Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
✝ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈሊ⛪ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ_ንጸላኢየይ ስይጣን ኣይትሃበኒስላማይ ኢካ ጎይታ ሓጎስ ዕረፍተይመንገደይ ኣቅኒዓለይ ንበር ኣብ ጎነይ*1ይ ኣዝማች*🎤 ወላ ምድሪ ተብቖለት ፍረ ዘይብሉ መከራ እንተበዘሐ ሞተይ ኣኪሉ ስይጣን እንተ ጎዘመ ዝበልዖ ደሊዩ ስብ እንተጸልኣኒ ካብይ ተፈሊዩ ንስካ ኣለካኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ*2ይ ኣዝማች*🎤 ካብ ፈተና ተውጽእ መድሓኒ ኢካንጸልማት እተሳግር ብርሃን ንስካኽጸናናዕ ይነብር ንኩሉ ዘመን ኣብ ምርኾ እንከለኩ ኣብ ምድሪኣትማንከይመትኩ እነብር ብኣካ ይኣምን*3ይ ኣዝማች*🎤 ምሕረትን ለውሃትን ስራዊትካዮም ይቅሬታን በረከትን ህዝብካዮም ተበጃዋይ ገንሽል ኣምላክ እስራኤል ስላምካ ኣዉርደለይ ተመስገንኽብል ዘልኣለም ክነብር ኣብ ኢዮርሳሌም *4ይኣዝማች*🎤ይቅሬታ ንክመሃር ኣባይ ዘየለልበይ ንኽጸናናዕ ብዝሓየለብጽድቂ ናይ በረከት ኣብ ቤትካ ዘሎሂወተይ ውን ንጉስይ ብኡ ከልሎስይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀል ከልክሎ ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ ንጸላኢየይ ስይጣን ኣይትሃበኒ ስላማይ ኢካ ጎይታ ሓጎይ ዕረፍተይ መንገደይ ኣቅኒዓለይ ንበር ኣብ ጎነይ
ጸጋ የብዝሕ ክቡር ሓው
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና.ብኣምሓርኛ እየ ዝፈልጣ ኔረ እምበር ሕጂ ዝዘመርዎ ቡዙሕ ኣይተሰመዐንን ኔሩ.ኤርትራውያን ብዙሓት ናይ ኣምሓርኛ ዝማሬ ነቲ ትግርኛ ተዛራቢ ብዝርድኦ ቋንቋ ቀይርኩም ምዝማርኩም ኣዝየ እየ ዘድንቀኩም,ተጋሩ ካባኩም ክንመሃር ይግብኣና.
Kbre Qdusan Amen Amen Amen nkulna
Thank you bro 🙏🙏🙏💒💒💒💒❤❤❤
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ግዜኩም ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልኩም ፥ኩቡራት ኣሕዋት ንኩለን መዛሙር ከሚኡ ከምዚ ብጽሑፍ ተትገብሩልና ምተማሃርና መጽናዕናዮ ኔርና እሞ ከይደከምኩም፡ከይትሓለልኩን ነኣሕዋቱም፡ሓጉዙና
ዕልልልልልልልልልልል ዝማረ ቁዱስ ዳዊት ቁዱስ ያረድ ዝተቀበለ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝማርኩም ይቀበለልኩም ፍቁራት የሕዋት
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት ያሰመዐና አምላክ ፀገኡ የብዘሐልኩም ፍቅራት አሕዋተይ
Amen amen amen ⛪⛪🙏🙏
@@rihstishishayshishay4062ቸኀ፣፣፣በዠ?!!🔯👕👕👡💵👕👒💴👕👒👕🎉🔔💴👝👝
ኣነስ………ከቅንኡኒ እዞም መዛሙራን ዝብሃሉ ፣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም!!
ኣሰይይ ንቅዱስ ነገር ምቅናእካ ደስ ኢሉኒ። ቅንኢ ጥራይ ከይከውን ግን ንስኻ ውን ኮምኦም ኩን ንእግዚኣብሄር ምምስጋን እቲ ዘዓብየን መወዳድርቲ ዘይብሉ ጸጋ እዩ። ስለዚ ንስኻ ውን ወስን እግዚኣብሄር የሓግዝኻ
@@WS-Media553 ኣሜን ኣነ ውን ካብ ናይ ደርፊ ዓለም ወጺአ ናብ ቤት ኣምላክ ክመጽእ እግዝኣብሄር ይሓግዘኒ!! ብጸሎት ከኣ ደግፉኒ ፍቁራት የሕዋተይ
ድንግል ማርያም ተስፋ ናይ ኩልና ምሳኻ ትኹን
Nay behaki yeqnuka amelk bealu kabzi nay alem anagifo kamzi gerna knwedesy yebqeana zemare melaketi yesmalena temsgen amelk Orthodoxe gerka zeftarkani 💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏📿📿📿📿
Hawey wey haftey ezi qdus kini eyu amlak kemzi geru eyu lbna ekefto emo ab bietekrstyan kidka ktzimr kitwdson egziabhier amlak yhagz
Zmare Meliakte yesmialinaብስምካ ትኣሚነ Amlak xegiu yebzihalikum
ለስምህ ታምኛሎህ እንዳትተወኝለሚያሳድደኝ ጠላት ለሞት አትስጠኝጸጥታየ ነህ ጌት ሰላም ዕረፍቴጉዞየን አንተ አቅናልን ቅደም ከፊቴ ዕልልልልል
Zmare melaeki yesmalna brukat ahwatey🙏 ezgabihier amlak nay agolgulot zemenkun ybark🙏 kem fkad amlak eta kalayti mezmur bxuhuf entetsedulna xbuk nieru ms nay ykrieta. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ኣይታኣደልኩን መስለኒ ነዚ ክብሪ ክዝምር ክርስትያን ኣሕዋተይ ጽሎት ግበርሎይ ናብ ቅድስቲ ዓደይ ብሰላም ክበጽህ 😭😭😭😭ጌታ እየሱስ ክርስቶስ ንንስሃ ግዜ ሃበኒ 😭😭😭ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ajoki Agziabhier hayli yehabki gexu dma ymelselki
@@WS-Media553 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ክብረተይ
ቃል መልኣክቲ የስመዓልናነዛ ዕለት ንንሰሃ ዘብቀዓኒ ክብሪ መጎስን ንፈጣሪ ይኩን ኣጀሚሩ ከፍጽመኒ ሓይሊ ፈጣሪ ኣይፈለየኒኣብ ጸሎትኩም ከኣ ኣይትሩሱዑና
A men amen amen kale hiwet yesmealna kuburat mezemeran
ዝማረ መላክእቲ የስማዓና ።.ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ።
Yeah. Amen (3) des zebl.
ዝማረ መላእክት የስምዓል ፍቑራት ይሕዋተይ።ናይ ብሓቂ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ (መዝሙር)ኩሉ ሰምዒኻ ዝምኖ ኣይኮነን። ኣቤት እወ! እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናንንዓኻ ይኹን። ኣብቲ ናይ ልብያ ምድረበዳኣብቲ ናይ ልብያ ህም ዝበለ ጸሊም ባሕሪ።እንቛዕ ኣይጠፋእና።ኦ ጎይታ ነቶም ኣብ ምድረ በዳ ናይ ልብያንነቶም ኣብቲ ሂም ዝበለ ጸሊም ባሕርን።ዝተረፉን ዝጠሓሉን ኣብታ መንግስትኻ ዘክሮም። ንዓና ድማ መዋጾኦ ፈጢርካ ኣብዚ ምዕራባዊ ኤውሮጳ ብሰላም ይእቲኻናዘለኻ፥ ትእዛዛትካ ረሲዕና፥ ኣብ ናይ ሰይጣንመንገዲ ከይንኸይድ ብዓልኻ ሓልወና።ስለቲ ኹሉ ዝገበርካልና ሰናይ ህያብ ውዕለትካ ዘክርና ከነመስግነካ ልብና ክፎቶ። ልብና ክፎቶ።ልብና ክፎቶ ኣሜን!!!!!!!!!። ሽግራትመዋጾኦ ፈጥርካ፥ ብመዝሙር ዝርከብ ሓጎስ
አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም
Amen amen amen zemare melakti yesmalna ahwatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ብሩኻተይ ኣሜን ።
Anes nza mezmur melue malti ey zedmea ded ketblni Kesab bihiwet zelku kezmrelka ey Amlak ❤💒Mezmuran yihwtena kea Amlak xegue yebzhilkum
ኣሜን
AMEN AMEN AMEN zmari melakti yesmaelna brukat yehwatey wo EZGABIHER Aboy hade mealti nezian ni nshan abqani 🙏 bejakum kulukum ab xeletkum zekuruni adey Mariam msakum tkun.
ጾሎት እመ ኣምላኽ ጸሎት ኩሎም ቅዱሳን ምሳኺ ይኹን ሸዊት ሓፍተይ በርትዒ ኣጆኺ። ካባና ትደልዮ ሓገዝ ምኽሪ ድዩ ማዕዳ እንተልዩ ድማ በዓቅምና ክንሕግዘኪ ንኽእል ኢና።
@@WS-Media553 AMEN Eshi kubrat yehwat
🙏🙏🙏📿
@@s....s...705 ጾሎት እመ ኣምላኽ ጾሎት ኩሎም ቅዱሳን ምሳኪ ይኮን። ሓብትይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏🍀🍀🌹🌹🌾🌾🌾ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏✝️🙏💝💝💝💝💝💝💝🎈ደስ ደስ ብሎኛል!🎈😃🤗🤗🤗🤗🤗😃😊🥰🥰🥰🥰🥰😊💓🎉🎉🎉🎉🎉💓💋💋💋💋💋💋💋
Elllllllllllllllllll amen kale hiwet yesmoli
Amen Amen Amen kal hiwet yelakelna Ezgabhier amlak tsegu yebzhalikum Mukuratey ahwatey edmen tenan yehabkum fetari
ናይ በሓቂ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር እቲ ጽሕፈት ኣሊኩም እቲ ግጥሚ ተትገብርዎ ዝሓሸ ይመስለኒ ንመጻኢ
ElllllllllllllllElllllllllllllllElllllllllllllllAseyyyyyyyyyy........Zimare melaekiti yesmaqalnaZebenkum ybareke Nay agelgulot Ybarek mukurat yehwat
Amen amen amen egziabhier tsegeu yebzhalkum 💒💒💒
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ይሕዋተይ
Amen zmare melaekt yesmana egziabiher amlak nay agolgulot zemenkum ybarko ahwat ⛪
😍BSIMKA TAMINE😍BSimka teamine aytgdefeni Nexlaeyey seytan aytihabeni SElamey ika goytay Hagos Eriftey Mengedey aqinaley Niber Ab Goney 😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍Wela midri tbqolet fre zeyblu Mekera Ente bezhe motoy Akilu Seytan Ente Gozeme zbelo delyu Seb ente xelani kabay tefelyu Nska alekani goytay lili kulu 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍Kab fetena tewixi medhani ika Nxelmat etesgir brhan nska Kxenana Enebr nkulu zemen Ab murko Enkeleku ab mdri atman Keymetku eniebr baka yimen 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍Mihretn chernetn serawitka yom Yqretan bereketn hizbka iyom Tebjawyey genshel amlak isreal Selamka awrdeley temesgen kbl Zelaalem knebir ab iyorisalem🙏😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍Yqreta nkimhar abay zeyele Libey nikxananaie bizhayele Bxidqi nay bereket ab betka zelo Hiwetey wn ngusey bu kelilo Seytan keysireni bmesqel kelklo 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍 😍REYA BAYNEY😍==============Reya bayney amadye Nay yared wqub zmarye Tqanye kem abotatey Nkibra aedawey zergihe (2)✍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲Dkam dqasey kemey yretani Emni tetrise wn aydqsn Ayney aytaxwen aleki ab luwamey Aytkewelkn negiski iki ab libey 🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲Dildiley iki nay loza mesalil Nay ziema betey nay mqdes xenaxil Nay semay ngus ab lileki alo Dinikanu geyru naki ztekelo 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍Simki bkulu sle ztfetwe Fitretat kulu nabaki segede Kabtom zeyamnu tkone wn sqta Kab gebriel u nay simki selamta ✍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍Widasye kebxhi mexhafey genxile Temelkiteki ayney enanebiee Begena dawit mosonqo nay ezra athizomni kgelx nkibra ✍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏Kbrn misganan amlkon nlul fetari Nay xega sgdet ndngl adey Nay kbri sgdet nqdus mical Ykun amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉ ኣሜን። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የሃብ ኣምላኽ።
@@WS-Media553 Amen amen amen brukey/brktey Ezgabher xegu ydlena and bayni mhretu ytemtena 🙏🙏🙏
It’s Ethiopian Mezmur any way
ዝማሬ መልእክትን ያሰማልን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💒🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Elllllllll Elllllllll Elllllllll zemre mlakti yesmalna Berkat Ahwate
እልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስዐልኩም ኩቡራት ኣሕዋትና እዝጋብሀር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልኩም (3)
S’.uyy02
በስምህ ታምኜያለሁ እንደ አትተውኝ ለምያሳድደስን። ጠላት ለሞት አትስጠኝዘማሬ መላእክት ያስማልን
Naybihaki semieka zeytmino mezmurZimare melaekti yesmealey burukat yehwatey egziabher xegiu yebzihalkum🙏❤️🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባረክ ስምኪ ብኩሉ ስለ ዝተፈትወድሕነት ፍቅርኺ ፍጥረት ኣገረመ ካብቶም ዘይ ኣምኑ ተኮነውን ስቅታካብ ገብሬኢል ዩ'ናይ ስምኪ ሰላምታ
Nayhbhaki semieka zeymno mezmur zmare melaekti yesmaelna
ዝማርየ መላእክቲ ይስመዐና
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
Sey sey sey ellll elll elll zmare melaakti yesmealna brukat yhwatey 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna brukateyyy
ዝማረ መላእክቲ የስማዓና ። ኣገልገልቲ ናይ'ቲ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይግበረኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዳዊትን ቅኔ ያረድን ዝተቀበለ ይቀበለልኩም ናይ ዘመን ዕድሜኹም ይባርኸልኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንስለ ቃላቱ ዝኸበርን ዝተመስገን ይኹን ተመስገን ኣምላኽ ነዚይ ክስምዕ ዘብቃ'ካኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክት ❤❤❤❤❤የስማልና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜር መልእክት ይስመዕልኩም
ዝማሬ ምልኣኽቲ ይስምዓልና አግዝኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ሂወት ኩም ይባርኽ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልክልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣማን ኣማን ቃልሂወት የስማኣልና
Zmarel melkiti yesmelana tebareku yehawetna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸልትኩም ጾሎት ቅድሳን ይግብረልኩም ንኣምላኽ ኽብርን ምስጋናንን ይኹን ኣዋሓት ኣሓት ኣሜንንንንንንንንንን
amin kale hiwet yesmalna
Zmare melaeikti ysmaalna ahawey nay agolgulet zemenkum egzabiher amlak ybarkelkum
Kal hiwet yesmalna yehwatey
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna egzabhr nay agelglot zebnlum ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባክ እግዛኣቤሄር
Asey elll elll elll.. brukat ezom ahwatey... dess zebel.. orthodox tewhdo aytnawesin eya.. Hakena Haymanot .. nzelalem tineber..Egzabeher abona sega ab lilli sega yebzhalkum.Selotan, amladineta , mat dingel adena kdisti kudusan ayfeleyena.❤❤KBRI,wedase, amluket n-Egzabher amlakna ykuno n-zelalem alem amen(3)🙏🙏🙏🙏
amlak ybrkum amlak xegu ybzhlkam zmre melkti ysmalna nana ka Jwmerti tray zey konkums fexmti ygbrkum egzabher amlak 🙏🙏
ኤልልልልልልል zemra malaktey ysmalna egzabyher yebrkum anes semeya zysegba ezya mezmur
Esey des zbl mezmur n2013 enke abtshans nay selam tiena ykunelna
ዝማረ መላኣክት የስማዕና
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና ክብርን ምስግናን ንለዑል ፍጣሪ ይኹን 🙏🙏🙏
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣሕዋተይ ዒድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ቀፅልሉ
Aseayyyyyyyyyyy mkitati yehitey zimarea melakiti yisimalina nay ageligulti zebenkami yibarkrlkam azigabheri
_በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ አምላክ__*ብስምካ ተአሚነ*💞__ብስምካ ተአሚነ አይትግደፈኒ__ንፀላእየይ ሰይጣን አይትሃበኒ__ሠላመይ ኢካ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ__መንገደይ አቅንዓለይ ንበር አብ ጎነይ__ወላ ምድሪ ተብቆለት ፍረ ዘይብሉ__መከራ እንተበዝሐ ሞተይ አኪሉ__ሠይጣን እንተጓዘመ ዝበልዖ ደልዩ__ሰብ እንተፀልአኒ ካባይ ተፈልዩ__ንስካ አለካኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ_*_አዝማች_*_ካብ ፈተና ተውፅእ መድሓኒ ኢካ__ንፀልማት ተሳግር ብርሃን ንስካ__ክፀናናዕ ይነብር ንኩሉ ዘመን__አብ ምርኮ እንከለኩ አብ ምድሪ አትማን_ _ከይሞትኩ ይነብር ብአካ ይአምን_*_አዝማች_*_ምሕረትን ለውሃትን ሰራዊትካ እዮም__ይቅሬታን በረኸትን ህዝብካ እዮም__ተበጃውየይ ገንሸል አምላክ እስራኤል__ሰላምካ አውርደለይ ተመስገን ክብል_ _ዘልአለም ክነብር አብ እየሩሳሌም_*_አዝማች_*_ይቅሬታ ንክምሃር አባይ ዘየለ__ልበይ ንክፀናናዕ ብዝሓየለ__ብፅድቂ ናይ በረኸት አብ ቤትካ ዘሎ_ _ህይወተይ'ውን ንጉሰይ ብኡ ከልሎ__ሠይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀልካ ከልክሎ__ብስምካ ተአሚነ አይትግደፈኒ__ንፀላእየይ ሠይጣን አይትሃበኒ__ሠላመይ ኢካ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ__መንገደይ አቅንዓለይ ንበር አብ ጎነይ_*_ወ ሥ ብ ሓ ት ለ እ ግ ዚ አ ብ ሔ ር_*
Zimare Melaeket yasemalin. We Love You So Much!!!!!! From Ethiopia.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና
ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ ንጸላኢየይ ሰይጣን ኣይትሃበኒሰላመይ ኢኻ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ መንገደይ ኣቕንዓለይ ንበር ኣብ ውሽጠይ (2) ኣዝ 1….. ወላ ምድሪ ተብቖለት ፍረ ዘይብሉ መከራ እንተ በዝሐ ሞተይ ኣኺሉ ሰይጣን እንተ ቓዘመ ዝበልዖ ደልዩ ሰብ እንተ ጸልኣኒ ካባይ ተፈልዩ ንስኻ ኣለኻኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ ኣዝ 2….ካብ ፈተና ተውጽእ መድሓኒ ኢኻ ንጸልማት እተስግር ብርሃን ንስኻ ከጸናናዕ ይነብር ንኹሉ ዘበን ኣብ ምርኮ እንከለኹ ኣብ ምድሪ ኣትማን ከይሞትኩ እነብር ብኣኻ ይኣምን ኣዝ 3…. ምሕረትን ቸርነትን ሰራዊትካ’ዮም ይቕሬታን በረኸትን ህዝብኻ እዮም ተበጃውየይ ገንሸል ኣምላኽ እስራኤል ሰላምካ ኣውርደለይ ተመስገን ክብል ዘልኣለም ክነብር ኣብ ኢዮርሳሌም ኣዝ 4...ይቕሬታ ንኽመሃር ኣባይ ዘየለ ልበይ ንኽጸናናዕ ብዝሓየለ ንጽድቂ ናይ በረኸት ኣብ ቤትካ ዘሎሂወተይ”ውን ንጉሰይ ብኡ ከልዕሎ ሰይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀልካ ኣልዕሎ (ሪአያ ብዓይነይ)ሪአያ ብዓይነይ ኣማዕድየ ናይ ያሬድ ብቑዕ ዝማሬ ተቓንየ’የ ከም ኣቦታተይንክብሪ ኣእዳወይ ዘርጊሐ (፪) ኣዝ 1….ድኻም ድቃሰይ ከምይ’ሉ ክርድኣኒእምኒ ተተርኢሰ ኣነስ ኣይድቅስን(ዓይነይ ተዓጼ ኣለኪ ኣብ ልዋመይ ኣይተኸወልክን ነጊስኪ ኣብ ልበይ(፪) ኣዝ2…...ድንግለይ ኢኺ ናይ ሎዛ ምሳሌናይ ዜማ ቤተይ ናይ ምድሪ ጸናጽል(ናይ ሰማይ ንጉስ ኣብ ልዕሌኪ ኣሎዱካኑጌሩ ንዓኺ ዝተኽሎ(፪) ኣዝ 3….ስምኪ ብኹሉ ስለዝተፈትወድንግል ክብርኺ ፍጥረታት ኣገረመካብቶም ዘይኣምኑ ተኾነ’ውን ስቅታካብ ገብርኤል’ዩ ናይ ስምኪ ሰላምታ ኣዝ 4…..ውዳሴ ከብጽሕ መጽሓፈይ ገንጺለከመስግነኪ ዓይነይ እንዳነብዐ (ብበገና ናይ ዳዊት መሰንቆ’ውን እዝራከመስግነኪ ኣብቲ ክቡር እንባ(፪)ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና፥ ብጣዕሚ ደስ ዘብላ መዝሙር በረከት ናይ እመብርሃን ምስ ፍቁር ወዳ መድሃኔዓለም ኣይፈለየና። ዝተጋገኽዎ ዘንጠብኵዎ ብኣፈ ትጋሄኡ ይኣርመለይ። 🌾🌾🌾💕🙏🏿
Xega yebzh kbur haw wey hafti
እእእእእእእእልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zmare Melaekt Yesmealna Brukat Yehwat
በእውነት ዝማሬ መላእክት ያሠማልት የተዋህዶ ልጆች
ተመስገን ኣምላክይብስምካ ተአሚነ ኣይተግድፈኒ
Amen amen amen zmare melakti yesmalna nay agelglot zebenkum ybarko amlak💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
Elelelele elelelelelel elelelelelel zemare melakiti ysmealna brukat ahwatey
አሰይ ደስ ክትብሉ የኦርተደክስ ተዋህዶ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕኩም ክቡራተይ
ቃል በሂወት የስምዓና ይሕዋተይ ዘመነ ኣጎልግሎትኩም ይባርኽ
Amen Amen Amen zmare mlakti ysemalna Egzbher xxgu ybzhalkum yhawtyyy📿📿📿🙏🙏🙏💒💒💒
Egzabher amlak nay agelgulot zemenkum ybark zimare melakty zitekebele ykebelekum amen!!!!!!!!!!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen (3)zmare melaekti yesmana fam ✝️❤🙏
Amen Amen Amen źemar Melakit yesmalna
Amen amen 🙏 kal hiwet ysmalna kubrat yhwatey selam amlak mes kulatna ykun amen amen 🙏
ኣሰይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ዞም ይሕዋተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሃልኩም ኣሕዋት
ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ዕድሜኩም ይባርከልኩ ኣሜን 💚💜💓 ኣሜን 👏👏👏 ኣሜን ✞✟✝💖💗💝
Amen Amen Amen smart malektey ysmalna
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዕልና!!! እግዚአብሔር የክብረለይ ።
Amen Amen Amen zmera mlkete yesmalna
ዝማሬ ምለኣት ይሰምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Kale amlak yesmealna nay agelgulet zebenkum ybark geta
ብሩካት ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማርየ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር አምላፅ ፀላኢናን ተቃዋሚናን የርሕቀልና አሕዋተይ መዓረይ ናታትኩም መዝሙር ክሰምዕን ንዓካትኩም ክርእን ኩርዓት እዩ ዝስምዐኒ አሰይ እኳዕ ናትና ኮንኩም አነለ እንኳዕ ናትኩም ኮንኩ
Aseyyyy Aseyyyy Aseyyy elllllllllll ellllllllllll ellllllllllllll zemari melakit yesmalna mkuratey
ኣሰይይይይ ምቅርቲ መዝሙር
Elllell amlak yebarekukm fkurat yehwatey
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኩም ።
Amen3 zmare melakt yesmealna nay Ageglotkum edmekum ybarek
Egziabher msakum ykun kburat ahwat zmare melaekti ysmalna!!!
Amen amen amen zmara mlakt ysemaln egzbhar xgu ybzhlkum mkurat yhawetyyy🙏🙏🙏
Amen zmare melaekt yesmaalna des tbl mezmur kbri n goytanan mehaninan yesus krstos ykun... God bless u bros and sis...
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት የስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልን ክቡራት የሕዋት
ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና የሕዋተይ አሓተይ አቦታትና ናይአገልግሎት ዘመንኩም የንውሐልና ኣሜንአቶም ዲሰ ላይክ ዝገበርኩም ልቦና ይሀብኩም ደጊ ደረጊ ክዲ ነ ባራታቶዖ ምሰ ዲሰ ላይክአፅላእቲ
Kbret yehabelna
Zmare melaekti ysmaelna nay agelglot edmiekum ybarkelkum fetari ( Amen×3)
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Kale zimarie yesmealna yehwat
እልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ,ዝማረ መላክእቲ የስማዓና ። ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም የሕዋት ።
ኣሜንኣሜንኣሜንኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም!!!
Zmare melaekti yesmealna yehwat
✝ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈሊ⛪
ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ_
ንጸላኢየይ ስይጣን ኣይትሃበኒ
ስላማይ ኢካ ጎይታ ሓጎስ ዕረፍተይ
መንገደይ ኣቅኒዓለይ ንበር ኣብ ጎነይ
*1ይ ኣዝማች*🎤
ወላ ምድሪ ተብቖለት ፍረ ዘይብሉ
መከራ እንተበዘሐ ሞተይ ኣኪሉ
ስይጣን እንተ ጎዘመ ዝበልዖ ደሊዩ
ስብ እንተጸልኣኒ ካብይ ተፈሊዩ
ንስካ ኣለካኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ
*2ይ ኣዝማች*🎤
ካብ ፈተና ተውጽእ መድሓኒ ኢካ
ንጸልማት እተሳግር ብርሃን ንስካ
ኽጸናናዕ ይነብር ንኩሉ ዘመን
ኣብ ምርኾ እንከለኩ ኣብ ምድሪኣትማን
ከይመትኩ እነብር ብኣካ ይኣምን
*3ይ ኣዝማች*🎤
ምሕረትን ለውሃትን ስራዊትካዮም
ይቅሬታን በረከትን ህዝብካዮም
ተበጃዋይ ገንሽል ኣምላክ እስራኤል
ስላምካ ኣዉርደለይ ተመስገንኽብል
ዘልኣለም ክነብር ኣብ ኢዮርሳሌም
*4ይኣዝማች*🎤
ይቅሬታ ንክመሃር ኣባይ ዘየለ
ልበይ ንኽጸናናዕ ብዝሓየለ
ብጽድቂ ናይ በረከት ኣብ ቤትካ ዘሎ
ሂወተይ ውን ንጉስይ ብኡ ከልሎ
ስይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀል ከልክሎ
ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ
ንጸላኢየይ ስይጣን ኣይትሃበኒ
ስላማይ ኢካ ጎይታ ሓጎይ ዕረፍተይ
መንገደይ ኣቅኒዓለይ ንበር ኣብ ጎነይ
ጸጋ የብዝሕ ክቡር ሓው
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና.ብኣምሓርኛ እየ ዝፈልጣ ኔረ እምበር ሕጂ ዝዘመርዎ ቡዙሕ ኣይተሰመዐንን ኔሩ.ኤርትራውያን ብዙሓት ናይ ኣምሓርኛ ዝማሬ ነቲ ትግርኛ ተዛራቢ ብዝርድኦ ቋንቋ ቀይርኩም ምዝማርኩም ኣዝየ እየ ዘድንቀኩም,ተጋሩ ካባኩም ክንመሃር ይግብኣና.
Kbre Qdusan Amen Amen Amen nkulna
Thank you bro 🙏🙏🙏💒💒💒💒❤❤❤
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣገልጉሎት ግዜኩም ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልኩም ፥ኩቡራት ኣሕዋት ንኩለን መዛሙር ከሚኡ ከምዚ ብጽሑፍ ተትገብሩልና ምተማሃርና መጽናዕናዮ ኔርና እሞ ከይደከምኩም፡ከይትሓለልኩን ነኣሕዋቱም፡ሓጉዙና
ዕልልልልልልልልልልል ዝማረ ቁዱስ ዳዊት ቁዱስ ያረድ ዝተቀበለ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝማርኩም ይቀበለልኩም ፍቁራት የሕዋት
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክት ያሰመዐና አምላክ ፀገኡ የብዘሐልኩም ፍቅራት አሕዋተይ
Amen amen amen ⛪⛪🙏🙏
@@rihstishishayshishay4062ቸኀ፣፣፣በዠ?!!🔯👕👕👡💵👕👒💴👕👒👕🎉🔔💴👝👝
ኣነስ………ከቅንኡኒ እዞም መዛሙራን ዝብሃሉ ፣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም!!
ኣሰይይ ንቅዱስ ነገር ምቅናእካ ደስ ኢሉኒ። ቅንኢ ጥራይ ከይከውን ግን ንስኻ ውን ኮምኦም ኩን ንእግዚኣብሄር ምምስጋን እቲ ዘዓብየን መወዳድርቲ ዘይብሉ ጸጋ እዩ። ስለዚ ንስኻ ውን ወስን እግዚኣብሄር የሓግዝኻ
@@WS-Media553 ኣሜን ኣነ ውን ካብ ናይ ደርፊ ዓለም ወጺአ ናብ ቤት ኣምላክ ክመጽእ እግዝኣብሄር ይሓግዘኒ!! ብጸሎት ከኣ ደግፉኒ ፍቁራት የሕዋተይ
ድንግል ማርያም ተስፋ ናይ ኩልና ምሳኻ ትኹን
Nay behaki yeqnuka amelk bealu kabzi nay alem anagifo kamzi gerna knwedesy yebqeana zemare melaketi yesmalena temsgen amelk Orthodoxe gerka zeftarkani 💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿📿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏📿📿📿📿
Hawey wey haftey ezi qdus kini eyu amlak kemzi geru eyu lbna ekefto emo ab bietekrstyan kidka ktzimr kitwdson egziabhier amlak yhagz
Zmare Meliakte yesmialina
ብስምካ ትኣሚነ Amlak xegiu yebzihalikum
ለስምህ ታምኛሎህ እንዳትተወኝ
ለሚያሳድደኝ ጠላት ለሞት አትስጠኝ
ጸጥታየ ነህ ጌት ሰላም ዕረፍቴ
ጉዞየን አንተ አቅናልን ቅደም ከፊቴ
ዕልልልልል
Zmare melaeki yesmalna brukat ahwatey🙏 ezgabihier amlak nay agolgulot zemenkun ybark🙏 kem fkad amlak eta kalayti mezmur bxuhuf entetsedulna xbuk nieru ms nay ykrieta.
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣነስ ኣይታኣደልኩን መስለኒ ነዚ ክብሪ ክዝምር
ክርስትያን ኣሕዋተይ ጽሎት ግበርሎይ ናብ ቅድስቲ ዓደይ ብሰላም ክበጽህ 😭😭😭😭ጌታ እየሱስ ክርስቶስ ንንስሃ ግዜ ሃበኒ 😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ajoki Agziabhier hayli yehabki gexu dma ymelselki
@@WS-Media553 ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ክብረተይ
ቃል መልኣክቲ የስመዓልና
ነዛ ዕለት ንንሰሃ ዘብቀዓኒ ክብሪ መጎስን ንፈጣሪ
ይኩን ኣጀሚሩ ከፍጽመኒ ሓይሊ ፈጣሪ ኣይፈለየኒ
ኣብ ጸሎትኩም ከኣ ኣይትሩሱዑና
A men amen amen kale hiwet yesmealna kuburat mezemeran
ዝማረ መላክእቲ የስማዓና ።.
ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ።
Yeah. Amen (3) des zebl.
ዝማረ መላእክት የስምዓል ፍቑራት ይሕዋተይ።
ናይ ብሓቂ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ (መዝሙር)
ኩሉ ሰምዒኻ ዝምኖ ኣይኮነን።
ኣቤት እወ!
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን
ንዓኻ ይኹን። ኣብቲ ናይ ልብያ ምድረበዳ
ኣብቲ ናይ ልብያ ህም ዝበለ ጸሊም ባሕሪ።
እንቛዕ ኣይጠፋእና።
ኦ ጎይታ ነቶም ኣብ ምድረ በዳ ናይ ልብያን
ነቶም ኣብቲ ሂም ዝበለ ጸሊም ባሕርን።
ዝተረፉን ዝጠሓሉን ኣብታ መንግስትኻ
ዘክሮም። ንዓና ድማ መዋጾኦ ፈጢርካ
ኣብዚ ምዕራባዊ ኤውሮጳ ብሰላም ይእቲኻና
ዘለኻ፥ ትእዛዛትካ ረሲዕና፥ ኣብ ናይ ሰይጣን
መንገዲ ከይንኸይድ ብዓልኻ ሓልወና።
ስለቲ ኹሉ ዝገበርካልና ሰናይ ህያብ
ውዕለትካ ዘክርና ከነመስግነካ
ልብና ክፎቶ። ልብና ክፎቶ።
ልብና ክፎቶ ኣሜን!!!!!!!!!።
ሽግራት
መዋጾኦ ፈጥርካ፥ ብመዝሙር ዝርከብ ሓጎስ
አሜን አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራት አሕዋትና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም
Amen amen amen zemare melakti yesmalna ahwatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ዝማሬ መልእክት የስምዓልና ብሩኻተይ ኣሜን ።
Anes nza mezmur melue malti ey zedmea ded ketblni
Kesab bihiwet zelku kezmrelka ey Amlak ❤💒
Mezmuran yihwtena kea Amlak xegue yebzhilkum
ኣሜን
AMEN AMEN AMEN zmari melakti yesmaelna brukat yehwatey wo EZGABIHER Aboy hade mealti nezian ni nshan abqani 🙏 bejakum kulukum ab xeletkum zekuruni adey Mariam msakum tkun.
ጾሎት እመ ኣምላኽ ጸሎት ኩሎም ቅዱሳን ምሳኺ ይኹን ሸዊት ሓፍተይ በርትዒ ኣጆኺ። ካባና ትደልዮ ሓገዝ ምኽሪ ድዩ ማዕዳ እንተልዩ ድማ በዓቅምና ክንሕግዘኪ ንኽእል ኢና።
@@WS-Media553 AMEN Eshi kubrat yehwat
🙏🙏🙏📿
@@s....s...705 ጾሎት እመ ኣምላኽ ጾሎት ኩሎም ቅዱሳን ምሳኪ ይኮን። ሓብትይ
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏🍀🍀🌹🌹🌾🌾🌾ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርክ
እግዚኣብሄር ኣምላክ 🙏✝️🙏
💝💝💝💝💝💝💝
🎈ደስ ደስ ብሎኛል!🎈
😃🤗🤗🤗🤗🤗😃
😊🥰🥰🥰🥰🥰😊
💓🎉🎉🎉🎉🎉💓
💋💋💋💋💋💋💋
Elllllllllllllllllll amen kale hiwet yesmoli
Amen Amen Amen kal hiwet yelakelna Ezgabhier amlak tsegu yebzhalikum Mukuratey ahwatey edmen tenan yehabkum fetari
ናይ በሓቂ ሰሚዕካ ዘይምኖ መዝሙር
እቲ ጽሕፈት ኣሊኩም እቲ ግጥሚ ተትገብርዎ ዝሓሸ ይመስለኒ ንመጻኢ
Elllllllllllllll
Elllllllllllllll
Elllllllllllllll
Aseyyyyyyyyyy........
Zimare melaekiti yesmaqalna
Zebenkum ybareke
Nay agelgulot
Ybarek mukurat yehwat
Amen amen amen egziabhier tsegeu yebzhalkum 💒💒💒
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ይሕዋተይ
Amen zmare melaekt yesmana egziabiher amlak nay agolgulot zemenkum ybarko ahwat ⛪
😍BSIMKA TAMINE😍
BSimka teamine aytgdefeni
Nexlaeyey seytan aytihabeni
SElamey ika goytay Hagos Eriftey
Mengedey aqinaley Niber Ab Goney
😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
Wela midri tbqolet fre zeyblu
Mekera Ente bezhe motoy Akilu
Seytan Ente Gozeme zbelo delyu
Seb ente xelani kabay tefelyu
Nska alekani goytay lili kulu
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
Kab fetena tewixi medhani ika
Nxelmat etesgir brhan nska
Kxenana Enebr nkulu zemen
Ab murko Enkeleku ab mdri atman
Keymetku eniebr baka yimen
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
Mihretn chernetn serawitka yom
Yqretan bereketn hizbka iyom
Tebjawyey genshel amlak isreal
Selamka awrdeley temesgen kbl
Zelaalem knebir ab iyorisalem🙏
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
Yqreta nkimhar abay zeyele
Libey nikxananaie bizhayele
Bxidqi nay bereket ab betka zelo
Hiwetey wn ngusey bu kelilo
Seytan keysireni bmesqel kelklo 😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍
😍REYA BAYNEY😍
==============
Reya bayney amadye
Nay yared wqub zmarye
Tqanye kem abotatey
Nkibra aedawey zergihe (2)✍
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Dkam dqasey kemey yretani
Emni tetrise wn aydqsn
Ayney aytaxwen aleki ab luwamey
Aytkewelkn negiski iki ab libey 🙏
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
Dildiley iki nay loza mesalil
Nay ziema betey nay mqdes xenaxil
Nay semay ngus ab lileki alo
Dinikanu geyru naki ztekelo
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Simki bkulu sle ztfetwe
Fitretat kulu nabaki segede
Kabtom zeyamnu tkone wn sqta
Kab gebriel u nay simki selamta ✍
🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Widasye kebxhi mexhafey genxile
Temelkiteki ayney enanebiee
Begena dawit mosonqo nay ezra athizomni kgelx nkibra ✍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Kbrn misganan amlkon nlul fetari
Nay xega sgdet ndngl adey
Nay kbri sgdet nqdus mical
Ykun amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸጉ ኣሜን። ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የሃብ ኣምላኽ።
@@WS-Media553 Amen amen amen brukey/brktey Ezgabher xegu ydlena and bayni mhretu ytemtena 🙏🙏🙏
It’s Ethiopian Mezmur any way
ዝማሬ መልእክትን ያሰማልን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💒🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
Elllllllll Elllllllll Elllllllll zemre mlakti yesmalna Berkat Ahwate
እልልልልልልል ዝማሬ መልአክት የስዐልኩም ኩቡራት ኣሕዋትና እዝጋብሀር ኣምላክ ፀጋኡ የብዝሐልኩም (3)
S’.uyy02
በስምህ ታምኜያለሁ እንደ አትተውኝ ለምያሳድደስን። ጠላት ለሞት አትስጠኝ
ዘማሬ መላእክት ያስማልን
Naybihaki semieka zeytmino mezmur
Zimare melaekti yesmealey burukat yehwatey egziabher xegiu yebzihalkum🙏❤️🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላአክቲ የስመዓልና ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባረክ
ስምኪ ብኩሉ ስለ ዝተፈትወ
ድሕነት ፍቅርኺ ፍጥረት ኣገረመ
ካብቶም ዘይ ኣምኑ ተኮነውን ስቅታ
ካብ ገብሬኢል ዩ'ናይ ስምኪ ሰላምታ
Nayhbhaki semieka zeymno mezmur zmare melaekti yesmaelna
ዝማርየ መላእክቲ ይስመዐና
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
Sey sey sey ellll elll elll zmare melaakti yesmealna brukat yhwatey 🙏🙏🙏🙏
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna brukateyyy
ዝማረ መላእክቲ የስማዓና ። ኣገልገልቲ ናይ'ቲ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ይግበረኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ዳዊትን ቅኔ ያረድን ዝተቀበለ ይቀበለልኩም ናይ ዘመን ዕድሜኹም ይባርኸልኩም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ንስለ ቃላቱ ዝኸበርን ዝተመስገን ይኹን ተመስገን ኣምላኽ ነዚይ ክስምዕ ዘብቃ'ካኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልል 🙏🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክት ❤❤❤❤❤የስማልና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሜር መልእክት ይስመዕልኩም
ዝማሬ ምልኣኽቲ ይስምዓልና አግዝኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ሂወት ኩም ይባርኽ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዕልልልልክልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣማን ኣማን ቃልሂወት የስማኣልና
Zmarel melkiti yesmelana tebareku yehawetna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጸልትኩም ጾሎት ቅድሳን ይግብረልኩም ንኣምላኽ ኽብርን ምስጋናንን ይኹን ኣዋሓት ኣሓት ኣሜንንንንንንንንንን
amin kale hiwet yesmalna
Zmare melaeikti ysmaalna ahawey nay agolgulet zemenkum egzabiher amlak ybarkelkum
Kal hiwet yesmalna yehwatey
Amen amen amen Zmare melakti yesmalna egzabhr nay agelglot zebnlum ybark
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባክ እግዛኣቤሄር
Asey elll elll elll.. brukat ezom ahwatey... dess zebel.. orthodox tewhdo aytnawesin eya.. Hakena Haymanot .. nzelalem tineber..
Egzabeher abona sega ab lilli sega yebzhalkum.
Selotan, amladineta , mat dingel adena kdisti kudusan ayfeleyena.❤❤
KBRI,wedase, amluket n-Egzabher amlakna ykuno n-zelalem alem amen(3)🙏🙏🙏🙏
amlak ybrkum amlak xegu ybzhlkam zmre melkti ysmalna nana ka
Jwmerti tray zey konkums fexmti ygbrkum egzabher amlak 🙏🙏
ኤልልልልልልል zemra malaktey ysmalna egzabyher yebrkum anes semeya zysegba ezya mezmur
Esey des zbl mezmur n2013 enke abtshans nay selam tiena ykunelna
ዝማረ መላኣክት የስማዕና
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዕና ክብርን ምስግናን ንለዑል ፍጣሪ ይኹን 🙏🙏🙏
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ኣሕዋተይ ዒድመን ጢዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ቀፅልሉ
Aseayyyyyyyyyyy mkitati yehitey zimarea melakiti yisimalina nay ageligulti zebenkami yibarkrlkam azigabheri
_በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ አምላክ_
_*ብስምካ ተአሚነ*💞_
_ብስምካ ተአሚነ አይትግደፈኒ_
_ንፀላእየይ ሰይጣን አይትሃበኒ_
_ሠላመይ ኢካ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ_
_መንገደይ አቅንዓለይ ንበር አብ ጎነይ_
_ወላ ምድሪ ተብቆለት ፍረ ዘይብሉ_
_መከራ እንተበዝሐ ሞተይ አኪሉ_
_ሠይጣን እንተጓዘመ ዝበልዖ ደልዩ_
_ሰብ እንተፀልአኒ ካባይ ተፈልዩ_
_ንስካ አለካኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ_
*_አዝማች_*
_ካብ ፈተና ተውፅእ መድሓኒ ኢካ_
_ንፀልማት ተሳግር ብርሃን ንስካ_
_ክፀናናዕ ይነብር ንኩሉ ዘመን_
_አብ ምርኮ እንከለኩ አብ ምድሪ አትማን_
_ከይሞትኩ ይነብር ብአካ ይአምን_
*_አዝማች_*
_ምሕረትን ለውሃትን ሰራዊትካ እዮም_
_ይቅሬታን በረኸትን ህዝብካ እዮም_
_ተበጃውየይ ገንሸል አምላክ እስራኤል_
_ሰላምካ አውርደለይ ተመስገን ክብል_
_ዘልአለም ክነብር አብ እየሩሳሌም_
*_አዝማች_*
_ይቅሬታ ንክምሃር አባይ ዘየለ_
_ልበይ ንክፀናናዕ ብዝሓየለ_
_ብፅድቂ ናይ በረኸት አብ ቤትካ ዘሎ_
_ህይወተይ'ውን ንጉሰይ ብኡ ከልሎ_
_ሠይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀልካ ከልክሎ_
_ብስምካ ተአሚነ አይትግደፈኒ_
_ንፀላእየይ ሠይጣን አይትሃበኒ_
_ሠላመይ ኢካ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ_
_መንገደይ አቅንዓለይ ንበር አብ ጎነይ_
*_ወ ሥ ብ ሓ ት ለ እ ግ ዚ አ ብ ሔ ር_*
Zimare Melaeket yasemalin. We Love You So Much!!!!!! From Ethiopia.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስማዓልና
ብስምካ ተኣሚነ ኣይትግደፈኒ
ንጸላኢየይ ሰይጣን ኣይትሃበኒ
ሰላመይ ኢኻ ጎይታይ ሓጎስ ዕረፍተይ
መንገደይ ኣቕንዓለይ ንበር ኣብ ውሽጠይ (2)
ኣዝ 1…..
ወላ ምድሪ ተብቖለት ፍረ ዘይብሉ
መከራ እንተ በዝሐ ሞተይ ኣኺሉ
ሰይጣን እንተ ቓዘመ ዝበልዖ ደልዩ
ሰብ እንተ ጸልኣኒ ካባይ ተፈልዩ
ንስኻ ኣለኻኒ ጎይታይ ልዕሊ ኩሉ
ኣዝ 2….
ካብ ፈተና ተውጽእ መድሓኒ ኢኻ
ንጸልማት እተስግር ብርሃን ንስኻ
ከጸናናዕ ይነብር ንኹሉ ዘበን
ኣብ ምርኮ እንከለኹ ኣብ ምድሪ ኣትማን
ከይሞትኩ እነብር ብኣኻ ይኣምን
ኣዝ 3….
ምሕረትን ቸርነትን ሰራዊትካ’ዮም
ይቕሬታን በረኸትን ህዝብኻ እዮም
ተበጃውየይ ገንሸል ኣምላኽ እስራኤል
ሰላምካ ኣውርደለይ ተመስገን ክብል
ዘልኣለም ክነብር ኣብ ኢዮርሳሌም
ኣዝ 4...
ይቕሬታ ንኽመሃር ኣባይ ዘየለ
ልበይ ንኽጸናናዕ ብዝሓየለ
ንጽድቂ ናይ በረኸት ኣብ ቤትካ ዘሎ
ሂወተይ”ውን ንጉሰይ ብኡ ከልዕሎ
ሰይጣን ከይስዕረኒ ብመስቀልካ ኣልዕሎ
(ሪአያ ብዓይነይ)
ሪአያ ብዓይነይ ኣማዕድየ
ናይ ያሬድ ብቑዕ ዝማሬ
ተቓንየ’የ ከም ኣቦታተይ
ንክብሪ ኣእዳወይ ዘርጊሐ (፪)
ኣዝ 1….
ድኻም ድቃሰይ ከምይ’ሉ ክርድኣኒ
እምኒ ተተርኢሰ ኣነስ ኣይድቅስን
(ዓይነይ ተዓጼ ኣለኪ ኣብ ልዋመይ
ኣይተኸወልክን ነጊስኪ ኣብ ልበይ(፪)
ኣዝ2…...
ድንግለይ ኢኺ ናይ ሎዛ ምሳሌ
ናይ ዜማ ቤተይ ናይ ምድሪ ጸናጽል
(ናይ ሰማይ ንጉስ ኣብ ልዕሌኪ ኣሎ
ዱካኑጌሩ ንዓኺ ዝተኽሎ(፪)
ኣዝ 3….
ስምኪ ብኹሉ ስለዝተፈትወ
ድንግል ክብርኺ ፍጥረታት ኣገረመ
ካብቶም ዘይኣምኑ ተኾነ’ውን ስቅታ
ካብ ገብርኤል’ዩ ናይ ስምኪ ሰላምታ
ኣዝ 4…..
ውዳሴ ከብጽሕ መጽሓፈይ ገንጺለ
ከመስግነኪ ዓይነይ እንዳነብዐ
(ብበገና ናይ ዳዊት መሰንቆ’ውን እዝራ
ከመስግነኪ ኣብቲ ክቡር እንባ(፪)
ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና፥ ብጣዕሚ ደስ ዘብላ መዝሙር በረከት ናይ እመብርሃን ምስ ፍቁር ወዳ መድሃኔዓለም ኣይፈለየና። ዝተጋገኽዎ ዘንጠብኵዎ ብኣፈ ትጋሄኡ ይኣርመለይ። 🌾🌾🌾💕🙏🏿
Xega yebzh kbur haw wey hafti
እእእእእእእእልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም
Amen Amen Amen Zmare Melaekt Yesmealna Brukat Yehwat
በእውነት ዝማሬ መላእክት ያሠማልት የተዋህዶ ልጆች
ተመስገን ኣምላክይ
ብስምካ ተአሚነ ኣይተግድፈኒ
Amen amen amen zmare melakti yesmalna nay agelglot zebenkum ybarko amlak💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒
Elelelele elelelelelel elelelelelel zemare melakiti ysmealna brukat ahwatey
አሰይ ደስ ክትብሉ የኦርተደክስ ተዋህዶ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የፅንዕኩም ክቡራተይ
ቃል በሂወት የስምዓና ይሕዋተይ ዘመነ ኣጎልግሎትኩም ይባርኽ
Amen Amen Amen zmare mlakti ysemalna Egzbher xxgu ybzhalkum yhawtyyy📿📿📿🙏🙏🙏💒💒💒
Egzabher amlak nay agelgulot zemenkum ybark zimare melakty zitekebele ykebelekum amen!!!!!!!!!!!🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen (3)zmare melaekti yesmana fam ✝️❤🙏
Amen Amen Amen źemar Melakit yesmalna
Amen amen 🙏 kal hiwet ysmalna kubrat yhwatey selam amlak mes kulatna ykun amen amen 🙏
ኣሰይ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ዞም ይሕዋተይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸጉኡ የብዝሃልኩም ኣሕዋት
ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ዕድሜኩም ይባርከልኩ ኣሜን 💚💜💓 ኣሜን 👏👏👏 ኣሜን ✞✟✝💖💗💝
Amen Amen Amen smart malektey ysmalna
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዕልና!!! እግዚአብሔር የክብረለይ ።
Amen Amen Amen zmera mlkete yesmalna
ዝማሬ ምለኣት ይሰምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Kale amlak yesmealna nay agelgulet zebenkum ybark geta
ብሩካት ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን።
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማርየ መላእክት የስምዐልና እግዚአብሔር አምላፅ ፀላኢናን ተቃዋሚናን የርሕቀልና አሕዋተይ መዓረይ ናታትኩም መዝሙር ክሰምዕን ንዓካትኩም ክርእን ኩርዓት እዩ ዝስምዐኒ አሰይ እኳዕ ናትና ኮንኩም አነለ እንኳዕ ናትኩም ኮንኩ
Aseyyyy Aseyyyy Aseyyy elllllllllll ellllllllllll ellllllllllllll zemari melakit yesmalna mkuratey
ኣሰይይይይ ምቅርቲ መዝሙር
Elllell amlak yebarekukm fkurat yehwatey
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸጋ በረኸቱ የብዝሓልኩም ።
Amen3 zmare melakt yesmealna nay Ageglotkum edmekum ybarek
Egziabher msakum ykun kburat ahwat zmare melaekti ysmalna!!!
Amen amen amen zmara mlakt ysemaln egzbhar xgu ybzhlkum mkurat yhawetyyy🙏🙏🙏
Amen zmare melaekt yesmaalna des tbl mezmur kbri n goytanan mehaninan yesus krstos ykun... God bless u bros and sis...
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወይት የስመዐልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልን ክቡራት የሕዋት
ዝማሬ መላአክት የሰመዐልና የሕዋተይ አሓተይ አቦታትና ናይአገልግሎት ዘመንኩም የንውሐልና ኣሜን
አቶም ዲሰ ላይክ ዝገበርኩም ልቦና ይሀብኩም ደጊ ደረጊ ክዲ ነ ባራታቶዖ ምሰ ዲሰ ላይክአፅላእቲ
Kbret yehabelna
Zmare melaekti ysmaelna nay agelglot edmiekum ybarkelkum fetari ( Amen×3)
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Kale zimarie yesmealna yehwat
እልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ,ዝማረ መላክእቲ የስማዓና ። ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም የሕዋት ።
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም!!!
Zmare melaekti yesmealna yehwat