ብዛዕባ ኲናት...

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 5 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,2 тис.

  • @MahderPro
    @MahderPro  4 роки тому +623

    ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ Mahder - Production፡
    እዛ ቪድዮ ካብ ትስራሕ ሽዱሽተ መዓልታት ኣሕሊፋ ኣላ፡ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገማት ክትዝርጋሕ ስለ ዘይከኣለት ግን ይቕሬታ እናሓተትና ሕጂ ንዝርግሓ ኣለና።
    ክብረት ይሃበልና።

    • @godislove9722
      @godislove9722 4 роки тому +7

      Xegem yeblun dani hawey xbuk raha qexlo aytdongena tray

    • @hlnamedia1111
      @hlnamedia1111 4 роки тому +14

      ዳኒ ጸገም የብሉን ግን ፈታዊ ሓቅን ንቑሕን ሰለ ዝኾንካ ምስ ውጹዕ ህዝቢ ደው በል ሕልናና ቅኑዕ ዝበሎ ንስዓብ ኣብይ ሒዝዎ ዘሎ መገዲ ኣልማማ ህዝብን መንግስትን ምጥፋእ ,ዩ ዝተጠናነገ ሓረግ ክትፈትሖ ብጥንቃቐ ,ዩ እምበር ብሓይሊ ንኹሉን ኢኻ ክትበትከን ማለተይ ቅድሚ ዝኾነ እቲ ህዝቢ ትግራይ የህልቖ ,ሎ።

    • @teshemeber7997
      @teshemeber7997 4 роки тому +3

      Eti zibezih haki eyu gin hanti tegagika aleka kulu hizbi tigray mis hiwhat aykonen tegedidom eyom sileti haberetaka yekenilna

    • @GoalCompass
      @GoalCompass 4 роки тому +2

      @13:12 can you leave TPLF to Tigray's people?
      what did you expect TPLF to do to the Eritreans? what TPLF did miss for Eritreans?

    • @godislove8032
      @godislove8032 4 роки тому +1

      Thank you wedi memhr smart.
      Kemaka 3 abzi media wexyom nezi mensey zenkuhun zimhrun tezhuluwuna ab zhaxere gize mot nay hgdef mreana gn yelewun edel aygebernan

  • @ቃልሥጋኮነ
    @ቃልሥጋኮነ 4 роки тому +269

    ዋይ ኣነስ በሊሕ ሰብ ክርኢ ከለኹ ዝስመዓኒ ባህታ ፍሉይ ኢዩ።ኣጆኻ እስከ ዳኒ ሓወይ በርትዕ ወላዲት ኣምላክ ምሳኻ ትኹን ሓወይ ናተይ።

    • @azuazeba2225
      @azuazeba2225 4 роки тому +2

      Amen!!!

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 4 роки тому

      @@secrt እዚ እዩ እቲ ምኽንያት! ነብስኻ ኣንኢስካ ትርእያ ኣለኻ

    • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
      @ሓኔታ-ጸረህግደፍ 4 роки тому

      @@secrt no nebsika keteleli ele eye emberey ! kemzi niushtoy gegif kun aybelkun ane.
      Bruck kine!

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 4 роки тому

      ua-cam.com/video/HdiD4-p-2MU/v-deo.html

    • @embaderho4807
      @embaderho4807 3 роки тому

      ብትግሪኛ ስለተዛረበ ድዩ በሊሕ ኮይኑ ?

  • @Merana10632
    @Merana10632 4 роки тому +286

    ኣታ ነዚ ወዲ ብተለቭጅን ኣሰናን አሪሳትን ንኤትራ ኣመሓላልፈዎ ።

    • @kbrabandu382
      @kbrabandu382 4 роки тому +7

      Nsom da Eri fishlet endom

    • @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ
      @ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ 4 роки тому +14

      ብኣሰና እበር ኤርሳት ድኣ ንዓረባውያን እንድያ

    • @sofimed7056
      @sofimed7056 4 роки тому +7

      Kemey geru msen kserh nsaten nay hasot eyen

    • @sofimed7056
      @sofimed7056 4 роки тому +2

      @@ተመስገንኣምላክ-ሰ3ፀ haki tetarebka kabkulu yhswa koynen

    • @betaisrael1641
      @betaisrael1641 4 роки тому +7

      ኣሰናን ኢረናን ናይ ሓሶት እየን ንዓና ከም ህዝቢ ኽኣ እንዓል ዲንኩም ኢለናና እየን እሞ ናትና ኣይኮናን ቡሩኻት

  • @Leziz1
    @Leziz1 4 роки тому +68

    ኣንታ ቆልዓ.... እዛ ኩላ ሰያብን በራሕን ቀንጠመንጢ ክትግዕር ትውዕል ዘላስ፡ ሓደ ሓደ ሰዓት ካባኻ እንተትምሃር ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ። We will be looking for bright youth like yourself. Please keep this rolling. Of course you are at school and you embrace education, and that touches me deep. Love you!

    • @azuazeba2225
      @azuazeba2225 4 роки тому +1

      You too smart enough I just like your message for real.

    • @younussulaiman9832
      @younussulaiman9832 4 роки тому

      MANE KANDEDENA NEANA KA ETI MENDADE NATENA ELNAYO ENDINA 😂

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 4 роки тому

      ua-cam.com/video/HdiD4-p-2MU/v-deo.html

  • @ብርቲጋልትግራይቤተሰበይና

    ዳኒ ሓወይ ፈጣሪ ዓብዩ ደረጃ የብፅሕካ እንጀራ ዓለም ብላዕ ካሊእ ቃል የብለይን ነዓካ ዝገልፅ

  • @yosieftekeste3016
    @yosieftekeste3016 4 роки тому +122

    በጃኺን'ዶ በጃኺ'ዶ ሃገረይ በጃኺ እንዶ
    በጃኺ'ባ በጃኺ'ባ ኤርትራ በጃኺ'ባ
    ዝወስድክዮ ኣያይ ኣላዪ ናብራ
    ዝወሰድክዮ ሰንዳይ ሓብሓቢት ስድራይ
    ዝወሰድክዮ ሓወይ ዓርከ መሓዛ
    ዝወሰድክዮ ሓፍተይ መብራህቲ ገዛ
    ይክለኪ እንዶ.........
    .
    .
    .
    🇪🇷🥺
    thanks dani

  • @Hespon
    @Hespon 4 роки тому +15

    ብዘይ ቀልዓለም ኣዝዩ ብሱል ዝኾነ ትንተና👏👏👏
    ኣነ ብወገነይ ብጣዕሚ እየ ኮሪዐ፥ ምኽንያቱ እዚ ብሱል ትንተና እዚ ካብ ሓደ ንኡስ ወለዶ መንእሰይ ይሰምዖ ብምህላወይ እዩ ።
    እዛ ሃገር ሕጂ ውን ተስፋ ኣለዋ !!💪💪💪

  • @መንከምመንከም
    @መንከምመንከም 4 роки тому +44

    ንህዝቢ ትግራይ ዝድግፍ አስ'ከ Like ደቂ ትግርኛ።

  • @robelmsgna3076
    @robelmsgna3076 4 роки тому +56

    ሓቂ ስለ ዝተዘራብካ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @mariyammariyam7099
    @mariyammariyam7099 3 роки тому +2

    ማሻአላህ ታባራካለህ ዳኒ ውዲ መምህሪ ንፈዕ🇪🇷 ቃፅሎ💪💪አንቢሳ❤️💛

  • @ddselam
    @ddselam 4 роки тому +7

    ኣንበሳ i really appreciate your expertise and knowledge. Keep it up brother.

  • @biniamsolomon6955
    @biniamsolomon6955 4 роки тому +1

    ንስኻስ እንቋዕ ተወለድካላ ነዛ ሃገር! ዳኒ እተቕርቦ ሓሳባት ስነ ሞጎታውን ምኽንያታውን ኣብ ርእሲ ሙዃኑ ካብ ፈጠራውነት ዝረሓቐን ብመርትዖታት ዝተኸለሰን ኢዩ፡፡ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዝተረፈ ዘመንካ ይባርኽ ዳኒ ሓወይ ኩቡር፡፡

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 4 роки тому +58

    ብአዝ ሓሳብ ናይ ዳኒኤል ተሰማምዑ እስከ like ግበሩለይ ኣነ 95% ይሰማማዕ እየ።

    • @mikalmiku5681
      @mikalmiku5681 4 роки тому

      I agree 101%!!!!!!!!!!

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 4 роки тому

      ua-cam.com/video/HdiD4-p-2MU/v-deo.html

  • @ተመሰገንኣምላኬተመሰገንአ

    ዋእ አታ ዝወዲ ደሰ ክብለካ ኹሉ ነገር ዘቅርቦ ኹሉ ሓቂ ኣጆካ ቀፅሎ ክቡር ሓወይ ናይ ብሓቂ ሰልጣነም ንምንወሕ እዩ ትግራይ ዓደይ ሰላማ የብዘሐለይ

  • @hureynatey793
    @hureynatey793 4 роки тому +6

    ብስለት ምስ ዝሓለፍካዮ ህይወትን ካብኡ ዝቀሰምካዮ ተመክሮን እምበር ምስ ዝቆጸርካዮ ዕድመ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን፡ ዳኒ ወትሩ ዘድንቆ ብሱል ወዲ ግዜ

  • @freedomfreedom2133
    @freedomfreedom2133 4 роки тому +5

    You are so young how do you know this all by this age you are amazing activist well donee kept up bro 👍🙏I will say you are the new generation brilliant journalist bravo👏

  • @azuazeba2225
    @azuazeba2225 4 роки тому +3

    Gifted Eritrean bright young person Dan I proud of you!

  • @መሶብኤርትራ
    @መሶብኤርትራ 4 роки тому +43

    ኣንበሳ ሓወይ ቀጽሎ ሕጂ እዩ ቀንዲ መረዳእታ ዘድልዬ ህዝብና ካልኣይ ግዜ ከይጋገ so btami adniqeka kokobeyyy❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ፈቃርፀዋር
    @ፈቃርፀዋር 4 роки тому +81

    ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ከመይ ከምዝቀንኣልኩም ዳኒ ኤርትራዊ ብምካኑስ ትኮርዕሉ ዶ ኣነ 'ውን ተዛራቢ ትግርኛ ብምካኑ ክሕጎሰሉ በሊሕ እዩ ክንዲ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይትደንጉየና ።

    • @ሰላምናፊቀ
      @ሰላምናፊቀ 4 роки тому +14

      ዳኒ ትግራዋይ ኢዩ ወዲ አስመጃና ኣብ ዶብ ብትግራዋይነትኪ ትሓበኒ ድሓር ክኣ ኤረትራ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ኢዩ ኢሰያስ ጎሓፍ ስለ ዝኾነ ኣብ ዝኹሉ ወዲቅና

    • @goitombirhane5335
      @goitombirhane5335 4 роки тому +9

      ስለሰናይ ሙንየትክን ኣብ ልዕሊ ዳኒ ዘለኪ ርድኢትን ኣድኒቐኪ። ንስኺ ውን ኣዚኺ በላሕ መስተውዓሊት ኢኺ።

    • @malhabib357
      @malhabib357 4 роки тому +1

      @@ሰላምናፊቀ ኣበት ኣጀዉጀው ሃልፍታ የገብረልካ ኣሎ ትግራዋይ እንተዝከዉን ክዛረብ ኮሎ ምስ ፍልጥከዎ ነሮ ካብ መልሓሱ

    • @azuazeba2225
      @azuazeba2225 4 роки тому +3

      Haqi you're smart by your self!

    • @ሰላምናፊቀ
      @ሰላምናፊቀ 4 роки тому +6

      @@malhabib357 ደንቆሮ ካበይ ዲኻ መጺኻ ኩሉ ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ኢዩ ኤርትራውያን አንተደሊኻ ኪድ ናብ ራሻይዳኻ ሕዳርብ ዝባሃሉ ኣለውኻ ኣብ ከባቢ ሳዋ ኣለውኻ ኣሕዋትካ ደድሕሪ 2 ኣጣል ይኸዱ ርኾቦም ሓውኹም ኤርትራዊ ኢየ በሎም ክሸጡኻ ኢዮም

  • @nohrodu8181
    @nohrodu8181 4 роки тому +44

    ትግርኛ ምካንካ እትኣምን ጥራይ ኣብዚ ዓሸረካ ግደፍ።

    • @enough1754
      @enough1754 4 роки тому

      ክክክክክክክክክ

    • @semerekelit5183
      @semerekelit5183 4 роки тому +1

      ክክክክክ ኣበና ክፍለዘመን ኣለኹ ኢለ ክሓስብ ጸኒሐስ 15 ኣቢሉ መሊሱኒ ዘይፈልጦ ኣሽማት ክሰምዕ ጸኒሐ

    • @ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ
      @ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ 4 роки тому +2

      ጃና ዲኻ ሰብ ካልእ ትሓስብ ንስኻ ኻኣ like ደሊኻ🙄🙄🙄😂 እንታይ ሪኢቶ ኣለካ ኣብዚ ዳኒ ዝበሎ??

    • @mty8737
      @mty8737 4 роки тому

      🙌🏿💜☝️❤

    • @nohrodu8181
      @nohrodu8181 4 роки тому

      @@ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ ኩሉ ቅቡል ኢዩ። ብዘይካ ኣብ ጉዳይ ህውሓት፡ህውሓት 98% ኣብ ምርጫ ሰለዘተዓወተ ግን ፍታሓውነት ነይርዎ ክትብል ኣይተክእልን ኢካ።
      እቲ ምክንያት ድማ ርዱእ ኢዩ።ኣባል ናይ ህውሓት እንተኮይንካ ጥራይ ኢካ ናይ ስራሕን ካልእ መሰልን ትርክብ።
      ሜድያ ኣይሃቦን ነቶም ሓደስቲ ፖሎቲካውያን ውድባት።እቲ ዘዓበየ ግን ፍታሓውነት ጎደሎ ኢዩ።ኣብ ዘብነ ኢህወደግ ህውሓት 100% ብምውዓዋት ክሳብ እታ ፈታዊቶም ዘንበረት ኮንዶሊሳ ራይስ ኣብ ሜድያ ወጽያ ሓጪጫትሎም ።ሕጂ ውን ንሱ ከምዘይደግሞ እንታይ መተኣማማነኒ ኣሎ።ብሓፈሻ ግን ንህዝቢ ኤርትራ ህግደፍን ህወሓት ን ጸላእቱ ኢዮም።ይኣክለካ ድዩ ሳሙኤል ወይሲ ክውሰከልካ?

  • @fi7521
    @fi7521 4 роки тому +25

    ዳኒ ጅግና ናይ በሓቂ ንፋዕ ካብ ኤርትራውያን አብ ምድያ ዝወፁ ንስካ ጥራይ ብሱል እምበር መዓልቲ መዓልቲ እናተቀልቀሉ ጦቅ ኣብሎምና ኣይትጥፋኣና ጋል ትግራይ ሓፍትካን ኣድናቅትካን እየ

    • @saimondaniel2848
      @saimondaniel2848 4 роки тому

      Nay bhaki jigna eu kulu ms chbtu eu dekrbo Dani

    • @rthagos635
      @rthagos635 4 роки тому

      Neshnesh aysimea...kkkk well done Dani!

  • @oneday5636
    @oneday5636 4 роки тому +8

    ዳኒ ሽኮር፡ኣታ ዞም ደፍቲ ዝሰምዕን ዝርዳኣን ርእሲ ማዓስ ሃሊዎም

  • @josieri8148
    @josieri8148 4 роки тому +7

    ትክክል ጉዳይና ምስ እዚ ዲክታቶር ጥራይ ክከዉን ዘለዎ።

  • @ጋልጁንታ
    @ጋልጁንታ 4 роки тому +2

    ኣብዚ ኣሎ ኣዕካቢ ዘረባ ናይ ባሓቂ ለባም መስተውዓሊ እቲ ትገልፆ ዝፀናሕካ ሓቂ እዩ ትግራይ እና ኤርትራ ሰላም እምበር ኩናት ኣየድልን እዩ እቲ ምንታይ ሲ ሓደ ኢና ኣድናቂትካ እየ ብሃንቀውታ ድማ ይፅበ ኣብዝስዕብ👉💖💛💖💐💙💚💖👈

  • @yonasg.medhin6310
    @yonasg.medhin6310 4 роки тому +13

    Good Job!! Talk with reason and facts and proper political analysis. Keep the good work up

  • @meashohabtu6873
    @meashohabtu6873 4 роки тому +1

    ዳኒ ብዓል ኣቡይ ልቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰላም የውርደልና ።

  • @nevergiveupnevergiveup2461
    @nevergiveupnevergiveup2461 4 роки тому +3

    ዝያዳይ ተስፋ ይገብር አብዝለዕለ ቦታ ክርኤካ ተባረኽ

  • @Schnupsiable
    @Schnupsiable 4 роки тому

    Thank you. Very good comments.

  • @robitete3838
    @robitete3838 4 роки тому +10

    *ከምዚ ኸማይ ን ዳኒ ዝናፈቕክሞ👍😉:ፈጣሪ ንብዓት ንህዝብና ይርአ❤🙏ሰላም የውርደልና*

    • @ግዜካዩንኡሰይ
      @ግዜካዩንኡሰይ 4 роки тому

      ኣብ ዩቱብ ንነዊሕ ጠፊኡ ዝነበረ፡ናይቲ ብምስቑንቓን ፍሉይ ተምሳጥ ዘሕድረልካ ፍሉይ ደርፊ ሃገርና ተኽላይ የማነ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቅኩም ስምዕዎ 👇👇
      ua-cam.com/video/27tnqPGm_Bs/v-deo.html

    • @ghennetabraha34
      @ghennetabraha34 4 роки тому

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @shikorina6165
    @shikorina6165 4 роки тому +1

    You are very sharp and such an intelligent young man! Bravo👏👏👏Keep it up ✊🏽

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 роки тому +24

    ን ሸይጣን መስቀል ኣርእዮ ን ህግደፍ መንደፍ ክኣ ን ወዲ መምህር ኣእዮም እኮ ተባሂሉ እዩ ኣይትጥፈአና።

    • @ግዜካዩንኡሰይ
      @ግዜካዩንኡሰይ 4 роки тому

      ኣብ ዩቱብ ንነዊሕ ጠፊኡ ዝነበረ፡ናይቲ ብምስቑንቓን ፍሉይ ተምሳጥ ዘሕድረልካ ፍሉይ ደርፊ ሃገርና ተኽላይ የማነ ኣብዚ ታሕቲ ጠውቅኩም ስምዕዎ 👇👇
      ua-cam.com/video/27tnqPGm_Bs/v-deo.html

  • @rthea5208
    @rthea5208 4 роки тому

    Thanks Brother all you said Is Right God Bless

  • @lengo.up_to-up
    @lengo.up_to-up 4 роки тому +97

    Mes za zerba zeysemama eritreawe aymeslenen

    • @heni-2943
      @heni-2943 4 роки тому +2

      Dhul

    • @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ
      @ንእግዚኣብሔርምፍራሕጥበብ 4 роки тому +4

      Kela sq bel bejaka, nayzom hgdef qal aytdgemelna abzi. Hgdef dea haqi nztezarebe eritrawi aykonkan, weyane eka agame eka yblu ember. Nezia zeyfetewe haqi ayfetun ktbl neiruka ember, nezi dani zbelo zeyrdio r'esi zhaze bzuh eritrawi alo ko. Nabey eka mo men'netu ktqyro!

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 4 роки тому

      kid tm bel mehaym denkoro nska enber eritrawi aykonkan kndey ahwatna atfiena slezkonna baelna nfelto kindey sdrana kefilna.lieli sdray hager neay wala hanty aytabseleyn ya neal mehaym donkoro kemaka sebat seb ena ktblu tufff

    • @charismatic4220
      @charismatic4220 4 роки тому +1

      ሓቂ

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому

      ዳኒኤል ኣባል ዲጂታል ወያነ ምዃንካ ባዕልኻ ብቓልካ ትርታዕ ኣለኻ ። thank you .

  • @grumgeshu558
    @grumgeshu558 4 роки тому +2

    ብጣዓሚ ጽቡቕ ትንተና እዩ ወዲ መ/ር

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 роки тому +3

    እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ምስ ውጽዕ ህዝቢ ትግራይ ይኩን 🇻🇳 🇻🇳 🇻🇳✊✊✊

  • @efremawet82
    @efremawet82 4 роки тому +1

    Daniel qalat eyu zhaxreni kgelxka (anbbesa) aytfeana daniel 💪💪💪🌹

  • @RaienaMedia
    @RaienaMedia 4 роки тому +13

    ዳኒ ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንቑሕ ዘመናዊ መንእሰይ

  • @rezantewelde5279
    @rezantewelde5279 3 роки тому

    Ewayyy nsakas Gigna iqa kwhdeka bravoooo 🌸🌸🌷❤️🇪🇷👍

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 4 роки тому +55

    ኣንታ ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @amiknfe4019
      @amiknfe4019 4 роки тому +1

      ❤️❤️❤️❤️❤️Fikr

  • @hahahuhu498
    @hahahuhu498 4 роки тому

    እሳይ ማዓረይ አንተ ትላንት ነው የተወለድከው አልነበርክም ግን ከነዚህ ሁለት መጥፎ መሪዎች እጅጉን በተሻለ መልኩ ገብቶሃል 👍👍👍👍👍You have a bright future young man.

  • @sdetnayebqie1575
    @sdetnayebqie1575 4 роки тому +55

    እታይ እሞ ክንብል ኢና መግለጺ የብለይን ነአኻ እቲዝገርመኒ አብዚ መንእሰይ ወለዶ ምኻንካ ኢዪ ብዙሕ ዕድላት ዝተነፍጎ
    ይቅሬታ ግን ድሕረ ባይታኻ ቁሩብ
    እተትሕብረና ብዙሕ መንእሰየ ክመሃረሉ ይኽእልዩ ዝብል እምነት ኣለኒ
    ሉል ሃገር ኢኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
    የቐንየለይ

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 4 роки тому

      ua-cam.com/video/HdiD4-p-2MU/v-deo.html

  • @olgatek4264
    @olgatek4264 4 роки тому

    Nay bhekhi tsbukh tntane 👌👌👌

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 4 роки тому +4

    ብራቮ ዳኒ ሓወይ ✌🏻

  • @firuzfesiha311
    @firuzfesiha311 4 роки тому +1

    Everything thing u said makes sense,it is precise and to the point.well done!!!

  • @henokmengstab46
    @henokmengstab46 4 роки тому +13

    ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃበልና ግን ሓንቲ ክላበወካ ኣይትደንጎና ከምኡ ውን ወላዲት ኣምላኽ ባዕላ ትሓልኻ

  • @ግሩምበውስተደመናትወልዑል

    ዝብላዕ ዘረባ ኢዩ ዳኒ ሓወይ ክሙኡ ገርካ ንሕብረተ ሰብና ኣንቅሓዮ ኣጆካ በርተዕ ንሃገርና ንዞባናን ሰላም የውርደልና ኣምላክ

  • @መንነትትግርኛ
    @መንነትትግርኛ 4 роки тому +7

    ወዲ መምህር ጅግና ምጥፋእ ህዝቢ ትግራይ ምጥፋእ ናትና ናይ ብሄረ ትግርኛ እዩ።

  • @danielwater1321
    @danielwater1321 4 роки тому

    Bravo Dani smart describtion

  • @bahabelomhadgu4567
    @bahabelomhadgu4567 4 роки тому +8

    አንታ ላባም ሰብ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @heniphotogerh5201
    @heniphotogerh5201 4 роки тому +2

    ኣነ ካብዞም ኩሎም ኣብ ሚድያ ወጽዮም
    ዝዛረቡ ከም ናይ ዳኒ ጌሩ ደስ ዝብለኒ የለን
    ዳኒ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ

  • @bobamantv7709
    @bobamantv7709 4 роки тому +3

    Eza nay mewdata derfi Bejaki endo hagery🇪🇷 tbl kem gele gertni nebsey 💔💔

  • @THEREISNOTOMORROW-p5v
    @THEREISNOTOMORROW-p5v 4 роки тому

    ጽፉፍ መግለጺ ዳኒ 👍👋👋
    ሰላም ይውርደልና ኣምላኽ

  • @mnbarnzelekamfkar6123
    @mnbarnzelekamfkar6123 4 роки тому +7

    One and only
    Smart menasey
    God bless you

    • @kubromfutuwi301
      @kubromfutuwi301 4 роки тому

      kakakakaka ኤርትራውያን ኣብ ጸርፊ ከምትነብሩ ርግጸኛ የ

  • @afewerkigebrekristos3614
    @afewerkigebrekristos3614 3 роки тому

    I like you wedi Memihir jigna

  • @barihadhanom4527
    @barihadhanom4527 4 роки тому +32

    ዳኒ ኩቡር ሓው ብሓቂ ኣዚኻ በሊሕን መስተውዓልን መንእሰይ ከማኻ ዝበሉ ይብዝሑ ፡ተባዕ መንእሰይ ኢኻ ቀጽሎ ዝሓወይ።

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes7 4 роки тому +1

    Well said! dani wedi memhr I Appreciate you for your strong advices so keep it up the good work .

  • @ኤርትራዊኩቡርመንነት-ሐ9ጀ

    Anta ane degafi eye emo gn sebay eileka aleku ❤❤❤❤❤❤❤

    • @goitombirhane5335
      @goitombirhane5335 4 роки тому

      ብምንታይ ምኽንያት ደኣ ወደይ ነቲ ትድግፎ ስርዓት መንነቱ ዳገለጸልካ ሰብኣይ ክትብሎ ክኢልካ።

    • @azuazeba2225
      @azuazeba2225 4 роки тому

      Nska godolo sebay kitblo emo fqad zeyblka ezi aygezakan eyu konto eka degafi silezbelka eye.

    • @danielyemane7158
      @danielyemane7158 4 роки тому

      ኣይትሓፍርን ዲኻኸ ወደይ ሬሳ።ናይቲ ትድግፎ ዘለኻ ሕማቕ ተግባራት እንዳነገረካስ ኣፍካ መሊእካ ኣነ ደጋፊ እዬ እሞ ትብል ጋህታፍ

    • @danielyemane7158
      @danielyemane7158 4 роки тому

      @@goitombirhane5335 ክምልሰልካ ኣይኽእልን ኢዩ።.እዞም ደገፍቲ እኳ መብዛሕትኦም ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣለዎም

    • @goitombirhane5335
      @goitombirhane5335 4 роки тому

      @@danielyemane7158
      ኩቡር ሓው ጽቡቕ ኣለኻ ክምልሰለይ ከምዘይ ክእልስ ተረዲኡኒ ዩ። ምኽንያቱ ንመን ይድግፍ ኣሎ ስለምንታይ ይድግፍ ኣሎ ስለዘይፈልጥ። ይኹን እምበር ንሕና ኸኣ ብዝተኻእለና ከነረድኦም ኣለና እምበር ክንጸርፎም የብልናን። ምኽንያቱ ንሶም ተተጻረፎ ናይቲ ዝድግፍዎ ስርዓት ሓቅነት ስለዘይብሎም ብሰኣን ኣተሓሳስብኦም ስለዝድግፉ ዮም ክጻረፉ ዝግደዱ። ስለዚ ንሕና ቶም ደለይቲ ብልጽግና ናይ ሃገርና ክንጻረፎም የብልናን። ደፊረ ብምጽሓፈይ ይቕረታ ዳበልኩየ ኩቡር ሓወይ።

  • @Semhar-ve7py
    @Semhar-ve7py 4 роки тому

    Hatsirn mikurn ::Hgdefawyan lbkum kefitkum smewo .thanks bro😘🇪🇷

  • @merhawijohn2300
    @merhawijohn2300 4 роки тому +7

    ብጣዕሚ ንፉዕ ። ኩሉ ግዜ ቐጽሎ ።
    ኩሉ ትምህርትካ ኣዝዩ ጽፉፍን ፥ ደስ
    ዝብል ሓበሬታ ኢዩ ። ኣጆካ በርትዕ
    ዝተፈተካ ሓወይ ።

  • @taa3670
    @taa3670 4 роки тому

    Good job brother 👍👍👍👍👍👍

  • @ጓልዓጋመ-ቸ7ጀ
    @ጓልዓጋመ-ቸ7ጀ 4 роки тому +29

    ዳኒ ጅግና ኣታ ብዓበይቲ ሚድያ ኣመሓላልፍልና በጃኩም

    • @nochinket2563
      @nochinket2563 4 роки тому

      Ezen erisat do asena zbehala kemzi nay dani zhasb aemro zelwo seb ayfetwan yen entekeilna share tray nbelo nab kulu seb

  • @rahelgere6752
    @rahelgere6752 4 роки тому

    Dani Ambesa tedlena eika nska bejaka ayttfae❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @m.s1128
    @m.s1128 4 роки тому +7

    We need young people like you by Brother. BIG RISPECT.

  • @yonassielay1761
    @yonassielay1761 4 роки тому +1

    ናይ ብሓቂ ዳኒ ሓወይ ንጹር መልእክቲ ቀጽሎ ጥራይ

  • @heritv6437
    @heritv6437 4 роки тому +63

    ባእ ኣታ ቅኑዕ ሰብ ኢካ።መግለጺ ስኢነልካ በቃ።

    • @danielhadgu
      @danielhadgu 4 роки тому

      ዳኒኤል ኣባል ዲጂታል ወያነ ምዃንካ ባዕልኻ ብቓልካ ትርታዕ ኣለኻ ። thank you .

    • @እግዚኣብሄርይመስገን-ነ8ዸ
      @እግዚኣብሄርይመስገን-ነ8ዸ 4 роки тому +1

      @@danielhadgu ፎእ

    • @goitombirhane5335
      @goitombirhane5335 4 роки тому

      @@danielhadgu
      እንታይ ትብል ኣለኻ ይርድኣካዶ ትህሉ። እቲ ርእስኻ ብትኽክል ኣስርሓዮ። ሕራይ እስከ ንዳኒ ወያነ በሎ ንስኻ ኸ መን ኢኻዶ ክትነግረና። ምናልባት ንዳኒ ብገጋ ይኹን ብቑኑዕመጸውዒ ዝኾኖመንነት ትቦ ለኻ ይዋእኻንስኻ ካብ እንስሳታት ከም ዝተፈጠርካ መንነት ዘይብልካ እምበር።
      ወዲ መምህርስ ካብቲ ዝገርመካ ወያነ ኢኻክትብሎ ከለኻ ንስኻ ቅልውላው መነት ከም ዘለካ ክርደኣልካዩ ኣጆኻ። ነዓኻን ንወዲ ከማኻን ናይ መንነት ክልውላው ከም ዘለኩም ቀልጢፉ ዩ ዝርድኣሉም ኣይትሸገሩ ኢኹም።

    • @danielyemane7158
      @danielyemane7158 4 роки тому

      @@danielhadgu ብህግደፍ ዝተዋህበካ ዕዮ ገዛ ዲኻ ትሰርሕ ዘለኻ ክክክክ ኤርትራውን ትግራዋይን ክፈሊ ዘይኽእል ኤርትራዊ የብልናን ኣታ ድፉን ኣእምሮ

  • @ML-vw3hi
    @ML-vw3hi 3 роки тому

    Wonderful yang man keep up we love you

  • @haremecho2215
    @haremecho2215 4 роки тому +25

    ብዘይካዚ ዳኒ ወዲ መምህር ፈሊጡን ተረዲኡን ዝቃወም የለን ዳኒ ብሱል

  • @samirezene7689
    @samirezene7689 4 роки тому

    dani wedi thanks so much

  • @leakeweldealfa727
    @leakeweldealfa727 4 роки тому +4

    Thank you God bless you ብጣዕሚ ንጹር መልእኽቲ ወዲ መምህር 🙏🙏

  • @meharifisshaye6044
    @meharifisshaye6044 4 роки тому +1

    Agree at all. Bravo Wedi memhrey keep it. Ayttfana ka.

  • @feruztewelde8652
    @feruztewelde8652 4 роки тому +16

    ዝኮነ ኤርትራዊ ሼር ክብሎ ይግባአ !! ንጹር መልአኽቲ አዩ። ዳኒ ጅግና

  • @letinabaryagaber6875
    @letinabaryagaber6875 4 роки тому

    Xeba xaida ste ata kem libey. i m proud of you 👍👍💯💯💯💯💯

  • @eskieltsegay7859
    @eskieltsegay7859 4 роки тому +24

    ናይ ዳኒ ሓንቲ ጌጋ ኣላ እንተነፊዑ ክእረመላ እዩ ። ነዚ ኩሉ ሰብ ከም ነብሱ ጌሩ እንዳወሰዶ። ሓደ ሰብ ብዝተፋላለየ ምኽንያት ከመይ ጌሩ ከምዚ ናትካ ብቁልጡፍ ክሓስብን ከማዛዝንን ከምዝኽእል ክትመኽሮ ይላቦ።

  • @Betielnlove
    @Betielnlove 4 роки тому +1

    I thought you are the hope for eritrean youths but now I realized that u are becoming like other media's.

    • @danielyemane7158
      @danielyemane7158 4 роки тому

      How could you say that to him ? 🤔

    • @Betielnlove
      @Betielnlove 4 роки тому

      This stage is critical time for the people of tigray and Eritrea. No need to tell the people about war because they know what's happening. As always I thought dani is going to analyse in other political viewpoints. It was out of my expectation.

    • @danielyemane7158
      @danielyemane7158 4 роки тому

      @@Betielnlove even though it's not as u expected it but he spoke nothing wrong.. He was perfect 👌🏾

  • @We-ub3dh
    @We-ub3dh 4 роки тому +6

    ሕውሓት 100%መረፃና እና ዓውት ንትግርኛ

  • @michaeltisfa1274
    @michaeltisfa1274 4 роки тому +1

    Nay behaki mehur......ajoka kaxelo ab godnka aleku...

  • @እጸ
    @እጸ 4 роки тому +4

    ሓቂ ኣብዚ እንሄልኩም ጎረበትና ዋላስ ኣሕዋትና
    ኣብዚ ሐጂ ዋጋ ህይወት ምክፋል ማለት ትርጉም የብሉን ንሓደ ሓደ እንተኮነ ኣይከሰብ አንፃር መን ከምትዋግኡ ፍለጡ
    ኣሕና ንቃለስ ዘለና ፈቲናዮ ኣይኮናን የግዳስ ኣብትሕቲ ኣቢ ክንግዛእ ኣይንደልን ተረዲእኩምኒ

  • @Habeshaentertainment986
    @Habeshaentertainment986 4 роки тому

    Wedi memhr nay derfka zeytgebr n kulu dika sansur tgebr?

  • @me7230
    @me7230 4 роки тому +4

    Tanx bro!!!!!!!!!!🇪🇷💟
    Tigray VICTORIOUS FOREVER by GOD'S GRACE!!!!!!!!!!!!🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @salmhumed4994
    @salmhumed4994 4 роки тому

    Dany great job well done ! 💯👌👏👏👏

  • @ሃገረይኤርትራዩ
    @ሃገረይኤርትራዩ 4 роки тому +22

    Place እዛ መደብ ናይ ወዲ መምህር ኣብ #ኣሰና #ቲቪ ክትመሓላለፍ ኣለዋ::
    ብራቮ ዳኒ::

  • @መሓሪተኽለ
    @መሓሪተኽለ 4 роки тому

    ናይ በሓቂ ቡሱል መግለጺን መተሓሳሰብን።

  • @ተሜጓልፅምብላ
    @ተሜጓልፅምብላ 4 роки тому +7

    ስለ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።

  • @thunderbrothers46
    @thunderbrothers46 4 роки тому

    Good job Dani ambesa kem qedemika bisul hasab 👍👍👍👍

  • @amenred5124
    @amenred5124 4 роки тому +5

    Just wow ! Thank you for sharing the Truth. Keep it up

  • @shewitshow7564
    @shewitshow7564 4 роки тому +1

    Wawwww kemey dika meksen love you

  • @eriboys1075
    @eriboys1075 4 роки тому +12

    እሾኽ ብበልሓ ትፍጠር ክብሃል እኮ ካምናይ ዳኒ እዩ። ተስፋ ይገብር መራሒ ኤረትራ ክትከውን ሓደ ማዓልቲ።

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 4 роки тому

      ua-cam.com/video/HdiD4-p-2MU/v-deo.html

  • @biniamsolomon2949
    @biniamsolomon2949 4 роки тому

    Absolutely great Dan

  • @Merana10632
    @Merana10632 4 роки тому +25

    ብጣዕሚ ሓጺራትና ዳኒ ሓወይ ቀልጢፍካ ምልስ በለና ፕሊስ።

  • @biniammengestab4549
    @biniammengestab4549 4 роки тому

    Bravo dani hawey nice xebuk meglexi, thanks

  • @wedimiki5318
    @wedimiki5318 4 роки тому +3

    ዕድመ ይሃብካ ቡሉጽ ሰብ!

    • @wedimiki5318
      @wedimiki5318 4 роки тому +1

      @TLC Method gefef enda belka temahar emo! kemnatu srah shiu edme yhabka blux seb knbleka ena!
      gefef enda belna kemzi natu tenserh kilna buluxat sebat knkewun mkealna abnet dma mkuna nezi weledo!!

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 роки тому

      @TLC Method ዒባ

  • @enoghe9474
    @enoghe9474 4 роки тому

    Proud of you and this is clear and you are in the side of democratic

  • @mogosmelak6213
    @mogosmelak6213 4 роки тому +11

    ኣብ ልበይ ዘሎ ኩሉ ዝተዛረብካለይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ አየ ዘመስግነካ ዳኒ ሓውይ አሱ አዩ አቲ ሓቂ 100% ብናይ ገሊኦም ሃትፍተፍ ትዒብና ቀኒና።

  • @yonankifle2770
    @yonankifle2770 4 роки тому

    Btaemi xbuq meglexi u qexlo..,. kemaka b confidence haqi zzareb seb u zedlya Eritrea may God bless you

  • @samueltk8718
    @samueltk8718 4 роки тому +11

    You're smarter a gifted boy

  • @abelghebretnsae8545
    @abelghebretnsae8545 4 роки тому +2

    Dani hawey u r smart boy 👦

  • @stateofagazian7169
    @stateofagazian7169 4 роки тому +4

    Good speech and easy to understand!!

  • @meronabraham1015
    @meronabraham1015 4 роки тому

    Bawooo. Bro. Bhaki. Eska kndi Millione eka 💪🏿

  • @Chelseaforever1212
    @Chelseaforever1212 4 роки тому +6

    Dani hawey neana n meneseyat nska tray eka tenqehana, sle zkone kea bzuh ayttfeana eka. Qexile nhna ezi kulu zbelkayo haqi sle zkone, kem meneseyat entay kngebr nkiel? Wey dma n hzbna ab Eritrea zelo bkemey megedi kab kunat negelaglo tbl? Thanks bro 👍

  • @mywife9724
    @mywife9724 4 роки тому

    Sorry but How old r u?