Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ብጣዕሚ ጽቢቅ ፊልም ዮሃንስ ጆን ሜራ ብሓፈሻ ኩላትኩም እዞም ናይ ባህሊ ፊልም ትሰርሑ ኣጆኩም ቀጽልዎ፡ ክንዲ 10 ዕጽፊ እቶም ካልእ ዝሰርሑ ኢኩም። ባህልና ተዕብይዎ ኣለኩም ንዓኩም ንክሕሰሉ ግዜ ይሃበና።
ደስ ትብል ባህላዊት ፊልም ምስ ሓያላት ስነጥበባውያን ሃገርና 💪💪🙏🙏🇪🇷🇪🇷❤️❤️🥰🥰
🧔👵👦🧕😪😣👩🧒🧓
ንሱኩም ከ ከምዚ ከማይ ዶ ትኮኑ ናይ ገጠር ፍልሚ ክሪኢ ከለኩስ በቃ ከምዚ ኣፍቲ ሂወት ኑሱ ዘለኩ ኮይኑ ይስምዓኒ ናብ ናብራ ቁልዕነተይ ይምለስ ሰላም ይሰፍነኒ ናብራ ገጠሪ ጣዑሙ ኖንዶ ጽሒፍካ ኣስተመቂሪካ ከማን ኣይውዳእን እዩ ንዘይፈልጦ ከም ቀሊል ታሪኪዩ መቀረቱ ንዝፈልጦ ጥራይ እዩ ዝርድኦ ከምዚ ሎሚ ኮይኑ ኣብ ስደት ፍሕ ከይበልና እግዚኣብሄር ናብ ሃገርና ተመሊስና ዳግማይ ነስተማቅረሉ ግዜ የምጽኣልና 😔🥺በጃኩም ክንብለኩም ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣይትደንጉዩና
ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ቀጽልዎ
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ኣቦታተይ ኣዴታተይ ዓበይትን ንኣሽቱን ኣሕዋተይ ወርቃዊ ናፍቆተይ ዝዓብለሎ ሰላምታይ ተቀበሉ ባህላዊ ስርሓትኩም ቀጽልዎ ሓደራኹም ከምተን ጀሚረን ዘቃረጻ ከይተቃርጽዋ ምስናይ ዛራዪ ንብዓተይ 😭😭😭 ሰናይ ናይ ጥዕና ዓመትን ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜን ይምነየልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ካብ ስደተኛ ሓፍትኹም 🥰🥰🥰ኩሉ ግዜ እየ ዝፈትወኩም 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eway nabra geter btami eyu des zbli GBU deki erey maerey 😘😘😘
Wawwwwwwww ብጣዕሚ ጽብቕ ስራሕ ናይ ባህልና ክንደይ ደስ ይብለካ ❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘💊💐
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣምላክ ደቂ ኤረይ ጡዑማት
ናኤርትራ ድራማ ኣንደኛ ብስሩ ኣብ ሃገርና ሓፍትኩም ካብ❤️💛
ክዛረብ ሓሲበ ነይረ ግን መንገዳ ኣይፈለጥኩን ንሰላም ድያ ወላ ንኹናት እምበር ምጅማርስ ሕሞራን ወልቃይትን ኢልኩም ጀሚርኩም ኣለኹም ብዝኾነ ንሰላም ክትኸዉን ተስፋ ይገብር መወዳእትኡ የርእየና ጎሮቤትና🙏
ዓድና ጥዑምወ ነዚ ገዲፍካዶ ትስደድ
Excellent movie series that deals with the countryside is starting, thank you.
Hji garm gidy asey bahlna tumu edimen tenan ka yahbkum amlak xsbukaty ❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ፅቡቅ ስራሕ ❤❤ቀፅለሉ ሸኮሪናታት ተዋሰአቲ❤❤
ትግራኛ ኣብ ምማታ ኣባራቢርካይ ጆን ዓቢ ሰብ አበር ኮሚዳን ሃገራናስ ቀቲሎም አዩም ነዛ ትግራኛ
ሓቂ
ጽብቅ ስራሕ ምስ ብሉጻት ተዋሳአቲ ቅጽሎ ኣይትዶንጊዩ
Mkurat deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘😘
Asey deki Erey shikorinatat ❤🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሰላም እንኳዕ ብድሓን መጻኩም ደቂ ኤረይ ጹቡቅ ትሕዝቶ ምስ ጹቡቅ ኣቀራርጻ video ኣጆኩም ቀጽልዎ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ሙሉኡ ፍቅሪ ራህዋ ዕድመ ጥዕና ያበኩም ናበልኩ ብትሕትና ይሓቲት ሳብስክራብ ክትገብሩለይ ረጊጽኩምኒ ከይትሓልፉ ሓደራ የቀኔለይ ።
Amen rkeb aytsan
@@selamkifle306 የቀኔለይ ሰላመይ ኣንበሳ ክብረት ያበለይ ።
Welcome deki halal meret 🇪🇷❤🇪🇷
Welcome deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታደአ ወልቃይት ሕሞራ ኢልኩም ጀሚርኩም ንሰላም ይግበሮ ::ብዝኮነ ደስ ዝብል እዩ ባህልና ምፅባቁ ከፅልዎ
🌟🌟🇪🇷🇪🇷I love you deki Eriy 🇪🇷🇪🇷🌟🌟
ሰላም ሰላም እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ፍትዋተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Jhon mera ayney kemey dika tekeyfeni bhafesha kulatkum snetbebawyan hagerna Senetbeb yanbb🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Baesi xbuk aykonen gn tewekieka keytmexi tbl nay ay zereba zekakirkumni love u aboy mearey
Very nice Film qexlwo
ብጣዕሚ ጽቡቕ ፊልም 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷 ኣብታ ናይመጨረሽታ ግን ጽቡቕ ጌርኩም ማይ እንጀራ ክትገብሩላ ኔሩኹም
Aseyyyy mkurat deqi ereyy
Wawwwwww nice movie 🇪🇷
Desi tibli film nay bihaki ❤❤❤❤❤
Des bhalit film deki erey kxluwa ♥️♥️💖💖💖♥️
Welcome eske deki halal meriet🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤘
Selam deki Erey enka beslam mexakum
💓💓❤❤❤❤❤👍👍👍👍
Btami dedneke komede ija xibuk migemar ygeberelkum awete nihafasche
Well Came enka bselam mxakum deqi ta halal 🇪🇷🙏
ኩልኹም ክትጽብቑን ክትነፍዑን ብፍላይ ኣካዳድናኹምን ቁነኽንን💯👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️
👍 👍 👍 👍 👍
Bhli adeye ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Keep it up
Nice ምጅማር ይግበሮ
Pow abyit film 🎥 malet gele aynet beqa 👉❤❤❤🔐
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣሕዋተይ ሓጎስ፡ፍቅርን ሰላም ይምነየልኩም።ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስታ ትናፍቅዋን ተፍቅርዋን ወላዲትኩም ገጽ ንገጽ የራኽበኩም።መደባተይ ብምርኣይ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ብትሕትና ግበሩለይ፥ክብረት ይሃበለይ
yes thanks
አዚ ኣስምትናስ ክደይ ይጥዕም አታይ አም ሕጅ ዶም አንዳጠፈአ ይከይድ ኣሎ ክምለስ ኣለዋ ምስ መንነት ምትአሳር ኣልዋ አዚ ኣስምትና
Well came deki arey
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
Xubuq srah ❤🇪🇷👈
Kbret yhabelna yowhans hawna tsubuq mjmar
Well come deki eritrean
🌷🌷🌷❤️❤️እንቃዕ ዳሓን መጻኩም:ካብ ግዜ ናብ ግዜ ዝምዕብሉ ዘለዎ ቻነል:🌷🌷❤️ኣዛናጋዒትን ማሃሪትን:ሓላላተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም #ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብክብሪ ይዕድመኩም::
Selam deki za halal mert aabzlkmo edmen tenan yhabkum fetri btami mstit film gen nischtioy rito khbkum nay getri klas gen eten awaldi bi artfschal tekninen astbhlulu
👍🇪🇷❤️
ደቂ ኤረይ ጹቡቃት
ብመጀመርታ ጽቡቅ ስራሕ ብምቅጻል ኣኣብ ዘለክሞ ሰላም ይምነየልኩም ብሰላም ንዓድና ንምለስ ክኣ ይግበረና ፈጣሪ ብምቅጻል ንዓኩም የዘናግዕ ዝበልክዎ መደብ ሒዘልኩም ይመጽእ ኣለኩእሞ ቅድሚኡ ግን ሳብስክራይብ ክትገብርለይ ብትሕትና ይልምነኩም ኣለኩ ንዓኩም ኣሚነ እየ ተበጊሰ ዘለኩ እሞ ኣይትሕፍርንን እባ ትኮኑ
Btami tsubuk bahalawi truly eti nay bahlna zentsebarko.
ወይይይይ
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Good job 👍🏾 💕💕💕🇪🇷🇪🇷
ኣታ እዚ ሰብሲ ምርቕ ውዒሉስ ንሳብስክራይብ ወይ ጉድ ከንቱ ውዳሰ ይበሃል እዚ ብዛዕባ ፊልም ርእይቶ ሃቡ ዕላጅ ደኣ ይበሃል
ክክክክክ🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ናይ ልበይ ኢያ
Eway anes nay hagereseb movie kfetu mat eye des ybleka btaemi des dbl srah eyu deqi eri sesunu shn waltan kunu deqi halal meret eza weyni tbahal dela qola gal fuyori eya ymesleni nfyori eya tmesl haqey msh fyorino edmen tenan yhabukum fetari
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰላም ደቂ ኣደይን ዓደይን መዓረይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይብነየልኩም" ነዓና ትብል ዓመት ይግበራ ምስ ስድራና ኣራኺባ መንፈስና ተሕድስ ዓመት" እምበኣር ኣብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስክራይብ ክትተሓባበሩኒ ብትሕትና ይሓትት ነዓይ ዓባይ ሓገዝ'ያሞ ሸለል ኣይቲበሉዋ ኢኹም"!
😍😍😍😍😘
❤❤❤❤
👍🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷👍
መፈጸምትኡ የርእየና
🤩🤩🤩🤩😍🥳
Wawwwwwwww
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷
Frqa rklam eya
እዛ ሪዝባን ደጋጊማ የዒንቱ ፈንጠር ኣቢሉ ትብላ ዘላስ ቦኽሪ እዝነይ ኢያ። የዒንቱ ፈጠጠ ክትብል ድያ ዋላ ፈንጠር ትብል ቃላ ኣላ እያ?
ፈንጠር ዝብል ቃል ውን ኣሎ ትሪጉሙ ግን ተማሳሳሊ እዩ ቅሩብ ግን ካፍታ ፈጠጥ ትብል ቃል ፈንጠር ትብል ቃል ኣገላልጻኣ ትብሪትዕ
Xubuq sreh qxulaw zehiwetiy
Wwwwww
Tsebuk mejmar sehm nayti adi ke negruna
Wata abzihkumla ember txsebki nera
ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም። ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!!
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 xada
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤

ታደአ ወልቃይት ሕሞራ ኢልኩም ጀሚርኩም ንሰላም ይግበሮ ::
ብዝኮነ ደስ ዝብል እዩ ባህልና ምፅባቁ ከፅልዎ

እዛ ሪዝባን ደጋጊማ የዒንቱ ፈንጠር ኣቢሉ ትብላ ዘላስ ቦኽሪ እዝነይ ኢያ።
የዒንቱ ፈጠጠ ክትብል ድያ ዋላ ፈንጠር ትብል ቃላ ኣላ እያ?