂😊🤩🤗🤪🤪🧒📢😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😑😌🤣😂😊🤩😊🤗🤪🧒📢😉😀😐🎉🇪🇷✅🧓🤔😓😅😙😙😑😌🤣😂🤩😊🤗🤪🧒📢😉😐 🎉🇪🇷 ✅. 🤣 🤔. 😀😀
Exactly
I feel very sad to see Abraham left us so early. My heart is broken for him. This world is not fair always. God bless his soul.
ናይ ክብሪ ማዕረግ ዶክተር ኣብርሃም ኣፎርቂዩ ዝግባኣካ ሙዚቀኛ ጥራይ ዘይኮካስ ሓኪም ሂወት ኢኻ I love abreshey ❤️🇪🇷 20/03 / 2021 for my memory 🎊🎊🎉
ብሉጹ ናይ ብሉጻት ኣብራሃም ኣፈወርቂ።
እዛ ደርፊ ነቶም ኣፍቃሪቶም ብሞት
ወይ ብገለ ኣጋጣሚ ዝተፈለዮቶም መግለጺት'ያ:
ብጣዕሚ ተንካፊት ከብድካ ትበልዕ:: ጽንዓት ይሃቦም ካኣ ንዘጋጠሞም::
ኣብርሃም ግን ዘይተገንጸለ መጽሓፍ 'ዪ ❤️🇪🇷
Eway anta entay weriduka dea xbuk kitzareb xenihka dea makel edka awxikalu zeymflat diyu.🖕ezia turgma tfelta dika.
@@samsomsamsom5731 yeah yegatm eyu kiremela ndehray mealti ele eye Ms seb keytebaeso🤣😀.
@@nopainnogain3581 ላይክ አዩ ሓሲብዎ ድሓን ኣሪምካ ኣንብቦ ክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ሞተ ኮ
@@miketesfay6846 tewali zarkey.
@@nopainnogain3581 hhhhh
ኣብርሸይ ሓላል ኣቦ ጥበብ ልበይ ረኺብካኒ
በይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ዩ ኣብርሸይ ቃላት ይሓጽረኒ ክገልጸካ ግን Love for ever ኣብ ልበይ ኩሉ ግዜ ኣለኻ
በይንና ኣይንኸውንን ካብ ዓቕምና ንላዕሊ'ዩ
ኣብርሃመይይይይይ.....😭😭😭💔💔💔
Eske tgdisna semena bei fekri nenber kem asa aynble zydgem seb mekseb zkone fetret u fetari abe gentka tkbelo 😍😍😍😍😍😍✌👌🙏
ንማዓልቲ 4 5 ጊዘ ከይሰማዕክዋ ዘይዉዕል ደርፊ❤
አብርሃም እቲ መወዳዲረቲ ዘየብሉ ደራፋይ ሃገርና እዩ ።ብወገነይ ንዕኡ ክሰምዕ ከለኹ መግቢ ፈጽሙ አየዲልየንን እዩ
ዋውውው በቃ እዚ ደርፊ እዚ ካብ ዎሎዶ ናብ ዎሎዶ እንዳ ተሳጋገረ ክነብር እዩ ሓወልቲ ዝኮነ ደርፊ ❤❤❤❤ ንጅግና ከተምጽኦ ዘይ ኮነ ዘለካ ክትስቦ እዩ ዘለካ።
ፍጹም በይነይ ኮኢና ኣይፈልጥን ንስካ ኣብ ዘይብሉ ምስ ምሉእ ዜማታትካ ኢየ ዝነብር መንግስተ ሰማያት የዋርስካ!!!
enjera alem blae
derfi nay abrham tsedelna zeleka
መምህር ፍቅሪ& መ/ር ህይወት ኣብራሃም ኣፈወርቂ 💕👈
Geshu pic new
አብርህሸይ መፅናንዕየይ አብ ሂወተይ ዘይርሰዐኻ💞💞💞💞💞❤❤❤😢😢😢😢😭😭😭
ነብርሃም ኪሰምዕ ከለኩ ይነቢዕ በቲ ኩቱር ፍቅሩ፣ ድሓር ከኣ ዓለም ንሪሳ ከማን ዝተረግመት ሲለዝኮነት፣ ነቶም ለዋሃት ዝኮኑ ሰባት ቦታ ይብላይ ፣ ኣብ ልብና ይነብር ከም ዘሎ ግን ን ኣብርሸይ መን ይነግረለይ♥♥♥♥♥♥♥♥
ኣብርሸይ ጥዑም : ወዲ ኣምላኽ ። ደርፍታትካ ሃይማነታዊ ደርፊ 'ምበር , ዓለማዊ ኣይኮነን ። ኣምላኽ ምሒር ስለ ዝፈተወካ ይመስለኒ : ናብቲ ዓቢ ቤቱ ፀዊዑካ ። ኣብርሸይ : ኣምላኽ ንነብስኻ ገነት የውርሳ ። ሓውኻ ካብ ትግራይ'የ ።ህዝቢ ትግራይ ይፈትወካ እዩ ።
Always love you from Ethiopia, RIP.
ምሳሕ ኣይተመሳሕኲን ድራር'ውን ኣይተደረርኲን ነይረ። ሕጂ ግና... ብደርፊ “ምሳይ!” ብሽም ድም. ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ተመሲሐን ተደሪረን ኣሎዂ። ንዘለኣለም ኣብ ገነቱ የንብርካ፡ ዓቢ ታሪኽ'ውን ስለ ዝሰራሕኻ። ኣብ ሃገርና ኤርትራ መድሃኒትን ታሪኽን ንዝዀነና ገዲፍካልና'ኻ ከይድካ።
ሓደሲ ኣብርሽ አቃኣ ሞተ አልንስ ማለት አለዮ ብህወት አና ሃለወ ዘዓበደናስ ብህወት ትዝህሉነሩ ታይ ምገበረና ኣቦ ፍቕሪ ❤❤❤❤❤❤
Abraham Afeworq, the beloved artist, is on my mind! A memorable song that reminds me of my childhood in Assab.
❤ኣብራሃም ዝፈትዎ እየ እንታይ እሞ ይግበር ዓለም ጎዶሎ እያኣ
When my boyfriend first played ❤️❤️❤️Abraham Afewerki ❤️❤️❤️ it’s was beautiful he told me all about the music 🎶
Is u r bf eritrean
።፨ረሩሮሮቀሮሐኩ
Abrham kebur sab kebrka akebirkana deki Eri i am so happy❤🇪🇷
you are different abrihimo...best singer ever
ኣያ ትግርኛ ሙዚቃ ኣብርሽ 🙏❤
Abraham Enquae ayreakayo zelenayo! Hgdef yshetuwa alewu hagerna
Abraham legend men emo kemaka ahh R.i.p abo fkri
Abity Abo kulu gelaxi all daely life more and tooo Love abo fikiri gelaxi mensey alem 9%
Abraham
abo fiqri ❤
🇪🇷❤🇪🇷abrshey memhr fkri💯💯
Abrsh ma teacher
Abraham afewerki nay yenbani yeshikeni abo art ❤❤❤
በይነይ ኣይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ እዩ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊዩ እወ የኣክ ኣብርሸይ 💞💞
Abi mekseb alem ♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣብሪሽ ሓወይ ኣነ ውን በይነይ ኣይከውንን እየ ። ግን ብሰንኪ ስደት በይነይ ኣለኹ
ኣብ ቤት-ትምህርቲ ኣዱሊስ ኣስመራ 7 ክፍሊ ከለኹ ፣ ዕረፍቱ ከርድኡና ይዝከረኒ ፣ ብምልእታ ቤት-ምህርቲ ንብዓት ብንብዓት ክትከውን ይዝከረኒ ። እታ መዓልቲ ብፍጹም ዘይርስዓ እያ። ኣብ ልቢ ኩሉ ሰብ ዝሰፈረ መምህር ምንባር ።
abrahamey abyi seb anes geyre zhazn afkarit abraham kab tigray
abresh
my hero from 🇪🇹🇪🇹
i am from ethiopia I love this song wow abrsh !
Nesdrabetka xeneat yhabom Egziabher fetarina
በከፋኝ ጊዜ አብርሽ ብቻ ነው የውስጤ መድሀኒቴ❤we love u from Tigray❤❤ የትግርኛ ሙዚቃ ካንተ ሞት ቡኋላ ልቧ ተሰብሯል😭😭
😭😭በይነይ አይከውንን ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ
እታ ብ ኩሉ ነገራ ብልጽቲ ደርፊ ሰዲድኩማ የቀነልና ። ካብ ኩሉ ዜማኣ ብ ምንም ተኣምር መዳርግቲ ኣልቦ አያ ብፍላይ ጥልቅ ኢሉ ንዝሰምዓ ፡ ኣብረሃም ቀልጢፍና ደቂ ኤሬ ሓደ ከም ኣብረሃም ፍቅሪ ሕውነት ዝምህር ሲኢና ከም ደቂ ዛግራ ፈቀዱኡ ፋሕ ኢልና መፍቶ ጸላእቲ ንኸውን ኣለና ።
ሕልና ክኣ
Zxbeya zneberku derfi mexia thanks God to bring this song whoever sung it specially Abrham great
King 🤴 abrhimo hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ajoka😊
መን ከም ኣብራሃሚኖ ተዝክሮ 1 ዙርያ፥ ናፊቅናካ ኣብራሃሚኖ
Indeed.
😍😍😍
አብራሃም አፈወርቅ ጡዑም ዜማ
Abraham Abo fqiri ❤️❤️❤️
Abrshay alem godolo yake 👍👍👍🙏🙏😍
Abraham Afewek memote yelebet sew
i love abraham
What words to choice to definition of love ohhhh abrihimo legend is legend alweys in the world
ኣብሪሸይ ከምቲ ሰማይ ዝገደፍካልና ሰማይካ ወንን
Kulu gize mesana ❤❤
ኣብሩሽ መምህረይ ዓለም ጎዶሎ ንጥዑይ ሰብ ዘይትኾን😢
ካብ ማይን መግብን ንላዕልን ኣብሊጸ ኢዪ ዝርእዮ ድርፍታትካ ኣብርሃም ክቡር ሰብ ናይ ዘላኣለም ዕረፍቲ ክቡር ።
Abraham nay xumuwa arkey fetahi shgrey I love forever ♥ tekolifka amber ms kulu raeka 💔
ንሳ ዘይኩነት ኩልና ወትሩ ምሳና ንስካ ኤካ መምህር ሄወት። ከመይ ጊርና ሞ ክንክእሎ ክንርሰዓካ
ንሓልዩት
ፍቅሪ
ቀጻልነይ
ርህራሀ
ንጽባሕ
ሪሲዕና ካልእ ክንሰምዕ።
ምንባር ንመን ትግብኦ ነብራሃም ምስ ሕመቀይ ካኡ ኩሉ ተማሂረ
Thanks father of love
A.A ❤✌️🇪🇷☝️🙏
Msitir fikri l Love you forever halaleyyy eka natey
Abraham the Legend of Eritrea .always in our hearts,Rest in peace.
ane ygermani tray eyu nay abrham afewerki hlmi zkone kalat ahhhh
ኣብርሽይ....
ኩሉ ግዜ ውሽጢ ...
.....respect....
Memher feikrein selamein wedei Eri you always in our heart!
WE LOVE YOU ABRIMO
Respect to this Legend. Much love from Addis. RIP.
I Love you always and forever abraham afewerki king
My heart❤❤❤ words are hard to find to what my heart feels ...its a mix of love and pain at the same time
I cant add more, I feel you
Abraham Afeworki the legend of Tigrigna Music
Ahhhh abrihimo beynka aykonkan nska dea neana eka beynuna gedifkana. Abrihimo legend.
Abraham är kung av musik
Beyeney aykownn kab akmey nlali
ኣብ ሽግረይ ምሳይ
ኣብ ሓጎሰይ ምስይ
ኣብ ሂወተይ ምሳይ !!!!!!
ኣሕ ኣለም ጎደሎ ኣብርሸይ መምህር ሂወት😰😰😰🥺🥺🥺🥺🥺🥺
Abrsh legend singer . U r in my heart always. Grade 9 .2006.....
Abrhimo
Always in our heart ❤️💗💗💗