I agree with you wedi memhir, Isias is the one and only one of Eritrea and ERITREANS enemy. I don't know why our people create unnecessary excuses in over throwing cruel old Isias and his old cronies who are the reason for the suffering of ERITREANS.
Dani wedi memhr ፡
ኣነ ካልእ ዝብለካ የብለይን ኣምላኽ ጥራይ ዕድመን ጥዕናን ፡ጸጋን በረኸትን፡ ጥበብ ከም ሶሎሙን ይሃብካ ኢለ እየ ዝጽልየልካ።
Amen
Ane bnebsey smart seb mara eyu des zbleni danu nefu seb blux so ajoka
Amen kemziom zebelu 🇪🇷Ab Etefuna yeblomnn🙏
Wow ! Very matured,Intelligent
You are so smart
ወዲ መምህር ልክዕ ከምታ ኣብ ውሽጠይ ዘላ የቐንየለይ ጥራይ የ ዝብለካ ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብ።
We need more young people like you keep going 😍😍
ማሻአላህ ተባረከላህ ዳኒ ወዲ መምህሪ ናይ ባሓቅ ንፉዕ 🇪🇷❤️💛
ዳኒ ወዲ መምህር፡ ክብለካ ወላ መምህር፡ ብዝኾነ ሰፊሕ ልቦናኻ እኮ ይዕዘቦ እየ ኣድናቂኻ እየ ድማ ቀጽሎ፡ ንሰላም ከኣ ጸሊ፡ ብዛሓት ኣለዉ ፉጡር እንዳ በደሉ ናብ ፈጣሪ ዝምህለሉ፡ ፡፡ብዝኸነ ብዝሓየል ጥበብካ እእምሮ ሰባት ከም ትፍትሽ፡ እኖሆ ህያው ቃልካ ይምስክር፡ ኣጆኻ
ኣንታ ጅግና ኤርትራዊ
እዛ ቻነልካ ኣበይ ኢያ ተሓቢኣትኒ ኔራ።
ዕድመ ይሃብካ ተባረኽ ፡
ኣንኳዕ ብድሓን መጻኻ ብርሃን ገጹ።
I feel proud when I see young Eritrean speak eloquently. I hope you are studying, bc Eritrea needs her young to be educated. good job.
ንወዲ መምህር ትፈትዉ እስከ ኣለኩም ዶ ሞራል እስከ
Alena ewe hani shikor💕😅
ናይ ብሓቂ በሊሕ መንእሰይ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን
ይሃበካ ዝሓወይ ።
Ndani tfetwu iski 👉👍 rgexuni!
ናይብሓቂ ዳኒ በሊሕ መንእሰይ: ኣጆካ በዛ ትከዳ ዘለካ መንገዲ ቀጽሎ። 💪💪💪💪💪እዚ ትገብሮ ዘለካ ንብዙሓት መናእሰይ ዘነቃቅሕ ኢዩ: መን ይፈልጥ ከኣ ድሕሪ ግዜ ኩሉ መንእሰይ ይርድኦ ይከዉን።
በዓልቲ ምሉእ ተስፋ ኢየ and thank you so much 🙏🙏
ብሓቂ ቡሱል ሓሳብ ዳኒ ወዲ መምህር
honestly speaking you are so good...TY brother..
እቲ ዝተረፈ ህዝብና ነዚ ኣረዳድኣ ክሳብ ዝርዕሞ ምናልባት 50 ዓመታት ከድልየና እዩ፡ keep it up bro
Wawwww Dani hawey btami smart thanks
ናይ ዳኒ ቪዶ ተደሪርካ ምድቃስ'ዩ ።
👇
ua-cam.com/video/27tnqPGm_Bs/v-deo.html
ናይ ብሓቂ
ሓቅካ
ብጣዕሚ ይገርም እስካ መንዕስይ ኢካ
አተሐሳስባካ ብሱል 👍👍👍
ቀፅለሉ ካማካ ይብዛሕ።
እዝንን ልብን ዘለኩም ስምዑ እሰያስ ዳኣ ልቢ ኣይገደፈልኩሙን እንበር
ዳኒ ቃላት የብለይን ናዓካ ዝገልፅ✌
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ መምህር!
ንሰካ እምበር ኤርትራ ምመረሐካያ ነይርካ ኣታ ብሩኩ
Thank you btami seb krdo zelewo melkti....
Dani jigna willkommen 🙏🏻
Young men like you give our country and the people of Eritrea HOPE !!!
ኣንቱም ህዝቢ ንዕ አንዶ subscribe ግበሩ ነዚ ኮልዓ ኣተባብዕዎ
R u realy wedi asmera? Mkniyatu deki asmera ab dob entekoynu adika kalie meninet hibom kixerfu tray eye zifelt wey dma wedi asmera kitkewn aleka kinieduka wey ketababiuka entekoynom
Soryy zibezihu kemu sle zegatemuni eye tegerime
Kkkkkkkkk
አብ ሓቂ ዳው ዝቢል ውዲ ማሻአላህ ትባራካአላህ💊💊🇪🇷💖💖💖🐅🐅🐅
Nski memhri nay hezbi eritrea eka nay bahki n dani zefetu like 👍👍👍
ብሓቂ ብሱል ሓሳብ ዳኒ ሓወይ ኣብ ዚ ሕጂ ብዙሕ መንእሰይ ካባካ ክንምሃር ተስፋ ይገብር ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ደና ወዲ ስንዑፈይ ቀንዲ ብዱላት ንሕና ኢና ብፍላይ ባዓል ሰርሓ ዓድኻ
Emanka goney enteelay anbeset"glba kbabian
Ab gonkom alna hama
Ab gonkum alena senhit.
Ata deqala wedi sharmuta nay adu entay yemlktka be jema zey tengro way wedi akologezay mukanu kethbrena sele zedlka eka wedi fara
@@asmeraxada226 Natka gedede Wedi zkone zeykewn temehar aytrebish.
We are all one
ጽቡቅ መግለጺ ሓው ዳንኤል ዕድመን ጥዕናን
ዳኒ ከም ዝመስለኒ ስምዒታዊ ትኸውን ኣለኻ፡ ብፍላይ ኣብ ፖሎቲካ፡
ወያነ ናብ ኣስመራ ሮኬት ምውንጫፋ፡ ብዝኾነ መዐየሪ ቅኑዕ ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ። ምኽንያቱ ሮኬት ኢና ንብል ዘለና፡ ሮኬት ቀሊል ነገር ኣይኮነን። ሚሳይል ይኹን ካልእ ንዑኡ ዝመስል ከበድቲ ኣጽዋራት፡ ብምዕቡል ቴክኖሎጂ ተሓጊዝካ፡ ንጹር ዝኾነ ራዳር ተጠቂምካ ናብ መንግስታውን ወተሃደራውን ቦታታት ደኣንበር ብግምት ናብ ሰላማዊ ቦታ ኣይውንጨፍን ኢዩ።
ከምቲ ትብሎ ዘለኻ፡ ሰራዊት ፌደራል ኣብ ዶባት ኤርትራ ኮይኑ የጥቅዖም ስለ ዘሎ ንሶም ድማ ግብረ መልሲ ምሃቦም ቅኑዕ ኢዩ ትብል ተለኻ፡ ተጋጊኻ፡ እቲ መጥቃዕቲ ካብ ዶባት ኤርትራ እንተኔሩ፡ ንምንታይ ነቶም መጥቃዕቲ ዝፍጽሙ ዘለዉ ሰራዊት ፌደራል፡ ዕላማ ዘይገብርዎም፡ ንምንታይ ናብ ማእከል ሃገር እሞ ድማ ሮኬት፡ ስለዚ ጉዳይ ሉኡላውነት ዘይኮነ ጉዳይ ሲቪል ኢዩ ዘዛርበና ዘሎ።
ክትክሕዶ ተዘይደሊኻ ወያነ ዕላማ ናይቲ ሮኬት፡ ንህግደፍ ናብ ኲናት ኢንቫይት ጌራ ቀጠናዊ ኲናት ክትከፍት እሞ ብማሕበረሰብ ዓለም ድማ መፍትሒ ክግበሮ ኢሎም ዝተጻወትዎ ፖሎቲካዊ ጸወታ ምዃኑ ኣይትዝንግዕን ኢኻ።
ብዓቢኡ ድማ ኣሜሪካ፡ ሩስያ፡ ካናዳ፡ ጀርመን፡ ስጳኛ ወዘተ ዝርከበአን ሃገራት ነቲ ወያነ ዝወንጨፍውቶ ሮኬት ኮኒነኖኦ ዘለዋ፡ መጥቃዕቲ ሮኬት ናብ ሉኡላዊት ሃገር እሞ ድማ ራዳሩ ዘይሓለወ ጌጋ ስለ ዝኾነ ኢዩ። ስለዚ ንሕና ኤሪትራውያን ወላ ተቃወምቲ ንኹን ንህዝብና ግዳይ ዝገብር ዘበለ ክንቃወሞ ግድን ኢዩ።
NB ህግደፍ ብወገን ሰንዓፈን ከባቢኡ ንዕጡቃት ፌደራል ቦታ ሂቡ ዝገብሮ ዘሎ፡ ንስድራና ፈቀዶ በዓትታትን በረኻታትን ክፈናቀሉ ዝገበሮ ኩሉ እውን ጌጋ ምዃኑን ገበን ምዃኑን እውን ርዱእ ኢዩ።
ሃለፍታ ጌሩልካ ኣሎ
ንስካ ሓቀኛ ኤርትራዊ ኢካ +ሓቀኛ ሰብ ሓቂ ስለዝተዛረብካ ጥራይ ህግደፍ ክብሉኻ እዮም ሕጂ ካብ ተቃወምቲ ሓቂ ክዛረብ ኣባካ ርእየ ።ብሓሳብ ምሳካ ኣለኩ ተዓወት
Tsibuk zereba enjera alem blae
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ሃለፍታ ከመይ ድዩ፧
ንፉእ: ብሱል: ሃብሮም ኢለካ'ለኩ::
ኣነ ከኣ ክውስክ: ወያነ ታሪካዊ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ስለዝኾነ ክድምሰስ ኣለዎ!
ክክክክክክክ ዋውውውው ብጣዕሚ በሊሕ መስተውዓሊ ኢካ ዳኒ ከማካስ ሽሕ ይወለዱ ኣደኒቀ ኣይጸግበካን ኢየ ጥዕና ይሃብካ ዝሓወይ እበር ናይ ባዓል ኣባሳደርስ ሰሚዕናዮ ኢና ዘይ ምስማዕ ምሓሸና ነይረ
ናይ ብሓቂ ንፉዕ በሊሕ ሰብ ከማኻ በሊሕ ይፉጠር ኣምላኽ
ወዲ መምህር ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ!
ኣነ ግን ውልቃዊ ሕቶ ክሓተካ መልሲ ግን ክጽበ እየ። ንሱ ከኣ ስነ- ጥበብ መዓስን ኣበይን ተጀሚሩ? ትርጉምን መግለጽን ስነ-ጥበብ ምስ ሃይማኖት ብምትእስሳር?
ካልእ ከኣ ኪነ-ጥበብ፥ ምከና፥ ከያኒ ዝብሉ ቃላት እንታይ ማለት እየን?
ኣነ ኣብ ጎኒ ህዝበይ እየ ዘለኩ ንስለ ህዝቢና እንበር ንካልእ ኣይኮናን ንቃወም
ብጣዓሚ ፅቡቅ ሓሳብ ሓቂነት ሓዘል🇻🇳❤🇪🇷
Tewelja, mendelay temen, temesasli ika.
ኣዝዩ ኣገዳሲ መነቓቕሒ። ጅግና!
ንኡሰይ ሓንቲ ከይጉደልካ ምሳኻ ተሰማሚዐ።
ልዕሊ 50.000 ወትሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ወግሐ_ጸብሐ ብነፋሪት ምስ ኣጽዋሮም ንኣስመራ ይጓረቱ ኣለዉ።ሰብኡት እንተኮይኖም ኣብታ ሃገሮም ኮይኖም ደይገጥምዎም! ኤርትራ ደጀን ደቂ ደርጊ ኮይና መህረሚ ንተጋሩ ክትከውን ደሕዝንዩ፡ እዚ ውን ሕቡእ ኣጀንዳ ኢሰያስን ኣቢይን'ዩ።ደመኛ ጉጅለ ህግደፍ ብሪኦ ልእላውነትና ኣድፊሩ ኣብ ልዕሊ ሰራዊትና ዕልዋ ፈጺሙ።2ሞት😳
ክክክክክ እዚኣ ኢያ እታ ፍልጠትኩም ክክክክ ተቋመርትን ወያነን ሞትኩም ኣኪላ ሓመድ ድበ
@@ብሩርወርቂ ኢሂታ ወዲ ኣድጊ ኣምሓራይ፡ ኣማውታ ፋዘርካ ምሽ ናፊቅካ ኪድ ሓዎቦታትካ ብወያነ ትሕምሸሽ ኣላ ሓግዛ ቶጓር ርእሲ ቱኻን።
@@ጆሲ-በ4ከ ክክክክ ወያነ ህበይ ታይ ዓቅሚ ኣለዋ ቀደም ከም ህበይ ታሓንጊር ብሻዕብያ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ ብደንጎላ ኦሮሞ ኣምሓሩ ካኣ ናብ ክልል ተሰጊጋ ክክክክክ 50 ህዝብኩም ካኣ ንሱዳን ተፋናቒሉ ኣሎ ክክክክ
@@ብሩርወርቂ ብሓቂ በል ደደብ ትግራይ ዳኣ እሞ ብክንደይ ተከቢባ ኣላ ግን ክትምክቶ ጥራሕ ዘይኮነ እታ ኤርትራ ትብሃል መዕቆቢት ባንዳታት ብዘየገድስ ኣምሓሩ ደቂ ደርጊ ደቂ ህግደፍ መንደፍ ደቂ መሽረፈት ትግራይ መቅበሪቶም እያ ካኣትው ይክእሉ እዮም ምውፃእ ግን ሂወት የክፍል እዮ።
@@ብሩርወርቂ ሰኪትካ ደሃይ ኣህያዎች ሓዎቦታትካ ግበር ወያነ ወያነ ክትብል ኣይትግዓር። ወያነ ትድስቆም ኣላ ኣታ ፈዛዝ ድቃላ ወዲ ጦር-ሰራዊት።
I'm in love with you intelligent guy. Keep up with the great analysis.
ዲኒ ማለት ሓደ ካብቶም ኣለና ንባሃል መንእሰያት ካብ ቡሱል ጥረ ብገለ ዝተረክበ መንእሰይ ኢርትራ ኢዩ ክሳብ ሕጂ ሰሪሕወን ዘሎ ቪዶታት ሓንቲ ቃል ውን ትድርበ ኣይርከበንን ኢዩ ዳኒ ንቅድሚት ጥራይ
Ezom amena hagerawyan ktmeslu tftnu azikum funfunat ekum .nebsom mesilom zeykedu hasewtin hademtn ekum msakum knxare ena. Bravo Dani thanks
I agree with you wedi memhir, Isias is the one and only one of Eritrea and ERITREANS enemy. I don't know why our people create unnecessary excuses in over throwing cruel old Isias and his old cronies who are the reason for the suffering of ERITREANS.
Our enemys are isayas and weyane
ናይ ብሓቂ መንደላይ ክፉእ ርእሲ ዘለዎ ሰብ ። ናይ ብሓቂ ዘፈንፍን ሰብ ኢኻ ይንዓል ቡዳ
አቤት ርእሲ ዳኒ ወዲመምህር ።
Smart boy ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና ቡሉጽ መንእሰይ ንበረለይ ኩቡር ሓወይ
ክክክክ በዓል ኣረጋይ ባዶ
ኣንታ ኣበይ ጸኒሕካ ክሳብ ሕጂ
ኣ ገ ና ዕ
ጽፉፍ ዘረባ ( ንጹር ዘረባ )
👍👍🙏🙏
እዚ ፍቕሪ ሃገር ኣይኮነን ጉድለት ምምዝዛን ኮይኑ'ዩ ዝስመዓኒ
You are simply genius person Dani i dont have enough words to describe u .You know our real problem.
ወዲ መምህር የቅንየልና። ኤርትራውነት ብኣኻ ፈትዮ
ጽቡቅ ሓሳብ ዳኒ ትኽክል ሰላም የውርደልና!
መርሓባ እንቃዕ ብዳሓን መጻኣካ ዳኒ ዓቢ ሰበ ከምዚ ከማካ ለባማት መስትዋዓልትን ይብዝሑ ብስመይ እስኪ ላይግ።
Good point thanks you are right
REMEMBER1998 - 2000
DO NOT BELIEVE
DICTATOR ISAYAS AFWERKI
ab xeli nenber dyu emo zerbaka welas hji hene ketfedi eka delika?
@@biniamtek6850 you do not understund I am eritrean from Asmara and now that's enough to support DICTATOR ISAYAS AFWERKI
ወዲ መምህር ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ
ንስለ ህዝብ እምበሪ ንእሰያስ ክድግፊ እሉ ዝተቃዋሞ ሰብ ኣሎ ኣይብልን እየ ካብ ደለይት ፊትሕ ማለተይ እየ
ስለ ህዝቢ ህዝቢኤርትራ ምስ ህዝቢ ትግራይ ባእሲ ዲዮም።
@@ስሓቀይእባመልስለይምቃለይ men elika
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ቀፅለሉ
ንበረለይ ንበረለይ ኩለን ይቀዘዋ😂 ቃንዛ ዳኣ በዚሕና ከማን ገጽ ቃንዛ
Kkk aygeramen hade nay sena aemro hakim si bnay seb qanza thgos enta alka ezi qedmay melkat hemam iu ilwo
@KIMO ENTERTAINMENT ሂበካ ኣለኩ
ክክክክክ
ተባዕታይ ወዲ መምህር ከምዚ ዉፉይ ዝበሎ እይ ዕድል ኣይገበረልናን ንፉዓት ደገፍቲ ኣይረኸብናን
ኣታ ጀግና👍👍👍👍👍♥♥♥♥
Thanks dani hawey sleti bsul atehasasbaka shear zgrberkana 👍
Wedi memhr GBU brother!!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ማዓረይ
Dani jigna well come bro👉❤👈
Best of the best you are so smart keep going wedi memher
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኣዝካ ሓያል ሰብ ኢካ ዝገርመካ ነገርሲ ትረፍ ዶ ኢሰያስ ኢዱ ኣእትዩ ኣብቲ ጉዳይሲ ከይ ኣእተወ ከማን ጉዳይና እዩ ምበልኩ ኣነስ ከመይሲ ኣብዝኮነ እዋን ትግራይ እንድሕሪ ተቓጻጺሮማ ጽባሕ ንግሆ ከኣ ናባና ኢያ ትግራይሲ ከምዚ ዓቢ ድንድል ናይ ኤሪትራ ክበሃል ይከኣል እዩ።ምክንያቱ ትግራይ ልእላውንነት ኤሪትራ ተክበር ባዕሎም ውን ሕውሓት ፈሪሞምላ እዮም ኣማሓሩ ግን እዚ ክሳብ ሎሚ ዘይኣምንሉ እዩ። ዓሚ ሚሽ ዓው ኢሎም ሕልሞም ነጊረምኩም ድላ ገርካ ትመሓደር ሃገር ጌርና ክንሰርሓ ኢና እኻእዪ ኢሉ ዝለዚስ ኣይስቆረኩምን ድዩ ቁሩብ ።
Mejemereta selam tienan ymineyelka Happay new year nihakan nimulu sediran. Bimkixal Eza hadashe tijmir zela Gize sat tibel zela bi j.studio tiwnen. Akayda dese selezey bele i. Malet bijeka Tigrina tezarebti etom kaliyot beherat Eritrea kab xoweta wexae girka. Tegaru Hewatina edabelika kobtom. Tegaru nilali migar etay mesilu yreka Dani hawey. Key gemeru kelew ni hezibna gele retoka kinsemie midelena. Ezi natey sekifeta u. Entay mibelika. Tank you!
ዳኒ ወዲ
መምህርር
እንታይይ
ክንገብርር ኤልካና
ህግደፍፍ ዘይሃስ። ስነሓሳብብ
መሊኦ"ሞ፡ ነዚ ህዝቢ 29። ወያና ክብሉ።
ይሕሊፎ,,,,ሓደ ነገር ኣሎ ድሳሓቶ። እዝ ህዝቢ።
ኣቤይሕመድድፍ ,& ህግደፍፍ። ን ህዝቢ ትግራይይ እንተ ኣጥፊኦ"ሞ ፡ኣማሓሩ። ናብ ህዝቢ ኤርትራ። ምኻኖምምም
ክንስሕቶ ይብልና,፡
so። ዳኒ እንታ ክታሓስቢ።
ዘዋዓለትት ፍተፊትካ ኣምጺኻያ ኣለኻ።
ህዝቢ ትግራይይ ንመሰሉ።
ኣይግዛንብ እየ ዝብል ዘሎ
ንሕና ከ ቕንኢ ክሕዘና ኣለዎ ።
ስራዓት ህግደፍፍፍ ፡ብሕዋትና፡ ኣያታትና,
ኣቦታና,,፡ ,፡ ,,,,ወዘተ,ትጻዊቱ ከይኣኽሎ
ሕጂ ኮላይይ ብኣና ,ይጻወትት ኣሎ።
Usw,,,,,,,,, ሰላምንን ፍቅርንን
ፍትሕንን ንህዝቢ ኤርትራንን,
ትግራይይይ
ኣንታ መንዩ ከምኡ ዝበለካ? ጃንዳ ወያነ ናብ ስልጣን ክምለስ ኢላ'ያ ሰባ ተውድእ ዘላ:: እዚ ከኣ ዘይሕለም ኢዩ:: ሕጂ ጸወታ ተወዲኡ ኣብ ናይ ትርፊ ሰዓት ኢና ዘለና:: ወያነ ናብ መቓብራ!
ርእስኻ ,,,,ሕንናኻ
ኣማዝኖ,፡ እቲ ቅንዲ,ጽላኢ ህግደፍፍ
እዩ።
ኣብ ዓዲ,,እንዳማትካ ኮፍ ፡
ኢልካ ኣይትፈክርርርርር።
ውድቀትት ንመንን እያ ብሓደ ክንሪኦ,፡ኤና።
Asmara Addis kindey amet gerka weyane kab tibil anta xemam iseyas sefiu zihabeqa nay xieli debdabe zihabeka hizka kolel tibil aleka netih teref dergi wahid
አምላኽ ምሳኻ ከማኻ አብ ዓለምና የብዝሓልና ፈጣሪ
8:45moyteko🤣🤣🤣welcome dani❤
ዳኒ ዓቢ ሰብ ናይበሓቂ ኣረደኣዮም እስከ ሰላም ኢዩ ዘድልየና ሻዕቢያን ስነ ሓሳባቱን ከኣ ክእለየልና ኢና ንደሊ ዘኩርዕ ባህሊን ስልጡን ሕብረተሰብ ኢዩ ዘለና ።
ኤረትራ ትባሃል ሀገር ክትተፍእ ትራይ አለዋ ?
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
Wedi memhir tesfa ygebir metsaet vidioka nay woyane ab hizibi Eritreawiyan zfesemo resah tegbarat ketedalu. Tebarek
Lebam seb 😍😍
ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና
ዳኒ ወዲ መምህር ቡሱል ሓንጎል
ካብ ኩለን ዘቅርባ መደብ ኢልካ ጸንበለል
ማሃረለይ ደኣ ነዞም ረሳሕ ሓንጎል
I agree with you Bravo Thanks great
ኣምሰሉታት በሎም ፍቕሪ ሃገር የብሎም ፍቕሪ ህዝቢ የብሎ ነታ 2% ከፊሎም እቶም ኣዳከርቲ ዝስቀሉላ ማዓርፎ ነፈርቲ ከይትህረም ሞ መንገዲ ከይዕጸዎም እምበር ዋላ ምስ ኢሰያስ ውን ፍቕሪ የብሎምን ሰብ ዘፍቅሩ እንተዝኮኑ ነቶም ናይ ምሎእ ዕድሚኦም ዝነብሩሉ መረበቶም ናይ ኣንበሰተ ገለባ ቅድሚ 10 ዓመታት ፈናቒሉዎም ከም ስደተኛ ኣብ ጎላጉል ጋሽ ደርብይዎም ጸኒሑ እንደገና ሰላም መጽዩ ኢሉ ቤቶምን ህዝቦምን ዳግማይ እንዳተካላበቱ ዘይዛረቡ ንረብሖኦም ዮም ብዛዕባ ማዓርፎ ነፈርቲ ጩቕጩቕ ይብሉ
Teawet teawet shkorina ezi eyu thaki , thank you brother admen tan yhabka kexlo ambesa
ወይ ጉድ ግርም እባ ናትካስ ንበይኑ እዩ ንሃገርኩም ኣይተፍቅሩ ኢልካ ኣሎ ዘረባ ሕርር በል እምበር ወላ ሽሕ ጊዘ ንስርዓት ህግደፍ ንጽላኣዮ ንሃገርናን ህዝብናን ግን ብፍጹም ኣይንጸልኦምን ኢና
ቃልስና ከኣ ምስ ህግደፍን ምስ ከማኻ ዝኣመሰሉ ዕሱባትን እዩ
Yes
ዓሕሕሕ ኣቱም ሰባት መጻኢ ሕይወትናን ሕዝብናን ሃገርናን እምበር ከብድና ቀሪጽና
ኣብ መጻኢ ተስፋ ኣለዎም ኢልና ተሰዓብናኩምስ ስልብጥ ኢልኩም ትመጹ፡ ወዲ ቀሺ እስከ በል ንጹር መርገጺኻ እንታይ እዩ ንገረና እሞ፡ ዉሳነ ክንወስድ
Mergersiu daa flut kemtom bweyanie zhamu
የሕሚምዎ ዘሎ ካልእ ኣጀንዳ ስለ ዘለዎ እዩ፡ ንሱ ካኣ ወዲ ሰንዓፈ ስለ ዝኮነ እታ ናይ ስጋ ክይትተርፍ ወይ ነቶም ደቂ ዓዱ ከሓጉስ መሬት ሰንዓፈ መሬት ኤርትራ ምኻኑ ረሲዖሞ ኣለዉ፡
ዘገርም እኳ እዩ ንሃገርኩም ኣይተፍቅሩ ኢልካ ኣሎ ዘረባ
Kulatkum abza koment tiakibkum zelekum friend dikum riskum hade aidug
@@esrombeyene3333 ስለምንታይ ከምኡ ክትብል ክኢልካ እስከ ግለጸለይ??
Anta sebuk wedy medhnet naty egzabher edemen yenan yhbka🙏👏👏✌
Smart boy 💯💯💯
ዳኒ ዳኒ ከማኻ ይብዝሑልና ኣምላኽ ይባርኽካ
ተጸቤካ ኮ ዳኒ ብሱል ሓሳብ ናይ በሓቂ ሻባይ ዮም አዚኦም ኣበይ ክርደዶም ድገመም ቅልጥፍ አልካ
Eritrean would be most advanced country vote for wedi memher
ኣፍቂረኻ እንታይ ኽገብር ደኣነይ❤
ከራክበኪ ዶ ሞ?
@@ጉስነት ፁቡቅ ነይሩ
@@AaBb-dt9yk 0687655092 ናብዚኣ ደውልሉ
@@ጉስነት ብሓቂ በል
@@AaBb-dt9yk ewe
Eseyas sle zxelaenayo weyane nidigifo wey ka aynikawemon malet aykonen. Ezi kunat result nay 20 ametat eyu. Dani kurub hasab mifitash yedleka mesleni. Thanks abi seb.
ቀዳማይ ጸላኢና ኢሰያስ ነብሰገዳይ ኢዩ።
You are smart boy #respect ዎያነ ንኤርትራ ተደብደበ ቅኑዕ እዩ ህግደፍ ከ ጠስሚ ድዩ ዝለኽዮም ዘሎ ግብረ መልሲ ዘየብሉ ኺናት ከ ሪኢኹም ትፈልጡ ዲኹም ገለኩም ኣለኹም ህዝቢ እንታይ ገሩ ገለ ትብሉ እቲ ካልእ ህዝቢ ዝጠፍእ ዘሎ ኸ እይታሓስብሉን ብዝኾነ ተዛሪብካ ኣይዉዳእን እዩ ናይ ገለኹም ኣምላክ ባዕሉ ምሕረት የዉርደልና ደኣ ብፍላይ ነቲ መስኪን ህዝቢ Eri 🇪🇷
😏😏😏😏
🇪🇷😭🇪🇷😭🇪🇷😭🇪🇷😭🇱🇾👈🇱🇾
Welcome dani hawey like nezi jgna habuley my hero
ብሉጽ መንእሰይ ጸላኢኻ ዘለለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዳኒ ሓወይ እዛ ቪድዮ ከይ ራኣክዋ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ ክጽሕፎ ዝደለኩ ካኣ ከምቶም ክኣሎት ሰብ ቻነላት ኤርትራውያን ቻነልካ ክዓብን ክፍለጥን እየ ዝደሊ ክን ንስካ ቪድዩ ኣጽፊክካ ከተምጽእ ኢልካ ድካ ውአይስ ካልእ ሽግራት ስለ ዘሎ እዩ ተወሓደ ኣብ 2-3 ሰሙን ኢካ ትሰርሕ እዚ ካኣ 3 ንኣዓካን ንዓናን ጉድኣት ኣለዎ እቲ ቀዳማይ 1ይ ካብቲ ክማሃር ክነቅሕ ዘለዎ መንእሰይ ንብዝሕ ዝበለ እዋን ትፍለ ኣለካ ካልኣይ 2ይ ካኣ እዋናዊ ነገርን ከምተን ካልኦት ቻነላትን ከተምጽእ ከተምጽእ ቻነልካ ከተዕብን ኣለካ እብል ሳልሳይ 3ይ ካኣ ኣብ 1 ወርሒ 1 ቪድዮ ወይ 2 ክሳብ 3 ቪድዮ ትሰርሕ እንተኮንካ ካብ UA-cam እረክቦ ገንዘብ ካብተን ካልኦት ቻነላት ብጣዕሚ ውሑድ እዩ,,,, ግን ኣብ ሓደ ወርሒ ብውሑድ 15 20 ቪድዮ ሰሪሕካ እትከስቦ ነገር ትስሕቶ ኣይብልን እየ። ሰላም'ታ ኣይረሳዕኩን ብሩክ ለይቲ ዳኒ ሓወይ
ናኦድ ሓወይ ጽቡቕ ኣለኻ እንዶ, ግን ካብ ብዙሕ ዘረባ ብዙሕ ጌጋታት እዩ ዝመጽእ,,, እቲ ቀንዲ ግን Videoኻ ከመይ ጌርካ ኣጽፊፍካን ሓሲብካን፣ ማሃርን ሓቅነት ዘለዎን ጌርካ ተቅርቦ እዩ። ከም ባዓል ነሽ-ነሽ ሃጠው ቀጠው ሕዝካ ናይ ዝመጻኻ ትርጉም የብሉን። ዳኒ ኻኣ ከም ዝመስለኒ ንነዊሕ ዝሓስብ ሰብ እዩ። ከመይ ገይሩ ኣባና ኣብ መንእሰያት ፍትወትን ኣድናቆት የትርፍ እምበር ኣብ ገንዘብ ጸቂጡ ዝሓስብ ኣይመስለንን። ግን sorry 👉🏽♥️
@@ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ እወ ሳሚ ሓወይ ሓቅካ ኣለካ እንዲካ ግን ብዙሕ ከይደንጎካ ምስራሕ ካኣ ጽቡቅ እዩ ቁሩብ እንዳደንጎየ እንድዩ
ማለት ክልቴካ ትከስብ ኢካ
@@naodlove1518 Yeah ጽቡቕ ኣለኻ,,, ከምኡ ተገይሩ ኻኣ ዝበለጸ
You nailed it!
You tell always the truth and your ideas are based on logical thoughts and facts .
ዝገርም'ዪ! ወያነ ኣስመራ ኣየር-ፖርት ክድብድቡ ምሉእ መሰል ኣለዎም ምኽንያቱ ዝዋግኦም ሰራዊት ኣብ ኣስመራ መዕርፎ ነፈርቲ እዪ ዝራገፍ ዘሎ:: ኤርትራውያን ኢልኩም ፈክሩ ዶናቕር
100 % true ab Adia alo keman tetdegmu
@@hazekaasmera1414 arku etom sdrana ke adi halo eko Eseyas tray aykonen zelo
@@-wedixlma abzikone alem lewuti kimesi kolo meswati alo sdrana gerobitna gdn eiyom meswati kikeflu. Ab zalabesa senafe wun sdrana alewu lewuti kimesi tekeynu meswati alo.
@@hazekaasmera1414hezbina tefeu zemtse lewti? Emo neskum dea another dictator endkum kounkom nezi hezbi..very sad
@@hazekaasmera1414 neska Ab zetamika kof elika hezbi mesewati kekflilika..hahah abet jegnenet. Mengtse semay yewarsika hawey moytika eka Neska. Esiyas setaye dem Neska kea nay youtube dictator and setayi dem. Beal neskum ekum lewti keymtse hezkumina zelkum hezbi and mengseti zeytflaleu. Merit eritrea zeytregtse yegberika amlak..
Dani I have respect to you . Mstgray kiereq naruwo tbil aleka ok xbuq bkemey kierequ naruwom abrhaley thank you 🙏
dani jigna 💞💞
ምሁር ደንቆሮ ሓራኢ አብ ስርኡ ዓንደጸልማት ኮለል ግደፎ ፍቅሪ ዲክታቶር ኢዩ ዘለዎ በዚ ትመጽአ ደምበ ፍትሒ ክንዮ ሓጹር ትደርበ አዚ ቅምጥ ዝበለ ሕቡአ ዲክታቶር አዩ። ዳኒ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኩሉ ነገርካ ቀጽሎ።