Aguadu - Hiben - ሂበን // New Eritrean Movie 2022 Part 2 // By Yohannes Habtegergish (John Mera)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 70

  • @ደስቱጋልእመብርሃን
    @ደስቱጋልእመብርሃን 2 роки тому +7

    መደባትኩም ፅቡቅ ነይሩ ግን ንናይ ሰረት ሂወትና ዝኾነት ድንግለ ማርያም ኣይትዘልፉ ኣሕዋተይ 👏👏👏ድንግል እያ ብርሃን ሂወትና ወዳ እዩ መድህን ሂወትና ♥️❤♥️

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 2 роки тому +1

    ብጣዕሚ ጽቢቅ ፊልም ዮሃንስ ጆን ሜራ ብሓፈሻ ኩላትኩም እዞም ናይ ባህሊ ፊልም ትሰርሑ ኣጆኩም ቀጽልዎ፡ ክንዲ 10 ዕጽፊ እቶም ካልእ ዝሰርሑ ኢኩም። ባህልና ተዕብይዎ ኣለኩም ንዓኩም ንክሕሰሉ ግዜ ይሃበና።

  • @seniorthodoxorthodoxnzelae245
    @seniorthodoxorthodoxnzelae245 2 роки тому +1

    Aseyyyyy deki erey maerey btaemi eye hgusti bakum edmen tenan yhabkum egziabhier amlak edmen tenan yhabkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 2 роки тому +1

    ደስ ትብል Eritrean cultural movie ምስ ሓያላት ተወሳእቲ

  • @temesgentesfalem9576
    @temesgentesfalem9576 2 роки тому +28

    ደቂ ኤረ ሓላላት እዛ ፊልም ጥዕምቲ ኔራ ግን እንዛረቦ ዘለና ኣስተውዒልና ንዛረብ ክንዲ ፍርቂ ርብዒ ድንግል ማርያም ዘይብላስ ካብ ድንግል ማርያም ንላዕሊ ጌርኩማ (ድንግል ማርያም እኻ ዘይትዋዳደራ ትብሉ ኣለኹም ) ንዛረቦ ነስተብህል

  • @myid7781
    @myid7781 2 роки тому +2

    ብጣዕሚ ጽብቕ ስራሕ ቀፅልሉ❤❤❤💞🌷🌷

  • @fyorihans9611
    @fyorihans9611 2 роки тому +1

    አግዚኦ ማሓረና ክርስቶት አንታይ ማለት አዩ
    ማርያም አካ ኣይትዳረጋ ማለት ከ ዓገብ ዓገብ አዩ 👏👏👏

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ

    ጽቡቅ ኮሎ እቲ ድራማኩም ሲሊ ጊን ኩሉ ግዜ ሙሉእነት ዘይብሉ እትዛረብዎ ቃላት ልብና ይጎዳኣና ኣሎ ማርያም ካኣ ዘይትድረገኪ ዝቢል ቃላት ኣጥፍእዎ

  • @loveme5528
    @loveme5528 2 роки тому +10

    Bahlena tom 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏

  • @ሓቀኛኩንፉቁረይ
    @ሓቀኛኩንፉቁረይ 2 роки тому +3

    ደቂ ሓላል ሜረት ዕድመ ይሃብኩም

  • @jameelajameela4527
    @jameelajameela4527 2 роки тому +3

    ዓገብ ዓገብ ማርያም እኳ አትዳረጋ ማለት እታይ ማለት እዩ ይቅሪታ ግን 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @ማጆርከበደ
    @ማጆርከበደ 2 роки тому +3

    ጹቡቁ ስራሕ ቀጽሉዎ ብህሊ ዓድና ይሰስን ንድሕሪት ንምለስ ንዝክር ።
    ማኣስ ማኣስ ዲኹም ትፍንውዋ ዛ ፍሊም

  • @AWET605
    @AWET605 2 роки тому +5

    🌷🌷🌷🌷👌👌እንቃዕ ዳሓን መጻኩም ሓላላት ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ባህላዊት ድራማ ቀጽልዎ::ሰላምን ራህዋን የውርደለና ኣብ ኩሉ ዓለም ዘለና ሓላላት🙏🙏🙏ኣብዛ ብሮፋይለይ ብምእታው ከኣ ምራልኩም ኣይትብቀቁለይ የቀንየለይ❤️❤️❤️

  • @jonnyefrem6420
    @jonnyefrem6420 2 роки тому +3

    ጽቡቅ ስራሕ ጆን ሚራ ሓወይ

  • @brktybrkty3577
    @brktybrkty3577 2 роки тому

    አር ካብ ኣፍና ዘወፅእ ቃላት ነስተብህለሉ ማርያም ኣይት ዳርጋን ኢልካስ ዘርባሎ ኤህ ባፍኩም ያሓዝኩም ሩኩሳት

  • @tsegaykesete9174
    @tsegaykesete9174 2 роки тому +2

    Deki halal meret 🇪🇷❤🇪🇷

  • @righatmahari2432
    @righatmahari2432 2 роки тому +1

    Shikorinatat deki erey

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 2 роки тому

    🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷👨‍👩‍👧‍👧selam kuburat bhiltata akipukum timurna delekum yeknyela 🙏🇪🇷⭐️🤱👫🙏dekena temharu kubur phlitata eritrea🇪🇷🙏

  • @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ
    @ጽባሕ.ኸጽባሕ.ኸ 2 роки тому +1

    ጽብቅቲ ፊሊም

  • @lmiss-youmom
    @lmiss-youmom 2 роки тому +3

    ባህሊና ጥዑም እንኳዕ ብዳሕን መፃኹም

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 2 роки тому +1

    Xbkti srah ❤️

  • @hani6752
    @hani6752 2 роки тому +1

    the best movie , deqi erey 😇😇

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 2 роки тому +3

    በጃኹም ንቲቃላት ኣስተውዕሉሉ ማርያም እኳ ኣይትዳረጋ ኣዘረባን ዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ🇪🇷💙🇪🇷👍

  • @sarakiflu2621
    @sarakiflu2621 2 роки тому +3

    amlak ab kulu srhatkum yesenkum deqi mama eritrea

  • @ወዲህዝባዊግንባርዕባይመራ

    ኣቤት እወ ስዋ መራጉዘይ እካ ተረኣየኒ።

  • @hagosfitwi3744
    @hagosfitwi3744 2 роки тому +2

    Merhaba deki eriy xeada ajkum belu iska

  • @stigheghebreyesus
    @stigheghebreyesus 2 роки тому +4

    መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • @tekluyohannes8217
    @tekluyohannes8217 2 роки тому

    Welcome deqi erey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷♥️👍

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 роки тому +1

    ዋ ነውሪ ከመይ ጌራ እያ ደኣ ልዕሊ ማርያም ኮይና ድፍረት እባ ንግደፍ ወይለከ
    እዚ ባህልናስ ክንደይ ይኸፍእ ብሓይሊ ንዘይትፈትዋ ተመርዖ ወይ ተመርዓዊ ግደፍዎ ከምዚታት

  • @azebkidane8211
    @azebkidane8211 2 роки тому

    ብጣፀሚ የሕዝን ሙዚቃ ዲና ክንሰምፀ ወይስ ሙቪ ክንርኢ please stop the music so we can watch the move

  • @eseygebar8718
    @eseygebar8718 2 роки тому +1

    Welcom deqi 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @abrahamsebhatu3747
    @abrahamsebhatu3747 2 роки тому +1

    Selam selam deki za halal mert aab zlkmo selamkum ybzh deki er sbkti bhlwi film gen abta kdmyti part shfelkum ner nayten awald seguren kyrwo mkntu ab geter artfschal buhu aytkman eyen bznke ab sata rekbya kdmay shfe

  • @user6652
    @user6652 2 роки тому +1

    Aseyyy deki erey maarey

  • @tesfaldettekle5822
    @tesfaldettekle5822 2 роки тому

    Nic flim deqi Erey

  • @robichannel7718
    @robichannel7718 2 роки тому +4

    ሰላም ኩቡራትን ኩቡራኒን ብመጀምርያ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኣምላክ ዓይኒ ብርኪ ያበኩም ምስ ሙሉኡ ጥዕና ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ፑሮፋይል ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትገብሪለይ ብትሕትና ይሓተኩም ናዓኩም ሓንቲ እያ ናዓይ ግና ካብ ዓቅን ንላዕሊ ጠቓሚት እያ ሞ ሓጉዙኒ የቀኔለይ ።,

  • @nemaali7431
    @nemaali7431 2 роки тому

    🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @FggFfgyy-e7e
    @FggFfgyy-e7e Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @samarahabsha3639
    @samarahabsha3639 2 роки тому +5

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @EriVoice43
    @EriVoice43 2 роки тому +1

    ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኹም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ምንዮተይ እዩ:ኣብ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ከተተባብዑኒ ብትሕትና ይሓተኩም

  • @Meriam-
    @Meriam- 2 роки тому +6

    ብሩክ ጾም ይግበረልና እንዳ በልና
    ነዛ ሓዳስ መንፈሳዊት ቻነል ሳብስክራይብ ንግበር
    በረከት ናይ እመብርሃን ምሳኩም ይኹን
    ሳብክራይብብን ኣሜንን ንበል ንግበር

  • @freweinimebrahtom3750
    @freweinimebrahtom3750 2 роки тому

    Wawwww

  • @askalupetros860
    @askalupetros860 2 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️👏👍💐🤗

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 2 роки тому

    🙏🇪🇷🙏❤️

  • @tsegahagos8796
    @tsegahagos8796 2 роки тому

    🥰🥰🥰🥰🥰 welcome xbuqat

  • @robielyemane9090
    @robielyemane9090 2 роки тому

    Film nay bahaki xubuk srah nay bahlna gn hanti kblokum kab maryamey zabi yelen ab thti Maryam tetbulu mashe

  • @iloveyoumamm5448
    @iloveyoumamm5448 2 роки тому

    🤩🥰

  • @سمراسمرا-ي9د
    @سمراسمرا-ي9د 2 роки тому

    Wow

  • @yodittesfu6125
    @yodittesfu6125 2 роки тому +1

    Ezi adi abey eyu tegedskum melsley

  • @berekethagos8369
    @berekethagos8369 2 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍

  • @davelove3926
    @davelove3926 2 роки тому

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @henokrasha2118
    @henokrasha2118 2 роки тому +1

    Enqae bdehan mexakum deqi eri

  • @user6652
    @user6652 2 роки тому +1

    Weyni shikor kkkkkk

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 2 роки тому +1

    😍😍😍😍😍🙏

  • @ferahferah9145
    @ferahferah9145 2 роки тому

    🥰🥰💕🥰💯💯💯🙏🙏

  • @mneyabeyene5658
    @mneyabeyene5658 2 роки тому +1

    Hadas shekorrr atcrfewa

  • @yodittesfu6125
    @yodittesfu6125 2 роки тому +1

    Ezi bota abey eyu xbukat

  • @galdigsa3394
    @galdigsa3394 2 роки тому +1

    Hiben koyna telabisato zelas ktshkur

  • @elulifestyle
    @elulifestyle 2 роки тому

    እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ ኤረይ መዓረይ ኣብዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ , መደበይ ሪኢኩም ኣብዛ ቻነለይ subscribe ክትገበሩለይ ብትሕትናን ብፍቕሪን ይሓተኩም 🙏! 1000 ከብጽትሓ ተሓባበሩኒ የቐንየለይ 🙏😍😍!!

  • @Bahtimeskerem
    @Bahtimeskerem 2 роки тому

    ሓደ ናይ 800 ኪሎቶን ኑክሌራዊ ቦምብ ኣብ 4 ሚልዩን ህዝቢ ዝቅመጣ ከተማ እንተተደርቢዩ ክንደይ ህዝቢ ይመውት: ua-cam.com/video/E3VbzdljaDM/v-deo.html

  • @Bahtimeskerem
    @Bahtimeskerem 2 роки тому +2

    ኑክሌራዊ ቦምብ ኣብ ትነብረሉ ቦታ ወይ ከተማ እንተተደርቢዩ ክትገብሮም ዘለካ ነገራት: ua-cam.com/video/5jV6ylbSqrk/v-deo.html

  • @Azahel181
    @Azahel181 2 роки тому +9

    ሳብስክራይብ በጃኹም ኩላትኩም ዘንበብኩማ ግበሩለይ

  • @jonahufalar5324
    @jonahufalar5324 2 роки тому

    hh

  • @AZUentertainment2957
    @AZUentertainment2957 2 роки тому +4

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ጠሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም፡፡ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!

  • @kaletaberhe5646
    @kaletaberhe5646 2 роки тому

    ❤😘😘