Finan Denekoro entay gedishuka etom Arab tebel Etom Islam zeytebel anta Felasha Kurekur nay Israel . Kegeremeka kab neaeka neaka ne Islam yekerbu yehud.
@@ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ bkabela ekum tetfu 😂😂 Muslim malet haki haki ka enda sera eu zkyed hezbi alem mlu Islam kkweb krub eu terfu zelo ize klu mesnakelat segru so nabskum awxu mengedi haki mexu nay Israel guday ka nay kedm gebxi ayterasu hji gebxi Islamwat hager koyna ala Israel ka Ms gezia nay Islam hager ktkewen ey
❤❤❤❤❤🎉 ቡሩክ ሰንበትኣመንቲ ክርስትና የሕዋተይ
አሜን አሜን አሜን ✝️🙏🥰🥰🥰
ብሓቅን ትክክል የቅርብካዮ ኣሎካ። ካብ ዘርኢ ኣብርሃምን ውሉድ ኣምላክን ከይኮንካ ኣይትተርፍን እካ። እታ ዓባይ እስራኤል ድማ ንሳ ያ። thanks Fani My God bkess you in Jesus name
እስራኤል ንቀድሚት❤❤
ብድሮናት ገይራ ምስ ኣቢ ኮይና ዘህለቀትኪ ንቅድሚት ትብልያ ኣለኪ
Dear brother Fnan, It’s incredible great job! And thank you for the inspiration historical story!!
ፋኒ ሓቢቢ ይቅርነልና ብፍላይ በዚ መጽሓፍ ቅዱስ ተቅርበና ዘለኻ❤❤❤
Yekenyelna
2009 ዓ፣ም ክሳብሐዚ ምስፍናን ኣለኩ ፡፡ፍናን ብጣዕሚ ኢካ ምህሮንለባምን ኣነ ካባካ ብዙሕ እየ ዝማሃር ተማሂረካዓ ከማካ ክምህርትምኒት ኣለኒ ምክንያቱ ካባካ ዝናኣስኩ ስለዝኮንኩ መምህረይንስካኢካ ፖለቲካ ከመይ ከምዝፈለጥካያ ባዕላትምስክር እያ ትግርኛና ኩርዓትና ደጋፊካ ተምሃራይካ ካብትግራይ
ቆማል ርግራዋይ እንታይ ዘራክብ ኣለካ ምሳና
እቲ ምጽራፍካ ድክነት ናይ ፍልጠት ከም ዘለካ መርኣያ እዩ ኣብዚ ሓው ካብ ትግራይ ዝተዛረቦ እንታይ ኣበሳ ረኪብኻሉ ተሕዝን ን ኤርትራውያን ስለ ዘይትውክል ግን እዚ ክቡር ሓው ትግራዋይ ተገንዚብዎ ይከውን ኢለ ይኣምን
ፋኒ ዓርከይ ሓንቲ ኣላ ትገርመኒ እስራኤላውያን መዓስ እዮም ካብ ኢሰራኤል ውጽዮም መዓስ ዓመትር ምህረት
ካብ መጀመርታ ማለትካ ዲዩ ክብር ሓው
ብሮማ ምስ ተወረሩ
ድሕሪ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ምስ ተሰቅለ
ቶም 12 ነገድ ደቂ ይስሓቅ ዘይኮኑስ ደኪ ያቆብ'ዮም ፋኒ።
ኦሪት ዘፍጥረት 35፥23..
Awet n Israel aslam xle ayhud eyu zelewom gn akmi yelen
ኣይሁድ ካኣ ጽልኢ ክርስትና ከም ዘለዎም ትፈልጥ'ዶ?
ዋውውው ኣገዳሲ ትምህርቲ ኢያ ብዙሕ ሰብ ነዚ ሓሳብ እዚ ኣይኣምነሉን ኢዩ
ፋኒ ይበል ኣቃራርባ ❤❤❤
ተባራኽ❤❤❤❤❤
Thank you Fnan
ዋውው פהני ፋኒ ጻዕራም ጎበዝ
ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ ኩሉ ዲድዮታትካ።ቀጽሎ ኩቡር ሓው
ካብ ሃገረ እስራኤል ዓባይ😂
Kushi
Verry good continue
❤❤❤❤❤❤
አብ መበል 11 ፥ 27 ደቒቓ " ንእሽቶ ጌጋ አሎ ። ይስሓቕ ዘይኮነስ ወዱ ንይስሓቕ ያቆብ ኢዩ 12 ነገድ እስራኤል ዝወለደ ። God bless you.
Good job finan
💙💙💙💙💙👍
እዚ ናይ ኣብራሃም መብጽዓ ክፍጸም እዩ ብርግጽ...እስራኤል ምድሪ ኢዮርሳለም ብርኽቲ መሬት እያ
ንእስራኤል ሕጊ ዓለም አይምልከታንዩ
ልክዕ
❤❤❤
እስራኤል ብእግዚኣብሔር ዝተአተወላ ቃል ተፈፃሚ ክትገብር እያ፤ ተጋሩን ኤርትራውያን ከ ካብ እስራኤላውያን እንታይ ክንማሃር ይግባእ?
ፍትሒ ኣይተዳሉን እያ ስዕረት ንዓማጺ መንግስቲ እስራኤል ሰላም፡ንኩሉ ህዝቢ ዓለም
Sbuk keslo fnan hawey
Welcome Fnan app
ናይዚ ሓደ ብሄር ትግርኛ ኻብ ኤርትራ ዝ ጸ ን ት ዘሎ ኣቕርበልና
ፅቡቕ ሕቶ ሓቲትካ
ፍናን በሊሕ መንእሰይ አንባብን ፈላጥን ሰብ ኢኻ
🇮🇱💪💪💪
ፋን ሃወይ ቀፂለሉ
🥰❤️
Xbuq Tntane fani
🎉🎉🎉🎉
Xenxway zey menwo hezbi
Nehamas ketser zeykalet
Israel wahis kirstyann jewisn eya keyesfahfih slewa
ኤርትራ ትብሃል ንብዓል ራሻ ይ ዳ ዓ ፋር ሕዳርብ ኮይና ተሪፋ ብሄር ትግርኛ ጸ ኒ ት ና ኢና
one day knmels ena
ኣይትጋገ ፍናን፣
* ኣብ መጽሓፍ ዝተጻሕፈ ናይ ግድን ክኸውን'ዩ።
* ኣቃውማ ዓለምና ኣብ ቀጻሊ ለውጢ እዩ ዝነብር።
* ኣብ ዓለም ሓይሊ 'ምበር ሕጊ ኣይሰርሕን'ዩ። ሓያል ሩስያን ድኽምቲ ዩክሬይንን ናይ'ዚ ኣብነት 'የን።
* ህዝቢ እስራኤል'ውን ከም ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮኑን።
* እቲ "ብሴፍ ዝመጽእ ብሴፍ ይጠፍእ" ዝብል ቅዱስ ቃል ውን ኣይትረስዓዮ።
ስለ'ዚ ናይ ግዜ ጉዳይ ጥራይ'ዩ!!
God bless israe yekar ❤🇮🇱💙
Wowwww
⛪️ቅድስት ሃገረ እስራኤል ⛪️ ቤተ እግዚአብሔርን ምዕራፍ ቅዱሳንን እያ ሞ ንቅድሚት ክትስጉመለይ ናይ ዘወትር ፀሎተይን ትምኒተይን ዩ ,amen ❤🙏🙏🙏
Getnet from, UK 🇬🇧 London
ኢስራኤል ረቢሓ ከሲራ ንዓኺ እንታይ ትምልኣልኪ?ከም ሰብ ኡኳ ዘይርእዩኺ ኣድድ ሓበሻ
😂😂😂😂
Kab hgi amlak hgi alem ente haylu nre meas bzeyegeds kgebrwo eyom
Thwutt aleka Israel n kulu ktgbt dlet yeblan kkewun wun aykeln eyu
Cotolic dikha fani
Catholic❤
Good boy
13:33 ሮሜ 4:3፤ እቲ ጽሑፍከ እንታይ ይብል፧ ኣብርሃም ብኣምላኽ ኣመነ እሞ እዚ ንጽድቂ ዀይኑ ተቘጽረሉ።
Hlmi tray aykonen mexhaf qdus haqi eyu merietom enteda koynu khzwo ygbeom eyu
ሕቶ ንፍናን ? ኣይሁድ ንጎይታ ዝሰቀሉ 2000 ዓመት ጌሩ ኣሎ።
ቅድሚ ጎይታ ምውላዱ ውን ኣብርሃም፡ዳዊት፡ሰሎሞን ፡ሙሴ ወዘተ ኣይሁስ ኢዩም።፡ስለዚ እስራኤል ትብሃል 1948 ከም ሃገር ከም ዝቆመት ብጆግራፋዊ ካርታ ዓለም ይነግረና። እቶም ንጎይታ ኣብታ ናይ ሎሚ እስራኤል ንጎይታ ዝሰቀሉ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣይሁድ እስራላውያን ዶ ኣይኾኑን ነይሮም እዚ ምስቲ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስን ድሕሪ ልደተ ክርስቶስን ናይ ዓለም ካርታ 1948 ኣይጋጮን ዶ ኣፍልጦ እንተለካ ተገዲስካ መልሰለይ ? ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ እኹል ኣፍልጦ ኣለኒ ።
በዚ ካርታ ዓለም ግን ክትውሓጠለይ ኣይከኣለትን ።
ነቲ መጽሓፍ ዳዊት(ኦሪት) ብሉይ ኪዳን ኢልካ ኣይትጸውዓዮ.ህዝቢ ትግርኛ ምስ ኣምላኽ እስራኤል ድበሊ ኪዳን የብልናን.ምስ ኣምላኽ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዝሕደስ ኪዳን እዩ ደለና.
Xibuk medeb fani gena Israel turki wun ktwesda eya
Aymselka n Hamas ktser aykealetn ezi tgebro zela nab zgedede tfat kwesda u
Ya ezi karta izi ab arma a nay wetehaderawi kdanom ala ab qlxmom ala
Aye Fnan : Israelawian Abta Eritrea Zteweledkala Hager Keyterefe Beta Israel Alena. Meret Israel Dma Meretna Kabn Nabn Mukanu Nfelto Ena. Kab Ruba Ephraties Ksab Muwut Bahri : Kabti Nab Qaza Zewrid Meret Kenaan Kulu Ksab Eta Asqalona Tbahal Libiya Flut Eyu.
ቀስ ብ ቀስ ኢስራአል ን ዓራብ ጥራይ ዘይኮነ እንተለይ ን ኢሮፓን ኣመሪካን ኣብ ታሕቲኣ ክትቓጻጽሮም እያ
😂😂😂😂😂😂
Fithi nhzbi Eritrea
ታሪኽ እስራ ኤላውያን መ ጽ ሓፍ ቁዱስ ኢልኩሞ ክክክክ ታሪኾም እዮም ጽሕፎም
እዚ ኣርእስቲ እዚ ንምንታይ ዕላማ ኣምጺእካዮ፡ ንሸፋቱ ጽዮናውያን ስለ ዝሓለኻሎም ዶ፡ ወላስ ሃገራት ኣፍሪስካ ካልእ ሃገር ከም ዝስራሕ ከምዝካኣል ኢካ ተስተምህር ዘለኻ፡ ንግስነት ኣክሱም ዝባሃል ኣብ ታሪኹ ነሩ ኢዩ፡ ዓባይ ትግራይ ትባሃል ሃገር ግን የላን፡ እታ ክልል ትግራይ ትባሃል ከማን እንተተረኺባ ኢያ።
Entay da kndzi hateftef ybleka alo
@isaiaskidane651 ገጢመዮ ሙሽ፡ ቡን እንዳተየ ኣብ ውሻጠ ኮይኑ ኣብ ቅድሚ እስክሪን የህተፍትፍ፡ በቲ ናይ ዩቱብ ገንዘብ፡ በቲ ኻኣ ንኸምባዓል ከማኻ፡ ብሽም ምንቃሕ፡ ነቲ ዘይነቐሐ ርእስኹም፡ ብምስባኽ ኣደዳ ዓረር ይግብረኩም፡ እዚ ኹሉ ን ዓባይ ትግራይ ኢዩ።
ሽፍታስ ፀረ ፅዮናውያን ዝኾንኩም ኢኹም
ንአሽቶ ጌጋ አሎ ይስሓቅ ዘይኮነስ ወዱ ንይስሓቅ ያቆብ ኢዩ 12 ነገድ አስራኤል ዝወለደ
Israelawyan kab Egypt men d u ni Israel hizwom atyu if you know
Ane orthodoxe eye Israël kia yahud eyom welahaniti zekakib yeblnan, ::
🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵 🩵
Finan Denekoro entay gedishuka etom Arab tebel Etom Islam zeytebel anta Felasha Kurekur nay Israel . Kegeremeka kab neaeka neaka ne Islam yekerbu yehud.
Israel 🇮🇱 forever
ፖለቲካ ምዕራባውያ ኣይርደኣካን ዲዩ እንታይ ክገብሩ ዒራቅ ኣፍጋኒስታን ሱርያ ከይዶም ይዋግኡ ኣለዉ።
ምዕራባውያ ኩሉ ግዜ ባርያ ኣብ ምድላይ ኢዪም ዘለዉ እስራኤል ድማ ባርያ ምካን ጥራይ ኢዩ ዕድላ።
ኣብዚ ሕጂ ሳዓት እዚ ኤርፓውያን ኢዮም ባረዩ ናይ እስሬኤል
እንታይ ዳ ኤርትራ ቆሪ ጽካያ ንኣብርሃም ካብ ዝሃቦ ተስፋ ክሳብ ዶብ ኤርትራኢዩ መሓሸናዶ ሓቀይ😅
Abezi konka tselee Islam teray zeraee . Gezeka Tetsebe bes …..
ክርስቲያን ኮይኑ,ብኦሪት ድኣምን ኣሎ ድዩ?ክርስቲያን ኣብ ወንጀል ጥራይ እዩ ድኣምን.መኽንያቱ ኦሪት ናይ ትንምቢትን ሕግን ታሪኽን መጽሓፍ እዩ.ክርስቲያን ክኣ ብሕግን ትንምቢትን ኦሪት ኣይኣምንን እዩ.ድኾነ ክርስቲያን ኦሪት ወዲቁ እዩ ኢሉ ድኣምን.ዛንታ ኣይትሓዋውስ
ንኦሪት ክፍጽሞ እምበር ክስዕሮ ኣይመጻኹን ዝብል ጽሑፍ ኣሎ ፡ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዝተሳዕረ ሕጊ ኣሎ ዘይተሳዕረ ቀጻሊ ክንፍጽሞ ንግደድ ክኣ ኣሎ
😂😂😂😂😂😂😂😂
ቀቢላ እንዳሰሓቅካ ክትጠፍእ ኢካ
Entay ashiquka
@@ፍቅሪየለንኣሎኣይትበሉኒ bkabela ekum tetfu 😂😂 Muslim malet haki haki ka enda sera eu zkyed hezbi alem mlu Islam kkweb krub eu terfu zelo ize klu mesnakelat segru so nabskum awxu mengedi haki mexu nay Israel guday ka nay kedm gebxi ayterasu hji gebxi Islamwat hager koyna ala Israel ka Ms gezia nay Islam hager ktkewen ey
canser you ok😂😂@@OsmanIbrahim-o2x
aslamay wedi mahamed gay da tay afltukua 72 sexs ketgebr hatsitsika 😂😂
ዋውው פהני ፋኒ ጻዕራም ጎበዝ
ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ ኩሉ ዲድዮታትካ።ቀጽሎ ኩቡር ሓው
ካብ ሃገረ እስራኤል ዓባይ😂
❤❤