Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣብ'ቲ ጽላሎት ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ {2}ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪመታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊትኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዒሉ ኣኽቢሩኪ ከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪ ኣይንቅነቅን'ዩ ፍቅርና ኣብ ልዕሌኺ ኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከል ድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግልኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብልኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትናድልድል መሳገሪት ማዕዶት ናይ ሂወትናቅዱሳን ኣቦታት ዘሚሮም ንስምኪምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺ ሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺ ስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስል ስምኪ ድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያትሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያትኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳንደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣን ብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪ መልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪ ኪዳንኪ ኣዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይእቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ ምሳይ`ውን ንበሪ ህይወተይ ምርሕዮኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና
ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀሎት አምላድነቲ አይፈለየና 👏👏👏👏👏
❤❤
ቃለ ህወት የስመዐልና ዝማሬ መላእክት የስምልን 👏👏👏😘😘😘😘
ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይእቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮእተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ❤
ቅድስት ድንግል ማርያም እናቴ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤
xegea tebzhalkum Emebrhan
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልል እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ኣደይ ፆለትክን በረከትክን ረዲአትክን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም
አሜን አሜን አሜን አቤት ዉበትኩም ከደስት ዝማሬ መላእኽት የሰማልን እዕድመን ጥዕናንን የሃብልና እግዛብሄር የሓልወልናልልልልልልልል
ሓቂ እዩ እመ ብርሃን አደይ አብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ አይርእን ኹኔኔ 🌹🕊🌾🌹🕊🌾ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🌹🕊🌾🌹🕊🌹🌹🕊🌹🌹🕊🌾🌹ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም/ክን 🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾እመ ብርሃነይ ተትውደስ ደስስስ ይብለንሎ አነስ አደጎይታ ተትዝመረላሎ ተትምስገን ደስስ ይብሎንሎ አነስስስ🌹🕊🌾
C. I’m C pfo
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመልና
ብልጽቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋተይ ........!!!
እወ እብቲ ጽሎታትኺ ዘጽለለ ኣይርእን ኵነኔ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllll Amen (3) zemare melakti yemealna ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላአክት የስምኣልና ክቡራት ኣሕዋት በረከት ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ጻድቅ ykfelena
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመዐልና 👏👏👏❤❤❤❤
ኣሰይይ እልልልልልል ኣብ ኣምደወርቂ ይጽሓፈልኩም sedra egzabher xegiu yebzhalum neklum bhaki🥰 🙏😍🙏😍👌
እልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርከልኩም ክቡራት የሕዋት 🙏🙏🙏
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርአን ኩነኔ ❤❤❤
ተመስገን ኣምላኸይ ነዚ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዘስማዕካኒ ፡፡ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይን ኣሓተይን !! ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ።
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Adey Mariyam mearey 🙏🙏🙏❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ፀጋን የብዘሐልኩም 👏👏👏👏🌿🌿🌿❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን
Aseyyy Aseyyy Aseyyy mukrat yhwatey nay bhaki des ktblu dengel maryam ab hiwetkum lewti ab srahkum asalto tegberlkum btami des zemare melakti yesmalna kubratey kemakum yebzhu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣❣💗🙏🙏🙏🤲🙌🙌🤝🤲👂👂👂👂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmala nahwatan❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላእክት መላእክት የስመዐልናጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኹም ኺን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቑራተይኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ደስስስስስ ትብልኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ እማየ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰላምና ክብር ንዓኺ ይኹንይኹን አሜን
እወ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ
ዘመሬ ናይ አደና ማርያም የስምዓልና ቢጾሎታ በሬከት ትዓድልኩም ትዓድለና ንኩላትና::
ኣሰይይይ ልብኻ ዘህድእ መዝሙር ናይበሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ፀግኡ የብዘልኩም ክን እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን ፫
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🙏🙏🙏
yuuyiou
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን እልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሰይ ክንደይ ደሰ ይብል እቲ መዝሙር ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Kal hiwet yasmalna❤❤❤❤❤❤❤😮🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልል ደሰሰሰሰሰሰሰ ክብል🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌿ዝማሬ 🌿 መላእክት🌿 የስማዓልና 🌿😘😘😘🥀🥀🥀💒💒💒❤❤❤🌿🌿🌿👍👍👍✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ዕልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓዮ።
ኣሜን(3)💒🤍ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፍትዋት ይሕዋተይ ብጸግኡ ይኸልልኩም🥰🌹👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር✅🎧💚
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና❤😂❤❤❤
Amen❤❤❤❤❤edmen tena yehabkum ahwatey tebreku ❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
ሰይይይይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እስከ ዝተሓጎስኩም ሃቡ ላይክ
Gov look g KB b on vh
ደስስስስ ኢሉኒ🎉❤
Qal hiwet yesmealna kburat yehwatey❤❤❤❤❤
😅😅😅😅😅😅😅😊😅😊😅😅😅😅😊 0:02 😅😅😅😅😅😅
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክቲ ይስማዓልና ጽቡቅ መዝሙር ፡፡
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
🙏🙏🙏✝️
Elllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllll amen amen amen zemare melakti yesmalna kubrate yhwatey
Etewi nab bietey xelam abrhyo msay wn nberi hiwetey mrhyo dngley 🙏 🙏 🙏 amen
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባርኩ ድንግል ማርላም ባዕላ ትሓልወና
ኣሰይ ማርያምይ ❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብቲ ጽላሊትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ
ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና🙏🙏🙏✝️❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yismealna zom yehwatey jmert ey konkum fexemti nktkonu xgeu yebzahalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum
ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ንልብኻ ሩፉታ ትህብ ነዓኩም ከኣ ኩቡራት የሕዋተይ ሉዑል እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ❤ኣሜን❤ ኣሜን❤
እወ አብቲ ፅላሎቱክ ዘፅለለ አይሪእን ኩነኔ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ብሓቂ ደሴ ዝብሉ መዝሙር ❤❤❤❤
ሰላም ለኪ እናቴ ማርያም🙏🙏አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤እህት ወድሞቼ ፀጋውን ያብዛላችሁ🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
😂😂😂😂 what type of song this,😂😂
እልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐና አሕዋትና✝️💒❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Des zbl zmarie allllllllllllllllllllll❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን እልልልልል 🥰 🙏
Amen Amen Amen Elllllllllllllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kuburat yhateyyy
Amen ❤❤❤
ኣሰይ ዕልልልልልልል ጽቡቃት ጎይታ ይባርኽኩም። ጾሎት ኣዲና ድንግል ማርያም ድማ ኣይፈለኹም። ዝማአኤኹም ይስመዓልኩም።
አልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላአክት የሰመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላክቲ የስማልና ንመንፈሰይ ይሔድስለይ።
ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እእእእእእእእልልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ኣብ ርእሲ ጸኣጋ ይወስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ እዞም የህዋተይ ደሥሥሥሥ ዝብል መዝሙር 💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤❤❤❤
ኣሜን (((3))) ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና በረከታን ረድኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን
አልልልልልልልልልልልዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና🙏💒🌺🌿💞🌴📢
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ኣሕዋት እዚ መዝሙር ብዘይ ፍቃድ ኣደ ማሕበር ር/ኣ/ደ/ጽ/ቅ/ቅ/ድ/ማርያም ክዝርጋሕ ኣይምተገብኦን ብዝኾነ ድጋም ናይ ማሕበራት ክትዝምሩ ከለኹም ፍቃድ ሕተቱ ምኽንያቱ መዝሙር ክዝመር ከሎ ብደቂ ማሕበር ማዕረ ክንድምታይ ይጸዓሮ ኣይትስሕቱን ትኾኑ ብዝኾነ ንተኣረመላ ደጊመ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ
Ioioio,klkkpji
@@samifekadu6046 het
@@samifekadu6046 hkjqh
589ì
Atum sebat ezi mezmur ember derfi aykonen wela million gize yizergah yidegem
Amen Amen Amen zemare melaket ysemalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልን ክብርታ መዝሙራን
Amen Amen Amen Zmarei mlakitu yesmana 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Adey wladty hwety marymy❤️❤️❤️❤️❤️🕊✝️🙌Amen
እልልልልልልሕ ዝማሬ መላእኽቲ ሰስመዓልና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ናይ ሳዋ ዓርከይ ናሆም ዝበሃል ኣብዚ ሪኤዮ ኣሰት ተሓጊሰ
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓና ብርካተይ 🙏🙏🙏🙏
ዝማሪ መልኣክቲ የስማኣልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ዝማሬ የስመኣልና🙏🙏🙏
Amen(3) zmare melaekti ysmaelna🙏🙏🙏
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ናይ አመ ኣምላክ በረከታ ኣይፈለየና!
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣስይ ኣስይ ምቁራተይ እመ ብርሃን ምሳኩም ትኹን እሞ ፍቃድኩም እንተ ኮይኑ ዳኣ ካብ ናይ ዳያቆን ኣብርሃም መዝሙር ዘይትዝምሩሉና ጸሎታ ጽላለይ ኣብቲ ህርሞ ሮሜ ትብል
ኣምላክ ይባርክን የሕዎተይ🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ አዞም የህዋተይ አድመን ተናን ይሃብኩም
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ትርጉሙ ባርገባኝም ደስ የሚል ዝማሬ ነዉ መዝሙሩ ግን ፈጠን ብሎዋል ትንሽ ረጋ ቢል ኦርቶዶክሳዊ ይዘቱን ይይዝ ነበር
አብቲ ጽላሎት❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏💖💖
Amiennn qale hiwet yesmeAlna kbri nEgziabHier ykun ajokum traH kulu gzie EgziabHier ms qnat eu EgziabHier xegue yebzHalkum kuburat abotatna &fqurat aHwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
ዝማሬ መልእክቲ ይስምኣልና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
Aseyyyy amlek yemsegen xebuq mezmer abemn tanen yehbkm fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna ellllllllll
am in love with this mezmur. you guys did a beautiful job. Mariam n Amlak mesakum yekunu
🎉🎉🎉🎉
Zmare melakti yesmalna 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብቲ ጽላሎትኪ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪመታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊትኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዕሉ ኣንቢሩኪከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪኣይግለጽን'ዩ ትሕትና ኔሩኪኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከልድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግል ኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብል ኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትናድልድል መሳገሪት ማእዶት ናይ ሂወትናቅዱሳን ኣቦታት መስኪሮም ንስምኪምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስለ ስምኪድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያትሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያትኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳንደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣንብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪመልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪኪዳንኪ ዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይእቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮእተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ አሜን፫👏👏👏👏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ'ቲ ጽላሎት
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ {2}
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪ
ብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪ
መታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊት
ኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዒሉ ኣኽቢሩኪ
ከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪ
ኣይንቅነቅን'ዩ ፍቅርና ኣብ ልዕሌኺ
ኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪ
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂ
ቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪ
ዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪ
ኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪ
ነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከል
ድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግል
ኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብል
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትና
ድልድል መሳገሪት ማዕዶት ናይ ሂወትና
ቅዱሳን ኣቦታት ዘሚሮም ንስምኪ
ምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺ
ሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺ
ስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስል ስምኪ
ድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺ
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያት
ሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያት
ኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳን
ደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣን
ብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪ
መልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪ
ኪዳንኪ ኣዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪ
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ
ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ
እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ
ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ
ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ
እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ
ምሳይ`ውን ንበሪ ህይወተይ ምርሕዮ
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ {2} እህ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና
ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ወላዲተ አምላክ ፀሎት አምላድነቲ አይፈለየና 👏👏👏👏👏
❤❤
ቃለ ህወት የስመዐልና ዝማሬ መላእክት የስምልን 👏👏👏😘😘😘😘
ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ
ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ
እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ
ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ
ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ
እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ
ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ❤
ቅድስት ድንግል ማርያም እናቴ ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤
xegea tebzhalkum Emebrhan
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢክት የስምዓልና እልልልልል እልልልልል እልልልልል እመ ብርሃን ኣደይ ፆለትክን በረከትክን ረዲአትክን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም
አሜን አሜን አሜን አቤት ዉበትኩም ከደስት ዝማሬ መላእኽት የሰማልን እዕድመን ጥዕናንን የሃብልና እግዛብሄር የሓልወልናልልልልልልልል
ሓቂ እዩ እመ ብርሃን አደይ አብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ አይርእን ኹኔኔ 🌹🕊🌾🌹🕊🌾
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🕊🌹🕊🌾🌹🕊🌹🌹🕊🌹🌹🕊🌾🌹ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም/ክን 🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾🌹🕊🌾እመ ብርሃነይ ተትውደስ ደስስስ ይብለንሎ አነስ አደጎይታ ተትዝመረላሎ ተትምስገን ደስስ ይብሎንሎ አነስስስ🌹🕊🌾
C. I’m C pfo
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመልና
ብልጽቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የሕዋተይ ........!!!
እወ እብቲ ጽሎታትኺ ዘጽለለ ኣይርእን ኵነኔ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Ellllll Amen (3) zemare melakti yemealna ❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላአክት የስምኣልና ክቡራት ኣሕዋት በረከት ኣቡነ ሰይፈ ሚካኤል ጻድቅ ykfelena
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላክት የስመዐልና 👏👏👏❤❤❤❤
ኣሰይይ እልልልልልል ኣብ ኣምደወርቂ ይጽሓፈልኩም sedra egzabher xegiu yebzhalum neklum bhaki🥰 🙏😍🙏😍👌
እልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም እግዚኣቢሄር ይባርከልኩም ክቡራት የሕዋት 🙏🙏🙏
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርአን ኩነኔ ❤❤❤
ተመስገን ኣምላኸይ ነዚ ልቢ ዘረስርስ መዝሙር ዘስማዕካኒ ፡፡ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ምቁራት የሕዋተይን ኣሓተይን !!
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ
ኣብ'ቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ
ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ ።
ኣሰይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Adey Mariyam mearey 🙏🙏🙏❤
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ፀጋን የብዘሐልኩም 👏👏👏👏🌿🌿🌿❤️❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብራት ኣሕዋትና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን
Aseyyy Aseyyy Aseyyy mukrat yhwatey nay bhaki des ktblu dengel maryam ab hiwetkum lewti ab srahkum asalto tegberlkum btami des zemare melakti yesmalna kubratey kemakum yebzhu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰❣❣💗🙏🙏🙏🤲🙌🙌🤝🤲👂👂👂👂
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmala nahwatan❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእክት መላእክት የስመዐልና
ጸጉኡ በረከቱን ያብዘሐልኹም ኺን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቑራተይ
ኣሰይይይይይይይ ብሓቂ ደስስስስስ ትብል
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ እማየ ቅድስት ድንግል ማርያም ሰላምና ክብር ንዓኺ ይኹን
ይኹን አሜን
እወ ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ ኣይርእን ኩነኔ
ዘመሬ ናይ አደና ማርያም የስምዓልና ቢጾሎታ በሬከት ትዓድልኩም ትዓድለና ንኩላትና::
ኣሰይይይ ልብኻ ዘህድእ መዝሙር ናይበሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ፀግኡ የብዘልኩም ክን እግዚኣብሔር ኣምላኽ አሜን ፫
ዕልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸🙏🙏🙏
yuuyiou
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን እልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ኣሰይ ክንደይ ደሰ ይብል እቲ መዝሙር ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ክን እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫❤❤❤
Kal hiwet yasmalna❤❤❤❤❤❤❤😮🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕልልልልልልልልልልልልል ደሰሰሰሰሰሰሰ ክብል🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል 🌿ዝማሬ 🌿 መላእክት🌿 የስማዓልና 🌿😘😘😘🥀🥀🥀💒💒💒❤❤❤🌿🌿🌿👍👍👍✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ዕልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና፣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም የብዝሓዮ።
ኣሜን(3)💒🤍ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ፍትዋት ይሕዋተይ ብጸግኡ ይኸልልኩም🥰🌹👏
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር✅🎧💚
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና❤😂❤❤❤
Amen❤❤❤❤❤edmen tena yehabkum ahwatey tebreku ❤❤❤❤❤❤❤
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት አሕዋተይ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉
ሰይይይይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እስከ ዝተሓጎስኩም ሃቡ ላይክ
Gov look g KB b on vh
ደስስስስ ኢሉኒ🎉❤
Qal hiwet yesmealna kburat yehwatey❤❤❤❤❤
😅😅😅😅😅😅😅😊😅😊😅😅😅😅😊 0:02 😅😅😅😅😅😅
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ ማላእክቲ ይስማዓልና ጽቡቅ መዝሙር ፡፡
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
🙏🙏🙏✝️
Elllllllllllllll ellllllllllllllll elllllllllll amen amen amen zemare melakti yesmalna kubrate yhwatey
Etewi nab bietey xelam abrhyo msay wn nberi hiwetey mrhyo dngley 🙏 🙏 🙏 amen
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ተባርኩ ድንግል ማርላም ባዕላ ትሓልወና
ኣሰይ ማርያምይ ❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣብቲ ጽላሊትኪ ዘጽለለ ኣይርእይን ኩነኔ
ዝማሬ መልኣኽቲ የስማዓልና🙏🙏🙏✝️❤❤❤❤
Amen Amen Amen zmarie melakti yismealna zom yehwatey jmert ey konkum fexemti nktkonu xgeu yebzahalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum
ናይ በሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ንልብኻ ሩፉታ ትህብ ነዓኩም ከኣ ኩቡራት የሕዋተይ ሉዑል እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሜን ❤ኣሜን❤ ኣሜን❤
እወ አብቲ ፅላሎቱክ ዘፅለለ አይሪእን ኩነኔ ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ብሓቂ ደሴ ዝብሉ መዝሙር ❤❤❤❤
ሰላም ለኪ እናቴ ማርያም🙏🙏አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን❤እህት
ወድሞቼ ፀጋውን ያብዛላችሁ🙏
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
😂😂😂😂 what type of song this,😂😂
እልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የሰመዐና አሕዋትና✝️💒❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Des zbl zmarie allllllllllllllllllllll❤❤❤❤
ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን እልልልልል 🥰 🙏
Amen Amen Amen Elllllllllllllllllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna kuburat yhateyyy
Amen ❤❤❤
ኣሰይ ዕልልልልልልል ጽቡቃት ጎይታ ይባርኽኩም። ጾሎት ኣዲና ድንግል ማርያም ድማ ኣይፈለኹም። ዝማአኤኹም ይስመዓልኩም።
አልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ ምላአክት የሰመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤❤❤
ዋው ደስ ክብል ዝማረ መላክቲ የስማልና ንመንፈሰይ ይሔድስለይ።
ኣሰይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን እእእእእእእእልልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእልልልልልልልልል እእእእእእእእእእእእእእእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመኣልና ጸጋ ኣብ ኣብ ርእሲ ጸኣጋ ይወስኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ እዞም የህዋተይ ደሥሥሥሥ ዝብል መዝሙር 💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤💒👏🙏❤❤❤❤
ኣሜን (((3))) ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና በረከታን ረድኤታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን
አልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና🙏💒🌺🌿💞🌴📢
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት ኣሕዋት እዚ መዝሙር ብዘይ ፍቃድ ኣደ ማሕበር ር/ኣ/ደ/ጽ/ቅ/ቅ/ድ/ማርያም ክዝርጋሕ ኣይምተገብኦን ብዝኾነ ድጋም ናይ ማሕበራት ክትዝምሩ ከለኹም ፍቃድ ሕተቱ ምኽንያቱ መዝሙር ክዝመር ከሎ ብደቂ ማሕበር ማዕረ ክንድምታይ ይጸዓሮ ኣይትስሕቱን ትኾኑ ብዝኾነ ንተኣረመላ ደጊመ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ
Ioioio,klkkpji
@@samifekadu6046 het
@@samifekadu6046 hkjqh
589ì
Atum sebat ezi mezmur ember derfi aykonen wela million gize yizergah yidegem
Amen Amen Amen zemare melaket ysemalna 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልን ክብርታ መዝሙራን
Amen Amen Amen Zmarei mlakitu yesmana 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Adey wladty hwety marymy❤️❤️❤️❤️❤️🕊✝️🙌Amen
እልልልልልልሕ ዝማሬ መላእኽቲ ሰስመዓልና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
ናይ ሳዋ ዓርከይ ናሆም ዝበሃል ኣብዚ ሪኤዮ ኣሰት ተሓጊሰ
እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓና ብርካተይ 🙏🙏🙏🙏
ዝማሪ መልኣክቲ የስማኣልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ዝማሬ የስመኣልና🙏🙏🙏
Amen(3) zmare melaekti ysmaelna🙏🙏🙏
ዝማሬ መላአክት የስምዓልና ኣሕዋተይ ናይ አመ ኣምላክ በረከታ ኣይፈለየና!
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣስይ ኣስይ ምቁራተይ እመ ብርሃን ምሳኩም ትኹን እሞ ፍቃድኩም እንተ ኮይኑ ዳኣ ካብ ናይ ዳያቆን ኣብርሃም መዝሙር ዘይትዝምሩሉና ጸሎታ ጽላለይ ኣብቲ ህርሞ ሮሜ ትብል
ኣምላክ ይባርክን የሕዎተይ🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይይይ አዞም የህዋተይ አድመን ተናን ይሃብኩም
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ትርጉሙ ባርገባኝም ደስ የሚል ዝማሬ ነዉ መዝሙሩ ግን ፈጠን ብሎዋል ትንሽ ረጋ ቢል ኦርቶዶክሳዊ ይዘቱን ይይዝ ነበር
አብቲ ጽላሎት❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏💖💖
Amiennn qale hiwet yesmeAlna kbri nEgziabHier ykun ajokum traH kulu gzie EgziabHier ms qnat eu EgziabHier xegue yebzHalkum kuburat abotatna &fqurat aHwatna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤
ዝማሬ መልእክቲ ይስምኣልና🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዝማሬ መላእክቲ የስመዕልና
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን
Aseyyyy amlek yemsegen xebuq mezmer abemn tanen yehbkm fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Zmare melaekt yesmalna ellllllllll
am in love with this mezmur. you guys did a beautiful job. Mariam n Amlak mesakum yekunu
🎉🎉🎉🎉
Zmare melakti yesmalna 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብቲ ጽላሎትኪ
ኣብቲ ጽላሎትኪ ዘጽለለ
ኣይርእን ኩነኔ
ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሓሳቡ ኔርኪ
ብኣኽናፍ መልኣኹ ጌሩ ከሊሉኪ
መታን ክትኮንዮ ንጽህቲ መዕረፊት
ኣምላኽ ሓርዩኪ ኣልዕሉ ኣንቢሩኪ
ከምቶም ኣቦታትና ብጽእቲ ንብለኪ
ኣይግለጽን'ዩ ትሕትና ኔሩኪ
ኣየቋርጽን'ዩ መዝሙርና ንስምኪ
ምኽንያት ድሕነትና ኢኺ መራሕት ናይ ጽድቂ
ቆጥቃጥ ደብረ ሲና መሎኮት ዝጾርኪ
ዳዊት ተደሲቱ ዘሚሩ ንስምኪ
ኣብ የማን ትቖዉም ንግስቲ ኢሉኪ
ነዚ ኢና ንኣምን ኣብ'ዚ ኢና ንውከል
ድንግል ብሕልና ብስጋ'ውን ድንግል
ኦ ምልእተ ጸጋ ሰላም ለኪ ንብል
ኣኽሊል ትምክሕትና ጀማሪት እምነትና
ድልድል መሳገሪት ማእዶት ናይ ሂወትና
ቅዱሳን ኣቦታት መስኪሮም ንስምኪ
ምሳሌ ስኢኖም ዝገልጽ ንዓኺ
ሎሚ ውን ክበሪ በኣና ደቅኺ
ስቕ ኣይንብልን'ና ጽዮን ስለ ስምኪ
ድንግል እመብርሃን ቀድስና ኢኺ
ሓፍቲ መልኣኽቲ ትንቢቶም ንነብያት
ሞጊሶም ውን ኮንኪ ንጻድቃን ሓዋርያት
ኣደ ናይ ሰማእታት ሞቖምያ ቅዱሳን
ደጋፊት ዱኹማት ምርኩስ ተስፋ ሓጥኣን
ብሉይ ሓዲሽ ኪዳን ጠቒሱ ንስምኪ
መልእልተ ፉጡራን መትኅተ ፈጣሪ
ኪዳንኪ ዘክሪ ድንግል ኣደ ፍቕሪ
ድምጺ ሰላምታኺ ፍስሃ ናይ ልበይ
ጭንቀተይ ተርሕቕ መላሲት ሰላመይ
እቲ ናይ ሞት መልኣክ ንድሕሪት ክምለስ
ጸሎትኪ'ዩ ኔሩ ናይ ሂወተይ ዋሕስ
ናይ መስቀሉ ህያብ ህያብ ቀራንዮ
እተዊ ናብ ቤተይ ጸላም ኣብርሂዮ
ምሳይ`ውን ንበሪ ሂወተይ ምልእዮ
አሜን፫👏👏👏👏
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉