Eritrea music Abraham Afewerki - Shikor/ሽኮር Official Audio Video

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 335

  • @bereketweldu2870
    @bereketweldu2870 5 років тому +555

    *ሽኮር*
    ዘገምታዊ ዑምቀት ናይ ፍቕሪ መቐረት
    ምሳኺ ፈሊጠዮ
    ነብስኺ ዕመባባ ባህርኺ ጽጌናዩ
    እምብዛ ለሚደዮ
    ዱር ናይ ልበይ ናትኪ'ዩ ብረሪ ብረሪ
    ጸጋ ፍቕሪ ንገሪ ስልምቲ ጽንብላሊዕ
    ኣብ ልበይ ኣላ ፈልሲ ሳላኺ ጸዲቓ
    ሂወተይ ምሳኺ መቐረት ወሲኻ
    ከመይ ክገልጸልኪ የፍቅረኪ ማለተይ
    ክኾን ሓቲተኪ ምሳኺ ሂወተይ
    ሽኮር ሽኮሪና
    ሽኮር ኢኺ ሽኮሪና
    ምቁር ባህርያታ ትዓዲልዋ'ዩ ብፍጥረታ
    ዘገምታዊ ዑምቀት ናይ ፍቕሪ መቐረት
    ምሳኺ ፈሊጠዮ
    ናይ የዒንተይ ራህዋ ናይ መንፈሰይ ርውየት
    ተጎናጺፈዮ
    ተስፋ ኮይኑኒ ዓጊበሉ
    ዘኪረ ዘኪረ ዘዘኪረዮ ሕሹኽ ዝበልክኒ
    መንያ ኣብ ጸላም ከለኹ ብርሃና ትውልዕ
    ኣብ ጽምዋ ከለኹ ድሃያ ተስምዕ
    ንዓኺ ክረክብ ንኹሉ ገዲፈ
    ሎምስ ክሒስክኒ ብርሃን ተጎናጺ
    ሽኮር ሽኮሪና ሽኮር ኢኺ ሽኮሪና
    ምቁር ባህርያታ ተዓዲልዋ'ዩ ብፍጥረታ
    ዘገምታዊ ዑምቀት ናይ ፍቕሪ መቐረት
    ምሳኺ ፈሊጠዮ
    ነብስኺ ዕምበባ ባህርያትኪ ጽጌናዩ
    እምብዛ ለሚደዮ
    ዱር ናይ ልበይ ናትኪ'ዩ
    ብረሪ ብረሪ ጸጋ ፍቕሪ ንገሪ
    ስልምቲ ጽንብላሊዕ
    ሓንሳብ ክትምህርኒ ሓንሳብ ክምህረኪ
    እቲ ትዕገስኒ ከም ዝዕገሰኪ
    ሓንሳብ ክትመርሕኒ ሓንሳብ ክመርሓኪ
    ኣይትፈለይኒ ፍቕረይ ሓደራኺ
    ሽኮር ሽኮር ሽኮር........

  • @yonadesu1336
    @yonadesu1336 Рік тому +18

    አብርሀምኔ በጣም ነው የምወደው ከ አዲስ አበባ መላው ኤርትራውያን እወዳችኋለሁ ❤❤

    • @AndyiNuguse-mg1zx
      @AndyiNuguse-mg1zx 3 місяці тому

      👌👌💟❤️‍🩹🙏👍💐💐❤️‍🩹💟👍👍🙏👍👍👍

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 років тому +119

    ንስካ ሓላል
    ንስካ ፈቃር
    ንስካ ሽኮር
    ንስካ መምህር
    ንስካ ፍላስፋ
    ንስካ ሓባሪ ማእዝን
    ንስካ መምህር ሂወት "!

  • @Fnanyonas12345
    @Fnanyonas12345 Рік тому +7

    ኣብ ልበይ ኣላ ፈልሲ ሳላኪ ጸዲካ ሂወተይ ምሳኪ መቀረት ወሲካ ኣብ 2023 ትሰምዓ ዘለካ ሌክ ጌርካ ሕለፍ

  • @BanaMichael-tu5xg
    @BanaMichael-tu5xg 3 місяці тому +1

    ኣብሪሸይ ንስኻ ፍቕሪ ንስኻ ተስፋ ንስኻ ሽኮር ንስኻ መምህር ንስኻ ለዋህ ኩሉ ንስኻ ዝኾነ ቃላት ዉን ክገልጸካ ኣይክእልንዩ ንዘልኣለም ዘይበርስ ስራሕ ገዲፍካልና ኬድካ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና❤❤❤❤❤❤❤

  • @kesetemekonen7681
    @kesetemekonen7681 5 років тому +32

    መን ኢዩ ፍክሪ
    መን ኢዩ ሂወት
    መን ኢዩ ሕልና
    መን ኢዩ መከረት
    መን ኢዩ ታሚ
    መን ኢዩ ሓሎት
    እብረሃም ኣብረሃም ኣብረሃም
    ኮኮብ ሃገር ኮታ ኩሉ ነገር
    ወዲ ሰብ ንኪነብር ዘታባብአ ላዛ

  • @kidaneteklesenbet5306
    @kidaneteklesenbet5306 5 років тому +35

    ሽኮር ንባዕልካ ❤️🇪🇷2019/06/30

  • @suedsuleman5347
    @suedsuleman5347 5 років тому +7

    atum Sebat musqa zflet seb nay abrham Semuka Seymno Fluy tewhbo zenbero entay emo Alem ZERO eya deqi erey Selamn tenan ab Zelnayo I love you All Eritrean

  • @LulyaLul
    @LulyaLul 6 місяців тому +4

    Abrshey Abo tbeb , tesfa, fqri 🫶🏽hyaw eka aymotkan 😊 ab 2024 zesetemakra like rgexni eski deki erey shkorinatat…

  • @luwam6122
    @luwam6122 2 роки тому +3

    ሃብርሃም 🤴🤴🤴🤴🤴ነብስኻ ኣብገነት ትንበር🙏🙏🙏🙏🕊️🕊️🕊️🕊️

  • @daniwedieri741
    @daniwedieri741 4 роки тому +6

    ምስታ ናይ መጻኢት ባዓልቲ ቤተይ
    ኣብ ሕቅፋኣ ከም ህጻን ማሙቐ
    ከስተማቅራ ማራ እየ ዝብህግ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ከከም ባህግናን ድልየትናን ይሃበና ክቡራት ይሕዋተይ፡
    ዘገምታዊ ዕምቆት ናይ ፍቅሪ መቐረት
    ምሳኺ ፈሊጠዮ፡
    ኣብ ጸላም ከለኹ ብርሃና ትውልዕ
    ኣብ ጽምዋ ከለኹ ዳሃያ ተስምዕ
    ሽኮር ሽኮር ሽኮሪና
    ንስኻ ንባዕልኻ ኣብሪሂሞ ሽኮር።

  • @muhreabrham9121
    @muhreabrham9121 2 роки тому +4

    መግለጺ የብሉን ናትካ ጥበብ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኩሉ በቃ

  • @jjabraham5688
    @jjabraham5688 6 місяців тому +3

    R.I.P king. One of the most talented artist of Eritrea. You will always be remembered for your talent ኣብሪሂሞ።

  • @sirakfisseha2937
    @sirakfisseha2937 5 років тому +43

    1st to comment
    and its ma first time...give me bunch of like for the sake of the legend Abraham Afewrki

  • @batistutabatigoal7382
    @batistutabatigoal7382 5 років тому +14

    ኩሉ ጡዑም እሞ ኣይከም " ሽኮር "
    ኣብሪሂሞ ንማንም ዘይኮነ ናዓና ኤሪትራዊያን ኢኻ ተፈጢርካ ኔርካ !!
    2019 October, Cairo - Egypt

  • @onedayathome6342
    @onedayathome6342 5 років тому +90

    ኣብ ልበይ ፍሉይ ጦብላሕታ ተሕድረለይ፡ብሂወት ንዘየላ ቦኽሪ ፍቕረይ ድማ ተዘክረኒ፡ ሰሚዔ ዘይጸግባ ደርፊ።

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 5 років тому +9

    Eti tefu kelo zey tefi kokob👑ah😭 men kem Abrih.mengste semayat yewriska 🙏

  • @musgunhailemichael6012
    @musgunhailemichael6012 4 роки тому +3

    ኣብርሽ ዔላ ፍልጠት ኣቦ ጥበብ ሽሕ ይምቱ መሕደሪ ሽሕ ኣይሙት ክብሃል ንከምዚ ከማካ እዩ ተመሲሉ። ብዝኮነ ነዞም ደጊምካ ሰሚዕካዮም ሓይሊ ዝህቡ ቃላትካ ብክብሪ ምሓዝ ይከውን ተራና። ደርፊ ሎምስ ምስ መን ገዲፍኩምኒ ትብል ክትመስል ሞታ ምሳካ።

  • @awetyemane8502
    @awetyemane8502 5 років тому +7

    Abrash shikor neska enbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @anjolinamarcos7133
    @anjolinamarcos7133 5 років тому +85

    መምህር ሂወት ኩሉ ነገር አባካ መቀረት አለዎ ንዓካ ዝወለደት ማህጸን ክንዳይ ትአዲላ እስካ እኮ ኒይርካ ሓደ ክንዲ ሚልዮን አፉ ዘወጽእ ህጸን ኮ ብደርፍካ አፉ ከፉቱ ንግሆ ንግሆ ክም መግቢ ደርፍካ ምስማዕ ለሚዱ አፍቅርትካ ነቢት ነይርካ ጣዕሚ መረዎሕ ድምጺ ወህደት ሙዚቃ አነስ መመረጽኩካ ሃገርና ክትመርህ ግን አብርሂሞ አብ ዓለም ንክንደይ ዕዎን ነይርካ ዘይኮነስ አብተን ዘጸንህካለን እንታይ አበርኪትካ እዩ ዘግድስ እስካ ግና ትንብር አለካ ንዘንተዕለት እንተመንታይስኒ ዘይበርስ ሰርሕ ስለዘሰራህካ

  • @thefitsum3013
    @thefitsum3013 Рік тому +14

    እዉቀት የተሞላህ መምህር ሆይ ባንተ ደስ ይለናል።

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 5 років тому +9

    Abrish neska shkorr
    Serhatka shkorr
    Bejakum hanti behanti awrdulna
    Kale mesmae kengedfo
    Betami nemsgen sdra abi
    Beflay kemu gerki ketwedlna nemhxenki regeat habtna ❤😘

  • @Godenatattiktok
    @Godenatattiktok 5 років тому +17

    I don't normally comment on UA-cam...but just here for my idol #Abraham Afewerki# 30th June 2019 hawkum MA kab gezay eye.

  • @haben7616
    @haben7616 5 років тому +33

    ኣብ ልበይ ኣላ ፈልሲ
    ሳላኪ ጸዲቃ
    እዚ ወዲ እዚ ከጸልለኒ ዩ ነዓይ ሃዋርያ ፍቅሪ በታቲንዎ ውሽጠይ ኣብኪያትኒ፡ ፍቅሪ ገሊጽዋ ሓንሳብን ንሓዋሩን

  • @CanadaToronto_
    @CanadaToronto_ 5 років тому +10

    Ab UA-cam nay Abraham deluyu zitehalelo,
    Lomi gin nay Abram rekhibu zitehagose. Haye eske like kinkosir.

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 років тому +19

    ሓንሳብ ክምህረኪ
    እቲ ትዕገስኒ
    ከም ዝዕገስኪ
    ሓንሳብ ክትመርሕኒ
    ሓንሳብ ክመርሕኒ
    ኣይትፈለይኒ
    ፍቅረይ ሓደራኺ
    ኣብራሃም። ኣቦ ፍቅሪ❤❤❤

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 Рік тому +1

    Ani zehznini keywldi Abrshya.shikor .kemaki kewldika ❤❤❤

  • @tedrospekmas3953
    @tedrospekmas3953 5 років тому +4

    Nay Abraham aforqi diclike zegber, derfi zeyfelt eyu. 😍🤗✌🏽

  • @henokt3206
    @henokt3206 5 років тому +13

    Finally ,here is OUR legend Abrehammmmmm on UA-cam. Thank you.

  • @abrahamtsegay4557
    @abrahamtsegay4557 5 років тому +4

    ኣብርሃም ኣፍወርቂ
    Jeg har ikke noe ord for å forklare deg, du er den beste person for meg, Jeg elsker deg for alltid og evig av hele mitt hjerte

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 Рік тому +1

    Abrshya esika Eba shikor serhak Shikor merkea shikor.abrshya shikor Eski shikor
    I miss you and my family they miss you 💕 we love you for ever 💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @thefamily4855
    @thefamily4855 5 років тому +8

    I’m crazy because of you Abrishey💔🎶🙌🏼

  • @sesenefkri8277
    @sesenefkri8277 5 років тому +5

    I don't care about likes and dislikes, don't care about comments.All I know is that I love Abrham for ever!!!!

  • @simretberaki3187
    @simretberaki3187 4 роки тому +27

    The best eritrean Singer ever. We lost a big deal. We miss you. RIP ❤

  • @alexmikael1027
    @alexmikael1027 5 років тому +2

    Abrish nay love msert abo fikriii nbska ab gent ynbrka........ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✌️🐆🐆🐆🐬🐬🐬

  • @robelmosazghilebasiholytri7429

    The Great Abraham afwerki.

  • @semra5955
    @semra5955 5 років тому +5

    Fshik beli tbil eba zerghulna sineya aytezergahatn mesleni please🙏🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @abrshteumezge6647
    @abrshteumezge6647 5 років тому +2

    Ezi shkor zbl kalsi naka u zgbae abrshey shkor like eske ftwat yhwat nbrham afewrki zfetu 👍

  • @trhastewelde4738
    @trhastewelde4738 5 років тому +3

    Ewayyyy nbat serunii abraham kem smuuu egzabher ab genetu yenbrka

  • @natifekarwedi1064
    @natifekarwedi1064 5 років тому +2

    Abraham ab lbey fuluy bota eyiu zeleka memhr fkri hiwet nay kulu teacher *❤❤❤☝️👈

  • @Sema123
    @Sema123 5 років тому +31

    Abrish king of kings

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 2 роки тому +2

    I remember he came to Las Vegas 2003.you different person handsome man. I don't know l miss you lot.

  • @FgsVddggg
    @FgsVddggg 6 місяців тому

    ኣነስ በብርሃም ክፅለል እየ ኣብ ኣዕፅምትካ እዩ ደርፍታቱ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @yikalokidane4544
    @yikalokidane4544 5 років тому +3

    Aye higdef keih bahri si nabrham felyu ketlu xenxwayu ezi rest in peace werki

  • @luwam6122
    @luwam6122 2 роки тому +1

    Neza gtmi zefkere tray eu zestmakra👌👌2021/11/29 abreham👨‍🎓👨‍🎓👨‍🎓🙏🙏

  • @abelteame2709
    @abelteame2709 5 років тому +39

    the king 🤴 of ertrean forever ♾

  • @Zionist-e8v
    @Zionist-e8v 4 роки тому +3

    Abraham shikor ! Please temeharu kab tenkol tlmet ab fqri teqotebu!!!!!!!!!

  • @ate587
    @ate587 4 роки тому +12

    ኣነስ ናይ ኣብርሃም ኣፎርቂ ሓደ ዝገርመኒ ነገር ኣሎ?
    መን ኢያ ነራ ኣፍቅሪቱ መብዛሕትኡ ደርፍታቱ ብዛዕባ እታ ዘይንፈልጣ ኣፍቃሪቱ ዩ።
    ኣፍቅሪቱ ዝነበርኪ ትስምዒ ኢተሊኪ እባ ገለ በልና ።11/06/2020

  • @First-Eri
    @First-Eri 10 місяців тому

    #ሳላኪ
    ሓንቲ ጽሓይ,ያ ዘላ ክብሉ ሰሚዐ ባሃልቲ
    ጽሓዮም ዘይረከቡ ባሕተውቲ
    ማንታ ጽሓይ እንከለኪ ንስኪ
    ለይትን ቀትርን በሪህኪ
    ዓለም ኣድሚቅኪያ
    ደሚቃ ፍሽኽታ መሊኢክያ
    ሳላኪ እንድያ ብሳላኪ ዓለመይ በሪሃ
    ማሚቀ ተቀንጢጡ ቁሪ ኣስሓይታ
    እምበር,ዛ ጽሓይ እዛ ንርእያ ድኣ
    ምሸት ትጠለም ንግሆ ኣተስፍያ
    ንስኪ ግን ምቅርተይ
    ሓጋይ ክረምቱ
    ቀትሪ ለይቱ
    ኩሉ ግዜ ብርሃን
    ማማቂት ኪዳን
    ፍሽኽታ ዘይፍለየን ኣስናንኪ ጸባ
    ጽጌናይ ከናፍርኪ ምዓር ዘንጠብጥባ
    ቀሪብካያ ተማሙቅ
    ሪሒቅካያ ተናፍቅ
    ማንታ,ታ ጽሓይ(ኢኪ)
    ናይ በይነይ ጽሓየይ
    ኩልሳዕ ብርሃን ንዓይ
    ደበና ዘይክውላ ግመ ዘይሽፍና
    ትዕድልቲ ሰማይ ሽሻይ ማና
    ኢኪ ናተይ ምዓር ጽጌና
    #Wedi Afye

  • @First-Eri
    @First-Eri 10 місяців тому

    #ማንታ ጽሓይ
    ኣቤት ት,መልክዓ
    ክንደይ ትሽኩር,ዛ ቆልዓ
    (ስርዕቲ መሸከል),ታይ ድያ በሊዓ
    (ደሚቓ)ትሓድር ተወሊዓ
    መልክዕ ብዓይኒ ጠሚቲኡ,ዩ
    ከም ዘይተባህለ
    ,ታይ ድኣ,ቲ ናታ ገኒኑ የዛርብ ናሃለ
    ዋኒኒ ገዲፉ
    ይስዕባ ኩሉ
    ኣድናቆቱ ክገልጽ
    ኣብ ዙርዩኣ ዝከብብ
    ክንደይ,ሞ(ክንደይ)ክብሎ
    ኣዲኡ ትቅጾሮ
    ከምታ(ስልምቲ)ዕንበባ ጽገሬዳ
    ጥምቲ ሽታ ኩሉ ዝንእዳ
    ከምኣ,ያ ተባሃጊት ምልዖ
    ኩሉ ፍጡር ብድሕሪኣ ትሰርዖ
    ማንታ ጽሓይ
    ድምቅቲ ንዓይ
    ኣብ ኮውታ ተብርህ
    ኣብ ጸገም ተብልሕ
    ኣብ ሂወተይ ኣለዋ ሓለፋ
    ይምሕል ንከይ ገድፋ
    ቃል ይኩነኒ ዘይገድፋ
    ኩሉ ይንእዳ
    ኩሉ ይብህጋ
    ኣሽሓት ደለይታ
    ኣነ,የ ዋና,ታ ልባ
    ንዓይ,ያ መሪጻ....
    ፈቴያ ፈትያትኒ
    ኮኾባ ማሪኹኒ
    መን,ዩ ዝፍትን
    መን,ዩ ዝህቅን
    ካብኣ ክፈልየኒ
    ካብኣ ከርሕቀኒ
    በየናይ ሓይሊ
    በየናይ ዓቅሚ እሞ,ኸ
    #Wedi Afye

  • @eveeev3002
    @eveeev3002 Рік тому

    ትማሊ ሎሚ ተዝከውን ኢላ ትዝታይ ዜማ ልበይ ትህበኒ ደርፍ መምህር ፍቅሪ ተይነበረ ሜላ ምንባር ዘምሃረና መምህር ፍቅሪ(ንጉስ ፍቅሪ)ኣብርህሽ ኣቦ ጥበብ💝

  • @ntm917
    @ntm917 5 років тому +4

    The greatest of all time, Agazian (Tigrnya) king of music, you will always be in our heart Abraham!!!!!!!!!

  • @hanannuna3900
    @hanannuna3900 Рік тому

    ትዝታ, ልብኻ ዝትንክፍ ክዝረበሉ ዘይክእል💕

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 2 роки тому +1

    Abershye Abey kerkba ney lebya kengrka.Aberhasheya l don't forget you for ever you are in my ❤️. when l remember you l can't stop crying because you are wonderful man.l remember when l meet you tell me WOW you are so beautiful.l never for get this word.and after that you ask me to be you

  • @hargwayenmaeregu1598
    @hargwayenmaeregu1598 4 місяці тому +1

    ናይ በሀቂ ምቅግት

  • @JohnEnterteiment-2
    @JohnEnterteiment-2 5 років тому +8

    Ezea album the best Albummm ever

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 років тому +6

    abraham shkorrr ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @germaygebrsadik2330
    @germaygebrsadik2330 4 роки тому +1

    Abraham zey fers enba
    Zey nexfe bahri eika
    Enkigelxeka demay yfese kikoneni kelem
    Abi xnkur kunet nay hiwet fetene
    Kalatka kemise eneku segme 🙏

  • @dannynini1832
    @dannynini1832 4 роки тому +4

    ዘኪረዮ ሕሹኽ ዝበልክኒ ...
    ኣብ ጸላም ከለኹ ብርሃና ትውልዕ...
    ኣብ ጽምዋ ከለኹ ድሃያ ተስምዕ...
    ንዓኺ ክረክብ ንኹሉ ገዲፈ ...
    ሎምስ ኪሒስክኒ ብርሃን ተጎናጺፈ...
    ሽኮር ሽኮሪና ሽኮር ሽኮሪና...
    ምቁር'ዩ ባህርያታ ዓዲልዋ'ዩ ብፍጥረታ.. !!
    😘ኣብሮብ 07/10/2006...💔 07/10/20

  • @grumgeshu558
    @grumgeshu558 5 років тому +4

    መምህር ፍቕሪ መቐረት ሂወት ዓለም ኣብረሸይ💕👈

  • @maamriyassine1701
    @maamriyassine1701 4 роки тому +3

    Nska ika shikor abrhimoy

  • @merhawitlucas3649
    @merhawitlucas3649 3 роки тому +2

    Nskas ktnebr nieruka Abrishey Alem godolo 😢😢😢

    • @Mun0022
      @Mun0022 5 місяців тому

      Teuy seb zeynebrela eza medenagerit alemna 😢

  • @MikiNatey
    @MikiNatey 11 місяців тому

    መን'ያ ኣብ ጸላም🌑👈 ከለኩ ብርሃና☀️👍 ትውልዕ
    ኣብ ጽምዋ🕴 ከለኩ ድሃያ🗣 ተስምዕ🦻
    ሺኮር

  • @Alemgodol2010
    @Alemgodol2010 5 років тому +5

    Abraham Asli for muscle king we love you

  • @weesblij3290
    @weesblij3290 3 роки тому +4

    Proud to be Eritrean..🇪🇷🇪🇷

  • @mhretandebrhan5567
    @mhretandebrhan5567 2 роки тому +2

    One of the best singer Abrhamino
    I can't stop listening my favorite song 🥰🥰🥰

  • @tesfitrausu81
    @tesfitrausu81 5 років тому +1

    1ይ ብሉስ ኣብራሃም መዳርግቲ ኣልቦ።

  • @erilove6277
    @erilove6277 5 років тому +3

    Abraham teftawi 👍👍👍

  • @ZebibTewelde-lq6yh
    @ZebibTewelde-lq6yh 5 місяців тому

    Menya ab xelam kelekhu Brhana twlie Ab xmwa kelekhu dehaya tesimie...I miss you Abi king of Love Song.❤❤❤❤

  • @rutahailemichael7738
    @rutahailemichael7738 5 років тому +4

    Please hasab nay lbey , kekafleki hasabey and meley eba kea awrdelna 👍please

  • @yerguabraha3823
    @yerguabraha3823 2 роки тому +1

    Eska Eba shekor. my love

  • @1991-q2o
    @1991-q2o 5 років тому +3

    Abraham hewey ab asmera hewelti knserhelka ena

  • @kalebhailesilassie6021
    @kalebhailesilassie6021 2 роки тому +2

    RIP LEGEND
    he is a mysterious artist he create an another level of TIGRIGNA music most of modern tigrigna song singers follows his style most of his melody is are produced by amharic musicians he is like a factory of music
    LOVE FROM ETHIOPIA

  • @alextekeste8948
    @alextekeste8948 4 роки тому +2

    nice musice when i hearted it i fill relax thanks for the legent Abraham Afeweriki rest in peace

  • @Tigraweyti976
    @Tigraweyti976 2 роки тому

    Semiekayo zeytsegeb Abresh ab genet ketkewen tesfa gebr💙💜💙

  • @aneeweane6521
    @aneeweane6521 4 роки тому +2

    Aye alem godolo Abraham abo tbeb Africa 😂😍😍😍😍

  • @TheMujee
    @TheMujee Місяць тому

    This song is masterpiece - LOVE

  • @mussietes5115
    @mussietes5115 5 років тому +4

    Love love love you abrham Golden Artist 🎶♥️

  • @eweanebelom6592
    @eweanebelom6592 4 роки тому +9

    Sometimes ,I tend to say God isnt fare when I think of you ,Abraham !!!🇪🇷
    Refuge ;a place where the darkest life ever to be but I had been listening ur songs all day when the generator was on & I cried a lot when I heard U passed away .Rest in Peace legend ....U need to know every Tigrigna speaker misses u alo ..

    • @teameteklay4031
      @teameteklay4031 2 роки тому

      Lø k og j8

    • @Surviver-e2o
      @Surviver-e2o Рік тому

      I think what we should say is: Abraham lived his purpose and his stay was over.

  • @aaronlid9451
    @aaronlid9451 5 років тому +3

    Nebsiki enbeba bahriki xgenay u enbza lemideyo abrish mezena albo

  • @behanetesfom1828
    @behanetesfom1828 5 років тому +3

    ኣብርሃም ናይ ሕማመይ ከመይ ዲኪ መቅሰን።

  • @samihagos1279
    @samihagos1279 Рік тому +2

    Rest in peace my brother I don’t have words but we love you forever 😔

  • @awetgirmay9431
    @awetgirmay9431 5 років тому +2

    ክነብር ዝግብኦ ክነብር ዩ ንዘልኣለም

  • @senumiki3152
    @senumiki3152 5 років тому +1

    Abrshey eska eka shikor .

  • @shewitabrham4835
    @shewitabrham4835 5 місяців тому

    Mkseby werna kab lbey ktwxe zey tkel feteret ika btamiy ey zfkerka i miss you more naty❤❤ my 🔑 ❤️

  • @wizmdb4102
    @wizmdb4102 2 роки тому +5

    Legend never die king 🤴🏾 ❤

  • @pastorfred2048
    @pastorfred2048 5 років тому +5

    ዓሕ እዋይ ትዝታ

  • @yorusloveyoruslove3506
    @yorusloveyoruslove3506 5 років тому +4

    Abrhamey wetru ab lbina aleka

  • @yonashaftu3394
    @yonashaftu3394 5 років тому +3

    Mulu seb yelen ybahal gna nska mulu seb ika abrish halal

  • @Daniel-mc8nq
    @Daniel-mc8nq 5 років тому +15

    You will forever be missed brother
    RIP Abraham

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 Рік тому +1

    Rest In Peace, brother Abreham, thank you 🙏!!!!!! You are love , peace and sugar !!!!!! Humble brother thank you again!!!!!!

  • @cesefabregas6635
    @cesefabregas6635 5 років тому +4

    Mezena albo ☝️

  • @SMARA291_LDN44
    @SMARA291_LDN44 Рік тому +4

    I'm obsessed with this song❤

  • @miranaymehrtab2528
    @miranaymehrtab2528 5 років тому +1

    Aneta Abrshay kerub zayxenhika eza alem chenawit betami ms zafikiro afikareyay xbuk yelenan bejakum eba nab libu yemalis baluni wala be xelot

  • @biniamhaile8757
    @biniamhaile8757 3 роки тому +1

    ነዛ ሙቑር ዝጣዕማ ዜማ እንክሰምዕ ነታ ነብሳ ዕንበባ ባህሪኣ ጽጌናይ ኩለንትናኣ ብልጽቲ ዝኮነት ኣፍቓሪተይ ሉለይ ዝደረፋ ኮይኑ ይስምዓኒ።

  • @fishaman1808
    @fishaman1808 5 років тому +1

    abrshey Mamher. hiwet .tesfa enka natena baka hubunat ena

  • @grmaynatey5683
    @grmaynatey5683 4 роки тому +2

    Ma favorit 💖

  • @habtitmhreteab1955
    @habtitmhreteab1955 5 років тому +3

    😍😍😍😍tnfas hiwet...ayaklekan yu i know..

  • @merhawieyob9448
    @merhawieyob9448 5 років тому +2

    gn bhanti sieli tirah gierkumo eti kalie sielu kea ms kalie derfu ba aqanabirkum sdeduwo bajakum.
    bezi hasab tisemamie yehwat
    👇
    👇
    👇
    #like

  • @tsegayhaile1328
    @tsegayhaile1328 3 роки тому +4

    I’m in love 😻 with my beautiful Yordi all the way from USA to adiss abeba for ever 😻😍😘