Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
🥰🥰🥰🥰
🌿🌿🌿💙💙💙🌿🌿🌿
እዚ ግድን ዩ ፍናን መኽንያቱ ዲክታቶር ከምዚኣ ጌሩ ዩ ዘርሞ ዘርሞ ዝገብረካ። መኽንያቱ ሕቶ ዘለዎም ሕቶ ኣይምልስ ሕጊ ጌሩ ብሰላም ምስ ዜጋታቱ ከይፋኖ ከም ናቶም ስለ ዝሓስብዎ ብዛዕባ መጻኢ ኣይግድሶምን ዩ። ዶባቶም ብዲፕሎማስን ብሓይልን ኣየዉሕሱን ዮም። በቲ ዝኽተልዎ ምልኪ ድማ ነታ ሃገር ጽልእትን ብኹሉ ዶባታ ተሸራሪፋ ምስ ካልኦት ሃገራት ዝዳናገጹ ጉሩባት ይፍጠሩ። ኣባና ልክዕ እዚ ዩ ዘሎ። እስላም ጃሃዳዊ፡ ብርጌድ ንሓመዱ፡ ዓፋር ክሳብ ምግንጻል ካልኦት ዘይተመለሱ ሕቶታትን እዚ ኩሉ ካብ ሶርያ ዝፈልዮ የብሉን ንእሰያስ ኣሊና ምስ ንዕወት ድማ ከምዚ ዓይነት ክስተት ከጋጥመና ምዃኑ ርዱእ ዩ። ኣብዚ ግዜ ድማ ኣብይ፡ ጆቡቲ፡ ትግራይ ልክዕ ከም እስራኤልን ቱርኩን ድሌታተን ከተግብራ ስቅ ክብላ ከምዘይ ክእላ ተክእሎታት ኣሎ ስለዚ ከም ሶርያ ከንጸላልዎና ዝክእል ፈሊጥና። ብኣግኡ ድልዋት ንኹን ❤❤❤
መፍትሕኡ ንሕዉሓትን ህግደፍን ኣልኻ ብትግርኛ ዝምራሕ ዘይትድፈር ሓያል ሃገር ምፍጣር እዩ ንዘልኣለም መፍትሕኡ 🎉❤።
Hiji kemzi nay Syria men yu n hgdef kialyo. Ab youtube du kiqiyer.😂
@@Barentuna ድሉው ዲኻ ንስኻ
🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 😊
💙💙💙💙🫡
💙💙💙💙
Gdin eyu .
nhna keman dhri alwa mengsti hagerna knkesra ena 💔💔💔
Gena ko elna dey nisekum ekum teqawwmte reawetomi teawetomi tiblu neekum inber mexawete nay dekonet hageri kem dekonu filetu ikum
Hade kabtom hmak nay Eritrea tmne nska eka anta hasad, ab kndi dlietka bhgi mhtat bmni zfelemka enko nskan john blashn ekum,,nsu tasiru alo eti wulfuf diyu gele zbluwo kea msaka hasad nay Eritrean eyu,,antum esubat genzeb haymanotom
Denqoro hgi alo dyou ab adka geldam hgi ente zhlu teasirom alewu bzey hgi