Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ጽቡቕ ኣገላልጻ
Yekalo tv is good
💙💙💙💙
Hey bro been waiting for you ❤❤❤
Bravo yiki 💙💙
Well come my gold bro ❤❤❤❤
great bro ❤🎉🎉🎉
💙💙💙💙👌
Welcome Yikealo Tv
👍👍👍
Merry Christmas
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
Hi🎉❤🎉❤🎉❤
ተሙንቆስ ድኣ ንስኻስ
ኣብዛ ዓለም ከም ህግደፍ ሓሳድ ይለን ብጀካ ክናት ካልእ ዘይፈልጡ ደናቁር
ዓርኩ ዓሻ ኣይትኩን ደናቁር ማዓስ ኮይኖም ዘይ መናውሒ ስልጣ ኢዮም ዝጥቀምል እቲ ዉጉእ ምጥፋእ ተኮይና ምስ ህዝቢ ምጥፋእ ኢያ ንበይኖም ክጥፍኡ ኣይደልዩን ኢዮም ኣጥፊኢካ ምጥፋእ ኢያ ወይ ሲዒርካ ኣብ ወንበርካ ኮፍ ምባል ኢያ
አዚ ሓሽሽ ኣብ ሱዑድያ ውን ኣሎ
Ethiopa selam ketgaber sela dadaluwa eu elka baka nesa eu hasabka katfka autfrade poltka rabha eu bro
An Eritrea win ezi an shieb zizeriewo nay chad fabrika keyhalewom ayterfn eyu
ሰላም ሓው
ሰላም
🤙🤙🤙🤙
🩵🩵🩵🩵🩵
*መጋበርኣያ ህግደፍ ኣብ ሰክዔት ከቢድ ወልፊ!*#85% ኣባላት ባህላዊ ጉዳያትን፡እንዳጸጥታን ዝተኣስሩሉን ዝተኣሳሰሩሉን መላግቦ ውአልፊ ፡ዕጸፋርስዪ!
እቲ ናይ ግብጺ መራሒ ነቲ ዝተገብረ ስምምዕ ኣብ ሞንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ክቃወሞ ከሎ ምስ ካብ ፈለግ ጻና ዝረኽቦ ረብሓታት ዝተታሕዘ ክኸውን ይኽእል ኢዩ :: ንጥቕሚ ግብጺ ዝትንክፍ ኮይኑ ረኺቡዎ ክኸውን ይኽእል ኢዩ :: እቲ ዘስደምም ግን ተቓውሞ ናይ ኢሳያስ ኢዩ :: ኢሳያስ ብዘይካ ነቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዝራግ ወይ ቅሳነት ምኽላእ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ክቃወሞ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ወይ ምኽንያት የብሉን :: ኣብ ዝሓለፈ ህወሓትን ብልጽግናን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝገበሩዎ ስምምዕ ተኾሊፍና ኢሉ ነቲ ዝተገብረ ስምምዕ ነጺጉ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ሓደ ህዝቢ ኢና ከምዘይበለ ሕጂ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትሓልፍያ ይርከቡ ::ንውግእ ሎሚ ዶ ጽባሕ እንዳበሉ ተጣፋኒኖም ይርከቡ :: ካብዚ ኩሉ ዕግርግር ኤሪትራ እንታይ ረብሓ ኣለዋ ? ጥፍኣት እንተዘይኮይኑ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ዝባሃል የብላን :: ህግደፍ ኣብ ትግራይ ከምዚ ዝባሃል ዘሎ 17 ሽሕ ሙውታት 3 ሽሕ ቁሱላት ኣመዝጊባ ጥራይ ኢዳ ከሲራ ወጺኣ :: ሕጂ ኸ በቲ ትገብሮ ዘላ ናብ ውግእ ዘምርሕ ፈኸራታት ክንደይ ከሲራ ተሳዒራ ኢያ ክትወጽእ ? ክሳራ ኣብ ልዕሊ ክሳራ እንዳደራረበት ንህዝቢ ኤሪትራ ተጽንቶ ኣላ ::
Ata shilet kelbi Tigray 😂😂
ሻዕቢያ አመንዝራ ክጠፍእ ጥራይ እዩ ደለዎዉ ሓሳዳት ድኸፍኡ ሓሳዳት
Yekalo betami endye zekatatelka kemeu wen kemti natka xeli ezi serat endye kemeu dema gebeuna negber zelena eta nay beqedamay ab meleu hamasin zebelkaya hji neabnet nana zoba anseba geromna gena nay qedem hamsin nebahal kemti zeblkayuo zeykone ab adena menibasat yelewa awtobesat yelewa hezbi ni asmera way nikeren kegyesh ab xergya maltatt tgtiru yewel alo emo eza aytwahtetlyen haw yekalo.beterfe qexel berte nekid teray .
ስለ ርኢቶኻ ብልቢ የመስግን ፣ መቸም ካብ ህግደፍ ዝረብሕ ኤርትራዊ ከምዘየለ ኩሉ ኤርትራዊ ዝፈልጦ ኢዩ። እዚ ናይ ሚኒባሳት ትብሎ ዘለኻ ካብ እስመራ ናብ ኩሉ ክርናዓት ዞባ ማእከል ዝኸዳ ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ኣለዋ። ንኣብነት ናብ ደቀምሓረ ገጽካ እንተ ኮይኑ ኣውቶቡስ ከተማ ካብ ዓደርዓዳ ኢያ ትምለስ ፣ በቲ ሓደ ወገን ከኣ ክሳብ ሕምብርቲ ትኸይድ። ካልእ ውን ከሙኡ። እቲ ሕቶ ግን ንምንታይ ኢዩ ከምኡ ዝግበር ዘሎ ኢዩ። ወላ ናይ ኤለክትሪክ ውን ዓድታት ዞባ ማእከል ኣስመራ ገዲፍካ ኤለክትሪክ 24 ሰዓት ኢዩ። ስለዚ ካበይ መጺኻ ብዘየገድስ ካብ ህግደፍ ዝጸንት እምበር ዝረብሕ የለን። ፈላሊኻ ግዛእ ከኣ ቀንዲ ስልቲ ውልቀ መለኽቲ ስለዝኸነ ግን ክንዛረበሉ ግድን ኮይኑ ይስመዓኒ።
❤❤
❤❤❤❤
ጽቡቕ ኣገላልጻ
Yekalo tv is good
💙💙💙💙
Hey bro
been waiting for you ❤❤❤
Bravo yiki 💙💙
Well come my gold bro ❤❤❤❤
great bro ❤🎉🎉🎉
💙💙💙💙👌
Welcome Yikealo Tv
👍👍👍
Merry Christmas
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
Hi🎉❤🎉❤🎉❤
ተሙንቆስ ድኣ ንስኻስ
ኣብዛ ዓለም ከም ህግደፍ ሓሳድ ይለን ብጀካ ክናት ካልእ ዘይፈልጡ ደናቁር
ዓርኩ ዓሻ ኣይትኩን ደናቁር ማዓስ ኮይኖም ዘይ መናውሒ ስልጣ ኢዮም ዝጥቀምል እቲ ዉጉእ ምጥፋእ ተኮይና ምስ ህዝቢ ምጥፋእ ኢያ ንበይኖም ክጥፍኡ ኣይደልዩን ኢዮም ኣጥፊኢካ ምጥፋእ ኢያ ወይ ሲዒርካ ኣብ ወንበርካ ኮፍ ምባል ኢያ
አዚ ሓሽሽ ኣብ ሱዑድያ ውን ኣሎ
Ethiopa selam ketgaber sela dadaluwa eu elka baka nesa eu hasabka katfka autfrade poltka rabha eu bro
An Eritrea win ezi an shieb zizeriewo nay chad fabrika keyhalewom ayterfn eyu
ሰላም ሓው
ሰላም
🤙🤙🤙🤙
🩵🩵🩵🩵🩵
*መጋበርኣያ ህግደፍ ኣብ ሰክዔት ከቢድ ወልፊ!*
#85% ኣባላት ባህላዊ ጉዳያትን፡እንዳጸጥታን ዝተኣስሩሉን ዝተኣሳሰሩሉን መላግቦ ውአልፊ ፡ዕጸፋርስዪ!
እቲ ናይ ግብጺ መራሒ ነቲ ዝተገብረ ስምምዕ ኣብ ሞንጎ ሶማልን ኢትዮጵያን ክቃወሞ ከሎ ምስ ካብ ፈለግ ጻና ዝረኽቦ ረብሓታት ዝተታሕዘ ክኸውን ይኽእል ኢዩ :: ንጥቕሚ ግብጺ ዝትንክፍ ኮይኑ ረኺቡዎ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ::
እቲ ዘስደምም ግን ተቓውሞ ናይ ኢሳያስ ኢዩ ::
ኢሳያስ ብዘይካ ነቲ ቀርኒ ኣፍሪቃ ምዝራግ ወይ ቅሳነት ምኽላእ እንተዘይ ኮይኑ ነቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ክቃወሞ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ወይ ምኽንያት የብሉን ::
ኣብ ዝሓለፈ ህወሓትን ብልጽግናን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝገበሩዎ ስምምዕ ተኾሊፍና ኢሉ ነቲ ዝተገብረ ስምምዕ ነጺጉ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ሓደ ህዝቢ ኢና ከምዘይበለ ሕጂ ምስ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ትሓልፍያ ይርከቡ ::
ንውግእ ሎሚ ዶ ጽባሕ እንዳበሉ ተጣፋኒኖም ይርከቡ ::
ካብዚ ኩሉ ዕግርግር ኤሪትራ እንታይ ረብሓ ኣለዋ ?
ጥፍኣት እንተዘይኮይኑ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ዝባሃል የብላን ::
ህግደፍ ኣብ ትግራይ ከምዚ ዝባሃል ዘሎ 17 ሽሕ ሙውታት 3 ሽሕ ቁሱላት ኣመዝጊባ ጥራይ ኢዳ ከሲራ ወጺኣ ::
ሕጂ ኸ በቲ ትገብሮ ዘላ ናብ ውግእ ዘምርሕ ፈኸራታት ክንደይ ከሲራ ተሳዒራ ኢያ ክትወጽእ ?
ክሳራ ኣብ ልዕሊ ክሳራ እንዳደራረበት ንህዝቢ ኤሪትራ ተጽንቶ ኣላ ::